ኣብ ገዛኹም ኮፍ ኢልኩም ካብ ኢንተርነት ክትረብሑ ሓሲብኩም ትፈልጡዶ። እምበኣ እዚ ነቶም ግዜኦም ካብ ኢንተርነት ክረብሑሉ ዝሓስቡ ዓሊሙ ዝተዳለወ ቪድዮ እዩ። ካሜራ ኣብ ማሕበራዊ ሂወትና እንጥቀመሉ መሰረታዊ መሳርሒ እዩ። ስለዚ ኣብ ሓጺር ግዜ ውጽኢታዊ ትምርቲ እንተ ደሊኹም ነዘን ሰንሰለታውያን ቪድዮታት ተኸታተሉ።
ቀዳማይ ክፋል፥ www.youtube.co....
ካልኣይ ክፋል፥ www.youtube.co....
ሳልሳይ ክፋል፥ studio.youtube....
ራብዓይ ክፋል፥ www.youtube.co....
ሓምሻይ ክፋል፥ • 5ይ ክፋል ትምርቲ ካሜራ ን ጀመርቲ...
ኣብ ቀጻሊውን ካብዚ ወጻኢ ኣተባባዒ፡ ሓባሪ፡ መሃርን ቪድዮታት እንተ ደሊኹም ሳብስክራበ ግበሩ።
እዚ ቪድዮ እዚ ንዝኾነ ይኹን ኣገግሎት ካብዚ ቻነል ዳውንሎድ ክኸውን ኣይፍቀድን።
NB: The back ground music was taken from youtube audio library. The following link if for the source and it is free from any copyright.
/ audiolibrary .
8 сен 2024