Тёмный

A trip to Adi Begio Eritrea - ዑደት ኣለና ዋልታ ሃገር ናብ ግንባር ዓዲ በጊዖ 

MERIH MEDIA
Подписаться 35 тыс.
Просмотров 119 тыс.
50% 1

Maebel Kiflay from Alena Walta Hager travels to Adi Begio Eritrea. ዑደት ኣለና ዋልታ ሃገር ናብ ግንባር ዓዲ በጊዖ
© Merih Media / AWH. All rights reserved.
#merihmedia #eritrea #alenawaltahager #maebelkiflay #reportage #adibegio

Развлечения

Опубликовано:

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 703   
@Christfirst82
@Christfirst82 Год назад
እቲ ብ ስእሊ እንበር ብ ኣካል ፍጹም ዘይዝክሮ ፋዘረይ ኣብዛ ቦታ ዩ ተሰዊኡ ምእንቲ እዛ ሓላላል መሬት ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና 😍🇪🇷😍 ድሮ 23 ዓመት ኮይኑ ክብርን ሞጎስን ናዓካ ይኩን ኣቦይ ማዓረይ😢❤😢።
@justdoit5260
@justdoit5260 Год назад
wedi jgna ika,aboka abzi tezeyswae eritrea aymhalewetn.....amlak nebsu ab genet yenbra🙏❤
@abelowadigirmay6658
@abelowadigirmay6658 Год назад
ዘላኣለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና
@qestedebena859
@qestedebena859 Год назад
ንዓይ ከኣ ኣኮይ ኣብዛ ቦታ ብስእሊ እየ ዝፈልጦ ንስለ ሃገር ኢዩ ብሮ we are proud of them
@Christfirst82
@Christfirst82 Год назад
Thanks he's hero I am proud of him and all Eritrean passed to bring indepednce 😍🇪🇷😍🇪🇷😍
@ሕልናዩምንባር-ኘ4ፐ
❤❤❤❤❤
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
ኣነ ጋል ዓዲ ኻላ አየ 3ይ ወራር ዓዲ በጊዖ ዝሓለፈ ንኣሽቱ ኔርና ግን ዝርሳዕ ኣይኮነን አዞም ሰረቅቲ ወያነ ዘላ ብሄር ኤትዮጵያ ኣኪባ ንዓና ምጥፋአ አዩ ኔሩ ዕላምኣ ሳላ አዞም ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ሂወቶም ከፊሎም ሃገር ኣድሕኖም ክብርን ሞጎስን ንሰማአታት ኤርትራ አቶም አዚ ኹሉ የሕልፍኩም ምስ ወያነ ወጊንኩም ዘለኩም ደቂ ዓዲ ኻላ ኣኽላባት ትግራይ የስደምም ዩ??????
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 Год назад
ብሐቂ ኣንበሲት ጓል እሬ !! ከብዲ ከዳዕ ኣይትጸግብን እያ !!💯👍✌️🇪🇷🙏🏽🇪🇷
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 Год назад
Eway ygerm u abet zehlefnayo bkolutna nezi zresea wedi adiqala gn ngze ngdefo
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ:: እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
@@amanhailu9510 ተዘርብለይ ድዩ ሳሕሳሕ ትግራዋይ ቆማል 100 ትግራዋይ ንሓደ ኤርትራዊ አዩ ኔሩ አቲ ኪናት ሕጂ ግን ስዳን ብዓባያ ትግራይ ብምልአታ ክሳብ ወዲ 7 ዓመት ከቲቱ ኦሮሞ ግብጺ ከይተረፈት ዝትሓዎሶቶ ዓዶም ገዲፎም ኣብ ጎዳግዲ ዩ ሰፊሮም አንዳ ማለሊት :: 1998 2000 ንበይና ሻዕብያ ኣጽዋር ትኣግዳ ክንዲ ዓሰርተ ዕጽፍ ሰራዊት ወያነ አያ ሓምሽሻቶ ዓቅሚ ትግራዋይ ግን ርኢናዮ 🤣🤣🤣 መዋአላ ዝኣከበቶ ኣጽዋር አትዮጵያ ንኤርትራ ክትድምስስ ግድጋድ ንፍሓሪኣ ተኮስትራ አያ ግርም ኮነት ዩ መልስና :: መን ኸም ህዝባዊ ግንባር ✊
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
ሓወበይ ክልተ ዓመት ኣብ ዓሰብ ምስ ነበረ ገዝኡ እንዳረእየ ወርሒ 05 ዕለት 24 መዓልቲ ኣብ ዓዲ በግዖ ተሰውኡ ልክዕ 24 ግንበት መዓልቲ ናጽነት መዓልቲ ተሰውኡ ፡ እንዳ 25 ክ/ት ከኣ ወዲ ሓወበይ ወዲ 18 ዓመት ካብ ሳዋ ናብ ዓዲ በግዖ ቀጥታ ኲናት ተኻፍሉ ብሂወት ወጹ ክሳብ ሕጂ ኣብ እንዳ 25 ክ/ት ኣሎ። ዕድመን ጥዕናን ንሓለውቲ ወሰናስን ይሃብ ልዑል ፈጣሪ
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 Год назад
ናይብሓቂ ታሪኽ ጀጋኑ ኣያታትናን ኣቦታትናን ገሊጽካ ኣይውዳእን እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
@behonest6635
@behonest6635 Год назад
ሓወቦይ ከኣ ክገርመካ ኣብዚ ግንባር ዓዲ በጊዖ ኢዩ ተሰዊኡ፡ ኣዝዩ ተጫራቃይ ኢዩ ኔሩ፡ ቅድሚ መስዋእቱ ከኣ እንታይ ኣርእይዎ እንድዒ ሕጂ 3ይ ወራር እንተጀሚሩ ክስዋእ ኢየ፡ ሕጂ ኣርእያኒ ከመይ ጌርክን ኢኽን ክትበኽያለይ ክብለን ንስድራ ተኣኪቦም እንዳተዘናግዑ! ንእሽተይ ኔረ ሽዑ ይዝከርኒ!! ወይን ኢዶም ኣይስኣኑ ሓወቦይ ኣስኢነሙና፡ ጌና ሀ ኢለ ምስኡ ጸወታይን ፍቅረይን ከይመነኹ። ዘልኣለማዊ ዕረፍቲ ንሰማእታት ኤረይ!
@Leomessi-cq1hi
@Leomessi-cq1hi Год назад
Tenkifatni eza komment 😭😭😭 kibren nsemataten serawit🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Eritreamassawaredsea
@Eritreamassawaredsea Год назад
Ajeka zihewey kulom jeganuna teric ziseruhu eyom ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@Eritreamassawaredsea
@Eritreamassawaredsea Год назад
Ab adi Begio eye neyre 25 kifle serat. Merahi berged Meriawu eyu neyru
@user-tg1wt1tn9s
@user-tg1wt1tn9s Год назад
ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 37:08
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ:: እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!
@meron5303
@meron5303 Год назад
የቐንየል ሓዉና ማዕበል፡ ኲናት ዓዲ በጊዖ፡ ጃንዳ ወያነ ሓንሳብን ንሓዋሩን ጉንዲ እዝኑ ዝተጸፍዓላ፡ ሓይልን ጽንዓትን ተወፋይነትን ዋርሳይ ይክኣሎ! ብቓል መራሕቱ ባዕሉ ዝመስከረሉ ቦታ ጅግንነት እዩ። በዚ ኣጋጣሚ ኣብዚ ፈቐዶ በራኻታት ምእንታና ዝወደቑ ሰማእታትና ዝልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ይኹኖም። 🇪🇷
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Год назад
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 hagerna adi jeganu zelealemawi zkri mogosn nswuatna
@xaka5505
@xaka5505 Год назад
Dehay deqom gberu. Hasewti Qetelti seb.
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 Год назад
​@@xaka5505 መንግስቲ ዝዓቕሙ ይገብረሎም ኣሎ።ኤርትራዊ እንተኾይንካ ንስኻኸ ጌርካሎም ዶ? መካፋእትን ሐሰውትን!! ጂግና ዘይኮነ ጂግንነት ክምስክር ኣይክእልን።
@Erilebna
@Erilebna Год назад
​@@xaka5505look and see our Etitrean lovely country and heroism
@MeronAbraha-vl8tz
@MeronAbraha-vl8tz Год назад
​@@xaka5505ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ ኣብ ዘይ ቦታኻ ኣቲኻ ኣለኻ/ኺ ይቅሬታ!
@yon-h8z
@yon-h8z Год назад
ወዲ ክፍላይ በዓል መትከል፡ ከመይ ዝበለ ዓቢ ዓቢ ዝኽሪ ኢኻ ኣዳሊኻልና ተሓቢነ በሓቂ፡ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 34:39
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ:: እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !! 44:10
@AAGTOSS
@AAGTOSS Год назад
❤❤❤ኩራዕ ኤርትራዊ ❤❤❤ ክብርን ምስጋናን ንስዉኣትናን ህሉዋትን ጀጋኑ ኤርትራ !!!
@Hzbey.mewaxeo02yftelka
@Hzbey.mewaxeo02yftelka Год назад
Kemey ele kkorie nska ezi hawey bzhat yehwat alewuna zwedeku yehwat kab kurae tbleni hseb thagagez teybleni msemakuka
@abelsherifo7859
@abelsherifo7859 Год назад
​@@Hzbey.mewaxeo02yftelka sematattna kebrna 24 gunbet ka natom wersha eu ok kelay wedi sewu bealey yealeyom yektatlom kulu nesaka ke tay garkalom telyomka deki sewuat
@AAGTOSS
@AAGTOSS Год назад
@@Hzbey.mewaxeo02yftelka እሞ ንከዳዕ ሰልጠነ (ሰይጠነ) ሸያጥ ዓዱ ስማዕ እንተደሊኻ። እንበር ኤርትራውስ ዘልኣለም ኩሩዕ እዩ። ስዉኣትነ ውን ወትሩ ክቡራት እዮም።
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ:: እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "
@johnheile1348
@johnheile1348 Год назад
Thanks ተጋዳላይን ዋርሳያ for defending and keeping Eritrea 🇪🇷 territory integrity. Thanks Maebel and your team for giving our heroes to tell their heroic stories 🎉💯👍🦾🦾🦾🙏🙏🙏🙏
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 33:46
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ 39:00 ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ:: እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!
@samiyemtek1982
@samiyemtek1982 Год назад
ሎሚ ሰብ ከዕልለሉ ቀሊል ይመስል። ወላኳ ካብቲ ክሳብ ራማ ብቐሊል ክርኤ ዝኽእል እንተኾነ፣ ኣብቲ ሽዑ ግዜ ግን ወላ ንገዛ ከረንን እንዳ ገርግሽን ክትርእዮ ዘይትኽእለሉ ናይ ትኪ ዒግታን ኣውያት ሰራዊት ወያነን ኢዩ ነይሩ።
@yohannescarlo254
@yohannescarlo254 Год назад
ደስ ዝብል መሳጥ ዕላል ኣብ ታሪኽ ክስነድ ዘለዎ ጽቡቕ ስራሕ ማዓበል 👌👍🏾✌️❤🇪🇷
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 43:23
@ruthhagos6792
@ruthhagos6792 Год назад
ብጣዕሚ እና ነመስግነካ ማዕበሊኖ ንድሕሪት መሊስካና ዓዲ በግጊዖ መቸም ዘይዝክሮ ሰብ የለን ክንደይ ጅግንነት ዝተፈጸሞ ሰፈር እዩ ብራቮ ቀጽሎ ታሪክ ዋርሳይ ክንገር አለወ ወዲ ዋርሳይ መንደላይ ውን ወሪሱ እዩ ኤርትራ ታሪክ ዘለዎ ተወራሪስ ሀገር እያ ክብርን ሞግስን ንሰማእታትና ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlemAsmorom
@AlemAsmorom Год назад
Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 35:07
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ:: እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!
@askaluweldeab2987
@askaluweldeab2987 Год назад
ማዕበሊኖ ብጣዕሚ ጽቡቕ ሥራሕ ቀጽሎ አብ ጎንኻ አለና ዝዋዓለ ይንገርዩ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ዋርሳይ-ሠ8ሠ
@ዋርሳይ-ሠ8ሠ Год назад
እቲ ዝገርመካ ብዓል ኽሻፋ ዘርሕዎ ጅግንነት ምግላጽ ስኢኖም እዞም ገባር ኣቦ ዝገለጽዎ ይበልጽ ፡ በጃኹም እባ ተዛረቡ ፡ ብዓል ወዶ ህንጻ መራሕቲ ሓይሊ፡ ጨጋር ኣዛዚ ጋንታ፡ ወዲ ኣድም ፡ ገሬ ኢዱ ክሳብ ዝርብርብ ቦምባ ክድርቢ ሓዲሩን ውዒሉን 24/5/2000 ሰዓት 11 ተሰዊኡ።
@efi4308
@efi4308 Год назад
ክብርን መጎስን ንሓይልታት ምክልኻልና ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 44:03
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho Год назад
Kibrin misganan n jeganu militarys Eritrean 🇪🇷❤️❤️❤️ our martyrs rest in peace 🙏 we will never forget you ❤️❤️❤️
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 38:26
@AmanBrhan5844
@AmanBrhan5844 Год назад
ተጋሩ ምካኖም ጎረበትና ኣምላክ በዲልና ኢዩ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷💯💪
@danidaniel7685
@danidaniel7685 Год назад
Amlak aybidilin u hawey natey binebsom hasadat da koynom enber zeynatom zideliu tefetiruwom u ajona tray tewediu u hji da Awet nihafash
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ:: እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!
@AmanBrhan5844
@AmanBrhan5844 Год назад
@@amanhailu9510 መልሲ ክህበካ ቅድም እታይነትካ ክፈልጥ ኣለኒ ኢትዮጳዊ ወላስ አርትራዊ
@johnhaile8500
@johnhaile8500 Год назад
ShaObya qomalat nhna gorobiet tegaru mkana edl aygeberun aser dinansor yetfAkum
@senaityohannes2234
@senaityohannes2234 Год назад
This is my favourite channel so far. Good job Meablino!!!👏❤️😍🇪🇷
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 39:57
@fnan33
@fnan33 Год назад
ጎላጉል ዓዲ በጊዖ! ዘይሃስስ ውዕሎ. ዘይትክኡ ጀጋኑ ብጾተይን ደቂ መስርዐይ ኪዱን ምስ ሰመረ ዓቴን ብዙሓት ጀጋኑ ዝኸፈልናሉ፤ ኣሃዱና ክ/ሰ 29 ካብ ግምባር ዓሰብ ለይትን ቀትርን ተጓዒዛ ካብ መካይን ዘዘሊካ ተሓናነቕ ዝነበረሉ. 3 መዓልቲን ለይትን ብዘይ እኽለማይ፤ የእዳው ብኽቱር ድኻም ቃታ ምስሓብ ክኣብያ፣ ዘይሃስስ ፍሽኽታ፥ ዘይርሳዕ ጅግንነት. ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ዝለዓለ ምስጋና ይብጻሕኩም. ቀጽልዎ!!
@amlosomkidane5770
@amlosomkidane5770 11 месяцев назад
Telofonka eba gdefley🇪🇷
@tesfalem3348
@tesfalem3348 Год назад
ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@mylifemyjourney1
@mylifemyjourney1 Год назад
Please Maebel include English subtitle so that other non-Tigrinya speakers can watch this documentary. Long live the Eritrean people ❤🇪🇷. Eritrean prevails, awet ni hafash.
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 35:30
@ogubitafewerki6850
@ogubitafewerki6850 Год назад
ኩራዕ ኤርትራዉ ክብሪ ሞጎስን ንስዋኣትና መግስትን ንሓይልያት ምክልካል ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷😍😍😍👍🏻👍🏻👍🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SirajZaki-qm3hr
@SirajZaki-qm3hr Год назад
Am proud of you Daki Eri xahida 🇪🇷🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️🥰🥰 ❤❤ Eti Eritrawe Gijnenat zitfxamalu bota ❤❤❤❤
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 44:10
@عبودالامين-ب6ي
@عبودالامين-ب6ي Год назад
الله يرحمه شهدائنا الأبرار المجد والاخلود لي شهدائنا عمي استشهد في هذا المكان وابي اندرب في راسوا وبعد 5 سنين استشهدا الله يرحمكم ويجعل قبروكم روضه من رياض الجنه
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 36:23
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ:: እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!
@Erei1
@Erei1 Год назад
ክብርን ሞገስን ነቶም ክቡር ሂወቶም ስሌና ዝሕለፋ ጀጋኑና ❤🇪🇷❤🙏🙏
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 38:41
@zeeMe2323
@zeeMe2323 Год назад
Eritrawinet kibur Mennet Thank our heroes EDF leaders God bless our beautiful country Merih Media great job brother keep up🙏♥️🙏
@mislalmaashow3533
@mislalmaashow3533 Год назад
68 beautiful teeth 🥰 proud of Geganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Maebelino im speechless Thank you 🙏
@tyamche7716
@tyamche7716 Год назад
Zelalemawu zikir Nisemaetatna...kibri megos nezom Jeganu Niykialo mis Warsay❤❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@sabayohannes1212
@sabayohannes1212 Год назад
GOD BLESSINGS ERITREA 🇪🇷 PPL FOREVER 💪🏾🦁❤️💯
@Meanddabear
@Meanddabear Год назад
Proud to be eritreawit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊🥛🌺🌸🌻❤️🌹
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 38:00
@weinidesta4221
@weinidesta4221 Год назад
good job well-done .R.I.P our heroes 🇪🇷🇪🇷
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 39:24
@delinasami4901
@delinasami4901 Год назад
ጀጋኑ የሕዋተይ ግንባር ዓዲ በጊዖ ደኣ ከም ቆጽሊ እዲኩም ኣርጊፍኩሞም ነዞም ሓሳዳት እፈይ ኢልኩም ትዕርፉሉ ግዜ የምጽኣልኩም ኣምላክ🙏
@ftsummehari3429
@ftsummehari3429 Год назад
ኣንታ ጋዜጠኛ ንምንታይ ኢኻ ከም ምንኣስ ሓውኻ መንኩቡ ትሕዞ???? Professionalism ማራ ኢዪ ዝጎድለካ። ኣኽቢርካ ፈሪሕካ ኢኻ ክትሓትት ዘሎካ። ትሕትና ምቅሉልነት ክህልወካ አለዎ።
@rosieguesh6257
@rosieguesh6257 Год назад
You must be joking,
@ftsummehari3429
@ftsummehari3429 Год назад
@@rosieguesh6257 How, Can you explain?
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "
@eriangelino7800
@eriangelino7800 Год назад
The bravery of Eritreans is yet to be told and written. The womb of my country Eritrea only produces gallant fighters. May the souls of our martyrs who gave their precious lives rest in peace.
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 35:50
@zemenzemen1622
@zemenzemen1622 Год назад
Zelalemawi kibri n serawit Eritrea ❤ Awet n hafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@oziyahoo5258
@oziyahoo5258 Год назад
Proud to be Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Kebrin mogosin ni sematatna awet nehafash
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 33:00
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 36:45
@semerefishale5357
@semerefishale5357 Год назад
ኤርትራዊ ትዕድልቲ ❤❤❤❤❤ ጀጋኑ ❤❤❤❤
@brhaneghebrab5716
@brhaneghebrab5716 Год назад
መርሃባ መጋድሊቲ ኩቡር ሓርበኛ ኪሻፋ ከምእውን ወዲ ሽፈርው። ጺቡቅ መግለጺ። አንተኩነ አብ ግ. ዓዲ በጊዖ 2ይ ብርጌድ ጥራይ ድያ ተሳቲፋ። ብዓቢኡ እዚ ክ/ስ 29 አይነበርን 1ይ ብር. 4ይ ብር ከ አይተሳተፈ ዓገብ። ብጀካ 3ይ ብርገድ። ኩሉ ክ/ሰ 29 ተሳቲፉ። ታሪክ ምዚንባዕ ነውሪ። ናይ ወዲ ፎቶ መግለጺ አብ ግ.ብግዖ ተውከሱ። አዚየ አየ ዝፈትውኩምን ዚናፍቀኩምን ብጸቶይ። ደሃይኩም አይተሓባእ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmeromokube1162
@asmeromokube1162 Год назад
መምህር ክፍላይ History ዝምህሮ ዝነበረ ኣብ ቤት ትምህርቲ ራህዋ ከለና ተዘኪሩኒ ካብ 20 ዝሕሰብ ጽሒፍኩም ምጹ ተባሂልና ፡ጅግንነት ኤርትራዊ ብዓይነይ ርኤዮ፡ሻሙናይ ክፍሊ ኒርና ሽዕኡ፡ኹሉ ግዜ ዕወት ንሓፋሽ።
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho Год назад
Maebel hero prod of you and to be Eritrean 👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Ambesa nber 🙏❤️❤️❤️❤️
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 Год назад
Jeganuna thank you for your ultimate sacrifices We are Eritreans because of you and our leadership 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiwetgebrekidan5638
@hiwetgebrekidan5638 Год назад
Kbrn megosn nsemaetna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️Good Job Maebel hawna thank you 🌹
@selfreliance8999
@selfreliance8999 Год назад
Unparalleled heroism of the indomitable ጀጋኑ Eritrea. 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 41:24
@heritreatertrea4626
@heritreatertrea4626 Год назад
ጽቡቅ ስራሕ ኣናብስ ኩሉ ግዜ ሕቡናት ኤና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@meronteklebrhan6563
@meronteklebrhan6563 Год назад
Proud to be Eritrea ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 38:59
@michealsolomun1043
@michealsolomun1043 Год назад
Eritrea first 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇮🇴
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ታሪኽ እንተዘይተተሪኹ ጽውጽዋይ ኮይኑ እዩ ዝተረፍ ሶ ሰብ ውዕሎ ተሪኩም ከይነዓኩም ከተዘንትዉ ኣለኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@yosiefhabtesilasie2104
@yosiefhabtesilasie2104 Год назад
ብጣዕሚ ዘደንቅ ፍሉይ ጅግንነት ዝተፈጸመሉ ግንባር ዓዲ በጊዖ ዘቅረብኩምልና ኣለና ዋልታ ሃገር የቀነልና ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ሰማኣታትና እግዛብሔር ህዝብናን ሃገርናን ይባረኽና ጸላኣትና ኣብ ትሕተና የንብሮም
@foziyamohammed5277
@foziyamohammed5277 Год назад
ማዕበል ጅግና ጎሚዳ ወዲ ኤረይ።ቀጸሎ ኣንታ ኣንበሳ ወዲ ኤረይ ጅግና💯💯💯💪👌👌👍👍
@motherland1510
@motherland1510 Год назад
Proud to Eritrean ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
@yordanosasmelash2635
@yordanosasmelash2635 Год назад
ዓደይ ዓዲ ጅግንነት እንቋዕ ካብአ ተፈጠርኩ ❤🇪🇷🙏🏾
@brhaneghebrab5716
@brhaneghebrab5716 Год назад
ካብ ዓሰብ ኪንቢገስ ከለና ቢ በሉል መርከብ በይና 2ይ ብርገድ ድያ በይና ተጸዒና መጺአ። ክ/ሰ 29 ስለይ. 1ይ ብር. 2ይ ብር.4ይብር ምሉእ ክ/ስ 29 ደይኮነን ናብ ዓዲ በግዖ ደበክ እሉ።🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Biblicaltrutlife
@Biblicaltrutlife Год назад
ናብ ሰብ ሮሜ 8 31፤ እምብኣርሲ ብዛዕባ እዚ ነገርዚ እንታይ ክንብል ኢና፧ ኣምላኽ ምሳና ኻብ ዀነኸ፡ መን እዩ ዚቃወመና፧ 🇪🇷God bless Eritrea 🇪🇷
@esayastesfamariam6931
@esayastesfamariam6931 Год назад
Deki Eri We Are Proud Of U ❤🎉
@nasserhassen5625
@nasserhassen5625 Год назад
ኣብ ክ/ት 29 1ይ ብርግድ 2ይ ብርጉድ 4ይ ብርጌድ ምስካሎኦት ኣሃዱዳት እየን ነይረን ታሪኽ ኣይነዛባኦኣዮ በጃካ።2ይ ብርጌድ ጥራሕ ኣይኮነትን ነይራ
@habtomghirmay6601
@habtomghirmay6601 Год назад
ዓደይ ሰፈር ጅግንነትን ሰፈር ቅያታትን i'm so proud to be eritrea we will never forget our history
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 37:45
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ:: እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!
@selamkebede2924
@selamkebede2924 Год назад
This is an amazing story OUR STORY so much more to tell Well done Maebelino I wish you could have been used some of the flash back from the past among your interview.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@raheltsegai7852
@raheltsegai7852 Год назад
❤️❤️❤️zelalmawe zkirey nseweateina Amlack nhezbane serawetena selam nhagere Eritrea 🇪🇷 yefetrelna ❤️🇪🇷✊🏾🙏🙏
@bashailema9043
@bashailema9043 Год назад
We need to invent a new word for Eritrean bravery!
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 42:39
@bashailema9043
@bashailema9043 Год назад
በላዒ ኩዕንቲ! @@amanhailu9510
@aronzerai8809
@aronzerai8809 Год назад
ጽቡቕ ስራሕ ማዕበል
@foziyamohammed5277
@foziyamohammed5277 Год назад
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ኣናብስ መን ከም ደቒ ኤረይ
@henoknguse6984
@henoknguse6984 Год назад
ክክክክክክክክክክክክክ ሜስ ንዘይፈልጦ የጥርጦ ዝበሃል ከምዝ ናይ ማዕበልን ንህግደፋውያን 'ኮ እዩ፡እሞ ነዝ ታርኽ ዝሰርሐን ብአካል ንዝፈልጦን ብርገድ ንሓመዱ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 ሓድሽ ነገር ዘምጻእካ መስልካ ደዩ ወላስ ነዞም ደቂ ተረፍ መረፍ ደርጋውያንን ደቆምን እካ አምጽእካዮ?
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 Год назад
ወዲ ክፍላይ ጅግና ወዲዞም ጀጋኑ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ❤️🇪🇷❤️
@NuhrGeorge
@NuhrGeorge Год назад
Thank you Maebelino I Am proud of you AWET N HAFASH.
@josefkidane1196
@josefkidane1196 Год назад
ሕጂ ሰላም ከሎ ዶብ ሓንጽጽዎ ምስ ኹሉን ጎረባብቲ ሃገራት ዳሕራይ መመክነይታን ሓዘን ን ትርጉም የበሉን በጃኹም ዘሓለፈ ይኣከል 🙏
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea Год назад
ድስኩላት፤ ሃደምቲ፥ ንሕና ዝተረባረብናሉ ኩናት፥ ርኤኹም ጥራይ፤ ከምዛ ኣብኣ ዝነበረ፥ የዕልለላ ሎ IDIOTS
@amanuelgebreigziabher2179
@amanuelgebreigziabher2179 Год назад
ምሉእ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራ ❤❤❤
@ambeshadgu3998
@ambeshadgu3998 Год назад
ብራቦ ማዕበሊኖ ኣዛካኪርካና ኣብቲ ብየማን ዓዲ በጊዖ ማለት ጻዕዳ ቀላይ ግን 3ይ በርገድ ናይ 25 ክ/ስ ኢያ ኔራ ብጸጋም 33ኔራ
@marwelde1093
@marwelde1093 Год назад
ሓሰውቲ ህግደፍ መንደፍ ካብቲ ቦታ ገዲፍኩምና ንሳሕል ጽርግያ ትሰርሑ ኔርኩምሲ የሕዋትና ምስ እጥፋኩም ግንባር ትብሉ:? ደንባራት
@kidanehans5725
@kidanehans5725 Год назад
Waw Eritrea 🇪🇷 mendelai 💪💪💪💪👌👌👌🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@fanusgezanaadeya3087
@fanusgezanaadeya3087 Год назад
ብቃላትካ ዝግለጽ ኣይኮነን ካብ 23.05.2000. ሰሙን ምሉእ መግለጺ ደይ ብሉ ኢዩ እንዒ ፊልም በር ሰብ ብከምኡ ክዋጋእ ደይሕሰብ ኢዩ❤❤❤
@Christfirst82
@Christfirst82 Год назад
ልክዕ ኣብዛ ማዓልቲ እዚኣ ወላድየይ ምእንቲ'ዛ ሓላል መሬት ኣብ ዓዲ ጣል ተሰዊኡ ኣነ ወዲ 3 ዓመት ከለኩ ሕሳስ ልደ ሓወይ ኣብ ጥምቀቱ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ይኩን ዓወት ን ሓፋሽ ❤😢❤😢
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 Год назад
​@@Christfirst82እንታይ ክንገበር ምስ እዚኦም ርጉማት ቀነኣት ከደምቲ ጎረቤት !! ዉግእ ማለት መቕዘፍቲ እዩ። ግን ሀገር ዘውሐሰ ብጅግንነቱ ተሐበን። ክብርን ሞገስን ንስዉኣትና🙏🏽✌️🇪🇷
@Christfirst82
@Christfirst82 Год назад
@@tehabenhizbey2778 thank you bxay yes I proud of him and Eritrean was passed to bring indepednce 🇪🇷😍🇪🇷😍
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ:: እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "
@lfutsum4267
@lfutsum4267 Год назад
Mabel, you are a winner, keep winning
@عرفاتمحمدنجيب
@عرفاتمحمدنجيب Год назад
ዝኽሪን። ንስማታትና ይካአሎ። ዋሪሳይ። ዓወት። ንሐፋሺ። 🎉🎉🎉🎉🎉
@aklilusereke4000
@aklilusereke4000 Год назад
God bless EDF!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TekluKiros
@TekluKiros Год назад
ሓሰውቲ አንታይ ኪኮነና አዩ ሕጂ ናይ ዚሃለፈ ትነግሩና ዘለኩም ፡ብዛባ ኣቡ ዚሃለቁ የሕዋትናን ኣቦታትናን ግን ኣይዚከሩን አዮም።
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "
@kuludhrihager7270
@kuludhrihager7270 Год назад
Wow great work Maebelno I am very proud of you,up bota jeganuna ketka msnatka btaemi haben xubuq srah quexlo❤❤❤❤❤❤.
@hiwetteweldebrhan5136
@hiwetteweldebrhan5136 Год назад
❤🇪🇷👈 ankae Eritreawi t Konku deki zom jenanu 💝💪💪💪
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 Год назад
❤❤❤❤❤ eritreawi kubur meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤ Maebelino kemaka yemaslena sefer jeganu kinriea yebqana. I'm proud of you.❤❤❤❤❤
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 Год назад
ወዬ ነታ ሓዘን ኤርትራውያን ንክትከውን ዝመረጽዉን 24/05-25/05 1999 ናብ ናይ መጠረሽቶኦም ተቀይራ።እቲ ውግእ ኣብዚ ተዛዝሙ ሓንቲ ቦጦሎኒ ኤርትራዊያን ክፉል ኣጋር ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ሹሾ ሰራዊት ወያነ ገጥ ኣቢላ ሕዛ ኣፍሽላቶ።
@n3xxyup
@n3xxyup Год назад
Hewey Abzi neyru I remember this place ❤
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Год назад
መርሓባ ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ዋዉ ማዕበሊኖ ወዲቶም ጀጋኑ እዚ ታሪኻዊ ቦታ ሰፈር ጀጋኑ ሪኤዮ እዬ አብቲ ግዜ እቲ ዝነበረ ብኩሙራ ሬሳታት ናይ ጸላዒ መርአያ አይነበሮን ጨና አየቅርብንዩ አልኮል አብ ጡጥ ጌርና አፍንጫና አቢስናዉን ነቲ ጨና ናይ ቶም ሬሳታት ብርቱዕ ኔሩ ካልዕ እቲ መሬት አቀማምጥዑ ጎቦታትን አጻድፍን ብምዃኑ ንኽትወርዶን ክድይቦን ብኩምራ ሬሳታት መርገጺ አይነበሮን አብቲ ድፋዓት ምስቶም ጀጋኑ ሰራዊትና ዝነበረና ዘይርሳዕ ፍሉይ ኔሩ እንተ እቲ ናይ ጸላኢ ኩምራታት ሬሳ ፈቆዱ ተበቲኑ ምርዓይ ግን ዘስካኽክኽ ፍጻሜዩ እቲ ዘገርም ዘሰደምም ግን ወያኔ በዚ ከይሰክሑ ዳግም ጦርነት ምግባሩን ብሚሊዮን ህዝቡ እንደገና ምህላቁዩ ዘህዝን ፈጣሪ በዚ ሕጂ ወሪዱ ዘሎ ሰላም እቲ ዝሓለፈ ጸሊም ታሪኽ ብሰላምን ፍቅሪን ተተኪኡ ናብ እቤትን ብልጽግናን ክንከይድ ዉግእ ወረ ዉግእ ዘይንሰምዓሉ እዋን ፈጣሪ የምጻልና ።ክብሪን ሞገስን ንምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ ከም ሽምዓ መኺኾም ብርሓን ዝኾኑና ስዉአትና አብ ልብናዩ ሰፈሮም ዓወት ንሓፋሽ ♥🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@awettekie3266
@awettekie3266 Год назад
I m proud to be Eritrea 🇪🇷 Zelalemawi zkri n swuatna Awet ni hafash s 💪
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 39:39
@kesetesium349
@kesetesium349 Год назад
ንበሩሉና ምዑታት ጀጋኑና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@daniel23se
@daniel23se Год назад
Nice history Maebel, keep up the good work
@almazg4749
@almazg4749 Год назад
Lovely to see our Country Erey ❤🌹🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
@TesfomGirmay9867
@TesfomGirmay9867 Год назад
ክብርን ሞጎስን ነቶም ነተን ዘይትድገም ሂወት ከፊሎም በጃ ዝሓለፉ ጀጋኑና ። መመላእታ ድፋዕ ምስ ፈረሰ ምጽዳፍ መርዓት ገሮም ኣዲ መኸዳ፡ ጸረጽር፡ ዓዲ ተፋናጦ በጺሖም ነሮም ።ኣነ ምስኪር የ ጋሶት ነርና ሹዑ። ዝባን ዓዲ ብሓይላይ መራጉዝ ከቢድ ቢረት ተኺሉ ነታ ጽርጊያ ምጽዳፍ መርዓት ኣብ 2 ምስ ገመዓ መላሲ ኣዉያት ኮይነን ታንኪታትን ድርዓት መኻይን ወያነ ብ ዝባን ቓሓይን ገረን ዝመጻ ዝነበራ ኣብቲ ኹናት ዝዋዓሉ የዘንትዉልና ነሮም ።ንብረትን ጠለበጊዕን ሒዞሞን ዝኸዱ ማእለያ የብለኒን ወታሃደራት ወያነ
@Hzbey.mewaxeo02yftelka
@Hzbey.mewaxeo02yftelka Год назад
hizbey eba bejakum atifekumo dahan hade malti alo standing nab hzbi zwerdelu nskum ka thtotla malti
@samimoha2027
@samimoha2027 Год назад
Eritrawi ab tarikie tenburuwo aloku wey gud
@tsgehabte7038
@tsgehabte7038 Год назад
ሰላም ማዕበል ጽብቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤
@godaiftv8319
@godaiftv8319 Год назад
Amazing documentary thank you so much 🇪🇷
@ሽደን
@ሽደን Год назад
👉🌺🌹🌺🌹🌺🇪🇷🇪🇷🌹🌺🌹🌺🌹👈 ያ ማዕበል ሓቲትካ ኣይትኩሎን ኢካ ብሓቂ ኣብ 5፥10 ዘላስ ኣብዚ ታሪካዊ ቦታ ክንስንዶ ኢና መጺና ኢልካ ጽቡቅ ቀጺልካ ግን ኣብዚ ግንባር ዓዲ በጊዖ እንታይ ኢዩ ተካይዱ ትብሎ ኩናት ተበለካስ እንታይ ኢካ ክትብሎ እንታይ ከምዝተካየደ ዳኣሞ ኩሉ እንድዩ ዝምስክር ዋላ ጭሩ ከይተረፈት ኢያ ትምስኩር ኩናት ምካኑ ስለዚ ከመይ ኢዩ ነይሩ እቲ ታሪክ ክንስንዶ ክጥዕመልና መታን ሲ ኣስፊሕካ ግለጸልና ኢካ ክትብሎ፡ዝግባኣካ እንበር እንታይ ኢዩ ተካይዱ ኢልካ ኣሎ ግፋ ተጸቢካ ነይርካ🤌ወይስ ኩዑሶ እግሪ🤣😂
@aziebberhane563
@aziebberhane563 Год назад
ማዕበሊኖ ምኩሪዒና ብጣዕሚ ነመስግን ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Wedikere
@Wedikere Год назад
ብዛዓባ ህንጻታት ምዕባለ ዳ ከይትዛረብ መዉኣልክም ብዝዓባ ኪናትን ጽልአን ክትሰብክ😡😡😡
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 Год назад
ንዓኹም ከይደምሰስና ህንጻ ኣንሃንጽን ኢና ወያነ ቁርዲድ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@Wedikere
@Wedikere Год назад
@@samuelgoiteom1438 ቅርዲድ ዋሒድ ናዓይዳ ኣበይኮይንካ ክተጥፍኣኒ ድርባይ ኣነ 🇪🇷 ኢየ ቆማል
@mikialejr3514
@mikialejr3514 Год назад
ህንጻ ደኣ ካበይ ክትመጽእ። ዓዲ ምህናጽ ዝኽእል ወያነ ጥራሕ እዩ። ን ሻዕብያ ኣድጊ፣ ጀረካን፣ ማንካ፣ ወንበር ስረቕ በሎ!!
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 Год назад
@@mikialejr3514 kkkkሻዕብያ ድሮን ይምህዝ ኣሎ ንትርፎ ህንጻ ድፋን ድሓር ከኣ እቲ ማንካ ዶ ጀሬካን ትብሎ ዘለኻ ሻዓብያ ታንክታት ኣጽዋራትን ከቢድ ብረት እዩ ነቦታትካ ማሪኹ መንጢልዎም game over elwom
@sarajoh313
@sarajoh313 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪
@ezgiamnnugusse9630
@ezgiamnnugusse9630 Год назад
ጀጋኑ ዋልታ ሃገር ኣጆኩም❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TedrosGhidey
@TedrosGhidey Год назад
እቲ እንክትርእዮ ህይወት ዘለዎ ዘይመስል ገያጽ ጎቦታት፡ ብዓይኒ ዜጋታቱ ግን ኣምላኽ ኢዱ ዘንበረሉ ዝተቐደሰ ቦታ ዓዲ ብግዖ ዝረገጾ ጥራዩ ዝፈልጦ፡፡ ኣየ እወ ኣብቲ ጽንኩር እዋን ጽግዒ ዋናታቱ ብምዃን ንተጻባእቱ ክውሕጥ እንከሎ ! ከም ወዝቢ እድካ ሰዲድካ ንመሬት ሃሰስ ምስ እትብል ድማ ኣብ ክንዲ ጸጸር ስኩጆታት ሕዝካ ክትስእ፡ ብርግጽ እቲ ጎቦ ዝሰነዶ ታሪኽ ክትግምግም ኣይትሽገርን። እዋኑ ታሪኽ እናዘረወ፡ ንዜጋታቱ ክኣ ቀለምኩም ጌርኩም ልቐሙኒ ዝብለሉ ዝነበረ እዋን ክትስእሎ ኣይትጽገምን። መንፈስ'ቶም ኣብ ከርሲ መቓብር ጸላእቶም ክኹዕቱ፡ ዝሓለፉ ሰማእታት ብረቂቕ ሕሽኹታ ኣብ የእዛንካ ክኾልል ይስምዓካ። ሽዑ ኢኻ ድማ ኣብ ሓደ ኣዝዩ ዘይተደፍረ ቅዱስ ቦታ ምህላውካ ትዝክር። ስለዚ ማዕበል ሓወይ ኣብዚ ቅዱስ ቦታ ብምብጻሕካ ጥራይ ብርግጽ ሓደ ስነ ኣእምራዊ (መንፈሳዊ )ሕማም ዝፈወስካ ኮይኑ ከምዝስምዓካ፡፡ እቲ ምንታይሲ መን ኣብ ቁዱስ ቦታ በጺሑ ዘይተፈወሰ !!!!!!!!!!
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ:: እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "
@Biblicaltrutlife
@Biblicaltrutlife Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Our Eritrean History, Our Pride God bless 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrea 🇪🇷🇪🇷Never needed down
@sabayohannes1212
@sabayohannes1212 Год назад
ERITREAWI YOU HAVE TO PROUD TO BE ERITREA 🇪🇷💪🏾🦁❤️💯✌🏾
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 37:26
@shewhat438
@shewhat438 11 месяцев назад
@@amanhailu9510nia wesh cha ata adgi agame
@mebrahtubeserat5742
@mebrahtubeserat5742 Год назад
አቦይ አብዚ ግንባር ዓዲ በጊዖ ዝበልካ ንኡሰይ አጆካ ወዲ ጅግና ኢካ ተሐበን ሳላቶም ብሉጻት ሰብ መትከል ዝተሰዉኡ እያ ከም ሃገር ባንዴራና ንዘልአለም ተምበልብል ዛላ ክብሪ ነስዉአትና ወዲጅግና ኢካሞ ተሐበን::
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 Год назад
ብሐቂ!! ✌️🇪🇷🌹🇪🇷
@Christfirst82
@Christfirst82 Год назад
Thank you yes I am proud of him and all Eritrean passed to bring indepednce 🇪🇷😍🇪🇷😍😓🇪🇷
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ:: እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!
@amanhailu9510
@amanhailu9510 Год назад
ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን:: የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "
@alemseghedkebreab6427
@alemseghedkebreab6427 Год назад
ማዕበል ኣብዚ ሰፈር ጀጋኑ ከድካ ብምስናድካ አመስግነካ ነቶም ገበርቲ ቅያ ጀጋኑና ካኣ ዕድመን ጥዕናን እምነየልኩም ነቶም በጃና ዝሓለፉ ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ሰፈርኩም !!! ❤ Proud to be Eritrean 🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷
@amanuelgebre2285
@amanuelgebre2285 Год назад
ኣብ ማዕለም ጂግና ዕድመን ጥዕናን ይርህስብካ።
@birneshhagos1954
@birneshhagos1954 Год назад
ክብርን ሞገስን ንሰማአታትና ❤
Далее
Лиса🦊 УЖЕ НА ВСЕХ ПЛОЩАДКАХ!
00:24
The history of the battle in Adi Begio Eritrea
13:19
Просмотров 87 тыс.
ТВОЙ БАТЯ И ТИКТОК😂#shorts
0:59
Просмотров 4,9 млн
Котики и расческа
0:19
Просмотров 1,6 млн