Тёмный
No video :(

Abey Zeyrekbeka Abey Zetsenh by oqubaselassie haile ኣበይ ዘይረኸበካ ኣበይ ትጸንሕ ብዑቅባስላሴ ሃይለ 

emezmur
Подписаться 1,6 тыс.
Просмотров 11 тыс.
50% 1

mezmur

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 20   
@ghideymedhanie1706
@ghideymedhanie1706 6 месяцев назад
Amen 🙏
@ghideymedhanie1706
@ghideymedhanie1706 3 месяца назад
Amen 🙏 Tebarek
@mesgennagenet-hz8ej
@mesgennagenet-hz8ej 2 месяца назад
Wawww kibri namelak yikun 🙏
@birhaneabraham7643
@birhaneabraham7643 3 месяца назад
Amennn
@ghideymedhanie1706
@ghideymedhanie1706 2 месяца назад
Amen
@romagebremariam239
@romagebremariam239 4 месяца назад
Amennnn Aboynn Alakeyn
@BekaniTadele
@BekaniTadele 2 месяца назад
Ameeen 🙏🥰🙏
@estifbatu1468
@estifbatu1468 4 месяца назад
Amen tebarek ❤
@gtj4484
@gtj4484 Месяц назад
ንኽትመርሓኒ ቅድመይ ኢኻ ድሕረይ እረኽቦ ጽኑዕ ሓለዋኻ ብየማን ብጸጋም ከተማሙቐኒ ኣብ ትሕተይ ትጽንሕ እሾኽ ከይወግኣኒ ኣብ ልዕለይ ኢኻ ንኽትባርኸኒ ኣብ ዉሽጠይ ኣሎኻ ከተብርትዓኒ ኣበይ ዘይረኽበካ ኣበይ ዘይትጸንሕ ንኹሉ ትመልእ ኣነ [ዉልድካ] ንኽረብሕ ኣብ ላዕሊ ኣብ ታሕቲ ኣብ የማን ጸጋም ምሳይ ኣብ ህይወተይ ኣብ ዉሽጢ ኣብ ግዳም ኣማኑኤለይ ንስኻ የሱስ ንስኻ ገዛኢ ንስኻ ንጉስ ኣምላኽ ኢኻ ንስኻ ቅዱስ ካብ ማዕሙቕ ልበይ ንስምካ እዉድስ ቅድመይ ሓሊፍካ መንገዲ ተጣጥሕ ድሕረይ ኮይንካ ሰጎግተይ ትገርሕ ከም ሓያል ጅግና ምሳይ ኣሎኻ ስጉምተይ የቐምጥ ኣብ ኣሰር እግርኻ ብልዕለይ ኮይንካ ንቓልካ ትዝርግሕ ብሕሹኽታኻ ንነብሰይ ትመርሕ ኣበይ ዘይረኽበካ ኣበይ ዘይትጸንሕ(ተደ) ቅድሚት ክሓልፍ ብፍቕሪ ትስሕበኒ ብድሕረይ ትጸንሕ ክታሳልየኒ ኣብ ጎነይ ኣለኻ ንኽትድግፈኒ ብትሕተይ ትጸንሕ ሓፍ ከተብለኒ እንተንቃዕረርኩ ኣለኻ ትብለኒ ሰላም ብሓጎስ ዉሽጠይ ትመልኣኒ ኣበይ ዘይረኽበካ ኣበይ ዘይትጸንሕ(ተደ) ካብ ጸሓይ ሓጋይ ዝናም ክረምቲ ጽላለይ ኢኻ ከይጉዳእ ምእንቲ ኣብ ምድረበዳ ኣብ ደረቕ ምድሪ ዓይኒማይ ኢኻ እትህብ ጠሊ ኣብ ድቕድቕ ጸልማት ኣብ ጽልግ'ልግታ ብርሃነይ ኢኻ ኮኾብ ወጋሕታ ኣበይ ዘይረኽበካ ኣበይ ዘይትጸንሕ(ተደ)
@edentsegay8412
@edentsegay8412 Год назад
AMLAK ymesgen ❤❤
@wuneshbereketab4762
@wuneshbereketab4762 11 месяцев назад
ኣሜን ሰይ ንዓይ ኩሉ ግዝየ ሓድሽ መዝሙር ባስተረይ ጒይታ ይኽበር ብሩኽ ኢኻ ኣነስ ጢዑሙኒ ኣሎ ተባሪኸ ብሞዝሙርካ❤❤❤❤
@ghideymedhanie1706
@ghideymedhanie1706 7 месяцев назад
አሜን ተባርኽ ብሐቂ እብ ኩሉ ዝርከብ አምላክ
@yoditweldemichael9739
@yoditweldemichael9739 Год назад
❤❤❤❤❤ ዋዋዋ እልልልልልል ኣሜንንንን ዘመንካ ይባረክ ዕቅቢት ሓወት ውሽጥካ ዝትንክፍ ኣዝዩ ዝባረክ መዝሙር ተባረከለይ ንሓለዋና ዘይታክስ እሙን ኣምላክ እወ ክብሪ ንኣምላክ
@fkaduhaile7272
@fkaduhaile7272 Год назад
Amennnnn🙏🙏🙏🙏❤️
@mogesabreha8522
@mogesabreha8522 2 года назад
ህያው ንውሽጠይ ዘነቓቐሐ መዝሙር ክብሪ ንኣምላኽ ንዓኻ ድማ ፓስቶር ጎይታ ይባርኽካ
@arsema1062
@arsema1062 2 года назад
Amen amen!
@mbraksele8049
@mbraksele8049 3 года назад
Zemenka ylemlm oqbit hawey bhaqi yesus nana kulu yu
@semayawittiti6186
@semayawittiti6186 2 года назад
God bless you brother 🙏
@ghideymedhanie1706
@ghideymedhanie1706 7 месяцев назад
Amen 🙏
@ghideymedhanie1706
@ghideymedhanie1706 3 месяца назад
Amen 🙏 Tebarek
Далее
Interview with Ogbasilasie Haile
50:13
Просмотров 46 тыс.
Megabi Okbasilasie Haile ||ይሓልየለይ'ዩ||
4:58