Atomic habits ብ ጄምስ ክሊር ዝተጻሕፈት መሳጢት መጽሓፍ ኮይና፡ ብልዕሊ 50 ቋንቋታት ተተርጒማ ትርከብ። ኣብዛ ቪድዮ ሓጺር ጽሟቕ ትሕዝቶ'ዛ መጽሓፍ ብ ኣኒሜሽን ተሰንዩ ብንጹር ቀሪቡ ኣሎ።ከምዚ ዝኣመሰለ መሃሪን ኣብዚ ዘመንና ኣገዳሲ ትሕዝቶ ዘለዎ መደባት ንምክትታል subscribe ብምግባር ቀጻሊ ኣብ ንፍንዎም ቪድዮታት ተሳተፍቲ ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም።
#eritrea #tigrigna #eritreanmusic #ethiopia
3 окт 2024