Тёмный

ATV: ዝርርብ ኣሰና ጭፍራ ኢሳያስ ኣብ ኲናት ምስ ዝጠበሶም ውጻእ መዓት ምሩኻት - ኣዘዝቲ በራጊዶም ከምዝሞቱ ምሕባሮም እቲ ህልቂት ከቢድ ምንባሩ የመልክት 

ATV asena
Подписаться 289 тыс.
Просмотров 97 тыс.
50% 1

Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
donorbox.org/s...
PayPal: www.paypal.com...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on RU-vid.

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 627   
@mylife-1125
@mylife-1125 2 года назад
ዕጫ ኤርትራዊ መንእሰይ ኩናት ስደት ኣብዘይ ሃገርካ ሞት ውርደት ሕስረት ኮይኑ እፍፍፍፍ 🇪🇷😭😭😭😭😭
@nebyat1884
@nebyat1884 2 года назад
ገና አብ ትግራይ እየ ዘሌ
@ferushabtom7172
@ferushabtom7172 Год назад
Ayteamenan ahhhh
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 года назад
ሕጅስ በዚሖም ህግዲፍ ደኣ ንኽንደይ ኢሎም ዓጋመ ክብልኦም ኢዮም ?
@Jossi10
@Jossi10 2 года назад
😂😂😂😂 we ll see
@judithjudithna5254
@judithjudithna5254 2 года назад
😆
@tigrignapost
@tigrignapost 2 года назад
ተመስገን ኣምላኸይ ኣብዚ ዘሕፍር ጹዪቅ ታሪኽ ዘየሳተፍካኒ።
@ኤርትራድሕሪ2ዓመትክልልኢ
ሕጂ ተዛሪብካ ማለት ድዩ እዚኦም ከ ፈትዮም ድዮም ኣብ ዚ ኪናት ኣትዮም ?
@filmonsamuel3621
@filmonsamuel3621 2 года назад
ተስፋኣለም ሓወይ እንቅዓ ብሂወት ተረፍካ መታዕልምተይ እግዚኣብሄር ሰላሙ የውርደልና 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@semhardoenlach9413
@semhardoenlach9413 2 года назад
ንስካከ ኣበይ ኣለካ ተጠንቀቅ ብወያነ ወይ ብበርጌድ ንሓመዱ ከይትማረክ😢
@ermiyasabraha4944
@ermiyasabraha4944 2 года назад
Knegreka endo sebey eti kedamay zelo wedi Mendefera Adibari zbl zelo dyu abzi zfeltom alewu deki adibari si wedi adna aykonen eilomni kemey eya eza guday eske abrhaley
@feelhumanity3732
@feelhumanity3732 2 года назад
@@ermiyasabraha4944 ካብቶም ጥሪት ህግደፍ ከይኮኑ እቶም ከምኡ ዝብሉኻ ዘለዉ።
@ermiyasabraha4944
@ermiyasabraha4944 2 года назад
@@feelhumanity3732 aymeslen nhgdef eko aydgfwon eyom ab hwhat gn darga kab hgdef nlaoli eyom dxelewo ykatao eye kexali mseom Tegaru yehwatna eyom keman teliayom resom eyu zehmom gn noay yshifnley eile aytrtrn eye
@habtomberhe9915
@habtomberhe9915 2 года назад
ኤርትራዊ ክተሃላለኽ ስድሩኡ ይዉድእ ኣሎ
@ክሳብዝሰምረለይ
@ክሳብዝሰምረለይ 2 года назад
እንዳ ህግደፍ ኣንቱም መሕፈርቲ በሉ ካብዞም ሞይቶም ዝበሃሉ ዘለዉ ቤተሰብኩም ተሃልዮም መርድእ የርድእኩም ኣለዉ ለከምትና
@titichannel8465
@titichannel8465 2 года назад
ኣጆኩም ኣብ ዓዲኩም እኩም ዘለኩም ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ለዋህ እዩ ። ✅✅✅✅❤️💛
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
መን እዩ ዓዶም ዝገቦሮ ዓዶም ካጥፍኡ መፆም ማለት ድዩ ረሳሓት ዓለት
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 2 года назад
ትሰምዕዮ ምሽ ኣለኺ ስለምንታይ ዓሌት ትጻረፊ ነውሪ እዩ
@rahmasuleman740
@rahmasuleman740 2 года назад
ሰላምን ቅሳነትን ንመላእ ህዝብታት ዓለም
@rahmasuleman740
@rahmasuleman740 2 года назад
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲😭😭😭
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 2 года назад
ህዝቢ ትግራይ ጭዋ ህዝቢ!!! ኣምላኽ ምስ ህዝቢ ትግራይ ይኹን 🙏🙏🙏 ጭዋን ጅግናን ህዝቢ!!!!!!!
@fayl562
@fayl562 2 года назад
Tomas habtu ከይትክሕዶ በጃካ ነዚ ወዲ ኣኮካ ሓደራ ይብለካ ትግራዋይ እዩ ከይትብለና
@kibromgebre6726
@kibromgebre6726 2 года назад
ካብቶም ጥሪት ኢሰያስ ከይከውን ጥራሕ እንበር ስድርኡስ ሳላ TV ኣሰና ሰሚዔን ኣለዋ እቲ ሐገዝ ሰድራ ግን ክሕግዘን ኣብ እዛ ሕማቕ እዋን ሐደራ ይብል ኣሎ.
@fayl562
@fayl562 2 года назад
@@kibromgebre6726 እሞ ንሱ እንድዩ ዘከልመኒ ዘሎ ተማሪኩ ኢሉ ትግራዋይ ኢካ ኢሉ ምሕጋዝ ከይኣብየ ንስድርኡ
@kahsayluel4146
@kahsayluel4146 2 года назад
@@fayl562 ህግደፍ ጥራይ ኣይኹን
@1abahta
@1abahta 2 года назад
ተደምረናል እኮ ነገር አምጺአ: ምጉዳል ኮይና ዉጺኢታ:
@sdtt8603
@sdtt8603 2 года назад
😂😂👌
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 2 года назад
ካብ ምስ ኣምሓራይ ተላፊንካ ምማትን ምምራኻን ዝኸፍእ ታሪኽ የለን :: ሻዕብያ ብዝኣተኽያ የጥፍእኪ!🙏 ህዝብና ንኮንቱ ተጥፍእዮ ኣለኺ ::
@BirrrFinancialContents
@BirrrFinancialContents 2 года назад
እሞ ኸዓስ ታሪካዊ ፀላዕቲ ተዛረብቲ ትግርኛ :: ኤርትራ ምስተጋሩ ኣዳኺምና ቀይ ባሕሪ ብቕልፅምና ክንወስዳ እና ምስዝብሉ ::
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 2 года назад
@@BirrrFinancialContents ንሱ እንድዩ ዝገርም : ኣብ ጎድኒ እቲ ንልእላውነትካ ዝኣምን ሓውኻ ትግረዋይ ምስላፍ ሃገር ንበላዕቲ ክትህብ ምስ ኣምሓራይ ተላፊንካ ምምማት :: ካብዚ ዝዓቢ ጸሊም ታሪኽ የለን ::
@yemanehaile5087
@yemanehaile5087 2 года назад
ምስ አምሐራይ አይኮነን ምስ ሰይጣን ዉን ክንሐብር ኢና ወያነ ንምጥፍእ
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 2 года назад
@@yemanehaile5087 ኣሞ ኪድ ተሰሊፍካ ተዋጋእ! መላገጺ ::
@BirrrFinancialContents
@BirrrFinancialContents 2 года назад
@@yemanehaile5087 እወ እሞ ሰይጣን ስለ ዝኾንካ እንድኢኻ ምስ ሰይጣናት ሰብ ስጋ ሃሪዶም ምስዝበልዑ ትሓብር ዘለኻ። ሰብ ኩን ማለት'ኮ ካብ ሰይጣንነትን ተመለስ ማለት 'ዩ ። ኣምላኽ ልቦና ይሃብካን ይምሓርካን ኣይተ ፀጋም ቃኤል :: (የማነ ንኽፋዕን አብፀጋም ንዝውዕል ሰብ ዝግባዕ ሽም ኣይኮነን!! )።
@AhmedAhmed-vc8sl
@AhmedAhmed-vc8sl 2 года назад
እንቋዕ ብሂወትኩም ተረፍኩም
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 2 года назад
ዘስካሕክሕ ህልቂት እዩ ተፈጺሙ :: ሻዕብያ ህዝቢ ተጽንት ኣላ ::
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 2 года назад
ኡይ ዶ ክብል? እዚ ኩሉ ኮብለል ኣብ ክንዲ ነዊሕ ጉዕዞ ንትምህርትን ስልጣነን ወትሩ ንውግእን ሞትን :: ሰማእታትና ተጠሊሞም:: ዋይ ኤርትራዊ ዝረኽቦ መከራ
@zemenmenfes384
@zemenmenfes384 2 года назад
ኤርትራዊ ምካን ዘሕፍር ዘመን ከም እንስሳ ሱቅ ኢልካ ትሕረድ ይዋእ ወላዲ
@aklilubelay770
@aklilubelay770 2 года назад
ደድሕሪ ምሩክ ዝከደ ምምራክ ተማህረ
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 2 года назад
እዞም ደቂ ንድንብያ 🇪🇹ደገፍቲ ህግደፍ ነዚኦም ክኣ ተጋሩ እዮም ክብልዎም እዮም ::
@GodsMercy123
@GodsMercy123 2 года назад
How about the accent? The blood 🩸
@johni7071
@johni7071 2 года назад
እወ የሕዋትና ደቂ ሐላል መሬት ኤርትራ እንተ መንደላይ ምምራኽ ሕልሚ እዩ ዋላ እኮ አብ ኩናት ክትማረኽ ንቡር ተኾነ አንፈቱ አጥፉኡ ዝሰሐግ ዘሎ ጭፍራስ መንደላይ ክማርኽ ድራማኹም ንግዚኡ እዩ ሐሶት ዕምሪ የብሉን እንተ ኸዳዓት ግን እታ ተምልኽዎ ጣኦትኩም ጁንታ ናይ መዓልታት ሕቶ ጥራይ እዩ ብዓል ንስኻ ለሐስቲ ግን ጉዳይ ህግደፍ ንጊዚኡ አወንዚፍና አለና አብ ጽላለቱኩም
@DeluChanel
@DeluChanel 2 года назад
ኣቱም ሰባት እዚ ተስፊየ ምሳይ ኣብ 27/28/ ወርሒ 12 /2008 ኣብ ናይ ዞባ ደቡብ ተማሃሮ ካብ ትምህርቲ ኣቛሪጾም ንኣብ ዊዓ ዝወሰዱና ወዲ መንደፈራ ዓዲ ባሪ ፡ ደቂ ዓዱ ምሳና ኣብ ዊዓ ዝተዓለሙ በየን ፡ ሻዳፍ፡ ንጉሰ (ጆለሰ) ነስረዲን፡ ሃፍቶም ( ላግቤ) ፡ -------ወዘተ ነዚ ውን ትግራዋይ በልዎ ዓሕ ተስፊየ ዓርከይ እንዃዕ ብሂወት ወጻኻ ጥራይ
@ermiyasabraha4944
@ermiyasabraha4944 2 года назад
Anta abzi alewu msay deki adibari adibari aykonen eilomni eta adibari neshitey do aykonetn kemey eilom aykonen ybluni alewu Sebey
@DeluChanel
@DeluChanel 2 года назад
ተረዉኡ በሎም
@Shewitey1212
@Shewitey1212 2 года назад
በዓል ማዕተብ👌
@ermiyasabraha4944
@ermiyasabraha4944 2 года назад
@@Shewitey1212 entay ktbl sle zdeleka eika dea eza kal tetekimka sebey
@ጥበብኤሪትራ
@ጥበብኤሪትራ 2 года назад
እዞም ዝጥቕስካዮም በዓል ንጉሰ ገጅፍ ፡ በየን ቀዳማይ ሓይሊ ናይ መኣዘ ነይሩ
@amanuelghebrezgabiher8608
@amanuelghebrezgabiher8608 2 года назад
እንቓእ ደስ በለኩም እዞም ኣኽላባት ደገፍቲ ኣጋንንቲ ሳሕል ነዚ ኢኹም ትደልዩ ነርኩም።
@MrJohnabel
@MrJohnabel 2 года назад
2 የሕዋተይ ኣሎው ሙሉእ ሂዎቶም ከርተት ክብሉ መረቶም ሓሪሶም ዘይ ፈልጡ ! ደቆም ዛሕዛሕ ዝበሉ ! ኣብዚ ኩናት ብዝካኣሎም ክማረኹ ናብ ወያነ ሓቢረዬም እየ ንዓኹም የማስሎም ሪኤ ዘይ ጸገብኩዎም የሕዋተይ
@habtomyemane9079
@habtomyemane9079 2 года назад
ኣሕ ዋይ ህዝበይ ኮንቶ ትጠፍእ ኣለካ እሞ ካኣ ምስ ሓውና ህዝቢ ትግራይ ምካኑ ብልቢ የሕዚኑኒ 😂😂😂 ኣብ ጉዕዞ ስደተይ ከርተት ዝበልኩሉ ኣብ ስናይን ምድረበዳን ብሓፈሻ 7 ስባት ቀቢረ እየ ገና ትሕቲ ዕድመ እንዳሃለኩ እዩ ሕጂ ድማ ህዝበይ ብዓዲ ይበርስ ኣሎ ነዞም ምሩካት ምስ ረኣኩ ንብዓተይ ምቁጽጻር ሲኢነዮ ብፍላይ እታ ጋል ከብደይ በሊዓትኒ ህዝቢ ተበራበር እምቢ ንኩናት በል ኣብ ጎኒ ሓውካ ህዝቢ ትግራይ ኩን😮😮😮😮😮😮😮
@sabaabrha7167
@sabaabrha7167 2 года назад
very sad, may we think about Tigray since I am Tigrawit , but Eretrian's pain is also painful.
@eidabbahta9
@eidabbahta9 2 года назад
Seb eki bhaki Egziabher ybarki.
@aabbbbaa8716
@aabbbbaa8716 2 года назад
This is big tigray drama
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 2 года назад
@@aabbbbaa8716 🤣🤣🤣🤣 Kid gida resatatkum ereu. Ni ezom fahshawat Belaeti seb arawitat Eritrawyan Mirukatikum keleb sidedu antun resahat tehashkerti serkti manka komalat wagakum kitirekbu ekum.
@loveyoutube2
@loveyoutube2 2 года назад
But the problem Eritrean's diaspora don't care!
@habtomgrmay8631
@habtomgrmay8631 2 года назад
ኣነ ዝገርምኒ እቶም ኣብ ዘይዓዶምን ብዘይዕላማ ዝሞቱን ዝጠፍኡን ዘለው የሕዋቶምን ህዝቦምን ዝላገጹን ዝስሕቁን ዝሕጎሱ ዘለው ደናቁር የሕዝኒ ኣሎ ።
@henoketesfahun5024
@henoketesfahun5024 2 года назад
Wat a sad time for humanity and specially for the Tegrina and Ertrian, I am soooo emotional to see like that a smart beautiful Woman and Man ending like that.
@Non-nb3pi
@Non-nb3pi 2 года назад
ይህንን አውሬ መሬያችሁን እግዚአብሔር ያንሳላችሁ ለኛም ያንሳልን ሴቷ አንገቷን ስትደፉ ታሳዝናለች አይዞሽ አንቺ ተርፈሻል ያለሽበት መሬቱም ሰውም የተባረከ የተቀደሰ ነው ቤትሽ ነው አጆኪ
@aristotelianknowledge7337
@aristotelianknowledge7337 2 года назад
👉ክትጋደል መንደላይ ኤሪትሪያጃይ 👉 ክትማረክ ሀሳዊ ትግራዋይ😜 👉 ኣይከስሩን 👉 ኣይጠፍኡን😭
@henokkidane477
@henokkidane477 2 года назад
ህዝቢ ትግራይ ህዝብና ኢዩ 2017 ይዝከረኒ ብዛላበሳ ምስ መጻኩ ብሰላም ተቀቢሎምና ኣብዚ ሰዓት ከምዚ ክፍደ ኮሎ የሕዝነኒ እግዚኣብሔር ሰላም ይግበረልና ሰብ ስልጣን ዕድሚዕም ከናዉሑ ክብሉ ንዓና ግን ጸላኢኩም ኢዩ እንዳበሉ ደም ኣፋሲሶምና
@astershewit8168
@astershewit8168 2 года назад
ኣንታ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም 😭😭😭ወረ እንታይ ኢና እንብሎ፧ 😭😭😭 እንታይ ኢልና ኢና ክንጸውዮ 😭😭😭
@kisanettesfay9040
@kisanettesfay9040 2 года назад
Yeah Nay bhaki 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 2 года назад
የአርሚምናኮ ሕጅስ እዋይ ይሕዋተይ
@wedigermen2776
@wedigermen2776 2 года назад
አምላኽ ይሐልኽም የሕዋተይ 🙏
@rg6495
@rg6495 2 года назад
አንቱም ምድሪ ጋኔን በላዕቲ ሰብ :" ደም ትንባዕ አዴኹም ብዝኸድኩሞ ዓጽሙኹም ይበተን ሰምኩም ንመርገም ይኹን
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 2 года назад
ዓሌት ትጻረፍ ወደይ እዚኦም ግዳያት እዮም ቁሩብ ይረደኣኩም:: ጸላእቲ ኣይተብዝሑ
@rg6495
@rg6495 2 года назад
እቲ ድርባይ ኤርትራዊ ክጻረፍከ መን መበት ሒብዎ? ተተጸረፉ ብግብሮም ዓለም ዝፈልጦ ክፉ ግብሪ ዘለዎ ህዝቢ ዶ አይኾነን?
@millondebesay6867
@millondebesay6867 2 года назад
Bravo 👏 is true 👍 eretrawian malate donkeys eyu lekbat hasawi seraki denkor
@letustalkfacttruth2431
@letustalkfacttruth2431 2 года назад
Congratulations PFDJ supporters. Eritreans are paying their blood for nothing and surrender.
@Sunrise-sg8lp
@Sunrise-sg8lp 2 года назад
ኤርትራዊ እንድሕር ተሰዊእካ ትኸብር ~ እንድሕር ተማሪርኻ ከአ ዓጋመ ትባሃል ::
@peacelove1806
@peacelove1806 2 года назад
ኣብ ኤርትራ መን እዩ ተሰዊኡ ዝኸበረ ?
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 года назад
@@peacelove1806 ማንም:: ስውእ ከቢሩ ማለት ኮ ንዝተሰዋአሉ ዝተሰዋኣሉ ዕላማ ክትግበር ከሎ ዩ
@peacelove1806
@peacelove1806 2 года назад
@@Z-oneandonly ብሓደ ኣለና
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 года назад
@@peacelove1806 ፈሊጠ ኣለኹ ንናትካ ደጊፈ ኢየ ተዛሪበ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 года назад
እዚ ማለት ኤርትራዊ ከይነብር እዩ ተደልዩ ማለት እዩ። ክመውት ከሎ ጥራይ እንተኮይኑ ክብረቱ ክነብር ኣይተደልየን ማለት እዩ
@assafa35
@assafa35 2 года назад
Sad sad 😭
@luhciatekle2142
@luhciatekle2142 2 года назад
Thanks Amanil IT'S good to show igdeff look AND SEE .
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
ገፅኩም ትራሕቅ ሸክሚ ዓለም
@yoditb5198
@yoditb5198 2 года назад
Adgi kabzi wtsi
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
@@yoditb5198ኣድጊስ ማ እስኩም ናይ ኣማሓሩን ላሓስቲ እግሪ
@yoditb5198
@yoditb5198 2 года назад
@@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ emo elu eki. Kab adgi elu yhsheni entelki elu eleki aleku. Shmki ymskir alo.
@amanbahlebi9436
@amanbahlebi9436 2 года назад
Asena tv Thank you You asked good questions where he come from and I which division
@robrahk1432
@robrahk1432 2 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍ ዘሕዝንን ዘስደምምን እዋይ ኤርትራዉያን ኣብከምዚ ደረጃ ምዉዳቕና ኣዝዩ ዘጉሂ።ኣምላኽ ሰላምን ፍትሕን የዉርደልና ። ዓወት ንህዝብን ሰራዊትን ትግራይ።
@selamagamegaltigray6332
@selamagamegaltigray6332 2 года назад
Eritrea tarik alba husurat ftiret👉 ajoki tigray adey👌👌👌👌👌👌
@Kidane
@Kidane 2 года назад
ምሰ ኣድጊ ያ ዝወዓለስ ህላ ተዘይለመደስ ጥራጥ ለመደ ትብል ነበረት ዓባየይ😂 ለካስ ንጎብለል ጎብለል ኣለዎ እዬ
@FsSd-jd1ym
@FsSd-jd1ym 5 месяцев назад
ኣማርኛ ከይ ካኣለስ ምምራክ ከኣለ ዱዩ ዝከን ዘሎ😢😢😢
@fretayohannes2346
@fretayohannes2346 2 года назад
እንቆዕ እግዚአብሔር አውጽአኩም 🙏🙏🙏
@situationroom3090
@situationroom3090 2 года назад
The suffering of Eritrean and Tigrayan people need to END!!!!!!!! Down Down Down Down Issias
@mass-media6445
@mass-media6445 2 года назад
ኤሪትራዊ ክሀልቕ ተፈሪድዎ ብወዲ ጸሟቒት ስዋ/ ምየስ !
@maichealgerezgihier8175
@maichealgerezgihier8175 2 года назад
adeka swa aytixemuqn diya
@aabbbbaa8716
@aabbbbaa8716 2 года назад
They are not Eritrea solder this big drama hasawot agame tiblaseyou 🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕👎👎👎👎🤣🤣🤣🤣
@ኦጎይታኩሉመዋእልህይወተይ
እህህህህ ፈጣሪ ሰላም የውርደልና😥😥😢😢
@godschild9020
@godschild9020 2 года назад
It‘s sad 😢😢😢higdef mendef keribka eka
@sewmehon9860
@sewmehon9860 2 года назад
አይይይይይይይ አምላክ ይአክል ይበለና አብ ኩሉ'ዩ ጭንቀት ኮይኑ አይ ይይይ 😢😭😢😭😭😭😭😭😭😭 አዶ ትግራይ መአረይ ከአልዮም በሊ ዝሃበኪ ንመን ትህብዮ 😢🙏🏽 ትግራይ ትስዕር አላ 💪አጆኪ ትግራይ ብኃይሊ እግዚአብሔር ትግራይና ትዕወት ትግራይ ትስዕር ❤️💛❤️
@sewmehon9860
@sewmehon9860 2 года назад
@@Salma21274 ካብ ኢትዮጵያ ዝመፁውን ተጓሂፎም ይመፁ ካብ ኤርትራ ዝመፁውን ተጓሂፎም ይመፁ እንታይ'ዳ ይብሃል እዚ ብጭንቀት ኢዶም ይህቡአለው አምላክ ይርሃወልናምበር አዶ ትግራይ ንባእላ ዘይብልስ አይይይይ 😢😢😢
@abebachanal1036
@abebachanal1036 2 года назад
ሰብ ትመስሉ እቱም በላዕቲ ሰብ ዘይ ከምሰብ 👽👽ጋኔናት ባድመ ዝበሃል ሽም እውን ኣውፅእኩም😁😁😁😁
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 года назад
ኣቡ ሕማቕ ጊዜ እዩ ክፉእ መራሒ ሂቡዎም እምበር ቅድሚ እዚ ኢሳያስ ዝበሃል ከልቢ ምፍጣሩ ኤርትራዊያን ጨካናት ኣይነበሩን።
@net7967
@net7967 2 года назад
Badme gah elu elomo
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 2 года назад
ሐጂ ከኣ ተጋሩ ዶ ዋላ ስደተኛታት እዮም ኢሎም ክክሕድዎም ዮም እንዳህግደፍ
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 года назад
ይብለዉኮ ክክክክክክ
@mokenengebremedhin8441
@mokenengebremedhin8441 2 года назад
ኤርትራውያን ግን ኩራዕ እትብሉላ ምክንያት እንታይ እዩ ዘለኩም
@1nahoma
@1nahoma 2 года назад
Tekefes kemakum funfunat ealiet aykonan
@ሽኮር
@ሽኮር 2 года назад
@@1nahoma ትግራዋይነት ክቡር መንነት ብቅንኢ ሚሒር ልብኩም ሐሚሙ ኤርትራውያን I feel sorry for you ከም ሕግደፍውነት ፍንፍን መንነት አብዚ ዓለም የለን ካብዚ ዝበለ ውርደትን ፍንፍን ምኾንን ንልዓሊ እንታይ አሎ አታ ርእሲ ባኮ
@1nahoma
@1nahoma 2 года назад
@@ሽኮር lemani tigraway ko xerfi yu ab eadna guhaf resah seraqi funfun tekoynu tgraway ika tblo just you know hager milti mshabnakum ka kawuu nnawu seb ktkonu jemirkum hji ko ikum teteleikum quanqakum ktzarebun tgrawot ina ktblu jemirkum nfeltekum koina Eritreawi kedem lomi hbun bhagorun kurueu b mennetun quanqun yu funfunat reshat lementi sereqti we just hate you to much my friend and everybody does that’s why you in the middle of nowhere and you day with your poor ppl
@አክሱምፅዮን-ኰ2ደ
@አክሱምፅዮን-ኰ2ደ 2 года назад
ክክክክክ አነለስ ግርም እዩ ዝብለኒ አብ ዓለም እታ ዝሓሰረት ዓዲ ኤርትራ እያ
@አክሱምፅዮን-ኰ2ደ
@አክሱምፅዮን-ኰ2ደ 2 года назад
@@1nahoma አታ ተረፍ ዓሳ
@tesfalemmengistab7377
@tesfalemmengistab7377 2 года назад
ሳልም አንዳ ኮማንዶ አዩ መስለኒ መራሒ በርጌድ ሓመድ ይብላዕ 🙁🙁 ባድመ መራሒ ጋንታ ምስ ገሬ አዞም ሰባት ክፍሊ ታዕሊም ናይ ዊዓን ምዕጥርን ዝነበሩ አዮም 😲😲
@eriqlafront5150
@eriqlafront5150 2 года назад
_የሕዋተይ እንቋዕ ናብ ኣሕዋትኩም ብሰላም ህይወትኩም ሃብኩም ረኸብኩምን! ሸፋቱ ሳሕልን በራዪ ህግደፍን ካኣ ክንጻባጸብ ኢና!_
@segenm950
@segenm950 2 года назад
ኤርትራዊ ዝማረከሉ ግዜ 😢
@winiboo9641
@winiboo9641 2 года назад
They are lucky to surrender. They could have died..
@alefumekele3184
@alefumekele3184 2 года назад
ኤርትራዊ ሰብ አይኮነን ድዮ?
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 2 года назад
Nay SEB siga zibeliekimulu SEB ziharedikumulu gize ewun eba Eritrawyan kufuat gibri ametsegnatat. Matu da yiwerdekum yikewn 👽👹🇪🇷👽👹
@mariyammariyam7099
@mariyammariyam7099 2 года назад
አርትራዊ ሰብ ዶ አይከን
@wediadikala1245
@wediadikala1245 2 года назад
Seraye adey ayteamekumn ab adi emo ajokum dekukum alena birged nhamedu 👍👍👍👍
@mussiedagmawi7580
@mussiedagmawi7580 2 года назад
please ask them their specific detail information about their brothers/sisters/relatives including name and place who are residents of the western world b/c their relatives in the western world are still hiding themselves to support the the system in Eritrea...
@gebelwedigebel3360
@gebelwedigebel3360 2 года назад
ኣነ ዝገርመኒ ሓደ ወድ ሓላፊ የለን ፤ እቲ ምሽክናይ ወድ ድካ ፥ ወድ ሓረስታይ ፥ወድ ነጋዳይ ፥ ወድ ስውእ ወድ ዘክታም ፧ ይስዋእን ይጠፍእን ኣሎ ኤርትራዊያን ግን ክሳብ ምዓስ ኢና ነዚ ዘይነስተብህሉ ኣነ ይገርመኒ ኢዮ ። ኣቱም ሕዝቢ ደቆም ኣብ ካናዳን ኣሜሪካን እቲ ዝሓመቀ ክኣ ኣብ ካምፖላን ኣዲስ ኣበባ ኣስፊሮም ብደም የሕዋትናን ስድራናን ቁማር ክጻወቱ እዚኦም ዘምጹልና ዓወትን ሃገርን ይትረፈና ሰላምናን ሃገርናን ስድራናን ብዓልና ነምጽእ ። ካብ ኢሰያስ ትመጽእ ጥዕይቲ ሃገርን ዘላቂ ሰላምን የለን ።
@pate840
@pate840 2 года назад
የኤርትራ ህዝብ እንዲህ መደንዘዙ ይገርመኛል ።
@ugarogash3071
@ugarogash3071 2 года назад
Amanuel kurkur beka nezom Eritrawian kbasabesu eka mechem tdeli. 6 million Jeganu Eritrawian alewu, slezy kltse seletse mesakin sdetega hizkum beka haf haf tbl aleka. Husur eka amanuel
@a.fitsum4556
@a.fitsum4556 2 года назад
እንኽኳዕ ብህይወትኩም ተረፍኹም
@alemtsehaymebratu8587
@alemtsehaymebratu8587 2 года назад
ንመን ከምንፈርድ ጨነቀና ከብደይ በሊኡኒ
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 2 года назад
ደም ዘይትጸግብ ሃገር 60 ዓመት
@letina_gualT
@letina_gualT 2 года назад
እንካዕ ሂወትኩም አትረፍኩሞ አጀኹም 🙏🙏
@RoseRose-xd8rd
@RoseRose-xd8rd 2 года назад
Haderakum Tegaru ahwatna😢😢😢 Nzekr Ahwat endina!! 😢 Eziatom gdayiat eyom . Entay kem nbl tefina alo
@hdbd9547
@hdbd9547 2 года назад
ምንም ኣይኮኑን ኣጆኻ ተጋሩ ፈቃራት እምበር ቀተልቲ ኣይኮንናን ግዳያት ከምዝኾኑ ንፈልጥ ኢና ተጋሩ ንዝሓረደና ምዒድናን መኺርናን ኢና ንሰድድ
@nomoredictator7172
@nomoredictator7172 2 года назад
ቶማስ ሃብቱ አብ ነርዌ ትቅመጥ ነዝ ሓውና ንስድራቤቱ ንገረሉ 🙏🙏
@danaithanibal8214
@danaithanibal8214 2 года назад
ጀማል ወዲ ኢብራሂም ወዲ ዓደይ እንኳዕ መዋጽኦ ፈጠረልካ የሕዋትና ከማኻ የማስሎም .....
@ybrahdesta2472
@ybrahdesta2472 2 года назад
ንሕና ድኣ ክትወፍሩ ከለኹም በኺና አብ ሽግር ምስ ኣተኹም ድማ ንበኪ ኣለና አብ ጎድንኹም ኣለና ግን ወትሩ ብደም ኤረትራዊ መንአሰይን ሃገርን ይቃመሩ ኣለዉ ብገበን ተሕስተቲ አዮም
@selamselam3445
@selamselam3445 2 года назад
እቶም ብሂወት ዝሓለፉ እግዚኣሔር ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበሎም እዞም ብሕጂ ኣብዚ ኺናት ትሳተፉ ዘለኹም ብሂወትኩም ከትተሸርመምኩም ከይ ሰንከልኩም ፈጣሪ ነናብ ስድራኹም ዝመልሰኩም ግዜ ይምጻእ ። የሕዋት ጸሎት። ንግበር በጃኹም እዚ ኺናት የሕዋትና እዮም ዝሃልቁ ዘለዉ እንተ ኪኢልና ሰለማዊ ሰልፊ ዘይንወጽእ በጃኹም ደውዝብለሉ መንገዲ ዘትፈጥሩልና ።
@ayabeya1453
@ayabeya1453 2 года назад
ዘሕዝን ህዝቢ ዘልአለሙ ከምዚ
@samibereket1798
@samibereket1798 2 года назад
ብቀዳምነት እንኮዕ ብሰላም ወጻኩም። ግን ሓንቲ ቂር እላትኒ ማለት ብሽፍኑ ዘይትገብርዋ እንታይ ኣምጾኦ ስም ምዝርዛር ከይተነገሩ ከተርድእዎም pls. ሓደራኩም። ክትማረክን ከተማርክን ዘሎን ዝነበረን ኢዩ።
@simrethaile1187
@simrethaile1187 2 года назад
ዓኽኽኽ ኣንታ ከብደይ ሓሚመ ኣነስ እንታይ ኢና ንብሎ ኣንታ ኡይ እባ በሉ ኣሕዋተይ መዓረይ😢😢😢
@SemeregermeryamAlhdse
@SemeregermeryamAlhdse 6 месяцев назад
ትግራይ ትስዕር❤❤❤❤
@habtomaraya7729
@habtomaraya7729 2 года назад
ናይ በሓቂ ተሓዝን 🥲🥲ኤድለኛ ኢኺ, ኣምላኽ ሰላም ይግበርልና እዋይ የሓዋየይይ
@jamestimbers5724
@jamestimbers5724 2 года назад
I, Tigraway, cried at the story of this guy witness to history! Eritreans are looking the other way around! What can we do? He said many things! This is what Isaias wanted! His General, Abiy! Hope he meets his 😎 in 🇳🇴! He says “Doors are being shut!”
@lemlemwoldeselassie1625
@lemlemwoldeselassie1625 2 года назад
Arsena TV 🙏🙏🙏❤ Dmxi wxuat
@roramedia3841
@roramedia3841 2 года назад
Zegerim Eue kone Elu Endu Ne Hezbi Eritrea Zexenit Zelo Dictator Esayas
@tsegazeabmenegie2210
@tsegazeabmenegie2210 2 года назад
Jamal arkey eka bhwetka terefka
@Fitwihabte123
@Fitwihabte123 2 года назад
ማስጣ ኢዚኦም ይውረዶም አዞም ኣብዚ ደገ ዘዳክሩ ኣክክክ ህዝበይ
@godislovelove6477
@godislovelove6477 2 года назад
😥😥😥😥ጀማል ሓወይ ኣንካ ብሰላም ወጻካ ዓለም ክንደይ ምሳኪን ኣብ ዘይከውን ይጠፉ ኣለዉ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 2 года назад
እሙን ሓው
@RahbotNhzbey
@RahbotNhzbey 2 года назад
Eway yehwatey kehznuka 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢Amlakey kntefe suk aytbelena.
@Hosaena806
@Hosaena806 2 года назад
Hji ezi ms wetsue ganin nay shabia sle zelewom abzi ms metsue kemtom leyabu ahwatom kitsarefu eyom kogruena eyom wey gud zrekebe tigraway... kid hasawi hiffret nerukum ayfeltn.💔 efli denaqur bkilte gerom zkedu dur arawit 👹
@betekanazeweyn727
@betekanazeweyn727 2 года назад
እዋይ ሓዘን መዓልቲ ሓዘን ፈሊኻ ዘይውዳእ ቃንዛ😭😭😭
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 2 года назад
በዓል ማዕበል ክፍላይ ብላህጃን ጅግንነትን ተጋሩ ይላገጹ፡ብሓዊ ተለብሊቦም ህይወቶም ዘጥፍኡ ኤርትራውያን ድማ ሸዊት ዕፉን ዶላራት ይሓፍሱ ኣለዉ
@meharitewe5498
@meharitewe5498 2 года назад
Awayyyyy hzbey hmak rekibi antay ana nblo azi gahaf srat bhzibi ylagex alo😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@erilifemusic4420
@erilifemusic4420 2 года назад
ኣሕ እዋይ መንእሰይ ኤርትራ ዝረኽቦ ዘሎ 😢😢😢
@arontesfaldet7917
@arontesfaldet7917 2 года назад
ትማሊ ነቶም መርሓቲ ወያነ ንገሊኦም ብግንባሮም ንገሊኦም ብእዝኖም ወጢጦም ኣብ እስርቤት ዝደጋንዋም ጀጋኑ ኢዮም!ሃገር ብዓብያ ተማሪኾም ኣለው ወያነ ናብ ትኸዶ ጠፊኢዋ ኣሎ! ማሪኽና ምባል ብዓወት ድዩ ዝግልጽ ኮይኑ?እቲ ኪናት ጥራይ ኣብ ውሽጢ ክልል ትግራይ ምኻኑ ክንደይ ህዝቢ ወዲኢኹምን ኣማዛቢልኩምን ኣለኹም ነዚ ክሳራ ዝስከሞ ዘሎ መሽኪን ህዝቢ ጥራይ ኢዩ ! ወያነ ሓጺን ኢዩ ለቢሱ ዘሎ ኣይመውትን ኢዩ ዘሎ ምሽ ኤማ ወልደገባ ንዓኻስ ብእንቃቅሖ ብኣሲድ ክግጭብኻ ነይርዋም!!!
@eri-fortune
@eri-fortune 3 месяца назад
ከመይ ረኺብካያ ወያነ ሕጂ።
@hagosminia6431
@hagosminia6431 2 года назад
Enka hagoskum kulatna n selam n zemer
@fthi3585
@fthi3585 2 года назад
😭😭😭😭😭😭አጆኹም እዚውን ክሐልፍ እዩ
@samiseb2187
@samiseb2187 2 года назад
ኣጆኩም ወላሓንቲ ኣይንብለኩሙን ኢና ምስ በሉና ኢድና ሂብና
@bsratbereket5853
@bsratbereket5853 2 года назад
ህዝበይይይይይ ኣባትኩም ኣባይኩም ዋይይይ ኣነ ተጻዊትና ዝክላል ሰብኣ እካእ መዋጽእቲ ፈጠረልኩም
@filmonmicheal6337
@filmonmicheal6337 2 года назад
ሂወት ክብርቲ ከም ሙኻና መጠን ን'ክቡር ዕላማ ደኣምበር ንከምዚ ዝዓይነቱ ትርጉም ዘይብሉ ውግእ ከተበጅዋ ዕሽነትን ድንቁርናን እዩ:: እዞም ብሂወት ተሪፍኪም ዘለኩም ዕድለኛታት ኢኹም::
@museaman686
@museaman686 2 года назад
አንቱ ርኩሳት ዘርኢ
@SemeregermeryamAlhdse
@SemeregermeryamAlhdse 6 месяцев назад
ትግራይ ትስዕር
@atebsahlu352
@atebsahlu352 2 года назад
እንቁዋእ ብሒወት ወጻእኩም መሳኪን የሕዋተይ ግን አሰና እዚ ነቶም ዝተሰውኡ በዚ መንገዲ ንስድራ ቤት ምርዳእ ጽቡቕ ዶ ይመስለኩም
@ጀበናፍንጃል
@ጀበናፍንጃል 2 года назад
ጽቡቕን ፈረቓን፡ ንባራዩን ደቂ ባራዩን ክብረት ኣየድልዮምን ኢዩ። ተጋሩ ርህሩህ ልቢ ስለዘለዎም እምበር ነዞም ተማሪኾም ደለው ከመን ግምባሮም ብጥይት ዘቢጦም እንተዝጉሕፍዎም ጽቡቕ ነይሩ፡ ገሊኦም ካብዞም ምሩኻት ዳርጋ 2 ዓመት ይገብር ኣብ ትግራይ ኣትዮም ኣምቕታል ቆልዓ ሰበበትን ኣብ ምድፋር ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ኢዮም ተዋፊሮም ነይሮም፡ ግን ዕድለኛታት ኢዮም፡ ረሳዕትን መሳኪን ህዝቢ ስለዝኾኑ ኣይቀተልዎምን፡እምበር ሕግ ሙሴ ኢዩ ድግበኦም ነይሩ።
@felfalithagos4388
@felfalithagos4388 2 года назад
@@ጀበናፍንጃል kkkk ,ሃለውለው
@ወዲቆሓይቶ
@ወዲቆሓይቶ 2 года назад
ዘሕዝን እዩ ሞሳ ዘይርከቦ መስዋእቲ መንእሰይ ብላሽ ይጠፍእ ኣሎ
@batsebabere4386
@batsebabere4386 2 года назад
እዋይ የሕዋተይ ይረግፉ ኣለው ኣቱም ሰባት እንታይ ንገብር ኣለና ደዊልና ንህዝብና ትሓብር
@amanuyoyo798
@amanuyoyo798 2 года назад
ኡኡኡይይይ! ህዝቢ ኤርትራ ጎሓፍ!
@frezgi1356
@frezgi1356 2 года назад
Ezi kea kurae yblu resah hgdef
@abrihyema5651
@abrihyema5651 2 года назад
ኣብ ውግእ ትማርክ ትማረክ እድዩ ግን ኣብዘይምከቶም ተሕዝኑ ብሓቂ ባእ
@Fekarkun
@Fekarkun 2 года назад
Enqae bhiwet terefkum ezom ahiwatey netom wedikom zgedefkumom bxotkum kea mengste semau yewarisom egziabher nimdrina ybxihaya ezi kulu hlkit si nimntay u kon adliuwo ezi seytan wlike melaki ms seabtu ewayane ahiwatey 😭😭
@aexum1597
@aexum1597 2 года назад
Enqowae behywet terfkum aeb hagerkum ekum zelekum kabe barnet tewslu grazie hejey eyu mesie TDF konkum nhzbkum nesa awesu hagere tgray teser 💯 ✊ 💪 💯 ✊ 💪 💯 ✊ 💪 ❤💛❤🦁
@saralove9803
@saralove9803 2 года назад
Ah💔😭
@wedmana8067
@wedmana8067 2 года назад
እግዚአብሔር ይወድኣልና ብድሕረይ ዝተወልዱ ኣሕዋተይ ሓዊ ተቐሪቡ ጸኒሕዎም ኣቱም ሰባት ማህጸን ኣደ ኤርትራ በዞም ኣረሚን መኺና
@Rose-jf8mx
@Rose-jf8mx 2 года назад
Ewwey keltey ahwatey tefeom allow moytom do yekonu😭😭😭😭
Далее