Тёмный

Atv Asena Live - መበል 14 ጉባኤ ህውሓት ብወግዒ ተኸፊቱ - ጅግና መንእሰይ ብርጌድ ንሓመዱ ደጀን ተሾመ ካብ ማእሰርቲ ነጻ ተለቒቑ። 

ATV asena
Подписаться 285 тыс.
Просмотров 18 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

9 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 44   
@amlesetberhe3771
@amlesetberhe3771 28 дней назад
የቀንዬልና አሰና ሚድያ ❤️💛✊ ሓውና ብርጌድ ንሐመዱ ካአ እንኻዕ ብሰላም ፈጣሪ ሐገዞ 🙏💙💙💙💙
@BETESEB1972
@BETESEB1972 28 дней назад
ጅግና ደጀን እንኳዕ ብሰላም ተፈታሕካ ኣብ ቃልስና ዘበርከትካዮ ህዝቢ ኤርትራ አብ መዝገቡ ከስፍረካ እዩ ኣብ ቃልሲ ኩሉ እዩ ዘጋጥመካ ኣጆካ ኣጆና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@haileselassieabraha3013
@haileselassieabraha3013 28 дней назад
የቀንየልና ልሳን ውጹዓት ዝኾንካ አሰና ተሌቪሽን።
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 27 дней назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉amlaki.inkawtakahwe.dagen
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 28 дней назад
ኣማንየ፡ከመይ፡ኣለኻ።ልሳንና፡ዝነበረካ፡አብጪንቂግዜ፡❤❤❤❤
@bahreh.7807
@bahreh.7807 28 дней назад
🎉ገና ህወሃት ንቐትጻሊ 50 ኣመታት ❤
@hagostsegay531
@hagostsegay531 28 дней назад
ኤማ ብጣዓሚ ጽቡቅ መደብ ኤማ፣እዝ ወዲ ሱቁሉ ሃልውሎው እዩ ዝብል ዘሎ
@eyersalemgebregergs3583
@eyersalemgebregergs3583 28 дней назад
የቐንየልና ኤማ
@weykefetek3020
@weykefetek3020 28 дней назад
Well done Aman. God bless you.
@keseteteclemichael8719
@keseteteclemichael8719 28 дней назад
ጅግና ደጀን ተሾመ፡ አንቛዕ ካብ ማአሰርቲ ብደሓን ወጻአካ 💙💙💙💙💙💙💙
@TEBERHE1
@TEBERHE1 28 дней назад
Awet n'mebel 14 gubae HWEHAT .💯
@danielniguse5321
@danielniguse5321 28 дней назад
Ema jegna eidman teinan yehaba slti kulu tegabro❤🎉❤
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 28 дней назад
እቲ ጽቡቕ ዝድነቕ ናይ ውድባት ትግራይ ብባህሊ ደሞክራሲ መሰረት ናጻ ኮይኖም ሓሳቦም እንዳገለጹ ብሓሳባት ይሳሓሓቡን ይንሃሃሩን እሞ ኣብ መጨረስታ ብዘይ ምቅይያም ዝእሰር የለ ዝጭወ የለ ዝስወር የለ ናጻ ኮይኖም ኣኸባኦም ይዛዝሙ :: ነናብ ማዓልታዊ ናብራኦም ተመሊሶም ድማ ብሰላም ናብራኦም እንዳኣለዩ ሂወቶም ይመርሑ :: ኣብዚ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝባሃል ዞባ ትግራይ ዋላ ኡካ ክልል ትኹን እምበር እታ ቀዳመይቲ ሙዕቡል ናይ ደሞክራሲ ኣገባብ ትኽተል ኮይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብልጫ ጨቢጣ ትርከብ :: ህዝቢ ትግራይ መሰል ደቂ ሰባት ንምኽባር ደሞክራስያዊ ኣገባብ ተኸቲልካ መሰል ደቂ ሰባት ከተማዕብል ጻዕሪ ኣካይድካ ደሞክራሲ ብግብሪ ምትግባርካ ምስጋና ምስ ስልማት ብልጫ ይግባኣካ :: ከምኡ ውን ውድባት ትግራይ ጎንጺ ከም ዘየዋጻጻኣኩም ፈሊጥኩም ንጎንጺ ንጎኒ ኣጸጊዕኩም ብደሞክራስያዊ መንገዲ ፍልልይኩም ክትፈትሑ ምጽዓርኩም ምስጋና ይግባኣኩም :: ኣብ ንደሞክራስን ፍትሕን ተርእዩዎ ዘለኹም ዘይሕለል ናይ ቃልሲ ጉዕዞኹም ዓወት ንምነየልኩም ::
@alemsegedabraham8851
@alemsegedabraham8851 28 дней назад
Tigray is on the verge of being independent. I think that is why Abiy Ahmed is concerned about.
@danielniguse5321
@danielniguse5321 28 дней назад
kemzi ketsmru kelekum ketxebqu Aza mkffal atefewa bjakum zom zteswu deqna nekentu aykonun ❤
@mesfingebremedhin7922
@mesfingebremedhin7922 28 дней назад
የቐንየልና ኣሰና ነጻ መስመር ሓቂ፡ ሓቂ ከይትቅበር ብእትገብሮ ዘይሕለል ጻዕሪ ንሕበን
@okbaykflom5717
@okbaykflom5717 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Azeb1782
@Azeb1782 28 дней назад
🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯👍👍👍👍
@letebrhanghebremariam6213
@letebrhanghebremariam6213 28 дней назад
👍🙏😘🥰
@Aron-l1i
@Aron-l1i 28 дней назад
ኤማ ከመይ ውዒልካ ፡ብመጀመርያ ንሓውና ደጀን እንቃዕ ብሰላም ወጸ፡ ካብኡ ብምቕጻል እዚ ናይ ህውሓት ኣኼባ ተኽኡሎታቱን ጽልውኡን ንዓና(ንኤርትራውያን) እንታይ ትንታኔ ትህበሉ? መንዩ ኸ ዘሎ ቅኑዕ?
@rimeydejen4140
@rimeydejen4140 28 дней назад
አማኒኤል ንዓኻ ኸብሪ አለና ንምንታይሲ ንቅኑዕ ዕላማን ህዝብን ዝድግፍ መደብ በምቕራብ ስለተተግህዩ።
@eyersalemgebregergs3583
@eyersalemgebregergs3583 28 дней назад
❤❤❤❤
@eyersalemgebregergs3583
@eyersalemgebregergs3583 28 дней назад
❤💛👍👏🎉
@kaliebseium1049
@kaliebseium1049 27 дней назад
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
@solomonbisrat5467
@solomonbisrat5467 28 дней назад
Ama naybahaki
@natsaberhe6226
@natsaberhe6226 28 дней назад
Enqae mewaxo feterelka Goyta ❤
@YosefTsehay
@YosefTsehay 28 дней назад
ደጀን አንካአ ብሰላም ወጻካ ኣብ ቃልሲ ዋጋ ምክፋል ናይ ግድን አዩ፥አንተኮነ ኣብ ኣዲ ህጊ ትአሰር ትፍታህ ፥ኣብ ከም ኣሪትራ ግን ካብ 1973-1976 ዉድቦም ብህጊን ብዲሞክራስን ክጋደሉ ስልዝሃተቱ ኣውራጃውያን ኢኩም ተባሂሎም 48ደቂ ህዝቢ ሙሁራት በቶም ህዝብና ከጽንቱ ተጋደልቲ መሲሎም ኣብ ልአሊ ንጹሃት መንካአ ዝብል ሰም ተዋሂብዎም ብ1982 ኣብ ሃንቲ ጉድጋድ ከም ህሱም ተጨፍጪፎም ክቅተሉ ተገሩ ፥ዋና ተሃታቲ ናይ ጨካን ተግባር ሃንዳሲ ድማ አዚ ህጂ ህዝብናን ሃገርና ተቆጻጺሮ ኣብ ፍጹም ጽንተት ኣብጺሁና ዘሎ ሳዲስት፥ሳይኮፓድ፥መካቨሊ፥ዝኮነ ኢሰያስ ኣፍወርቅን፥መስፍን ሃጎሰን፥ካልኦት ውተልትን ተሃተቲ አዮም፥ኣብ ኣሪትራ ሂወት ኣሪትራዊ ኣጥፊአካ ክትነብር ማለት አሺነት ጥራይ አዩ፥አዞም ቀተልቲ ናብ ደቆምን ናብ ደቂ ደቆምን ዝመሃላለፍ ደም ከምዘሎ ዘይርዳአ ኣሪትራዊ ባህልን ምንነትን ኣሪትራውያን ዘይፈልጥ ጥራይ አዩ ፥አቲ ህነ ዘይተርፍ አዩ ፥ሰብ ዝዘረኦ አዩ ኣጽድ ናይ ግዘ ጉዳይ አንተዘይ ኮይኑ ኩላ ኣብዚ ጸይቀ አሉላት ተግባር ቅትለት ዝዋኣለት ኢድ ናይ ተግባራ አዳ ሂወት ክከፍሉ ምካኖም ካብ ህጂ ክርድኡ ኣለዎም፥
@YosefTsehay
@YosefTsehay 28 дней назад
መራህ ኣጋንንቲ በላአ ስጋ ሰብ ሰታይ ደም ኣሪትራውያን ብቅንአን ቅርጸትን ኣብቲ ወትሩ ዝህባኣሉ ኣዲ ሃሎ ኮይኑ ናይዞም ጀጋኑ ህዝቦም ዝኮኑ ጉባኣ ህዋሃት ይካታተሎ ከምዘሎ ፍሉጥ ኮይኑ ፥ህዋሃት ከም። ወትሩ ጉድለታት ኣሪሞም፥ነቲ መረቶም ሰጊሩ ጆነሳይድ ዝካየደ ህግደፍ ምስ ተቃለስቲ ኣሪትራውያን ብምትህብባር ነዚ ኣረመናዊ ጉጂለ ሃንሳብን ንሃዋሩን ካብ ገጽ መረት ነበረ ክገብሩ ይምህጸን፥ሰላምን ብልጽግናን ንህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኣሪትራን ኣወት አምነ ፥
@mutonichance3723
@mutonichance3723 28 дней назад
ኣሰና ኣንበሳ ቀፅለሉ 👍
@Miracle03-em5im
@Miracle03-em5im 28 дней назад
ኤማ ሓዉና ጂግና ኣድሪስካዮም ኣነ ኩሉሳዕ ኣብጎንኻ ኢየ።ሓደራኻ ንሕምስምሳት ፊኒስቴራ ከይትህቦም።
@leberlegataamen7080
@leberlegataamen7080 27 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛
@mashogher
@mashogher 26 дней назад
ዮሃና ብርጌድ ነሓመዱ ።
@AmanAman-jj2gc
@AmanAman-jj2gc 27 дней назад
❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪
@Azeb1782
@Azeb1782 27 дней назад
ዘሕዝን ብጌታቸው ከም አብይ መገርገጺ ምውሳዱ አብይ ብኺናት ዘይሰዐሮ ብሓድነቱ ይፈታተና ስሎ።🥲🥲🙏🙏🙏💯💯👍👍
@gmariamhaile6071
@gmariamhaile6071 25 дней назад
ትነበብ፡ ሰላም ኣማኑኤል/Assena-TV/፣ እትሰርሖ ዘለኻ ፕሮግራማት ንከታተሎ ኣለና፡፡ ኩሎም ደገፍቲ ህወሓት እዮም፡፡ ኣነ ከም ትግራዋይ ህወሓት ተሓዲሳ ተጠናኺራ ክትህሉ ይደሊ፡፡ እታ ሕዚ ዘላ ህወሓት ግን ናይ ዓያሹ፣ ናይ ደደባት ፖለቲካ፣ ናይ ስሱዓት ንዓይ በሃልቲ፣ ጥር እትብል ህዝባውነት ዘይብሎም፣ ሰብኣውነት ዘይብሎም፣ ናይ ቆልዑ፣ ወዘተ ስብስብ ስለዝኾነት እዚኣ ንህዝቢ ዕባ እምበር ዕድል ኣይኮነትን፡፡ ምናልባት ንዓኻትኩም/ንኤርትራውያን እናበደልኩማ እውን ዘይትኽሕደኩም ምእንቲ ረብሓኹም ክትቕፅል ትደልይዋ ትኾኑ ኢኹም እንተ ንህዝቢ ትግራይ ግን መርገም እያ፡፡ ኤርትራ ከፊላ ዘይትውድኦ ናይ ተጋሩ ዕዳ ኣለዋ(ጀኖሳይድን ንብረት ዘረፋን)፡፡ ኣረ ኣቦኦም ዘይፍለጥ ደቐሉ ህፃውንቲ ገዲፍኩምልና ኣለኹም፡፡ ንሲዞም እናረአና ከመይ ክንነብር!?ደቂ ዓድና ዲና ክንብሎም ወይ ደቂ መፅነትና? ስለዚ ዕዳኹም ልክዒት የብሉን፡፡ እዚ ከዓ ኤርትራ ብፍትወት ይኹን ብግዲ ክትኸፍሎ እያ፡፡ መዓዝ? ጊዜ ኣይትሕተተኒ፡፡ ናይ ግድን ግን ክኽፈል እዩ፡፡
@seidedris3325
@seidedris3325 28 дней назад
የዒስ ተጋሩ ❤🎉🎉🎉🎉
@tesfamichaelfshaye4265
@tesfamichaelfshaye4265 28 дней назад
ሕወሓት መግለጺ ዕሽነቶም ፣ ንዓለም ኣብሪሆምላ ፣
@nugusekahsay6845
@nugusekahsay6845 28 дней назад
አማ ኣበሳ
@nahiliwaloo
@nahiliwaloo 28 дней назад
This will be the end chapter for TPLF
@AbdullahAbdullah-fz6mx
@AbdullahAbdullah-fz6mx 28 дней назад
Mr Amanuel, Why are you so interested about tigrai issue. You are giving so much efforts about tigrai. Tigrai region belongs to Ethiopian territory.
@duhberhe9991
@duhberhe9991 28 дней назад
Exactly why is so interesting about tigray Birged ni hamed kekafie endawale
@user-jb2st4dk7k
@user-jb2st4dk7k 28 дней назад
Sekt guhaf
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 28 дней назад
እንታይካ ኢዩ እሞ ሓቢጥካ ብዛዕባ ትግራይ እንተ ተዛረበ :: ኣማንኤል ናጻ ሰብ ኮይኑ ዝገብሮ ዝፈልጥ ደላይ ደሞክራስ ፍትሕን ኢዩ ::
@user-ep9fl3vy8s
@user-ep9fl3vy8s 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
Далее
Bike vs Super Bike Fast Challenge
00:30
Просмотров 18 млн