Тёмный

Atv Asena Live - "ደምበ ቓልስን ሚድያታትናን" ዘተ ምስ መንእሰይ ሰመረ ቀሺ ኣፈወርቂ 

ATV asena
Подписаться 283 тыс.
Просмотров 4 тыс.
50% 1

Atv Asena Live - "ደምበ ቓልስን ሚድያታትናን" ዘተ ምስ መንእሰይ ሰመረ ቀሺ ኣፈወርቂ

Опубликовано:

 

10 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 17   
@g.michaeltzerai7764
@g.michaeltzerai7764 27 дней назад
ድምስገን ኣስተምህሮ ዘሓብትና ኤደን ምስ ጋሻ።
@genetmehari8120
@genetmehari8120 27 дней назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪👍👍👍
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 26 дней назад
እዋይ እስኻስ ናይ ለባም ሰብ ኢኻ ትሓስብ እሞ ምስ ብዓል ሰልጠነ ድማ ማሕበር ይክኣልዶ ይኸውን ትብሎ። ግንከ ኣይንቐብጽን ይበሎ ፈጣሪ ይሓግዝ ይክኣሎ ኢዩ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 26 дней назад
ዋዕሩ ሓብትና ኤደን ነቶም ዝጻረፉ በልዮም ግሓፍዮም መግዶምቲ ጸረ ቃልሲ ባራዩ ህግደፍዮም።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 26 дней назад
❤❤❤1111
@dawitabrha9079
@dawitabrha9079 27 дней назад
አዛ ቐይሕ መይሕ ዘልዋ ባንዲራ መን ሲልዋ ዝፈልጥ ሰብ ይህሉ ዶ ይከዉን? ቀይሕ ናይ ደም ምልከት ስለ ዝኮነ ናይ ኣጋንንቲ ሕብሪ ኢዩ።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 26 дней назад
ቢዓላማ ምሲ ሒጊደፍ ኒሕና ቁዋም ጊኒ ብባሒሪያ ምፍላይ የዲሊ።
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 27 дней назад
ሐው ጠዐመ: እቲ ዝዐበየ ምዕባለ አብዚ ኽልተ ዐመታት: 1. እቶም ብህግድፍ ተላኢኾም አብ ደምበ ፍትሒ አትዮም ንሕና ትግራዎት ኢና፣ ሱውእ ሽፍታዩ: ነቲ ዝዐበየ መንነት ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ብረታዎ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ሽፍትነት ኢዩ ከምኢእውን ህግደፍ ዘይኮነስ ነቲ ብህግደፍ ዝተጠልመን ሻዕቢያ ከነጥፍኦ ኢና ዝብሉ ዝነበሩ ፈርጢጦም ዝሀደሙላ ጊዜ ኢያ ነይራ። 2. ካልአይ እውን ካብ ነቶም ጠላማት ህግደፍ ከነጥፍእ ኢና ካብምባላ ንሻዕቢያን ኤርትራዊነትን ከነጥፍ ኢና ዝብሉ ደመጃታት ህዝቢ ኢርትራ ዝኸሰሩላ ዐመታት ኢዩ ነይሩ። 3. ንህግድፍ አብ ጎኒ ገድፍካ ኤርትራዊነት ከነጥፍእ ኢና፣ ከምኡ’ውን ነቲ መንነት ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ሻዕቢያ ይኹን ጀብሀ ከነጥፍእ ኢና እንዳቡሉ እዚ ኸአ ከም ናይሐሳብ ፍልልይ ዝሐስቡዎ ጎሐላሉ ዝተጋለጽሉ ዐመታት ኢየን ሐሊፈን።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 26 дней назад
ባኒዴራ መለይ ደላይ ቁዋም መንግሲቲ።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 26 дней назад
ናይ ሲልጣን ውዲዲርዩ ናይ ሜዳ ጀቢሃን ሻዒቢያን ኢዚ ኢቲጌጋ ይዲገም አሎ ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 27 дней назад
ጠዐመን ቡሩህ መጻኢ ክፈልጥዎ ዘሎዎም ሐቃ: 1. ህግደፍ ን 30 ዐመታት ን ወያነ ከነጥፍኦ ኢና ብምባል አሽሐት ኤርትራውያን አጥፊኡ ንኤርትራ አብዚ ንርእዮ ዘለና ውድቀት አብጺሖማ፣ እቲ ሐቂ ግን መንነት ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ወያነ አይጠፍኢን ንዘለኣለም እውን አይጠፍእን ኢዩ ኦተምንታይሲ መንነት ህዝቢ ከጥፍ ዝኹል ሐይሊ የሎን። 2. ቡሩህ መጻኢ ከኣ ሻዕቢያ ከነጥፍእ ኢና፣ ኤርትራዊነት ከነጥፍ ኢና ኢና ኡዩም ዝብሉ እዚኸአ ካብ ህግደፍ ጥፍአት ዘይተመሀሩ አብ ዘይፍታሕ ሕልሚ ዝነብሩ አባላት ዐባይ ትግራይ ሙኻናም ኢዩ።
@Tusfai
@Tusfai 27 дней назад
ቢኒ ኣሓጊሱና ሎሚ ዓመት ትኣምር ከርእየና እዩ ኢሰያስን ኢሰያሳውያን ናብ ደንበ ፍትሒ ኢዶም ክህቡ ይዕዘብ ኣለኩ ዓወት ንዓወት እዩ ሰይ ሰይ ሰይ 👍👍👍👍👍👍👍
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 26 дней назад
ቢዓሊ ዓዲቀይሒ አቦይ ሳሂላ ሲኢላዋ እቦይ አኪቶ ዓፋር ወሪሒ ሓዊሲላ ሐደዉን መሲቀሊ ሓዊሲ ተሪፊን ።አባል ባይቶ 68ዲምጢ ሂቦም ።ቀያሒ ቢጫ ቀጢላ ባሒሪ ተደሚራ ንቡረቴኪም መሊሰሊኩምን አይከሰሪኩም ኢሉ እፍሊቡ ሐሪሙ ሒጁ ተኮሊፊና።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 26 дней назад
ገጲካ ከፊቲካ ተዛረብ ሳም አቢዛ ባንደራ ዚሒረደላያ ባንደራ ሂግድፍ ደጊፋ ይአኺለካ ዒጾ ።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 26 дней назад
ኒቁዋም ቲቲግቢሪ እዬኒቲ አሪማ ህግደፍ ሓራዲቲያ።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 26 дней назад
ኢዛባኒዴራ ናይ አቶ ኢሰያስ ኢያ ኪሊሊ ኢትዮጵያ ኢያ ።68ባይቶ መሪጾማ ናይ አቦታቲናያ መለይ ።ኢዛ ህግደፍ ናይ ኢሰያስ ቁዋም የቢላን።አሳሪቲ ሓራዲቲያ።
@solomontewelde8740
@solomontewelde8740 22 дня назад
ክጽልኣካ ኣጀንዳ ፎእ ፕሎቲካኹም ፎ----እ
Далее