Тёмный

Atv Asena Live - ጭፍራ ኢሳያስ ብድሕረቱ ይምካሕ ኣቶ ጌተቸው ኣኼባ ይእግድ/ ህውሓት ፈላሚ ኣኼባ የካይድ/ ወዲ ወረደ ጸጥታዊ ስግኣት የለን ይብል 

ATV asena
Подписаться 290 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 17   
@kuflomhabtemaryam526
@kuflomhabtemaryam526 2 месяца назад
ምህረት የውርደላ ኤርትራ
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 2 месяца назад
Well said, Emma. Eritrea is unlucky indeed! Thank you...
@yohanesmekonan2315
@yohanesmekonan2315 2 месяца назад
Wonderfull ETHIO is dead oradey to compare with ERITERA.
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 2 месяца назад
#ኣብ ከብዲ ጽጉብ፡ የለን ጥሙይ# ዝብሃል ከም'ዚ ኢዩ። ንሶም ብዶላራት ክጣልዑ ህዝብና ብሕሰም ድሂኾም ምዕቡላት ኢና (ቅርጡው ምሕደራ 😂😂 ከኣ እምበር ኣለለይ)። እግዚኦ ኢዩ ዘብል ናይ'ዚኦም
@almazmokenne9705
@almazmokenne9705 2 месяца назад
What does Issac Afewerki tesefa mokres
@kuflomhabtemaryam526
@kuflomhabtemaryam526 2 месяца назад
175 ወጺና አሉ ተሃጉሱ
@kuflomhabtemaryam526
@kuflomhabtemaryam526 2 месяца назад
ኢሰያስ ኣይሰሎቶን
@YosefTsehay
@YosefTsehay 2 месяца назад
አዞም ሃንቲ ከይሰርሁ መረት ዝኣረበቶም ኣሪጎም ዝምርቅዎ ትካል ፋብሪካ ዝመቅዎ ዩኒቨርሲትይ የለን ፥አዞም ገዋኑ አምሮም ወዲኦም ክሳብ ኣብ ጉድጋድ ዝኣትዉ ዘፍሪይዎ ቁምነገር የለን፥
@GideyGirmatsion
@GideyGirmatsion 2 месяца назад
Hyytyytttttt5ttttttttttt5tttttttttttt5tttttttttttttttttrrrrr4rttttt
@ttek9180
@ttek9180 2 месяца назад
እቲ ሽፍታ ኩሉ የለን ኢሉ ባዕሉ ሐቅታት የውጽእ። እቶም ባራዩን ዕሱባትን ደናቑር ኤርትራውያን ከአ ሃገርና ትዕምብብ ትሕምበብ አላ ኢሎም ነብሶም አታልሊሎም ንሰብ እዝኑ የደንቁሩ። አቤት ኤርትራ ብኹሉ ምሕረት የውርደልኪ።
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 2 месяца назад
ኣሕዋት ኣሓት፡ "ኢሳያስ ኣረጊት ዝብኢ" ህዝብና ክንገላታዕ፡ ብግዝኣቱ ክግፋዕ፣ ፈቐዶ ስደትን ከርተትን ደላሎ ክጻወቱልና፡ ኣብ ዓዲ ሓንቲ ነገር ቁጠባዊ ይኹን ማሕበራዊ ባይታ ከምዘይገበረ፡ ብጋህዲ ዝዛረበሉ ምኽንያታት 2 ኢየን። 1. ኣነ ካብ'ዚ ነገር እዚ ከም ጲላጦስ ኢደይ እሕጸብ ኣሎኹ። ዝሕተቱሉ ኣብ ነፍስ ወከፍ ሚኒስትሪ (ሓላፍነት ጽፍሒ ተኾይጦም) ዘሎዉ ስለዘይሰርሑ ኢዩ። 2. ንሕና ብሰንኪ ቀናኣት ጎረባብትን ሓያላን ሃገራትን ቁጠባውን ንግዳውን እገዳን ገይረናልና፡ ከመይ ጌርና ቁጠባና (ወደባትና፣ ትሕተ ቅርጺ፣ ዕደናን ሕርሻን...) "ካልኦት ትካላት ሚኒስትሪ ኣይግዳዩን ብፍላይ ሚኒስትሪ ትምህርትን፡ ሚኒስትሪ-ፍትሕን" ክንሃንጽ ንኽእል። ስለ'ዚ ህዝቢ ክስደድ ክከላበት ብሰንኪ ቁጠባዊ ድሕረት ዘምጽኦን ኢዩ። ማዕረ ማዕረኡ ከኣ ደጋዊ ጎስጓስ ወረቐት ስደተይና ክንህበካ ዝብል ንኽስደድ ገይሮምዎ ማለቱ ኢዩ። እምበር ኣነስ ዝከኣለኒ ኣፍልጦ ኣሎኒ...ዝዓይነቱ
@mekonenghebremeskel2831
@mekonenghebremeskel2831 2 месяца назад
Tplf is on a life support machine
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 2 месяца назад
ህግደፍ ዳኣ እንታይ ምዕባለ ከምጽእ ዝነበረ ምዕባለ የፍርስ እምበር :: ባዕሉ ዝነበረ ምዕባለ ከምዘፍረሶ እንዳተዛረበ ከመይ ገይሩ የማነ ምዕባለ ኣርኢና ዝብል ክሕሱ እንትዘይደልዩ :: ህግደፍ ምሕሳው ምጥላም ምዕማጽ ምኽሓድ ምእሳር ምቕታል ምስዋር ምጭዋይ ባህላን ልምዳን ኢዩ :: ምዕባለ ዝባሃል ኣይትፈልጥን ኢያ :: 33 ዓመታት ንከንቱ ሓሊፎም :: ብዘይካ ዕንወት እንታይ ምዕባለ ኣምጺኣ? ዋላ ሓንቲ ::
@YosefTsehay
@YosefTsehay 2 месяца назад
ከመይ ተቆሪጽካ ትረፍ አንታየደካ ከተወጢ 32ኣመታት ኣብ ኣዲ ሃሎ ተሃቢአካ አንታይ አገብር ኣለኩ ኢልካ ንነብስካ ህተት ደንቆሮ ማካቨላዊ ኣአምሮ ሂዝካ ክትሰርቅ፥ሰብ ክትኣስር ሰብ ክትቀትል አስሪበታት ክትሃንጽ ዝነበርካ ኣብ ኣለም አቲ ሙሽሙሽ መራሂ ጨካን ኣረመነ ሙካንካ ዘይምፍላጥካ ኣዚካ ብህዝብካ ዝተጸላአካ ሰብ ኢካ ፥
@tsegaytea
@tsegaytea 2 месяца назад
ኣታ እቲ ክፋእ ክንዲ ዝስተር ይግተር ካብ ኢትዮጵያ ንሓይሽ ኢሎም ዶ? ኤርትራውያን ድኣ እንታይ ክገብሩ ናብ ኢትዮጵያ ይስደዱ ኣለዉ ኣየ ህግደፍ ዕደ ብጀካ ሓሶት ሓቂ ዘይዛረብ::
@mekonenghebremeskel2831
@mekonenghebremeskel2831 2 месяца назад
ሞወልትኻ አጋ ዕርበቶም ቀሪቡ
Далее
Думайте сами блин
18:15
Просмотров 617 тыс.
Conversations with History: Robert  Fisk
58:19
Просмотров 141 тыс.