Тёмный
No video :(

Atv Asena Live - ‘ኢትዮጵያ ወደብ ዓሰብ ብሓይሊ ክተመልሶ ኣለዋ / ሻዕብያን ኣመሪካን ኣብ ዓሰብ ዝኣለሙዎ ውዲት’ - መልእኽቲ ኣቢይ ብማክሮፎኑ 

ATV asena
Подписаться 285 тыс.
Просмотров 19 тыс.
50% 1

Atv Asena Live - ‘ኢትዮጵያ ወደብ ዓሰብ ብሓይሊ ክተመልሶ ኣለዋ / ሻዕብያን ኣመሪካን ኣብ ዓሰብ ዝኣለሙዎ ውዲት’ - መልእኽቲ ኣቢይ ብማክሮፎኑ

Опубликовано:

 

24 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 53   
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 Месяц назад
Thank you, Emmanuel analysis and hard work. Keep it up.
@amehare-or1yl
@amehare-or1yl Месяц назад
this is a must listen program I think has to be repeated again and again very important program
@okbbagabertefsa4072
@okbbagabertefsa4072 Месяц назад
Great job ema 👍
@natinatihaile
@natinatihaile Месяц назад
Its fun to hear. No one will be misleading from his talk. But there is some thing behind
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 Месяц назад
ብራቮ ኤማ
@SemerAbraha
@SemerAbraha Месяц назад
Am nays
@user-ep9fl3vy8s
@user-ep9fl3vy8s Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HelwHgi
@HelwHgi Месяц назад
So ezitat meazn Blue-revolution nmtkas eu. Emma!
@Cliques996
@Cliques996 Месяц назад
ቻሆው ቻሆው ኢኻ ትውስኸሉ አምሕርና ምትርጋም ቡዙሕ ኣይመድለየን : ወይ ክኣ ጽሙቕ ኣቢልካ ምቕራብ 🙏
@russomhabtemichael4471
@russomhabtemichael4471 Месяц назад
ሃሎ አማኒኤል አብ ዕለታዊ ስራሕካ አሳልጦ ንክትረክብ እምነ ናይ ገዛእቲ አምሐራ ንሱሳዓመት ምስፈከሩ እሞ በዚ ዘረባ አይንጭነቅን እዩ እዚ ለባም ህዝቢ ኤርትራ አምላኽ ኩሉ ግዜምድኡ እዩ ዓወት ነዚውጹዕ ህዝቢ 🙏🙏🙏
@WeldeGabrielFayesa
@WeldeGabrielFayesa Месяц назад
Keyih shingurti ni 1kilo 200 birr betsihus kush empire kheyih bahri yimineyu!!!wey gud😂😂😂
@Gochu1132
@Gochu1132 Месяц назад
Oromuumaa malet nai oromo people malet eu. Beletsegena party malet yehayesh.
@TEBERHE1
@TEBERHE1 Месяц назад
Syum Teshome ms Awel ymesaselalu.
@TfGr-ob2ui
@TfGr-ob2ui Месяц назад
ያአማራንፋኖዴግፉአስታጥቁትበዴብታስታጠቃችሁት! አብይንያዳክምላችሗልዬአብይሰራዊቱንይመታላችሗልይዳከማል?❤
@user-rk6li9oe2i
@user-rk6li9oe2i Месяц назад
ኣማኒኤልጠፊእካብሰላምድዩ
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 Месяц назад
ኣማኒኤል; እዚ ሰካራም ሰብ እዚ ኮ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝኣወጅዎ ኩናት ምስ ፈሸሎም እዩ ብሕርቃን ኣልኮሆል ምግልባጥ ጀሚሩ::ዝኾነ ኾይኑ ኣብ ሞንጎ ትግራይን ኤርትራን ዘሎ ዘይምስምማዕ እዩ ዕንቅፋት ኮይኑና ዘሎ ምበር: እዚ ሓደ ርኹስ ኣበይ ከይበፅሕ ነይሩ::
@beyenetewolde1332
@beyenetewolde1332 Месяц назад
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መንጎ ክልተ ሕሱማት መራሕቲ ዉሽጢ ሃገርን ጎረቤትን ተቐቂሩ ከይኣኽሎ ኣብ ሕድሕዱ ብኣውራጃን ወገንን ዝኸፋፍልዎ ደናቑር ውን ኣለዉ። ስለዚ መጀመርታ ነቶም ኣብ ሓደ ከይሰምር ዝኸፋፍልዎ ዘለዉ ስሱዓት ይኣክል ድሕሪ ምባል ሓቢሩ ንውልቀመላኺ ክኣልዮ ይግባእ። እቲ ካብ ጎረቤት ዝመጽእ ዝኾነ ተጻብኦ ምስ ሓበርና ኣይክደፍሩናን'ዮም። ኣብ ሕብረትና ዘሎ ሓይሊ ታሪኽ ምስክር'ዩ።
@GoodTimes-sx1yz
@GoodTimes-sx1yz Месяц назад
ዝብሎ ዘሎ መብዛሕትኡ ሐቂ እዩ ። ናይ መጨረሻ ዝተባህለሉ ኲናት TDF አስመራ ክአቱ እዩ ተባሂሉ እምቢ አይሰምዕን እየ ዝብል ደርፊ ዝተደረፈሉ እዪ እዚ ዘይበሃል ሰራዊት ፌደራል ኤርትራ አትዩ ብ አንፈት ኤርትና ከምዝነበረ ኢሰያስ ውን ባዕሉ ዝተዘራበሉ ወራር ወያኔ መዕገሲ ከምተገበረሉ ተዛሪቡ ኔሩ ስለዚ ሐቂ እዪ ንሕግደፍ አድሒነሞ እዬም።
@Yome-hb3bh
@Yome-hb3bh Месяц назад
Thank you brother Ama ዝገርም መረዳእታ እዩ ኣቢ ኣህመድ ብልሳን ስዩም ተሾመ ንጹር ድልየታቱ ይነግረና ኣሎ። ልክእ። ክም ኣወል ስዒድ ልሳን ህግደፍ ማለት እዩ
@user-rk6li9oe2i
@user-rk6li9oe2i Месяц назад
💪💪💪
@nouraviri4903
@nouraviri4903 Месяц назад
💝🌷
@user-qb8qq6bb9x
@user-qb8qq6bb9x Месяц назад
ስዩም ተሾመ ናይ ዋዛ ሰብ ኣይኮነን:: ናይ ቀረባ ኣፈኙኡ ኢዩ:: ፈሊጡ ድዩ ከይፈለጠውን ብዙሕ ምስጢራት የውጽእ:: ዘረባ ስዩም ተሾመ ኣስተናዒቅካ ከም ኖርማል ፕሮጋንዳ ዝረኣይ ኣይኮነን:: ብሓጺሩ ኣብ ኦሮሚያን ኣምሓራን ትግራይን ጸገም ዘለኹም ሓይልታት ጸገም ካብ ትፈጥሩልና ምሳና ገጽኩም ናብ ዓሰብ ግበሩ ይብል ኣሎ::
@RaesiZego
@RaesiZego Месяц назад
Hasawi eka gn
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 Месяц назад
Asseb 100% ye Ethiopia 🇪🇹 mehon alebet
@lymaluab
@lymaluab 28 дней назад
I understood aniy is contemplating to attack higdef 😂😂😂😂
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 Месяц назад
'Atahahzu u Ri ika Sinku Ahdgo': Siyoum nezi dfret kabei rekebo?
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 Месяц назад
ኢሰያስ ንኤርትራ ስለዘዳኸማ ክወርዋን ክጎብጥዋን ጽቡቕ ተተባቢዖም
@michaeltekle66
@michaeltekle66 Месяц назад
እዚ ሰብ አዚ ሐቂ አዩ ዝዛረብ ዘሎ ንምዃኑ ሶብየት ሕብረት ዝሃበቶ ስርናይ ነህዝቢ ኤርትራ አክንዲ ዘዕንግለሉ ብኮንትረባንድ አቢሉ በቶም ናቱ ተለአኽቲ ንትግራይ ከምዝአተወ ክሕበር ጸኒሑ ስለዚ ሐቁ እዩ
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 Месяц назад
Weyane kageze keybahir be samint wust meqotater yichalal .
@gatogato2852
@gatogato2852 Месяц назад
ኣየ ኢሳያስ እንድዩ ሓደ ኢና ኢና ኢሉ ዘባራበሮም። ንምንታይ ንዓኣቶም ትህንደዱ ሓቅ ተልዩኩም ብሕብረት ጸላኢኹም ዘይትኣልዩ ጽግዕ ጽግዕ።
@Asmarino929
@Asmarino929 Месяц назад
ወይ ሀለውለው አይውዳአካን ኢዮ
@HelwHgi
@HelwHgi Месяц назад
Isayas ms Abey temakhirom zhbuna agenda nkomse. Bzaba Aseb GN eti haki ms Kbur Bitewded mwkas do aymhashen?
@yohanesmekonan2315
@yohanesmekonan2315 Месяц назад
Ata ama ezi seb elka kem program mehesabka funny eyu. Be chat zedenzeze zezarebo zayfelet borko lomes medeb tewdeka deyu?
@freedomtnb351
@freedomtnb351 Месяц назад
Thank you Amanual Assena for showing again and again the speech of this dictator Isseyas Afwerki because we easily forget what he said in 2018. By repeating the speech people will see what kind of gurila he is Isseyas Afwerki.
@YosefTsehay
@YosefTsehay Месяц назад
ኣሰብ ኣነጣጢርካ አቶ ክብል ባአሉ ኣብ ኩናት ዝኣቱ ኣይኮነን አዚ ኣርሆ ናይ ኣቢ ልከአ ከም ኣወል ሲኢድ ኣርሆ ኢሰያስ ሙካኑ አዩ ፥
@amehare-or1yl
@amehare-or1yl Месяц назад
ሓው ኣማን እዝመልአኽቲ 100% ናይ ኣቢ ኣህመድ መልአኽቲ እዩ ሰለዚ ሕዝቢ ኤርትራ ብፍላይድማ እቶም ኣብ ሓላፍነት ዘለው ኣዘዝቲ ስራዊት ኤርትራ ሕዝቢ ኤርትራ ብእቱብ ኸከታተልዎ ይግባእ ብቐንዱ ግና እቲመፍትሒ ንስርኣት ህግደፍ ምዕላይ እዩ
@user-tq1ze9sy1d
@user-tq1ze9sy1d Месяц назад
ኢሰያስ ዘራጊ ናይዚ ከባቢ ምኻኑ ሕጂ ተረዲኢዎም።
@duhberhe9991
@duhberhe9991 Месяц назад
Isseyas si Ezgabiher mesta hizbi Eritrea yewrdelka 😢😢
@suruaki1739
@suruaki1739 Месяц назад
ናትኻ ይገድድ ናይ ሐደ ዝመርቀነ ጋዜጠኛ ለቃቂብቃ ኸተቅርብ ኣጀንዳ ዶ ሲኢንካ 😅😅😅
@radwanfarah5982
@radwanfarah5982 Месяц назад
ሸቀጥ
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 Месяц назад
እዚ ኩሉ ውርደትን ስክፍታን ብሰንኪቲ ድሑር ህግደፍ'ዩ
@habtomfitwi642
@habtomfitwi642 Месяц назад
ኣታ ጠምባር ሰብኣይ ስርሀይ ኢሎም ንኣካ ድሰምእ ወይን ክፍሊትካ ምሰንቆልቆለ አብይ ድከፍሎዶ ገለዶ ትብል ካብ መለስ አትሂዝካ ትክፈል ነበርካከ ከዳእ ሽም ሻእብያ ብመልሃስካ ድጽዋእ ደይኮነ ብዶላራት ከፊሉ ክትመሃር ድሰደደካ ሲ ነውራም በኣለገ ወድ ወዶ ገባ ዋሂድ
@RaesiZego
@RaesiZego Месяц назад
What are you saying U are a liar and anti our country Eritrea
@michaeltekle66
@michaeltekle66 Месяц назад
አማኑኤል ጽውጽዋይ አይትበሎ እዚ ሐቂ እዩ እዚ ጉጅለ ማፍያ ዘይገብሮ የብሉን ወርቂ ካበትግራይ እንዳምጸአ ንድባይ ዘሰጋግር ማፍያ ምዃኑ ክትዝንግዕ የብልካን ንመንእሰይ ኤርትራ አብ ሲናይ ብልኡኻቱ አቢሉ ኩሊት ከምዝሸጠ አይትፈልጥንድኻ
@YosefTsehay
@YosefTsehay Месяц назад
ኢሳያስ ሃደጋ ንህዝቢ ኣሪትራን መረታን ባህራን ከምዝኮነ ንማንም ሰብ ዝርደኦ ጉዳይ አዩ ፥አንተኮነ ህዝብና ተግባርን አላማን ናይዚ መርዛም ኢሰያስ ናይ መወዳአታ ህዱር ህማሙ ኢትዮፕያ ድኣምበር ኣሪትራ ኣይኮነትን ኢሰያስ ንህዝብናን ሃብታን ክጥቀመላን ክዘፋን አምበር ከማአብላ ኣብ ኣአምረኡ የለን ፥
@senaizemenfes5418
@senaizemenfes5418 Месяц назад
ኤማ፣ እንታይ ዄንካ ዋዕላ ማንቸስር ከም ዜና ዘየማሓላለፍካዮ? ማርቲን ፕላውት ፈታዊኻን መቓልስትኻን ዘስምዖ መደረ ዕሽሽ ኢልካ ትሓልፎ ኣይበልኩን። ንኣመንዝራነት ዲክታቶር ኢሳይያስን ወሻሽምኡን ክልተ ሰዓት ሙሉእ ኣጥፊእካ at least ሓንቲ ደቒቕ ከም news ትኹን ንዋዕላ ማንቸስተር ተተቕርቦ ጽቡቕ ኔሩ።
@abrahamasteraye4272
@abrahamasteraye4272 Месяц назад
Ab Blkon koyne bira yseti aleku
@wediadi6788
@wediadi6788 Месяц назад
ሓንቲ ብዙሓት ሰባት፣ ብፍላይ ከኣ ልሂቃን ኢትዮጵያ ኢና በሃልቲ ዝጋገዩዋ ዓባይ ጌጋ ኣላ። ኢሳያስ ወይ ስርዓቱ ኢትዮጵያ ንኽትፈርስ ኢዩ ዝሰርሕ ዝብል። እዚ ግን ከቢድ ጌጋ ኢዩ፣ ናይ ኢሳያስ ናይ ሓዋሩን ናይ መወዳእታን ዘይቅየርን ሕልሚ፣ ንኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ምውዓል ጥራይ ኢዩ። ኤርትራን ህዝባን ንኢሳያስ፣ ነዚ ዘይቅዱስ ሰይጣናዊ ሕልሙ ኣብ ተግባር ንምውዓል ዝጠቀመሎም መሳርሒ ጥራይ ኢዮም። ስለ ዝኾነ ኢዩ ኢሳያስ ብዛዕባ ዕድል፣ ወይ ምዕባለ ወይ ዕብየት ናይ ኤርትራ ፈጺሙ ዘይግድሶ።
@user-wc2lc7dp2b
@user-wc2lc7dp2b Месяц назад
Nska emo ktbl delieka Ema? Hzbi ena tefie tai u bzaeba Bahri zechenkeka zelo? Bzaeba hzbi zdhnelu mengedi zeytdeli Slezi Seb ab GMT zetewe kalsi entetgusgus mhashe TM elka tetabaki nnayzetwnno Bahri aytkun !
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 Месяц назад
ምፍርራሕ ድዩ ምሕንሓን ብመንገዲ ስዩመ ጫት እዚ ጫት በሊዑ እናዕለበጠ ዘዘናግዖም ሸኔ"ባ ፋኖ ወያኔ ኦሮሞ አማራ እናበለ ሸንኮለል ዝብል ገለ ዝሓለሞ ወይ ዝበሎ እኳ ዘይዝክር። I think he is A chatterbox illustration with embellish hallow of his hidden ethnicity by the meaning of his name I think he is an oromo by ethnicity.
Далее
እዋናዊ ኩነታት
Просмотров 681