ሰላም ኣብ ዓለም መላእ እትርከቡ ናይ እግዚኣቤሔር ቤተሰብ ኩሉኩም
እንኳዕ ን 2012 ዓ/ም ናይ ሕዳር ጽዮን ማርያም ኣክሱም ባዓል ኣብፀሓኩም እንዳበልና እንሆ እዚ ሰሙናት እዙይ ነቲ በዓል የድሊ ዝተበህለ ኩሉ ምድላዋታ ወዲኣ ቤተክርስትያን
ን ሕዳር ጽዮን 2012 ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣክሱም ጽዮን ትፅበየኩም ኣላ መፂኩም ኣብቲ በዓል ተሳተፍቲ ንክትኮኑ ከዓ ትፅወዓኩም ኣላ ተሳተፍቲ ኩኑ ብሰላም ምፁ
#Download_ገይርኩም_ኣብ_ፋስብክ_ኣይትልቀቅዎ_ፋስቡክ_ኣካውንትኩም_ከይዕፀው::
5 окт 2024