Тёмный

BAHRNA - Feven Tsegay New Eritrean Music 2021 // ፈቨን ጸጋይ (ኣይነብዕን'የ ) 

Bahrna Entertainment
Подписаться 96 тыс.
Просмотров 3,8 млн
50% 1

SUBSCRIBE and SHARE ክኣ ኣይንሕመቅ።
Copyright © Bahrna Entertainment. All Rights Reserved.
© ነዚ ቪድዮ ካብዚ ኣውሪድካ( download) ጌርካ ምዝጋሕ ንስነ ጥበባዊ ኣዝዩ ጎዳኢ ስለ ዝኾነ download ካብ ምግናር ንቆጠብ ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት
ኣብዚ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ (subscribe) ብምግባር ደገፍ ንስነጥበባዊ ስርሓት ሃገርና ሃቡ።
#Eritreanmovie
#Eritrianmusic
#Bahrna
/ bahrna-entertainment
/ bahrna-entertainment

Опубликовано:

 

24 фев 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,3 тыс.   
@berofayohagermedia9215
@berofayohagermedia9215 3 года назад
ንፌቡ ዝፈቱ ጥራይ ላይክ👍👍👍
@muzitgere267
@muzitgere267 3 года назад
ፌቡ ሽኮር እዛ ደርፊ ልዕሊ 10 ግዜ ስሚዐያ ምምናው ስኢነያ ነዓይ ዲኪ ደሪፍክያ ካብተን ብፍቅሪ ዝተበደልክን ደቂ ሄዋን እንተልክን ኣብዚኣ 👍 ሕለፋ
@matyasyosiyas5092
@matyasyosiyas5092 3 года назад
ፌበን ጸጋይ ጥዕምቲ ደርፋ አነ እኮኒ ደርፋ አይ ሰምዕን እንድየ ግን ብዙሓት ሙሓዙተይ መጃኪ ስምዕያ ስለ ዝበላኒ ሰሚዒያ ናተይ ሂወት ኢዩ ኩሉ ዘይ ምብርካክ ጥራይ ሽግር ምስ ዝገጥመካ በቶም ዝወለድካያም ደቅካ ትሕጎስ ብሓቂ አሕዋተይ ደቂ አንስትዮ ሽግር ምስ ዝገጥመና ጾሎት ጥራይ ይኩን ኩሉ ፍቃድ አምላክ ክኮዊን ኢዩ ነቲ ሕማቅ ዝገበረካ ንዕኡ ይግደዶ ንስካ ጥራይ ከመይ ጌርካ ትምዕብል ንቅድሚት ትከይድ ንሱ ኢዩ አገዳሲ አሕዋተይ አይ ትበርከካ ኢኩን ንዝመጻክን ፈተነ በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ክርስቶስ ንኩሉ ክክእሎ ኢዩ ጥራይ ንበል፡ ኩሉ ግዜ በረከት እግዝአቤሔር አብ ዙርያና ኢዩ ድንግለይ ጽዮነይ አላ ንደቃ ዘይ ትገድፍ ንዓይ ንድክምቲ ሓፍትኩም አብ ጾሎትኩም ዘኩርኒ
@ummita8730
@ummita8730 3 года назад
ቀዳመይቲ እየ ላይክ ሃቡኒ ኣኣብ ዘለኩምዎ ከዓ ሰላም ይምነየልኩም ሓላላተይ❤❤❤❤❤
@wazemabb914
@wazemabb914 3 года назад
ነተን ዝተበደላ ደቂ ኣንስትዮ ተስፋን ሓይልን እትውስክ ፡ ንብዓትን ርእሲ ምድናንን ገዲፍካ ንጽባሕካ ከተጸብቅ ክትጽዕር ከምዘለካ እተዘካክር ኣዚያ ትፍቶን ጽቡቕ ትሕዝቶ ዘለዋን ፍልይ ዝበለትን ደርፊ ኢያ
@asterghebrai5566
@asterghebrai5566 3 года назад
ንኩለል። ዝተገፍዓ ደቅነስትዬ ጽንዓት ትህብ። ደርፊ🥰
@user-yl3lc1nw4h
@user-yl3lc1nw4h 3 года назад
ርሑስ ምጅማር ጸሞ ኣርብዓ ይግበረልና ሰላምን ቅሳነትን ሓጎስን ይግበረልና
@wizfugra2920
@wizfugra2920 3 года назад
ፈቡ መልክዓን ስራሓን ዝወጾ የብሉን ንሕጂ እዚኣ ❤ ሂበኪ ኣለኹ ኣብስራሕ እንድየ ዘለኹ 2 ሰለስተ ጊዜ ሰምዕካ ዩ ርኢቶ ዝዉሃብ ብሩኽ ምዓልቲ 🙏🙏
@user-ry4fz4ur6z
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@xbahzkono581
@xbahzkono581 3 года назад
ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ደርፊ አያ ፌቡ ሓፍተይ ክንደይ አዮም ዘለዉ ከም ዘዕብዩ ወሊዶም ራሕሪሔሞን ዝከዱ ክንደይ ሰብ አየን ተስፋ ክገብራ በዛ ደርፍኪ
@user-sv5rv7uz9j
@user-sv5rv7uz9j 3 года назад
ልደቂ ኣንስትዩ ልቢ ዝድብስ ደርፊ ደስ ባሃሊት
@user-vw1fi6bx9d
@user-vw1fi6bx9d 3 года назад
ፌቡዋይ ካብተን ብጣዕሚ ዘድንቀንን ዝፈትወንን ሓንቲ እያ
@user-wq8cb9mq5o
@user-wq8cb9mq5o 3 года назад
ዛ ደርፊ ኬፍ ዝሃበቶ ኣሎ ዶ ከምዚ ከማይ
@romanromi6501
@romanromi6501 3 года назад
ዋው ፌቡ ሽኮር ተስፋ ኣስኒቕክኒ ባሓቂ ናዓይ ትገልፅ ደርፊ እያ ፊሊ ወደይ ፈለግ ጓለይ ከምዚ ዓብዮም ክርኢ ይምነ ብተስፍ.......8/4/2021ዓ/ፈ
@fthawitnashih3703
@fthawitnashih3703 3 года назад
Aza derfi mas semaku na mamaye zekire neta jgna adey ❤️😢
@Flowerblossom900
@Flowerblossom900 3 года назад
I see how women in our culture started to embrace their power and are showing men how we can survive without them! So thank you feven :)
@dannynini1832
@dannynini1832 3 года назад
ኣይነብዕን'የ....!!
@samrawitlove1230
@samrawitlove1230 3 года назад
ረኺብክኒ ፈቡየ ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ጋል ኤረይ ምቅርቲ ጽቡቅ ስራሕ👉❤🇪🇷❤😘👈
@fevengomra1999
@fevengomra1999 3 года назад
Febuye Natey gele aynet srha❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌👌
@simonyohannes2356
@simonyohannes2356 3 года назад
ፌቩ ጽቡቅ ስራሕ ግጥሚ ዘስተማቀርኩም እስኪ ብlike ደሃይኩም ስደዱ
Далее
🔴Ютуб закрывают... Пока?
00:39
Просмотров 1,8 млн
Ayne Meshaze
7:45
Просмотров 553 тыс.
Dendany
8:01
Просмотров 845 тыс.
🔴Ютуб закрывают... Пока?
00:39
Просмотров 1,8 млн