Тёмный

Breaking ትግራይ ንኤርትራን ጎረባብታን መግለጺ፣ ህወሓት ንጌታቸው ዕድል ሂብዎ august 16 2024 

ZENA TIGRIGNA
Подписаться 230 тыс.
Просмотров 72 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 120   
@Yohanasenafe
@Yohanasenafe 2 месяца назад
ጅኦግራፍይ ገለመሌ የለን ትግራይ አብ ኢትዮጵያ እያ ትረከብ እዚ መጀመሪያ ተቀበሉ አብ ሕልም አይትንበሩ ኤርትራ ሉዓላዊ ሀገር እያ ምስ አፋር ምስ ዓዲ አምሐራ ከሙን ምስ ካሎት ህዝብታት ሰላም ገርኩም ንበሩ ምስ ኤርትራ ኢትዮጵያ እያ ትራከብ እምበር ንስኩም አይኮንኩን ኤርትራ ሊክ ካም ሱዳን ጅቡት ገርኩም ተቀበሉ 10 ኤርትራ ኤርትራ ማለት ገደፉ ድሕር ሕጂ ዘረከብና ነገር የለን እንተርፎ ጉርብትና::
@jhon.n.paulos
@jhon.n.paulos 2 месяца назад
Killllllllllll akilllll
@Tadesse-zz5dp
@Tadesse-zz5dp 2 месяца назад
እቲ ዝገርም ተጋሩ ተበዲልና እበር በዲና ዝበሃል ቃል ኣውጺኦም ኣይፈልጡን ምስ ጎረቤቶም ደምነት ተባጺሖም ምስ ኤርትራ ምስ ኣምሓራ ምስ ዓፉር ምስ መን ትምበር እዛ ክልል
@EdenTesfay-uo7ww
@EdenTesfay-uo7ww 2 месяца назад
ተጋሩ ምስ ሃገርኩም ደኣ ሰላ ግበሩ በር eritrea ብጀካ ረብሓ ኒዓኩ ን ertrawyan ተርብሕዋ ነገር የብልኩምን በጀካ ስርቂ ሕስድናን ድክነትን ረብሓ የብልኩምን ።
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 2 месяца назад
እንታይ ምንያ ኮለል እዩ ናይዚኦም ነገር ሓቆም እባ እዮም እታ መገዲ ከረን ዘላ ቦታ ሽም ከውጹላ እዋይይይ ሸንኮለል ንግሆ ንግሆ መግለጺ ግና ኩሉ ሃተውተው ሸንኮለል ሙሁርየ ዝብል ጥራይ እንግሊዝ እንዳሓወስካ ምዝራብ እምበር ዜሮ ፖለቲከኛ ተኮነስ ሃለውለው ዋእ!! ቁሩብ ዝተሓዝ ዝጭበጥ ቁምነገር ዘይብሉ ንግሆ ንግሆ መግለጺ ትንተና ገለመለ ኣይይይይ!
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p 2 месяца назад
እዛ ናይ ግብረ ሰዶም ዝኾነት ክልል ሓዊ ይኣትዋ ኣሎ ጉዳይና ኣይኮነን ዋላ ህሙኽ ትበል😂😂ኣዮኹም ናይና😂😂😂😂😂
@احمدابرهم-و6ت
@احمدابرهم-و6ت 2 месяца назад
😂😂😂ayokum nayna moyte sehaq😂
@Ereynatey
@Ereynatey 2 месяца назад
Selam nikulu Hizbi 😢
@omerahmedsalehsaleh5848
@omerahmedsalehsaleh5848 2 месяца назад
😅😅😅
@ሻሎም123
@ሻሎም123 2 месяца назад
​@@EreynateyYes but not to AGAME ዓጋመ
@fishabreha8506
@fishabreha8506 2 месяца назад
You don't know about polotics.
@MatiasMelake
@MatiasMelake 2 месяца назад
Wadi taklit ashat. Esayas alnaaaaaaaa
@AmarechLema-f7t
@AmarechLema-f7t 2 месяца назад
Tigray has to be free from Ethiopia
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 2 месяца назад
Welcome KB
@FlimonEri
@FlimonEri 2 месяца назад
🤣🤣🤣🤣🤣 ኣየ ትግራይ ቅርስስቲ ክልል
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p 2 месяца назад
ዘይሓልፈላ ክልል😂😂😂😂
@Ereynatey
@Ereynatey 2 месяца назад
Ata zeytigedfu
@Halamadr146
@Halamadr146 2 месяца назад
ሻዕብያሲ ክረግም ሕውሓት ኣብ ዘረባ ከም ትነብር ገርዋ 🤣🤣🤣🤣
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 2 месяца назад
😂😂😂
@Habeshapeace
@Habeshapeace 2 месяца назад
Welcome kb
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 2 месяца назад
ክልል ትግራይ ከም ሱዳን 2 መራሕቲ ተፈጢሮም እለው ወያነን ብባዓል ጌታቸው ወዲ ራያ ዝምራሕ ጉጅለን😂😂 feel sorry for the tigray people ደናቁር ዝኮኑ ምራሕቲ
@omerahmedsalehsaleh5848
@omerahmedsalehsaleh5848 2 месяца назад
ኤርትራዊ ን 20 ዓመት ዝተጻወርናዮ ን 2 ዓመት ጥራይ ዋጭ ዋጭ ኣቢሉዎም።
@TekleIyassu
@TekleIyassu 2 месяца назад
Drbay emo zehgus diyu koynu n 30 amet dknet zelenayo. Haqom selam naxnet deliyom.
@bettynegest8571
@bettynegest8571 2 месяца назад
Ezi ko esatom koynom kilomo 2 amet 200 almet koynatom 😂😂😂 men kilminelom 😂😂 jo beiden😂😂😂
@davidharcot220
@davidharcot220 2 месяца назад
@@TekleIyassu አላ ተኽሊት ድርባይ ኢልካዬ በቃ 😭😭😭😭😭😭😭
@Sky20844
@Sky20844 2 месяца назад
ካብ እንታይ ስለዝኾና ምስ ኩሎም ጎረባብቲ ተጸላእቲ ኮንና ምባል ሸንኮለል ይብሉ ኣለዉ ተጋሩ
@wintana2464
@wintana2464 2 месяца назад
ሸንኮለል መሁራታ እዩ ቀንዲ ጸገማ ክልል ዕንክሊል
@jddbxx4445
@jddbxx4445 2 месяца назад
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@ErmiasWeldemariamtsegay
@ErmiasWeldemariamtsegay 2 месяца назад
Shabia fetirkum balu kae Gehfekum besta
@ቤትና
@ቤትና 2 месяца назад
Sdedelna abo haxiru ka video's
@superjonastic9344
@superjonastic9344 2 месяца назад
Welcome kb enka beselam mexaka🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤😊❤😊😊❤😊❤😊
@merhawisyoum6385
@merhawisyoum6385 2 месяца назад
ትግራይ ሓቃ'ያ ስጋብ ሕጂ ዘይሓለፈላ ዘሎ በዓል ዶክቶር ሙዑዝ ሒዝካ ብከመይ ትዕወት
@robiha3595
@robiha3595 2 месяца назад
ዓልም ሰይጣን ዩ ዝገዝኣ ይብል መጽሓፍ ቅዱሰ ከም ድላዩ የሽከርክራ ኣሎ ።
@hailetecleselasieletaitc0062
@hailetecleselasieletaitc0062 2 месяца назад
eziom denakur merahiti iyom selam zaideliyu sebat iyom bi mike hummer iyom zimiruhu
@salomoneyobe673
@salomoneyobe673 2 месяца назад
If Tigray really to be come the COUNTY should bring the agenda in ETHIOPIA parliament because Article 39 support You . Why Tigray POLITICIANS Circle around instead of asking their wright's
@Ahmedinhussein
@Ahmedinhussein 2 месяца назад
Tegaru ni eretra mis telemu iyom fah ilatom.unqae abqaekum Tegaru ishok nehaxaria😅😅😅😅
@peintatonic5296
@peintatonic5296 2 месяца назад
Way ልሂቃን tgray nezi keyreayu enquae kedu etom zkedu
@SoloatoTomas
@SoloatoTomas 2 месяца назад
ኣብ ሓደ ክንብርዕን ፅቡቅ ሓሳብ እዩ
@mgooner521
@mgooner521 2 месяца назад
Kidu rihaku nay bailikum guday eu wushtkum atman ikum reshat
@JamilaMohamed-w9e
@JamilaMohamed-w9e 2 месяца назад
❤🎉❤🎉❤🎉
@amlesettekie6223
@amlesettekie6223 2 месяца назад
ተጋሩ እንዳ ምንያ ኾለል🤣🤣 ግሓፋት ዝደልየኩም የለን🤬
@i-hd1fy
@i-hd1fy 2 месяца назад
Psalms 18 ትግ - ዳዊት 25-27: ንስኻ ነቲ ዚስቀ ሰብ ተድሕኖ፣ ንዕቡያት ኣዒንቲ ግና ለጠቕ ተብለን ኢኻ እሞ፣ ምስቲ ሄርሲ ሄር፣ ምስቲ ቕኑዕውን ቅኑዕ ኢኻ፣ ምስቲ ንጹህሲ ንጹህ፣ ምስቲ ጠዋይ ድማ ጠዋይ ኢኻ። ተጋሩ ካብ ተጻባኢ ፓሊሲ ወጺኩም ምስ ጎረባብትኩም ብሰላም ንበሩ ኣምላክ ምስ ጠዋያት ኣይኮነን እሞ ልብኩም ኣንጽሁ።
@DanielTewolde-e6v
@DanielTewolde-e6v 2 месяца назад
Beal getachew ..beal xadekan zeamene...RIP tray eka teblo
@menkem967
@menkem967 2 месяца назад
Halewulow eyu
@temesgenhaile9880
@temesgenhaile9880 2 месяца назад
May God save to Tigray
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 2 месяца назад
ኣትም ሰባት እዞም ጎረበትና ሕማም ናይ መግለጺ ድዩ ዘለዎም ? ? ? ኣብ መዓልቲ ብዉሑዱ ክሳብ 5 ተ ግዘ መግለጺ ተዊጺእ ኣላ ጁንታ እንታይ መክሰብ ኣለዎም ካብ መግለጺ ክፈልጥ የ ኸኣልኩ 😅😅😅😅😅
@aronkifle2423
@aronkifle2423 2 месяца назад
😂😂😂😂 xubuk astewuelka 😂😂😂😂😂
@elsatesfamichael258
@elsatesfamichael258 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂😂 ኣብ መዓልቲ ኢድን እግርንብዝኮነ መግለጺ 😂😂
@yitbarekfessehaie2741
@yitbarekfessehaie2741 2 месяца назад
እናሓንሳብ ቆሎ ጥጥቖ ምዝራብ ኣዛናጋዒ ኮይኑ ትረኽቦ ...!!! ላለየ ክብሉ መዋእሎም!!!!
@fsheymrara6746
@fsheymrara6746 2 месяца назад
Abza gujile zelewu beal xadqan getachew ms eritrea xbuqh zmdna kfetru slezydelyu eta gujile debrexion entekila bzelato enaqhexelet ms eritrea xbuqh zmdna entegera nhzbi tigray nabti zdelyo brakhe ketedeybo tkhl eya
@girmayhailu1966
@girmayhailu1966 2 месяца назад
Dr or nurse Muz you are not politic expert go and work in a Hotel like service.
@afewerkiaregai2869
@afewerkiaregai2869 2 месяца назад
አብ ልዕሊ ሬሳ ደብሉ እዮም ዝብሉ ዘለዉ ብሓፈሻ ምስ ኢትዮጵያ ኣምሓራ ዓፋር ኤርትራ ምስ እዚኦም ኩሉም ህዝብታት ዘየሰማምዕ ኣለና ግን ከአ ናብ ምጥፍፋእ ዝከይድ ጸገም ኣለና ናብ ሕጊ ኬድካ ቤት ፍርዲ ዝህቦ ውሳኔ ግን ኣይንቅበልን ኢና ዝብል ህዝቢ ብኸመይ እዩ ኣብ ከባቢኡ ብሰላም ዝነብር ሰብ ጃህራን ፈኸራን ከም ኣመልኩም ዲማ ያዕዉይ ትብሉ ንኹሉ ንግዜ ንገድፎ
@jddbxx4445
@jddbxx4445 2 месяца назад
Game over
@JamalSacad
@JamalSacad 2 месяца назад
🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@RobelNegasi-c4b
@RobelNegasi-c4b 2 месяца назад
Zey halifela kilil😂😂
@ftsumfachie-jf6iq
@ftsumfachie-jf6iq 2 месяца назад
❤❤❤
@arareb86
@arareb86 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂😂ሃመይሉ እዩ ግን
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 2 месяца назад
Welcome KB 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Aersena
@Aersena 2 месяца назад
ካሕሳ ንተጋሩ ደም ሱሮም እዩ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 2 месяца назад
Welcome 🎉Kb
@Halamadr146
@Halamadr146 2 месяца назад
ኣነ ድገርመኒ ኣብ ኦሎፒክ 30 ሰብ ሰዲድካ ንበል ኢሞ ኩሎም በብድዋዳደርዎ ቀዳማይ ወጽዮም ንበል እታ ሽልማት 600$ ኢያ ዋግኣ ምስ ተመለሱ ድማ 50k$ ሃቦም ኢታ ሃገር ኢንታይ ኢዩ መክሰባ ንኣፍሪቃ ሲ ደሓን ኢኣመሪካስ ኢንታይ መክሰብ ኣለዎ ኣፍሪቃስ ዓለም ትፈልጣ ንበል
@merhawisyoum6385
@merhawisyoum6385 2 месяца назад
እዚ Dr እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ? ፈጺሙ ዘይርደኣካ ነታ ቃንቃ ትግርኛ ጽቡቅ ጌሮም ከየጽረዩ፥ ጥር ኢሎም ናብቲ ቃንቃ English ክሰግሩ ከለው መራ ይገርመካ፥ የደንግጹ
@kesstekesste195
@kesstekesste195 2 месяца назад
ምሁር ትግራይ ዝተዘራርካዮ መፍትሒ እዩ ሽግር ወያነ ዝሓስቢወን ኣብ ባይታ ዘሎ። ኣይረከብን ብሃሲሩ ሊሊ ፌደራላዊ መንግስቲ ኪኮኑ ይደልዩ ምስ ኤርትራ ዘለዎም ሽግር package algeris silezitehasu ዝተሰረተ እዩ።
@merhawitekle3353
@merhawitekle3353 2 месяца назад
Eti akeba b English dyu neru btgrigna kkk
@MameMam-m9n
@MameMam-m9n 2 месяца назад
🎉🎉🎉
@aszzzzzzzzzzzzzz
@aszzzzzzzzzzzzzz 2 месяца назад
😂😂😂😂 professor tigray😅
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 месяца назад
ክክክክክ ኣየ ሙሁራን ትግራይ ንርስዖ ድዩ ዝመስሎም ኣብ 2021 3500 ሙሁራን ተጋሩ ብሓሪ ናይ ኣቦታትና እዩ ከነምሉሳ ኢና ኢሎም ብጽሑፍ ኣቅሪቦሞ ኔሮም እሞ ሕጂ ብኸመይ ኢዮም ሰላም ዝደልዩ ውርሻ ኣቦኻ ሃብቲ ኣቦኻ ናተይ እዩ ግን ሰላም ንግበር እዩ ነገሩ ።
@EriMan1991
@EriMan1991 2 месяца назад
*ኣበይ እዬም ነይሮም ሕጂ ምሁራን ሊቃውንቲ ክመስሉ ዚፍትኑ ጽንተት ጽንተት ዚደጋግሙ። ንምንታይ ድኣ ቕድሚ ኩናት ምጅማሩ ከምዚ ሓሳብ ክዛረቡ ዘይተስምዑ፣ ህውሓት ገደል ምስ ኣእተዎም ሕጂ ከግባዕቡዑ ዚፍትኑ። ኣየ ትግራይ ተልመዲን ፖለቲካ። ዘጥፍኡካ ዘለውስ መራሕትካ ምኳኖም ተሰቑሩኩም'ዶ ይከውን ወላ ከም ኣመልኩም ጽንተት ጽንተት እንዳ በልኩም ክትነብሩ ኢኩም።*
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 месяца назад
ሕቶ ንተጋሩ እስኪ ኣብ 70ወይ60ዐዓመት ብትግርኛ ዝተጻሓፈ ኣሙጹኡ ምሽ ትግርኛ ናትና ኢዩ ኢኹም ትብሉና ኣቦኹም ሃጸይ የውሃንስ ኣሉላን ብምታይ ይጽሕፉ ኔሮም ቅዳሴ ክሳብ 2020 ብትግርኛ ዶ ትቅድሱ ኔርኩም ነዚኤን መልሱወን ታሓታትነት ማለት 1998 መቃብር ስውኣት ዝፋሓርኩሞ ሓወልቲ መጠራ ዘዕነኹሞን ካልእ ዝፈጸምኩሞ ንቀደም ክሓስዎ እሞ ሽዑ ንርእዮ።
@mebrahtomteklay1152
@mebrahtomteklay1152 2 месяца назад
ንወዲ ተምቤን ጠይቆ
@WelduKifle
@WelduKifle 2 месяца назад
Ezom tegaru ab (kelas 123456. To 8th grade zemurhu zelwu koynu tesemni,
@neverforget7472
@neverforget7472 2 месяца назад
ደቂ ማይ ጠላሚት መራሒኦም እቲ መቀሌ ምልስ ምልስ ክብል ዝሐገየ እዩ ማይክል ማርቴሎ ጥሕሎ ዘጥሕልኦ ረክብ አሎ ይብሃል አሎ አማሐዳሪ ወረዳ ትግራይ Miky Hamar እዩ ፡እዝኦም ዋላ ወዲ በሻሻሻአ Movie Drama ዝሰርሑ ዘለው ፡ናብ ምዕባለና ንኺድ ተንከስ እንተ ኢሎም አብአ ይረክብዋ።
@Eri-sweet_adey
@Eri-sweet_adey 2 месяца назад
😂😂
@HJs-yj1pv
@HJs-yj1pv 2 месяца назад
ወይ ብኢንግሊሽ ጌርካግለጽ ወይ ድማ ብትግርኛ ግለጽ እንተዘይ ኮይኑ ሓንፈጽ ቋንቋ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ሓደ ትግራዋይ ቋንቋ ኢንግሊዝ ዘይፈልጥ ከመይ ጌሩ ክርድኦ ይኽእል ናትካ ቋንቋ። ኣንታ ምሁር ትግራዋይ?
@zeraygebre5746
@zeraygebre5746 2 месяца назад
Ezom tegaru etay koynom eyom kem cheqawit chukchuk zblu chekawty . Bkedemu negiruwom neyru chaebiya ezi derky keymestiom
@mgooner521
@mgooner521 2 месяца назад
No one trust you ,Nobody in particular from eritrea side
@angeln9985
@angeln9985 2 месяца назад
ጻድቃን ለኽባጥ ንዕንወት እምበር ንልምዓት ኣይተፈጠረን ኣስተውዕሉ።
@abrhamberhe1973
@abrhamberhe1973 2 месяца назад
After all this shit …..Who can trust tegruuuu … 😮😮😮😮😮😮 i can easily trust snake and putting in my neck than to trust tegaru 😂😂😂
@mekonensamuel5821
@mekonensamuel5821 2 месяца назад
እዚ ደኣ መግለጺ ዘይኮነ ሸንኮለል እንደኣሉ በዓል ዒንኪላሎ
@Amawsmedia
@Amawsmedia 2 месяца назад
ወዲ ኣፌ ጅግና ንሕዋሓት ፋሕፋሕ የቲላ ዝጸመኩዮ ዕረ ስተይዮ እንበር ናበይ ድሕር ድሕር የ 😂😂😂
@AAGTOSS
@AAGTOSS 2 месяца назад
ኣታዮ ሃሳስ 😂 ተንኮልኩም ባዕላ ትበልዓኩም ኣላ። መዓስከራት ኣዳሊኹም ንመንእሰያትና ንስደት ስሒብኩሞም፡ ምስመጹኹም ኣውራጃዊነትን ብሄራውነትን ሕጽቦ ኣእምሮ ጌርኩምሎም። ቪዛታቶም ሰሪቕኩም ንተጋሩ ዓዲልኩሞ። ናብ እገዳ ኣእቲኹምና። ኣብ መሬትና ንዕስራ ዓመታት ወሪርኩም ኮፍ ኢልኩም.....ወዘተ። ንኤርትራ እንታይ ዘይሓሰብኩሞ ተንኮል ኣሎ፧ ልቢ ትግራይ ጥውይዋይ። ፎእ !
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 2 месяца назад
ባራዩ ህግደፍ ዳኣ ዳሓን ዱኩም🐒🇪🇷🐒
@fesehakiflersion9142
@fesehakiflersion9142 2 месяца назад
Adeka ruwaie
@berhegilemeshesh9237
@berhegilemeshesh9237 2 месяца назад
Ezi wedi Odme yhabo hayla lebam busul kemaka ybzuhu
@y0hannesbereket607
@y0hannesbereket607 2 месяца назад
Sibuk rieyito eyu
@ሻሎም123
@ሻሎም123 2 месяца назад
ዓጋመ ሓራይ ኮኑ። ንዘልኣለም ኣብጥሜትነ ዓጸቦን ጥራይ ክነብሩ ኣለዎም ዓጋመ ቆንዳፋት
@bereketafewerki9528
@bereketafewerki9528 2 месяца назад
hmaq aytzareb
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 2 месяца назад
ክላ ሕደጉና ክትድቅሱን ክትስኡን ክትእከቡን ከለኹም ኤርትራ መድረፊትኩም እኮ ኮይና ንዓኹም ዝኣመነን ማይ ዝሓቆነን ሓደዩ ድሕሪ ሕጂ ግዳ ዝበልኩም ተበልኩም መን ክኣምነኩም ደቂ ማይ ጠላሚት!! ክውዕየኩም ብማንካ ክዝሕለኩም ብኢድኩም ኢኩም ጂኦግራፋዊ ይኩን ፖለቲካዊ ኢልካ ዲስኩርካ ንካልእካ በሎ። ኤርትራ ኤርትራ ኢያ ናጻን ሉኡላዊትን ሃገርያ ። ትግራይ ድማ ክልል እያ ኢትዮጵያ ድማ ኢያ። ጎረባብቲ ኢና ኣኸለ። ። ብሰላም ተኸባቢርና ንንበር ተበልኩም መርሓባ! ተዘይኮይኑ ግን እዚ ናትኩም ክሽግረካ ለመጭመጭ ዘራያትካ ኣጆኻ ክብሉኻ ከለዉ ድማ ፈኸራ ንኤርትራውያን ምንም ኣይመስለናንዩ። ትማሊ 27 ዓመታት ኤርትራን ህዝባን ከተምበርኽኹ ከነስግዶም ኢና ዶ ለመንቲ ክንገብሮም ኢና ብትንትን ከነብሎም ኢና ከነጥፍኦም ኢና ኢልኩም ምስ ዘራያትኩም ብዾላር ምዕራባውያን ሰኺርኩም ዘይፋሕተርኩሞ እምኒ የለን እዚ ኣ ይ ረ ሳ ዕ ና ዮ ን ። ሰብ ነቲ ዝዘርኦ ንዕዑ ስለዝዓጽዶ ግን ሎሚ ኩሉ እቲ ንኤርትራ ዝሓሰብኩሞ ኩሉ ናባኹም ተመሊሱ ። ሕጅውን ናይ ሓቂ ሰላም ተደሊኹም ሰላም ዝጸልእ የለን!! ይኣኽሎ እዚ ህዝብታት ኣዕርፍዎ ብፍላይ እቲ መንእስይ ኣዕርፍዎ ደደቕኹም ኣብ ወጻኢ ኣቐሚጥኩም እንዳምሃርኩም ንስካትኩም ከክንዲ ብዕራይ ትኮኑ ድኻ ህዝቢ ብመከራ ክሓልፍ ኣይትፍረድዎ። ኣይፋልናን ተበልኩም ድማ ኣብኣ ትዴኹም። ኣብ ኤርትራ ግን ትኽ ብትኽ እምበር ጓል መገዲ ወይ ጥውይውይ ኣይሰርሕን እዩ። ።
@salehmohammed4505
@salehmohammed4505 2 месяца назад
Thanks alot abousultly you are right Eritrea for Eritreans only Eritrea ❤ = 2+9+6 Awet n hafash
@mebrahtomgebremeskel5307
@mebrahtomgebremeskel5307 2 месяца назад
😂😂😂😂እዞም ሙሁራት ትግራይ ኣበይናይ university እዮም ዝመርቑ።tplf is one of the worst and disgusting party in Africa. Bunch of clown fighting for their throne while the people are suffering🤦
@Mulugata-y6g
@Mulugata-y6g 2 месяца назад
ድርባያት፡ሻእብያ፡ፖለቲካ፡ዘይትፈልጡ፡ፅባህ፡በይንኹም፡ትነጥሙ፡አይኮን፡ህዚ፡አምኻራ፡የለ፡ሰራዊት፡ኢትዮጲያ፡የለ፡ብጀካ፡ብርጌድ፡ነሃመዱ፡ንሱኹም፡ክንጋነ፡ኢና፡
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 2 месяца назад
beyanay mantakum ,ayatatka eta hake awxewa belom kewageuka ,ab hashet aytenberu beyzakum 😅
@BelayHailu-k3r
@BelayHailu-k3r 2 месяца назад
ኣሟኒአል ተሓቢእኻ/ተሸጒጥኻ ኢሎም ዳሩ ምስዘርአይዎ ሰባት ከመይ ምስኦም ክሓብር ወሲኑ? ስሕታን መዓልቲ ውዒሉ ፤ ኣብ ሕግን ሕግን ነቕ ዘይብል ቑዋም ዘለዎ ምስ ሕጊ ዘይገዝኦም ሰባት ተፀሚዱ። ምሕረት የውርደ!
@neverforget7472
@neverforget7472 2 месяца назад
እታ ዕብለላ ኻብ ዓድዋ ከይትወጽእ ለ ምርጫ አይዲኩም Drone አብይ ትጽበየኩም ለለ እኒህተ፡
@merhawisyoum6385
@merhawisyoum6385 2 месяца назад
ኣበይ University እዮም ተማሂሮም? 😅😅😅😅😅😅 ዋይ ሃተፍተፍ ትርጉሞም ዝሰሓቱ ዓበይቲ ቃላት ናይ እንግልሽ ምጥቃም ዝፈትው ዓሌት😅😅😅😅
@digitalbusinesseastafrica7059
@digitalbusinesseastafrica7059 2 месяца назад
ወይ ትግርኛ!!! ተጋሩ ብቆንቃ ሓደ ኢና ዝብሉና ኮ ይጸርፉና ኣሎው ማለት ኢዩ።
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 2 месяца назад
😂😂😂
@ሻሎም123
@ሻሎም123 2 месяца назад
ቆንዳፋ ዓጋመ መን ክደልየኩም ንዓኩም ድኣ ጨነዉቲ ብክባን ዕጽዋን ጌርና ቃንጣ ክንጠብረኩም ኢና
@arosabrahamin4827
@arosabrahamin4827 2 месяца назад
Eizi tizarebo zeleka hizbin mengistin eritrean zideliyo zimineyon aykonen. Dliet mengistin eritrea ab hagerinan gorebabitinan selam kisefin eiyu
@mebrahtomteklay1152
@mebrahtomteklay1152 2 месяца назад
ኣታ ሓወይ ንረብሓና ኢልና እምበር መዓዝ ፈቲናካ።ስደተኛ
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p 2 месяца назад
@@mebrahtomteklay1152 ናትካ ረብሓ ረብሓና ክሳብ ዘይኮነ ወላ ድሮን ጌሮም ይጨፍጭፉኻ ጉዳይና ኣይኮነን ውዲ ሓንካስ እግሪ እንተሊካ ክንርኤካ ኢና እንተ ደልዮም ብድሮን ይጥፉእኻ እንደልዮም ብሓዊ የቃጽሉኻ ጉዳይና ኣይኮነን ቆማል ብጽብጽ
@digitalbusinesseastafrica7059
@digitalbusinesseastafrica7059 2 месяца назад
😂ሕጂ ከኣ ምስ ኤርትራ ክንዛተ ኣለና ዝብሉ ተጋሩ፡ምሕረት ይውረድለኩም በልዎ።
@yonasnegasi5752
@yonasnegasi5752 2 месяца назад
ተጋሩ ካብዚ ኹሉ ሃተውተው ብኸመይ ጥዕና ዘለዎ ሰላም ምስ ኤርትራ ንፍጠር ኢልኩም ዘይ ታሓስቡ
@neverforget7472
@neverforget7472 2 месяца назад
ወያነ ዝአመነንማይ ዝሐቆነን እንታይ ይውጽእ፡ገዝኦም ሒዞም ኢዶም እግሮም ይአክቡ ክንደይ ዘይሰመዕት እእእእእእዝኒ።
@davidharcot220
@davidharcot220 2 месяца назад
ደሓን ደሓን ምስ ኤሬትራ ኢሰያስ ክሳዕ ዘሎ እዩ እርጋን አርኪባቶ አላ ክግለፍ እዩ
@madinaabdala1835
@madinaabdala1835 2 месяца назад
هههههههه🤮🤑👎🤑🤮🤑👎🤑🤮🤑👎🤑🤮🤑👎
@mamanatey1731
@mamanatey1731 2 месяца назад
Mendelay Kea kelil do 😂😂😂
@davidharcot220
@davidharcot220 2 месяца назад
@@madinaabdala1835 👅👅👅👅😆😂😆😂
@madinaabdala1835
@madinaabdala1835 2 месяца назад
@@davidharcot220 🤮🤑👎🤑🤮🤑👎🤑🤮🤑👎🤑🤮🤑👎🤑🤮🤑👎
@ኩሉዓደይ
@ኩሉዓደይ 2 месяца назад
Eritrean nay hzbi Eritrean ember nay iseyas aykonetn iseyas entered kulu hzbi ab wshtn ab degen zelo kulu eseypas koynu kmexakum eyu
@AfariMadSleuth.ExportedSalt
@AfariMadSleuth.ExportedSalt 2 месяца назад
ቀውሥ ውሻ
Далее
Ethiopia - በኢራን የተፈራው ሆነ
10:58
Просмотров 30 тыс.