Тёмный

Breaking ኣሜርካ ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ክቕየር ክምትደሊ ገሊጻ፣ ኤርትራ ተሪር መልሲ፣ ንርክብ ኤርትራን ህወሓት ውን መግለጺ september 13 2024 

ZENA TIGRIGNA
Подписаться 227 тыс.
Просмотров 51 тыс.
50% 1

#eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
I am glad that you have joined your RU-vid channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
Thank you for your continuous support.

Опубликовано:

 

17 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 208   
@First-Eri
@First-Eri 4 дня назад
ኣይተ ሃመር ኣማሓዳሪ ክልል ትግራይ
@Brhanetesfamariam-l3v
@Brhanetesfamariam-l3v 4 дня назад
ጉዕዞኩም ቀደም ፈሊጥናዮ ዕድመ ንህዝባዊ ግንባር
@GodAlmighty-z8m
@GodAlmighty-z8m 4 дня назад
In the good or the bad we are with our county, leave our country Eritrea alone. God please protect our country Eritrea
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 4 дня назад
ኣብ ኤሪትራ ናይ መንግስቲ ምቅያር ድሌት , ናይ ህዝቢ ኤሪትራ ድሌት እምበር ናይ ካልእ ድሌት ኣይኮነን። ብቀንዱ መንግስቱ ከም ዝህሉን ከም ዝነብርን ዝገብር እቲ ህዝቢ ኤሪትራ ኮ ብንቅሓትን ስጡም ውዳቤን ውን እዩ ኮ። መኣስ ንድሌት ካልኦት ዘይኮነ ንገዛእ ድሌቱ ክቡር ዋጋ ክቡራት ደቁ ከፊሉ ዘምጽኦን ህላዌኡን ቀጻልነቱን ዘረጋግጸሉ መንፈስን ሕልናን እዩ ዓጢቑ።❤
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 4 дня назад
😂😂😂😂😂ንቁሕ ህዝቢ ብጀካ ምጭብጫብ እታይ ይፈልጥ
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 4 дня назад
Emo hzbi eritrea yfetwu eyu n Esseyas maletka dyu.hzbi dea b anker bret ferihu suk elu enber.kab 2001 jemiru kiele ydeli neyru eyu
@trussom647
@trussom647 4 дня назад
@@sahleyonas7844 ጌታቸዉ ማይክል ሃመር ናይ ስዕረት መፈረሚ ክዳን ከዲንና ምስ በለ ዘጨብጭብ ዘሎ ኸ ዳኣ እንታይ ክባሃል ኢዩ ????
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 4 дня назад
​@@sahleyonas7844ነአ ውጻእ ቆፍቋፍ
@habenhabibi
@habenhabibi 4 дня назад
Ttfetwo aedk kof zeytbl entay ktgebr tesedidka
@GodAlmighty-z8m
@GodAlmighty-z8m 4 дня назад
America live Eritrea alone
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 4 дня назад
ሻዕብያ ናይ ...9 ሻዕብያ ኤርትራ ስለ ዝኰነ ዘልአለማዊ እዩ.
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 4 дня назад
❤❤❤❤❤
@wewe5688
@wewe5688 4 дня назад
ጻዕዳ ምምላኽ ዘይትገድፍዎ ጎራባብትና
@ShelaM415
@ShelaM415 3 дня назад
Mr Hammer,NO NO for your intervention✋ Eritrea is for Eritreans!! We Eritreans are the most peaceful, inclusive society, effective governance and working towards sustainable development 🇪🇷🇪🇷❣
@militetesfatzion2418
@militetesfatzion2418 4 дня назад
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 FOR EVER God blessed Eritrea 🇪🇷 🙏.
@Eritreaonelove
@Eritreaonelove 4 дня назад
ኣቱም ሰባት እቲ ማይክል ሃመር መራሒ ናይ ኢቶጵያ ድዩ ንግሆ ንግሆ መግለጺ ዘውጽእ ብዛዕባ ኢቶጵያ ገሪሙና እኮ ሎምስ
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 4 дня назад
KEDIMEKA KEDEM KEDEM GERMUNI KKKK
@hailehabte8854
@hailehabte8854 4 дня назад
ኣነ ዝገርመኒ ማይክ ሃመር ዲዩ ናይ አቶጵያ መራሒ ኣታ በጃኹም ብርስኹም ክዱ
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 4 дня назад
ኣመሪካ አብ ልዕሊ ኤርትራ እንታይሞ ዘይፈተነት !! እንታይሞ ""እቲ ሓመር ፈረሳ "/ሕወሓት " እንደሞ ዓንዲ ሕቑኡ ተሰሊዑ ።!!! ቅቅቅቅቅ ብራንድ ሸር ማን ጉዳይ ሓሽሽካን ለዝብያንካን ግበር ፡ ኤርትራ ኢትዮጵያ አይኮነትን ።።
@saraasefaw3459
@saraasefaw3459 4 дня назад
ኣረጊት ሸይጣን ቢክሸርማን ብዛዕባ ኤርትራ ኣይምልከትካን ኢዪ ጉቦኻ በሊዕካ ጥራይ ዕፈር ዓፋሪ ዘሪኢ መርገም
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 4 дня назад
ማይክ ሃምር ጻዕዳ ዒባ
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 4 дня назад
❤❤❤😂
@ZegfetMelasa
@ZegfetMelasa 4 дня назад
ኣሜሪካውያን ብዛዕባ ኤሪትራ ክትዛረቡ ብዝኾነ ዓይነት መለክዒ መሰል ከነ ፍቓድ የብልኩምን ጌና ኣመሪካውያን ብውሳኔን መርገጺ ኤሪትራ ክትበኽዩ ኢኹም የለን ሕርር በሉ ንሕና ኤሪትራውያን ንዓኹም ኒኣሜሪካውይያን ኣጸቢቅና ኢና ንፈልጠኩም ካባና ካብ ኤሪትራውያን ታይ ምኻኑ ድልየትኩም ኤሪትራን ህዝቢ ኤሪትራን እምቢ ናዓኩም ኤሪትራን ህዝቢ ኤሪትራን ዩክሬን ሊብያ ሱዳን ሶማል ዒራቅ ኣፍጋኒስታን ቡታን ነፓል ባርማን ከይመስለኩም ከምዛ ዝሓለኹምስ ኣብ ኤሪትራ መንግስቲ ክቅየር ኣለዎ እቲ ምቅያርን ዘይምቅያርን ካባና ወጻኢ ንማንም ኣይምልከትን ብዛዕባ ኤሪትራ ርእይቶ ክህባ ዝኽእላ ቻይና ሩስያ ጥራይ እየን
@teclezghighebray3553
@teclezghighebray3553 4 дня назад
Ato maikl amahadari ethipia zergi selam kerni africa
@Takila848
@Takila848 4 дня назад
ብኣመሪካ ተሓጊዙ ምስ ናይኤርትራ መንግስቲ ክቅይር ዝሓስብ ተቃዋሚ እንተሃልዩ ንህዝብኤርትራ ካብቲ ዝሓለፈ ሸግር ዝገደደ ኸምጸእ ዝደሊ እዩ
@eliaskeleta9962
@eliaskeleta9962 4 дня назад
I"m sorry Mr Sharman didn't have enough information about the Horn Aftica You are behind so ask the right person then you see what's going on?
@whaile9628
@whaile9628 4 дня назад
He don't care about the truth he care about his money.
@humhum3511
@humhum3511 4 дня назад
ኣሜሪካ ኣይኮነትን ። ብገንዘብ ዝዕደጉ ዲፕሎማሰኛታት ነበርን ብጡረታ ዝተሰናበቱ ፈኮስትን እዮም። ብዝኾነ ማሌሊታዊ ዜናታትካ ንእዘቦ ኣሎና ።
@goitomgoitom1871
@goitomgoitom1871 4 дня назад
Ewae ezi melats entay u zbl zelo
@kidankeren215
@kidankeren215 4 дня назад
Welcome, kbrab 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@munirahaji8648
@munirahaji8648 4 дня назад
😂😂😂 ማክ ሃመር ንእትዮጵያ ክመላለስ ታኮ ሳእኒ ሓቂቁ 🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 4 дня назад
Bradsherman, you are fulish ATM machines
@osmanidris2317
@osmanidris2317 4 дня назад
Ambasader may hammer amahadari kilil tgray konu eyu diserih
@ismaeldawd6046
@ismaeldawd6046 4 дня назад
America hasawit
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 4 дня назад
ብማይክ ሀመር ዝመጽ ሰላም የለን ።
@wedishire2620
@wedishire2620 4 дня назад
ሸመር ይቅየር አማሓዳሪ ኢቷዬጲያ ፀዓዳ ቁማል
@Asmerana
@Asmerana 3 дня назад
@KB እቲ አርእስቲ "አሜሪካ አብ ኤርትራ መንግስቲ ክቅየር...." ዝበልካዬ ትኽክል አይኮነን:: ሐደ ግለ ሰብ (ብራድ ሸርማን) እዩ ከምኡ ዝበለ::
@Goku-w3o
@Goku-w3o 3 дня назад
Bravo! It is misleading.
@Yegt3773
@Yegt3773 3 дня назад
አሜርካ ሕማቅ ንኤርትራ ክሐስቡ ከይደቀሱ ይሐድሩ አምላክ የጽልለልኪ ኤርትራ ሃገረይ
@احمدابرهم-و6ت
@احمدابرهم-و6ت 4 дня назад
America 😂😂😂 game over
@azebweldu7852
@azebweldu7852 4 дня назад
ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጲያ ማይክ ሃመር 😂😂😂😂😂😂😂 እዋይ ኣስጦብያስ በይንኺ ኢኺ ንኣቦታትና ስቕ ኢሎም ኢዮም ኣሜሪካ ድብሉ ደለዉ ንብል ሜርና ሕጂ ግን ኣሚና ዘገርም ነገር 😂😂😂😂
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 4 дня назад
EZGHER YEFLTKA !!
@Takila848
@Takila848 4 дня назад
ኣመሪካ የእይ ንኤርትራዉያን ሓልያስ መንግስቲ ክትቅይረላ ከም ብዓል ልብያን ሶርያን ገይራ ክትገደፋ እንበር ምዓስ ሓላይት ኮይና ህዝቢ ኣናቁታ ባህርያዊ ሃብቲ ኽትዘምት ትህቅን ነታ ኣብ ጥቃኣ ዘላ ሴሜን ኾርያ ዘይትቅይረላ
@amanuelweldemichael9595
@amanuelweldemichael9595 3 дня назад
ኣሜሪካ መንግስቲ ክትቅይር ዶ ኢልካ ኤርትራ ኢትዮጵያ ኣይኮነትን ኤርትራ ናጻ ሃገርያ ሙሉእ ልዕላዉነት ዘሎዋ ፖሎቲካዊ ቁጦባዊን ናጽነት ዘሎዋ ሃገር መራሕታ ብኻልኦት ሃገራት ክቕየሩ ማለት ፉጹም ከመዛይክኣል ፕረዝደንት እስያስ ኣፍወርቂ ቦኹሪ ወዳ ነዛ ሃገር'ዩ እሙን ንህዝቡ ወድዛ ሓላል መሬት'ዩ ግድፍ ፕረሲደንት ኢሰያስ ክቕዩሩ ሽሙ ከልዕልዎ ዉን ህዝቢና ኣይፈቅድን'ዩ።
@UsmanAli-g7k9d
@UsmanAli-g7k9d 4 дня назад
ኢዘኦም ኮሎዎ ሰላም የለን
@gabigunners8073
@gabigunners8073 3 дня назад
Regime change in eritrea
@MohamedIbrahim-d1k
@MohamedIbrahim-d1k 3 дня назад
If want right and justice,just america stop Israeli genocide on Palestine but if want change in Eritrea u want for American benefits,so we Eritrean must be learn from Sudan, Libya,iraq,......they want Eritrea like this countries
@melakeHadgu-sz6zx
@melakeHadgu-sz6zx 4 дня назад
ኣነ ዝገርመኒ አዛ ኢትዮፒያ ትባሃል ገስረጥ ሃግር ሃመር ዱ ዘማሃድራ በቃ ተመርኪሶም ጥራይ ክከዱ ፖው
@arieerena6759
@arieerena6759 3 дня назад
Welcome ❤
@danitesfu2529
@danitesfu2529 4 дня назад
Gezab
@trussom647
@trussom647 4 дня назад
መን ኢዩ ዳኛን መራሒትን ኩንና ዝብላ ነዛ ኣሜሪካ ትባሃል ሃገር ኣሻሓት ማይልስ መጺኣ ኣብ ትግራይ ብሓፈሻ ኣብ ኢትዬጵያ እዚ ጹቡቅ እዚ ሕማቅ ከምዚ ክኸዉን ኣለዎ ከምዚ ክኸዉን የብሉን ትብል ዘላ ?????
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 4 дня назад
ENDEKE !!!KKKK TSEGIBA ENDYA !¡❤
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 4 дня назад
Hayal nay alemna merahit.aytfeltan ksab hji
@nebunebu262
@nebunebu262 4 дня назад
ኣመሬካ ፈረስ ድያብሎስ ናይ ኤርትራ ታይ ይምልከተኩም
@arieerena6759
@arieerena6759 3 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tikuegoitom2183
@tikuegoitom2183 4 дня назад
❤❤❤❤ ሰላም ካ ይብዛሕ bk
@simongrmay9975
@simongrmay9975 4 дня назад
ኣመሪካ ደኣ ሕጂ ድዮም መንግስቲ ክቅይሩ ወጢኖም
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 4 дня назад
ENDIE !!!FETINKA NERKA DIKA? EWIY AMBESA MAREY !!!NEDADID MUSAK TRAY KKKK
@negaaraya6811
@negaaraya6811 3 дня назад
ኣብ'ዛ ዓለም ሰላም ክህሉ እንተተደልዩን፡ እዚ ኣመሪካን ሳዓብታን ኣብ'ዚ ዓለም ዓብለልቲ ክኾኑ ዝገብርዎ ዘለዉ ህወከትን ክማሓየሽ እንተኮይኑን፡ ትራፕ ምስ ዝምረጽ እዩ። ምኽንያቱ ትራፕ ፕረሲደንቲ ናይ ኣመሪካ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ተራእዩን ተሰሚዑን ተፈቲኑ ዘይፈልጥን፡ ብመራሕቲ ኣመሪካ ፍጹም ትጽቢት ዘይነበሮን እዩ፡ ንሰሜን ኮርያ ከይዱ ንሰላም ናይ'ዛ ዓለም ስለ ዝፈተነን። እዚ ካኣ ንትራፕ ናይ ሰላም ኣንፈት ዓቢ ምስክሩ እዩ። ስለዚ ኣንቱም ኣመሪካውያንን ኣብ ኣመሪካ ትቕመጡ መንነት ናይ ኣመሪካ ዘለኩም ወጻእተኛታትን፡ ኣብ ዓለም ሰላም ክህሉ እትደልዩን ኩልኹምን ንትራፕ ኢኹም ክትመርጹ ዘለኩም።
@user-tr6wp7fx4x
@user-tr6wp7fx4x 4 дня назад
Kburat america ab wshtawi poletica eritrea entay ymlketom kemuwn mike hamer Ab wshti guday ethiopia entay ymlketom?
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 4 дня назад
Emo etom nmelketena kea axkitna.n hgdef tfetwom dika
@galetigray12233
@galetigray12233 4 дня назад
Welcome kb
@WediWeldab
@WediWeldab 4 дня назад
ኢሂ ኣመሪካ ን ኤረትራ ከም ሊብያ ክትገብራ ደላ ምሽ
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 4 дня назад
Libya Libya aytibelu.kguhafu alewom deash hgdef.bealna kinealwo aykialnan
@tewahdo-y5r
@tewahdo-y5r 4 дня назад
Ata anjal tali tetkewn qedem maleyeto gn nhzbi halifa nabey isayyas malet hzbi malet eyu belai wdaq entadika kem libya ewe kgebrwa delyom mesakin lbyawyan tgraway gdef
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 4 дня назад
@@tewahdo-y5r suk bel tray.libya enda belka b hzbi mixiwat gdefuwo tray.USA nay bhaki ente wesina hji ktekarjo eya.fah fah zbl hzbi yeblnan.xebuk zkone bahli sle zxeniho kab kedem,kunat hidhid kigebr aykieln eyu.bzey hgi Esseyas ychifika alo adi.hji si hzbi Eritrea si wef ybl ykewun.kiele tray eyu zelewo ezi menshiro wuxue hzbi eritrea
@user-nz7qe7ju3t
@user-nz7qe7ju3t 4 дня назад
❤🎉❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@jemalmohammed4035
@jemalmohammed4035 4 дня назад
American is not decision for eritrea Stop Stop America to Eritrea people is free
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea 3 дня назад
ወሳኒ እቲ መስዋእቲ ዝኸፈለን ክሳብ ሕጂ ዝኸፍልን ዘሎ ምስ መንግስቱ ኮይኑ ንሱ እዩ ዝውስን ሀመር ግን እንታይ እዩ ጸገሙ። ክብርን ሞጎስን ንሐይልታት ምክልኻል ኤርትራ ሰማእታትና ወትሩ አብ ልብና ዐወት ንሐፋሽሽሾ🇪🇷🇪🇷🇪🇷☪️✝️🐪🌴🌴
@nebilosman2458
@nebilosman2458 3 дня назад
Teqawmti eretra kab meas kab hagez aerefom yefelto nea zay yegehad helmi medegaf kam kedemo Kab kesara ayhalefen e u eretra nay eritraweyan ember nay manem aykoneten 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷
@janbessa7051
@janbessa7051 3 дня назад
ንተቋወምቲ ደገፍ ወይ ሓገዝ ክግበረሎም ዶ በለ እዚ ናይ ምድሪ ሳጢናኤል ። መዓስ ከ ንኤርትራ ደጊፎም ይፈልጡ ። ህዝቢ ኤርትራ ክጠፍእን ክጸንትን ወትሩ ድሌቶምን ባህጊምን እዩ። ግን ሕልሞም ከንትነት እዩ ። እዞም ሩኹሳት ፍጥረት
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 4 дня назад
ወዮ በዓል ፡ ዩሁሩን ኦባሳንጆን ድኣ ናበይ አበሉ ?? ማይክ ሀመር ሺሕ ግዜ ክጽዋዕስ በቃ ?? ነዛ ካልኢት እኳ አይጽውዑን ?? አየ ተጋሩ ለሓስቲ ማዓኮር ምዕራባውያን ። እስከ በሉ ፡ ብማይክ ሀመር ዝመጽእ ሰላምስ ሓቢርና ንርእዮ !!!
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 4 дня назад
ክላ ደይ ፎርማዮም ኔሮም 😂😂😂😂😂😂😂😂
@KelatiTeweldemedhin
@KelatiTeweldemedhin 4 дня назад
ካብ 60ታት ክሳብ ሕጂ ኣብ ኤርትራ ዝፈሰሰ ደምን ሕጂ እወን ዝፈስስ ዘሎ ደምን ጠንቂ ኣመሪካ እያ። መግዛእቲ ኢትዮጵያን ኢሰያስን ሳዕቤን እዮም ምክንያቱ ኣመሪካን ኢንግሊዝን ንርብሕአን ኢለን ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢትዮጵያ እንተዘይቆርናና ኢትዮጵያ ኣይምገዝኤትናን ኢሰያስ እውን እዚ ቡዳ ዕድል ኣይምረከበን ሓደ ወዲ ብዳማ ኢትዮጵያዊ ኣዋሪዱና
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 4 дня назад
ABAYEY GAL BDAMA NEYRA ! GAL BDAMA MECHEM 🎉🎉😢😢😢
@samsonbelay
@samsonbelay 4 дня назад
We the people of Eritrea 🇪🇷 are the government not only our greatest leader mr. President Isaias,so no matter what Americans or any western countries says anything they want it doesn’t affect us we Eritrean can’t change our blood 🩸so we proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🩸🩸🩸🩸🩸🩸🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 4 дня назад
But we have nothing.what do you mean against westerners.they can defeat us in two hours.but they don't like to do that.
@Daniel-dl1hk
@Daniel-dl1hk 4 дня назад
በራድ ሼር ማን ተጋጊዩ እምበር ጸቕጥን ጸቐጥትን ነኢርትራን ኤርትራዉነትን እጸቢቖም ይፈልጥዎ እኳ እንተኾኑ ከምቲ ብፈውሲ ዝቐተልካያ ሳዓል ሕንጥሾ እናበለት እትቕኒ እሞ ኣብድሕሪኡ ፈጺማ እትጠፍእ ወይ እትሓዊ ማለት እንዳኣሉ ወይ ካኣ ኸምቲ ኣብ ሃገርና ኣብ ቅልዑ እትረኤ እሞ እትጠፍእ ንፍዮ ማለት እንዳኣሉ ኣምርቺ ማዓረይ ዓጅብና ጥራይ እንተኾነልኪ እምበር ኣይትእንቅፍና ዳኣ ።
@nebunebu262
@nebunebu262 4 дня назад
ወልደ ሕማር መራሒ ትግራይ
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 4 дня назад
🤣🤣🤣🤣 Bihak Shame
@mizlalisaac6369
@mizlalisaac6369 4 дня назад
where ever is Mike Hammer there is always fire.Why should America cate about Africa ALgeries=Pretoria
@fthawi2218
@fthawi2218 4 дня назад
America Bzebà Eritrea hagerna mesel yeblan ktzareb abzey yetwkum aytetewu bzeba hagerna baelna alnayo ::
@ZekariasSolomon-m3b
@ZekariasSolomon-m3b 4 дня назад
ስርዓት ኣሜሪካ ፡ ብማይክ ሃመር ኣቢላ ፡ ኣብ ትግራይ ኢዳን እግራን ብምእታው ፡ ህዝቢ ትግራይ ብዘይርድኦ ዕላማ ሕንፍሽፍሽ ኣብ ምፍጣር ተዓዊታቶ ዘላ ፡ ኣብ ኤርትራ ዘይሰርሕ ሞዴል'ዩ ። ኣብ ስምምዕ ውዕሊ ኣልጄርስ ፡ በይናዊ መንጎኝነት ወኒና ዝሸምገለት ኣሜሪካ ፡ እቲ ስምምዕ ንክትግበር ግን ይትረፍዶ ክትጽዕርስ ኣተንፊሳ'ውን ኣይትፈልጥን ። ካብ ኣሜሪካ ሰላም ዘስፍን ፍታሕ ምጽባይ ማለት ፡ ካብ ከብዲ ጣንጡ ሳንኬሎ መረቕ ክትዘቍቕ ምፍታን ማለት'ዩ ። 😂😢😂
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 4 дня назад
ENDELBE !!!TXS ❤
@Wedi44
@Wedi44 4 дня назад
Maes ke America zeydeleyti Ab Eritrea mengsti kiqyer
@Saron3
@Saron3 4 дня назад
ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ምልሻ ማይክ ሓምቢር ምስ ባህላውያን ሓረስቶት ገብረ ጻቅጣንን ግዝዋቾውን ኣብ ትግራይ ከምኡ ውን ምስ ሓላፊ ባህላዊ ቡቅልን ማይን ወይዘሮ አባይነሽ ኣብ ኣዲስ ተራኺቡ ከም ዝዘተየ ዝፍለጥ ኮይኑ ናብ ኩሎም ኣብ ትሕቲኡ ዝመሓደሩ ማልሻታት ተሪር መምርሒ ከም ዝሃበ ይፍለጥ
@DadiDad-n5i
@DadiDad-n5i 4 дня назад
Nana keshku dyom zmexu eritreans ena eka manm afaf mexiu zkyer mengsti yeblnan
@art-co2kl
@art-co2kl 4 дня назад
Lomi priteria ms feshelet nay aljers terediwom aythlemu.
@teklemariamisseias1116
@teklemariamisseias1116 4 дня назад
White hammer predisent of Ethiopia
@mussieamine6144
@mussieamine6144 4 дня назад
Hammer merhi kilil tigray 😂😂😂😂
@jddbxx4445
@jddbxx4445 4 дня назад
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@arieerena6759
@arieerena6759 3 дня назад
Entayu tsegemu Ezi BRAD SHERMAN zibehal sebaay..
@danilesmon2114
@danilesmon2114 3 дня назад
ሃመር ጠራጢ😅😅😅😅😅
@munirahaji8648
@munirahaji8648 4 дня назад
🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷 ሸር ማን ሓሳድ በጃ አሪትራ ጋሕ በል ህዝቢ አሪትራ ምስ መንግስቱ ደው እሉ ኣንጻር ባዕዳውያን ይቃለስ ኣሎ game over America ፋሺሽታዊት ኣሜሪካ መጀመርታ ብእሰራኤል ዝጠፊእ ዘሎ ህዝቢ ፊሊስጠም ተድሕን ምስ እስራኤል ኮይና ንህዝቢ ፊሊስጤም ተጢፊእ ዘላ ኣሜሪካ እያ 🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 4 дня назад
Mengsti alena dyu hzbi Eritrea.kkkkkkk.eway knhusu nhna si.mexaweti Esseyas kkkkkkk
@zemkielokubey2492
@zemkielokubey2492 4 дня назад
Miki hamera geziawi mengesti tegris 🤣🤣🤣🤪🤪🤪
@Eritreaonelove
@Eritreaonelove 4 дня назад
😂😂😂 ኦይ ሎምስ ቀዋሚ መንግስቲ ኢቶጵያ ኮይኑ ኢዩ
@awet2808AR
@awet2808AR 4 дня назад
Voa eko teqeyra ezia channel
@yonasyonas9076
@yonasyonas9076 4 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@RuftaTsegay
@RuftaTsegay 3 дня назад
ኣብ ኤርትራ ናይ መንግስቲ ምቅያር ድሌት ናይ ህዝቢ ኤርተራ ድሌት እንበር ናይ
@kidaneabraha9245
@kidaneabraha9245 3 дня назад
America entay yietiwa bzaeba mengsti Eritrea nhzbi Eritrea yimlket
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 4 дня назад
ገብረ ሐመር ታማ አግንዩኩም ለለ😂😂😂😂😂😂
@senayeri433
@senayeri433 4 дня назад
በዚ ኮ የ ንኩቡር ፕረሲደንትና ኢሱ ማራ ዘፍቅሮ። ሃመር ኣይወቕሮ፡ ዶላር ኣየስድዖ፡ ምዓኮር ኣሜርካ ኣይልሕስ፡ መምህር ርእሰ ውሳኔ፡ መምህር ርእሰ ሙርኮሳ ኢሱ ጂግና
@zaidtekleab6412
@zaidtekleab6412 4 дня назад
Hahaha games over mike hamer. We respect you us Ethiopia persistent but you stop talking about eritrea. By the way when Ethiopia is still salve by america this is 2024 shame
@WadeIdrisWadeIdris
@WadeIdrisWadeIdris 4 дня назад
Gebri America zeteftro ember kele aykonetn serah ney America mudata ybulun
@neimaafaidris9915
@neimaafaidris9915 3 дня назад
Amirca kme Libya. Somaliya. Syria. Yemen. Libnan.sudan.Eraq.Afganstan .Palestine ketgebra eyu dlyeta Eritreanyan nikhu oky
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc 4 дня назад
አቱም መራሕቲ ኣፍሪቃ ለብሙ እንዶ በጃኹም ንሓድሕድኩም ተረዳድ ኡ
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 4 дня назад
NAY DIKA !!AYTEFERHANABA DENDANI !¡!
@africamymom5163
@africamymom5163 3 дня назад
Ambasader tigray hammer 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@danilesmon2114
@danilesmon2114 3 дня назад
ሃመር ዘላሊ ዙጥ😂😂😂😂😂😂
@TellsElias
@TellsElias 3 дня назад
ካብ ማዓስከ ንኢርትራ ጽቡቃ ደሊያ ትፈልጥ ሰይጣናዊት ሃገር ሐርማዝ ሃመር ሉኡክ ስይጣን
@abrahamtesfay4027
@abrahamtesfay4027 3 дня назад
ትምንትኩም እዩ እምበርዶ ኤርትራውያን? ኢኹም
@nurturingglobal2local473
@nurturingglobal2local473 4 дня назад
አቱም ተቓወምቲ ልብ በሉ፣ነዞም አስመሰልቲ ወጊድ በልዎም።
@nurturingglobal2local473
@nurturingglobal2local473 4 дня назад
ሕቅልሕቅሊተይ፣ ፈታዊ መሲሉ ዓለም በጽቢጹዋ ዘሎ ፍለጡለይ?
@LovelyBobsleigh-bl5xp
@LovelyBobsleigh-bl5xp 3 дня назад
እንታይ ይምልከቶ ወሳኒ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ወሳኒ ኣይኮነን ሰለ ዘይታኣዘዞም እምበር ከምዞም ካላኦት ሃገራት ኣርጊት ጋሓፍ
@ኤርትራናይኤርትራውያን
ኣመሪካ ብዛዕባ ኤርትራ ምዝራብ ኣቃርጽ ።ኣብ ኢትዮጵያ ከምድላይካ እንተዓንደርካስ ኤርትራ ከምቲ ትመስለካ ኣይኮነትን ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ከም 2 ገጻት ናይ ሓንቲ ሳንቲም ኢና ❤❤❤❤❤
@simontsegaygebre4196
@simontsegaygebre4196 3 дня назад
ቻነልካ ምዕባለ ኣርእዩ በይንኻ ጋእ ጋእ እናበልካ ተንብቦ ዝነበርካ ዝሕግዙኻ ሰባት ብምግባር ጽቡቕ ምዕባለ እዩ። ንተንብብዎ ዜና ንትጽሕፍዎ ብፍላይ ኣብ ኣርእስተ ዜና ተጠንቀቑ ። ዜና እምበር ትንታነ ዜና የብልኩምን
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc 4 дня назад
እዚ ኣምባሳደር ሕጂውን ውግእ ከላዕል እዩ ዝደሊ ዘሎ ዘይገድፉና ኣፍርቃውያን ባዕልና ሽግርና ክንፈትሕ 😂
@yorusalemfissehatsion340
@yorusalemfissehatsion340 4 дня назад
Neso entay gero etom sekelte eyom
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 4 дня назад
ANTA HUSHUK KES ELE DO KBLO !BELU YHAGTHENA ¡
@RobelNegasi-c4b
@RobelNegasi-c4b 4 дня назад
America kezab
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 4 дня назад
WELAHI !!¡!🎉
@fthawi2218
@fthawi2218 4 дня назад
Ane zgermeni mak hamer mengsti nay EHTEPIA dyu walas entay eyu melsi kebakum kstbe eye
@xhakaggfvhh
@xhakaggfvhh 4 дня назад
ናይ ፕሪቶሪያ አስፃሚ እዩ ናይ ኢትዮጺያ ጉዳይ ገዲፍኪ አብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ቅትቅይረ ዝበለቶ ኤሜሪካ ተዛረቢ ስቅ ኢልኪ😂
@focus.15
@focus.15 4 дня назад
አሜርካ ስራዊት ኤርትራ አብ ትግራይ ሕዝዎ ዘሎ ቦታ ይውጻእ ክትብል ሞራል ይኹን ሕጋዊ ባይታ ከቶ የብላን እዩ 4 ነጥቢ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 3 дня назад
America kab 90tat jemiru znebere mergexiki sle nfelt lomi aygermenan eyu mesta hzbi eritrea trah yewrdelki. Wdqetki yer'eyena
@Ibelong_too_jesus830
@Ibelong_too_jesus830 4 дня назад
Ata ayfltn dyu 6 million people Eritrea kulu kem አሰያስ ምኳኑ
@tewahdo-y5r
@tewahdo-y5r 4 дня назад
Abey emo ilwo esayasss malet hzbi malet eyu hzbi kea esayass malet eyu
@kidanefisaha2615
@kidanefisaha2615 4 дня назад
Hamer is pic
@neimaafaidris9915
@neimaafaidris9915 3 дня назад
Make hammer presndit Eithipa eyu dashe and Shebab America etmwlom b America zimhaderu eyom
@asmerabela5083
@asmerabela5083 3 дня назад
Zemene grbit may naqeb Wel Algeria do yqdm wala pritorya ezom gbresedom america selam nay qerni africa aytdeln eya 44
@knowyourself.4103
@knowyourself.4103 4 дня назад
ወይስ ኢትዮጵያ ካርታ ናብ ኣሜሪካ ቀይራ እያ ኣታ ንገሩና በጃኹም ኣይትሕቡእልና።
Далее
УГОСТИЛ БЕЛКУ МОРОЖЕНЫМ#cat #cats
00:14
УГОСТИЛ БЕЛКУ МОРОЖЕНЫМ#cat #cats
00:14