Тёмный

Breaking News ህወሓት ርክብ ምስ መንግስቲ ኤርትራን መሬትን መግለጺ፣ ጀ/ብርሃኑ ተዳሊና ኣለና september 5 2024 

ZENA TIGRIGNA
Подписаться 226 тыс.
Просмотров 50 тыс.
50% 1

#eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
I am glad that you have joined your RU-vid channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
Thank you for your continuous support.

Опубликовано:

 

15 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 118   
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 10 дней назад
ኣየ ክልል ተጋሩ ብሃለውለው ጥራሕ ግዜኦም የሕልፉ ኣለዉ። ክዛረቡ ከለዉ ከኣ ኢንግሊዝኛን ኣምሓርኛን ከይሓወሱ ጽሩይ ትግርኛ ተዛሪቦም ኣይፈልጡን። ደቀስመራ ንቛንቃ ክልል ትግራይ "" ትግሓርኛ"" ኢልና ኢና እንጽውዖ።
@wedibalila2130
@wedibalila2130 10 дней назад
ጭፍራ ዒንኪሊል ኣይትበሉ ባድመ ብውዕል ኣልጀርስ ንኤረትራ ተወሲኑ እዩ ብሕጊ ተቀየዱ ብህዝቢ ኣይትጻወቱ ሰላም ግበሩ ብቅንዕና
@rushbush7320
@rushbush7320 9 дней назад
ህግደፍ ገሊኦም ኣምሓሩ ገሊኦም ተጋሩ ዮም ኤርትራ ሰላም ክትረክብ ብኤርትራውያን ምሕደራ ናብ ኤርትራዊ ክትርከብ ጥራይ ዩ ዘለዋ እዚ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ሃለውየ ናይ ኣልጀርስ 2003 ኣይሰርሕን ዩ ኣልጀርስ ዘይኮነ ህዝብና ባዕሉ ዝፈልጦ ዶብ ኣለዎም መን ዩ ትግራዋይ መን ዩ ኤርትራዊ ገረቦም ከይፈለጡ ዮም ዝፈልጡ።
@Shigut
@Shigut 9 дней назад
​@@rushbush7320 xwxway tigray mikuanu dyu izi ,
@rushbush7320
@rushbush7320 9 дней назад
@@Shigut ትግራይ ንተጋሩ ዩ ደንቆሮ ኣተሓሳስባ ግደፍ ኣነ ት ንዓይ ዘርብሓኒ ኤርትራ ያ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኣባ ገነን ከይጠፍአ ንዓይ ኢትዮጵያ ጸላኢተይ ኣይኮነትን ንህዝበይ ንትግራይ ክሃድም 4000$ ክኸፍል ዝገብረኒ ዘሎ ህግደፍ ምበር ካልእ ጸላኢ የብለይን ንዓኻ ብዙሕ ዝርድኣካ ኣይመስለንን
@Shigut
@Shigut 9 дней назад
@@rushbush7320 ambagenen zibil qal nay tegaru do aykonen ? Ab Eritrea ambagenen zibil Tigrinja yelen . Ni mikuanu intay malet yu & beyenay quanqua iyu ke . Algers agreement wediqu zibil Eritrean dima bifixum yelen intirfo agame & kurkur natomn. Nisikum tetallwo Eritrawi yelen komalat
@rushbush7320
@rushbush7320 9 дней назад
@@Shigut 😂😂እዚ እኮ ዩ ዘዛርበናን ዝገርመኒን ትግርኛ ከይፈለጥካ ብዛዕባ ሃገር ዶብ ቅርጺ መሬት ጅኦግራፊ ምዝረብካ ዩ።መን ዩ ንተጋሩ ቋንቋ ትግርኛ ሂብዎም ኣበይ ብኸመይ🤔ካብቲ ጸቢብ ኣተሓሳስባ ጽልኢ ወጺኻ ክውንነት ሕሰብ በዚ ትብሎ ዘለኻ ንዓኻ ህዝቢ ሰንዓፈ ተጋሩ ዮም።ኣነ ከባቢ ደቀምሓረ የ ሕጂ ይብል ከባቢ ዓዲ ኳላ ሕዪ ይብሉ ብሰንዓፈ ዶብ ዛላንበሳ ሕዚ ይብሉ እዚ ምቅይያር ላህጃ ጸጋ ትግርኛ ድኣንበር ጥራይ ዩ።ኣባገነን ማለት ድማ አባ ኣቦ ዩ ገነን ድማ ገኒን ንጋኒን ኣብኡ ማለት ጨካን መራሒ ከም ኢሰያስ።እዚ መን ዩ ንትግራይ ሉ ቃል ዝሃበ።ኣባ ገነን ኣምሓሩ ዝጥቀምሉ ቃል ዩ መብዛሕቲኡ ግን ናቶም ዘይኮነ ካብ ግእዝ ዝፈሎቐ ዩ ግእዝ ድማ ናይ ኩልና ዩ🙈
@Eritrea204
@Eritrea204 10 дней назад
ውዑል ኣልጀርስ ከ ሸፋፊንካ ኣይከውንን ። ብመልሓስ ጥራይ ዝዕረ የለን። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@solomonguish7775
@solomonguish7775 10 дней назад
ካብ ኤርትራ ዝመጽእ አሎ ብአልጀርስ ስምምእ እዚ ትፈልጡ?
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 10 дней назад
ወዲ ኤረይ እዚኦም ርእሶም አይሰርሕን እዮ ባድመ ክብሉ ናይ መን መሬት እዮ ዋናታታ አለዋ🇪🇷💪💪💪🇪🇷
@johnhabte2236
@johnhabte2236 10 дней назад
ነገር ዘይ ጸገበ'ሲ ጋል ዋጣ ይሕጸ ዱዩ ዝባሃል ሕጂ ውን ጌና ብዛዕባ ባድመ ትዛረብ ኣለካ በል ሃየ ተበገስ ባዓል ርስቲ ኣብ ርስቱ ኮይኑ ይጽበየካ ኣሎ
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 10 дней назад
ይገርም እዮ ዓጀውጀው
@X5avatar
@X5avatar 10 дней назад
ጎሓፍ ባድመ እንዳበልካ ክትመውት ኢኻ
@bajajachirod8109
@bajajachirod8109 10 дней назад
ዜና ትግርኛ እዞም ሰባት ውዕሊ አልጀርስ ረሲዖሞ ዲዬም በቲ ውዕሊ እንተኸይዶም ናይ ዶብ ሽግር ዝበሃል የለን ብሽም መሬትና ተወሪሩ ዝብል ምኽንያት ህዝቢ ትግራይ ምትላል ጊዚኡ አብቂዑ ኢዩ ። ። ።
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 10 дней назад
N Esseyas ewun ayegedison eyu wuel aljers.guday dob aykonen shgr msh elu 2018 ms abiy kierek kelo
@SaotyQomrt-cr5pr
@SaotyQomrt-cr5pr 9 дней назад
Ne gebru asrat eiti mknyat hetoto....​@@frewengelmesfn1637
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 10 дней назад
ብጀኖሣይድ ዝሕተት ህወሐት ኢዩ
@Hada5lf
@Hada5lf 10 дней назад
አታ ደደብ
@eritrea700
@eritrea700 10 дней назад
ህውሓት ንስልጣና ክትብል ሓንሳብን ንሓዋሩን ዘይቅየር ሕጋዊ መሬት ኤርትራ ከም መመሳመሲ እንዳልዓለት ንገዛእ ህዝባ ከም ቀደማ ከተደናግሮ ትፍትን ኣላ። መቸም ተጋሩ እምኒ ሓንሳእ ኢያ ትዕንቅፈካ ካልኣይ ጊዜ ተዓንቂፋትካ ንስካ ኢካ እምኒ🤣🤣🤣🤣
@medaabrha1965
@medaabrha1965 10 дней назад
ከምታ ውዕል pretoriya ይከበር ትብሉ ደለኩም ውዕል ናይ Algiers ድማ ክትዝኩሩዉ ኣለኩም ፡eritrean ኣብ መሪታ ዝተዋህባ እያ ደላ ፡ስለዚ ከነ ምልሱ ደይኩነ ክብሃል ደለዉ ፡ነቲ ውዕል ከንክብሩ ኣለላ በሉ ፡ሳክት ኩለል ኣይትበሉ ፡በቲ ሰላም ኢና ንደሊ ትብሉ በቲ ከኣ ደይ መሪትኩም ደሊኩም ትዛረቡ ።በከምዚ እሞ ደይሕሰብ እየ ሰላም ክህሉ eritrean ke ስቅ ኢሉም ዶ ይወጽልኩም ትብሉ ?
@tedrosyohannes9425
@tedrosyohannes9425 10 дней назад
Badmeme Bademe what’s wrong with this people how do you expect the government of Eritrea to give up it’s land you are using this tactics in order to stay in power but this is not gonna happen on the cost of Eritrea enough is enough think peace for the sake of your people.
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 10 дней назад
Do you think badme was main problem for the war between Eritrea and Ethiopia.The problem was power struggle between hwuhat and Hgdef
@tedrosyohannes9425
@tedrosyohannes9425 10 дней назад
@@frewengelmesfn1637 I know Badem was not the issue specially when it comes to woyane also I can’t say power struggle because Eritrea is a country with a legitimate government Tigray is kelele no comparison here.
@ابراهيم-ك2ف
@ابراهيم-ك2ف 10 дней назад
ሕውሓት፡ገና በሓዊ ትጽውት ኣላ።ሎሚ፡ባደመ፡ባደመ ንናይ ጥዕናኣይኮነን
@user-kr6nw7fv8i
@user-kr6nw7fv8i 10 дней назад
ሰላም ንህዝብታት ቀርኒ አፍሪቃ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 10 дней назад
Amen lomi thaysh
@neverforget7472
@neverforget7472 10 дней назад
😂😂😂😂bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla bla Rest in peace puppet West
@Sky20844
@Sky20844 10 дней назад
ብቪድዮ እንዳቀድሑ ብጥይት ኣውዲቆም ብጸድፊ እንዳጽደፉ ንዓለም ዝዘርግሑ ገዲፎም ንሰራዊት ኤርትራ ምጽላሞም የዋድኦም ኣሎ ሕጂ
@1979amanuel
@1979amanuel 10 дней назад
ደናቁር
@tihgistyfeldeisen784
@tihgistyfeldeisen784 10 дней назад
Badme nay Eritrea meryet iyu , girim iba wihil Algeris win alo
@azmeraswet4933
@azmeraswet4933 10 дней назад
ውዕል ኣልጀርስ ወላ ብጌጋ ካብ ኣፎም ኣየውፅዋን እዮም ።ውዕል ፕሮቴራ ክብሉ ኣፅሚሞምና። መቸም ሕጅስ ካብ ገፅ መሬት ከይጠፋኣኩም ሰላም የለን።
@user-iu6qc7pp9p
@user-iu6qc7pp9p 10 дней назад
ኣንታ እዞም ደናቁርስ ርእሲ ሰብ ዘይብሎም
@ermiastekele5002
@ermiastekele5002 10 дней назад
ውዕል ኣልጀርስ ወይን ዘክርዎ በዳማት እንዳ ጥለመት ክልል
@aziebabraha7516
@aziebabraha7516 10 дней назад
Selam Selam Eritrean people Selam Selam olle Afrika Land Selam Selam Olle World Selam Selam ist Sehr Sehr gut ❤️ 🙏🏽 🇪🇷 ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@fessehazeru1946
@fessehazeru1946 10 дней назад
ወየንቲ ናይ ሐደ ከልል ልዕላውነት ዝበሃል የለን። ልዕላውነት ንሃገር ምስ ካሊአ ሃገር አብ ዘዳውብ ናይ ልዕላወነት ከለዓል ይኽአል። ናይ አልጀርያ ሰምምዕ አብ መንጎ ከልተ ሃገራት ዝተገበረ ሰምምዕ አዩ። ተጋሩ ምአንት ሰላም ቀሳነን ውዕል አልጀርስ ከተኽቡሩ አለኩም። ሎሚ ከም ቀደም አይከነን። መሳፍንቲ ትግራይ መሰፍናዊ ባህሪ መበቆሎም አዩ።
@nasserhassen5625
@nasserhassen5625 10 дней назад
በየናይ መምዘኒ ኢኩም እስኩም ነታ ሰላም ነደልያ ኣለና እናበልኩም ህዝቢ ትግራይ ተዳናጉሩ ዘሎኩም ሕጊ ዓለም ኣይገዝኣናን ኢዩ እናበልኩም መርየት እናማትኩም ብሕይሉ ክንግብት ኢና እናበልኩም ህዝቡኩም ኸትጥፉኡ እንተዘይኮንኩም ተምጹኡዎ ለውጢ ኣይኩሁሉውን እዩ
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 10 дней назад
ኣጊሂድኩም እኮ ካብ ባድመ ይውጹ ኢልኩም ኢኹም ነዚ ካኣ ቅበጽዎ ።
@yemanegebreamlak5399
@yemanegebreamlak5399 10 дней назад
Welcome KB
@jddbxx4445
@jddbxx4445 10 дней назад
Game over
@user-kr6nw7fv8i
@user-kr6nw7fv8i 10 дней назад
Welcome kb
@TadeseLegese
@TadeseLegese 9 дней назад
ደንጉኹሙና live ከነሕልፍ ብርሃነ ጁላ
@tekeratv7312
@tekeratv7312 10 дней назад
Rest in peace to Ugandan athlete
@slm1341
@slm1341 10 дней назад
ወትሩ ዘይናቶም ዘቋምቱ ወርረርቲ ሸፋቱ ትግራይ፡ኣማኢት ኣሻሓት ህጻውንቲ መንእሰያትን ትግራይ ብኸንቱ ኣጽኒቶም ከይኣኽሎም፡ ሕጅውን ካብ ጌጎኦም ዝተማህሩ ኣይመስሉን።ባድመ ኢሮብ ወልቃይት ራያ ጠለምት ወዘተ ብወራር ንዓሰርተታት ዓመታት ብሓገዝን ክድምናን ኣሜርካን መሻርኽታን ጎቢጥካ ሒዝካ ስለዝጸናሕካ፡ ሕጂ ምስተሰዓርካ ዘራፍ እንተበልካ ብታሪኻውን ኣህጉራዊን ዞባውን ሕግን መሰረት ንብርትካ ክኸውን ኣይክእልን።ካብዚ ንተጋሩ ወሪድዎም ዘሎ ንጽነተት ዝወስድ ደም ንጹሃት ምፍሳስ ዝለምደ ርኹስ መንፈስ እንተዘይኮይኑ ፋይዳ የብሉን።
@user-tp6bf5dt5x
@user-tp6bf5dt5x 9 дней назад
قيادة التغراي ما ذا تقول عن التفاقية الجزائر؟
@nomoret.2017
@nomoret.2017 9 дней назад
ተጋሩ ካብ ታሪኽ ክመሃሩ ማለት ዘበት ኢዩ። ሕጂ እውን ክድምና ንምዕራባውያንን ንኣራት ኪሎን ብሕሱም ውርደት ክቅጽልዎ ኢዮም።
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 10 дней назад
Welcome KB 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teklemariamokbamuchael
@teklemariamokbamuchael 10 дней назад
😢😢😢
@ygggdhgg3356
@ygggdhgg3356 10 дней назад
❤❤❤❤
@zaidghidey569
@zaidghidey569 10 дней назад
Ne eritreawie ketwuxwuo bemntahiey ahkmkum Selam zetgbro nehzbkum.kesantzethbwo.
@MohammedHenry-b4n
@MohammedHenry-b4n 9 дней назад
Ane zimesleni izom hewihat kitefu itom zidelyu zelewu mesleni
@AbdulHabib-c7x
@AbdulHabib-c7x 10 дней назад
Gawna
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 10 дней назад
Welcome 🎉Kb
@worshipembassy5508
@worshipembassy5508 10 дней назад
😢😢😢😢
@TsigeBirhanu-ns1vh
@TsigeBirhanu-ns1vh 10 дней назад
Welcome kb 🙏
@michaelnugussie6023
@michaelnugussie6023 10 дней назад
እንታይ ዓይነት ፍጥረት እዬም
@armanimedia1997
@armanimedia1997 10 дней назад
Welcome KB bro የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::
@biniamgebrekidan6841
@biniamgebrekidan6841 10 дней назад
game over woyane. bye bye
@hayelomhadish9793
@hayelomhadish9793 10 дней назад
ደንቆሮ ርእሲ ኣድጊ 🤮🤮🤮
@mebrihittedros6199
@mebrihittedros6199 10 дней назад
ሓፍተይይይ
@rahewatesfay3003
@rahewatesfay3003 10 дней назад
Merhaba kebari🇪🇷
@Johnnyq123
@Johnnyq123 10 дней назад
Tplf mafia groups
@rushbush7320
@rushbush7320 9 дней назад
ኣንቱም ሰባት ሓልዮት ህዝቢ ትግራይ ተልዩዎም ቶም ደቆም ናብ ባድመ ኩናት ይስድድዎም ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ናጻ መሬት ይደልዩሉ ኣለው ጽቡቕ ኢሰያስ ኣብርሃም ወዲ 36 ዓመት ዝኸውን ኣለዎ ስብሓት ኤፍሬም የማነ ካሳ ደቆም የእትውዎም ወይ ሓደ ካብ ህዝቢ ሓደ ካብኦም ብድሕሪኡ ዩ ዝርድኦም ዞም ደናቑር
@MeryamBekit
@MeryamBekit 10 дней назад
Ant kab gegiekam zeytmaharu wual aljeris nabey tsgro Selam entedelikum beti wual teqeydkum kidu
@HelenDebesai
@HelenDebesai 9 дней назад
Abet boraerae Nay Etiopia ka berat.
@WediWeldab
@WediWeldab 9 дней назад
Mxae endo mo mendelay yxbeyeka alo
@abdatam8437
@abdatam8437 10 дней назад
ድሙስ ዓቅሚ ከምዘለዋ ፉፍትብል ከምዝባል ካብ ክውንነት ክትርሕቁ ዓቅምኹም ዘይትሓስቡ ንውዕል ኣልጀርስ ተቀብልኩም ብሰላም ምንባር ኣይምሓሸን ብዛዕባ መሬት ብዝያዳ ዝተወሰዶ ንሕና ኢና ነርና ግን እቲ ውዕል ይግባይ ዝይብሉ ስለዝኾነ ተቀብናዮ ፡ብሕጊ ተቀይድና ንልዕሊ 17 ተጽብናኩም ሕጅኸ እንታይ ትብሉና ኣለኹም ብሕሉፍ ገይጋኹም ኣይትማሃሩን ዓገብ ዓገብ ንሰላም ይኹን ምርጫኹም ፡
@letengustesfamichael7043
@letengustesfamichael7043 10 дней назад
ስርዓት ተትፈልጥ ዶ ሕጊ ዓለም ምስረገጽኹም ገጽኩምትርሓቅ
@peacefuleri1805
@peacefuleri1805 10 дней назад
እንዳ ወይን እታ ሽጉጥ ትመስል ክልልኩም ሒዝኩም እንዶ ዕረፉ ከም ኣያኹም መለስ ከይትጥረዙ
@goitomabadiabadi
@goitomabadiabadi 10 дней назад
ኣይ ትግራዋይ ምካነይ ይሓዝን ሓሳዊ 😮😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ለነገሩ ኣሰመራ ፃዕዳ እየ ተወሊደ እንታይ ገድሸኒ ኣቦካ ኣዴካ ትግራወይ ዝበሃል 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@selamawetmehari9836
@selamawetmehari9836 10 дней назад
ባድመ ሓሊምኩም ኣይትረክብን ኢኹም!ነግራማት ብጀካኹም ኣብዓለም ዘይናቱ ዝጥምት የለን ሕጂ ኸ ንወድመን ከተህልቁ ትምነዪ ኣለኹም ብዕሉጋት!
@TN-ie1yh
@TN-ie1yh 10 дней назад
መሬትና ተወሪርና ትብሉ ኣየናይ መሪት ትግራይ ኢዩ ተወሪርኩም? መጣሊዕ ካርታ ኮይኑስ ኣብ ክትወጹዎ ዘይትኽእሉ ኩነታት ምስ ኣተኹም ዕቅ ዕቅ ምባል ኣይኮነን ባዕልኹም በደለኛታት ተበደልቲ ምምሳል ንኻልእኩም በሉዎ።አርትራ ኣብ ሉ ኡላዊ መሬታ ኣላ። ንኹናት ምቑስቃኩም ግን ገና ዋጋ ከኽፍለኩም ኢዩ።ገና ኣይሰካሕኩምን ሉኩማት። ንውድቅትኩም ክት ኣምኑ ኣለኩም። እቲ ጸወታ ኣብቂዑ ኣብቂዑ!!!!
@AbrahamHabte-wi2fi
@AbrahamHabte-wi2fi 10 дней назад
መን ድዩ ኾስኹሱ አብዚ አብጺሕዎ
@eyobgebrehiwet7436
@eyobgebrehiwet7436 9 дней назад
Abietttt dnqurna karta gray ayfeltu.selam ayfeltu anatomy ayfeltu messing hzbi. Tgray selam zeyenbrwo tgrah haqena karta izia iya
@FlimonEri
@FlimonEri 10 дней назад
ብርሃኑ ጠራጢ እንታይ ክዳሎ 🤣
@Adem-c6v
@Adem-c6v 10 дней назад
Neziom gass tray eka tikwelom wey nikler selam zibehal ms merahti tigrayn ethiopian ms ezom eki zibehal yelon
@selamawetmehari9836
@selamawetmehari9836 10 дней назад
ነግራማት ንስኻን
@tewodroskedanu7715
@tewodroskedanu7715 10 дней назад
ካብ ደብረፀዬን ትቦታ ናካ ንተዝህቡካ ተዛረቢካ ምዕምን ትክዕል ንሱ ግንአፃባኢቱ እናዝርገሄ ተዛረቦ እንዳደጋገማ ሂብሊሊ ይብልካ ዋጋ ዘቡሉ ስብ ኢዩ
@eyobhagos4262
@eyobhagos4262 10 дней назад
Inda maiken tenkolll gena habes qedes tiblu alekumm abetenay kiflezemen ikum zelekum indi dhiri hiji abay tgeay zbhal yelon kab eritra kab amhara .qorariska zisrah abay tgray yelon the game is over
@neverforget7472
@neverforget7472 10 дней назад
ኢትዮጲያ ማይኽ ሀመር እዩ ዝመርሐ ቡኩላ ፡ተጋሩ ተዋሀቦም Dramaብ Miky Hammar ክስሩሑከተግብሩ እዮም እንበር ዕርቂ ተዝደልዩ አበይ ነይሮም እዝ ኩሉ ዓመታት ? ምስ እዝኦም ብማዕዶ መን አመኖም ህጻን ተዘይ ኾይኑ።
@neverforget7472
@neverforget7472 10 дней назад
ገገዛኻ ብሰላም እንተ ተቀሚጥኻ ዓብ ዕርቂ እዩ።አየ ተጋሩ 10 ጊዜ ማይኽ ሃመር Miky Hammar ክመላለስ ወሪሑ መራሒ ኢትዮጲያኩም ።ዐርቂ ዲዮ ምህማል? ብዝኾነ ኾይኑ ኤርትራ ምስ ሃገር ትዛረብ ምስ ሃገር ዘዛራረብ እንተሎ ትዛረብ ።ኢትዮጲያ ግን አይተዓደለትን መራሕታ ሎሚ ተዛረብዎ ንጽባሕ ዘፍሩሱ ምስ ቆልዓ ዕርቂ የለን ጥራሕ ምርአይ ኢዩ ጠንቀምቀም ኸይብል።
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 10 дней назад
Merahti huwuhatn, hgdefn kab gex meret kuguahafu alewom
@habtezghiatobrhan726
@habtezghiatobrhan726 10 дней назад
TPLF,Wigin ket Tea Ekn!!!
@eritrea700
@eritrea700 10 дней назад
መቸም ተጋሩዋኒ እምኒ ሓንሳእ ኢያ ትዕንቅፈካ ካልኣይ ጊዜ ተዓንቂፋትካ ንስካ ኢካ እምኒ🤣🤣🤣🤣
@neverforget7472
@neverforget7472 10 дней назад
ወያነ ብ ማይክ ሐመር Drama ክሰርሑ ጸኒሖም፡አብ 2ተ ተገሚዕም ግን ቅርሕንቲ የብሎምን ተዝነብሮም ብጥይት ምስተቃተሉ ነይሮም ሐሶት እዩ
@neverforget7472
@neverforget7472 10 дней назад
We dont need you sorry. District
@user-df3lm6gm6o
@user-df3lm6gm6o 10 дней назад
Kedami bezaeba Bademen kebabiune bewele Aljeriea tewdiu iyu zeterefu hezbikeytewedeome beale neseka temerehewo dhezen iyu hadami Ghtachew haki anexiru gelitsewo iyu eti hedema kemey neber
@awetafwerki3262
@awetafwerki3262 10 дней назад
Badmu badme dea naymenadekum du? Atum sebat merdo misziom merdoke kinber u Ahhhhhh
@jddbxx4445
@jddbxx4445 10 дней назад
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@a.m.k5967
@a.m.k5967 10 дней назад
Hwhat ykun kulukum hizbi tgray selam tdelyu tekoinkum qdim hasot gdefwo, federal genocide tekaydi endi , ente Ertra gin genocide zbehal ab Tgray ayfetsemetin, wey eti genocide zbil qal b tigrigna tsbuq gierkum fletwo. Nay Federal zgebero mgtal ab civil hizbintigray b vidio nieru eyu nay Ertra gin hanti ketemtsiu aykealkumin seb enda qetele, hasot tseleme ab Ertra gin melikum eyu, qdim Amlakh frhu shiu bzaeba selam thasbu.
@FiLFiL1991
@FiLFiL1991 10 дней назад
Faqiw
@mohammedsalihismael9407
@mohammedsalihismael9407 10 дней назад
ጸማም ሓደ ደርፉ
@abrahatsionbeyene2110
@abrahatsionbeyene2110 10 дней назад
Hsawe mtlale Lomes fltomekum eyoum tgirayru Eritrean ka. Abota ey zla
@amanmeko
@amanmeko 9 дней назад
ኣፈ ጮሌታት ትግራዎት !! 20 ዓመት ኣብ ባድሜ ቶሮፊዕካ እንዶ ኣይነበረካን !! ናይ Algers ስምምዕ ዓሸሽ እንዳበልካ እትዛረቦ ዘረባ ሓለውሎው እዩ !! ፈቲኹም ጸሊእኩም ናይ ኣልጀርስ ውዕል ክትግበር ኣለዎ ።
@hassennasser7471
@hassennasser7471 10 дней назад
አየ ብርሃኑ ጁላ! ናበይ ኮን ክሃድም ተዳልዩ ይኸውን?ህድማ ዲግዲግ 😂
@monica4392
@monica4392 10 дней назад
ብርሃኑ ጅላ ሙርከኛ
@zeragabirhabtemariam7287
@zeragabirhabtemariam7287 10 дней назад
Hadinet hizbi tgiray nikey hulu beal nska zizeraikumo seytanawi hasab raytetay ,adiwetay agemetay felaleyti
@manunitederey1631
@manunitederey1631 9 дней назад
ሕጂ ከኣ ክትጅፍዑ ዲኩም ደሊኩም ባድመ ትብሉ ዘለኩም ወይ ተካል ሞት በለ ታፍላ ዓሪፍኩም ደቅሱ ሎሚ ገለ ተይልኩም ከም እኽሊ ኢና ክንኣርየኩም ድንዙዛት 😅😅😅😂😂😂
@tesfayandemeskel3711
@tesfayandemeskel3711 10 дней назад
It’s boring to hear this stupid discussion of the dead Tplf junta it’s wast of time . why is it important for you kibreab ??
@y0hannesbereket607
@y0hannesbereket607 10 дней назад
Badime kitrekib kofqafat miu lementi selam tiblu libikum deyirikeb dihri hiji misakum selam yelen bitrikolata kinaswo ena kofqafat kidu
@selamhselasi8770
@selamhselasi8770 10 дней назад
Leba
@user-gy7vy3lm6n
@user-gy7vy3lm6n 10 дней назад
😂😂😂😂tedalina alena😂😂jula msknay
@user-mt7bl1iw9e
@user-mt7bl1iw9e 10 дней назад
ነገር ዘይጸገበስ ጓል ዋጣ ይሕጸ ኢሎሞ😂😂😂
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 10 дней назад
Badme ktnelse 1.5 mebaesay kerb ata enkllil buda gorebet
@ermiasyemane3181
@ermiasyemane3181 10 дней назад
ወድዛ ጉሓፍ በሎ ነዚ ጆኖሳይድ ዶ ወራር ዝብል ዘሎ ሳሕሳሕ ሓሳዊ
@solomonsolomon5826
@solomonsolomon5826 10 дней назад
ጡሚያት ለመንቲ ለማኒ ጦሮኛ
@zaidghidey569
@zaidghidey569 10 дней назад
Ieftn berahno gulah naiey ahdu zekahl meskahle keften neriey
@mogosbeyene392
@mogosbeyene392 10 дней назад
ባድመ ኽትብል ክትነብር እያ ሰራቒት ዝኾነት ክልል።
@zekariasbahlibi2890
@zekariasbahlibi2890 10 дней назад
ተጋሩ ኣምሓሩ ትግሬ ቅማላም እንዳ በሉ ከጥፍኣኩም እዮም።ኣብዛ ናይ እንዳን ቀቢላን ናይ ውሑዳን ኴንካ ምንባር ናይ ውርደት ውርደት እዩ።ጽቡቕ ኣለና ክነብር ኢና እንተ ኢልኩም ነቲ ሞት ቅትለት ክትለማመድዎ ኣለኩም።
@gemilaabdela8778
@gemilaabdela8778 10 дней назад
❤❤❤❤❤❤
Далее
КТО БОИТСЯ КЛЕЩЕЙ?? #shorts
00:18
Просмотров 2 млн
Doors Harpy Hare (Doors 2 Animation)
00:16
Просмотров 424 тыс.
😂😂
00:16
Просмотров 847 тыс.
КТО БОИТСЯ КЛЕЩЕЙ?? #shorts
00:18
Просмотров 2 млн