Тёмный

CATH፣መንፈሳዊ ፊልም| ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወቅ|1ይ ክፋል፣Eritrean Orthodox Film |2021|St. John Chrysostom|part 2 

ምዕራፈ ቅዱሳን
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 379 тыс.
50% 1

ብክፍሊ ስነ ጥበብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ
ክርስቲያን ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት
ኣብ ሃገረ ሆላንድ ካብ ቋንቋ ዓረብ ናብ ትግርኛ ተተርጒሙ
ዝተዳለወ መንፈሳዊ ፊልም ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ
Subscribe Free:
www.youtube.co....
Copyright © Abunetekle haymanot 2020
©All rights reserved to Abunetekle haymanot.
No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any from or by any means without the prior written permission of the publisher
Best updates: / channel
UCieozHQUXsfFb7nGN8LtSuw/videos
FB page: / eotc.abunete. .
#Church#AbunetekleHaymanot#Weert#

Опубликовано:

 

12 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 907   
@nigushilufabay798
@nigushilufabay798 3 года назад
ተርጒምኩም ሼር ጌርኩም ክንሰምዖይ ክንከታተሎይ ኢሉ ለለ ክንመሃረሉ ስለልገበርኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ኣሕዋት። ፈጣሪ በቢለለናዮ ይሓልወና።
@user-ow8ns7yf3t
@user-ow8ns7yf3t 3 года назад
amen amen amennnnnnnnn🙏🙏🙏
@lylalmlm1303
@lylalmlm1303 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@saronfilimon4850
@saronfilimon4850 3 года назад
Hk
@tiemtidawitgebre5892
@tiemtidawitgebre5892 3 года назад
amen amen amen
@hahhah8928
@hahhah8928 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Filimonmeley
@Filimonmeley 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና። ጸለቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቂ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን። ምእንቲ ጽድቂ ዝስደዱ መንግስተ ሰማያት ናቶም እያ እሞ ብጹኣን እዮም።( ወንግል ማቴዎስ 5፥10) ወዲ ሰብ ንነብሱ በዓሉ እንተዘይ ጎዲእዋ ካሊእ ዝኾነ ዝጎድኦ የለን። ናይ በሓቂ ንነብስና ቀጻሊ በዕልና ንጎድኣ ኣለና እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልና። ነዚ ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቂ ብትግርኛ ዝተርጎምኩም ክቡራት የሕዋትን ኣሓትን እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይብዘሓልኩም። ነቲ ተሪፉ ዘሎ ዘይተተርጎመ ከኣ ኾምኡ ኽትትርጉምልና በረኸት ናይ ቅዱሳኑ ክንሳተፍ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም። ንኣብነት ከም ናይ በዓል ቅዱስ ነብየ እግዚአብሔር ኤልያስን ሊቀ ሃዋርያት ቅዱስ ጴጥሮስን ንመን ጠቂስና እሞ ንመን ክንገድፍ ንኩሉ ብሓፈሻ ቀስብቀስ ክትትርጉምልና ብሃንቀዉታ ንጽበ ስብሓት ለእግዚአብሔር ልዑል!
@user-yt7mz9xh7t
@user-yt7mz9xh7t 10 месяцев назад
Amen amen amen
@user-li7on6rw3y
@user-li7on6rw3y 6 месяцев назад
አሜንንንንንን🙏🙏🙏🙏😘😢
@abrahamblianey4597
@abrahamblianey4597 4 года назад
ኣብ ዓሚቅ ባሕሪ እንተደርበዩኒ ነቢ የናስ ኣብዓይነይ ይራአየኒ ክሳደይ እንተቆረጹኒ ብርሃን ዓለም ሰማእቲ ቁዱስ የዉሃንስ ዩኣብ ዓይነይ ቅጅል ይብለኒ ቃል ቁዱስ የዉሃንስ ኣፈወርቅ
@samueltesfaldet5509
@samueltesfaldet5509 4 года назад
ቃል ሂወት የስማዕልና በረከቶምን ኣማላድነቶምን ከኣ ኣይፈለየና
@user-jw6of6mo8y
@user-jw6of6mo8y 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@hirutmobae8003
@hirutmobae8003 2 года назад
Amen AmenAmem
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
ንሕና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እውን እብዚ ሐዚ ስዓት ከም ቅዱስ ዮሐንስ ኣፈወሪቅ አቦ ያድልየና እሎ ☝🖐
@ggkiguif7359
@ggkiguif7359 2 года назад
ፀሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ይሓንስ ኣፈወረቅ ኣይፈለየና ንዓይ ነሓጥየተኛ ባርያካ እዚ ክሰምዕ ሰለ ዝፈቀደካለይ ክብርን ምስገናን ናዓካ ይኩን ልዑል እግዚኣብሔር ኣቦይ ተመስገን
@FTM_Enter
@FTM_Enter 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ቃል ሕይወት የስመዓልና፣ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልዂም። ኣብ ናብራዂም በረኸት፣ ኣብ እምነትዂም ፍረ ይኃብኲም። በረኸት ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ምስ ኩላትና ይዂን። ነቶም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኲም ድማ ኣምላኽ ቅዱስ ዮሐንስ አፈውርቅ ይባርዂም እናበልኲ ናይ 2ይ ክፋል… ትዕዝብታተይ ብዙሕ እኳ እንተ ኮነ፣ ካብቲ ብዙሕ፣ ብውሑድ ነዘን 7ተ ነጥብታት ክንምልከት እፈቱ። ሰናይ ምልክታ:- …………………ቃል ዘቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ…………… 1} ጠዓሳ እታ ናይ መጀመርታ ስጉምቲ ናብ ንስሓ"ያ። ኽንርደኦ ዘለና ነገር እንተኃልዩ፣ ኣምላኽ ፍቅሪ ምዃኑ"ዩ፣ ንሕና ድማ ከም ውሉድ ኣምላኽ መጠን፣ ብፍቕሪ ኽንተሓዝ ይግበኣና። 2} ፍቕሪ ይኃንጽ፣ ጽልኢ ድማ ንዂሉ ትዕኑ። 3} ሕራይ በሊ፣ ንብዓትኪ ድረዚ፣ ጾርኪ ድማ ናብ ኣምላኽ ደርቢዮ፣ ኣምላኽ በይኑ"ዩ ንውጹዓት ፍትሒ ዘውጽእ። 4} ኣቱም ፍቁራተይ፣ ኣነ ካብ ህዝቢ መጎስ ዝደሊ እንተ ዝኸውን፣ ሽዑ ናይ ክርስቶስ ኣገልጋሊ ኣይመኰንኲን ነይረ። 5} ኣብ ዓሚቕ ባሕሪ እንተ ወርወሩኒ፣ ኣብ ቅድመይ ነቢይ ዮናስ እዩ ዝረኣየኒ። ኣብ ኃልሃል ዝብል መጋሪያ ሓዊ እንተ ደርበዩኒ፣ ሰለስተ መንእሰያት {3ተ} ኣብ ሓዊ ብምዃን ቕጅል ይብሉኒ። ናብ ሓያላት ኣራዊት"ውን እንተ ሰንደዉኒ፣ ዳንኤል ነቢይ ኣብ ጉድጓድ ኣናብስ"ዩ ዝዝከረኒ። ኣቱም ፍቁራተይ ብዳርባ እምኒ እንተ ቀተሉኒ፣ ቀዳማይ {1ይ} ሰማዕት እስቲፋኖስ ሊቀ ዲያቆናት ኣብ ቕድሚ ዓይነይ"ዩ ዝረኣየኒ። ክሳደይ እንተ ቆረጹኒ ድማ ናይ መጥምቀ መለኮት ብርሃን፣ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ"ዩ ዘንጸባርቅ። 6} ሰራዊት እዛ ዓለም እዚኣ ንቤተ እግዚኣብሔር ክወስድዋ ኣይክእሉን ኢዮም። ካብ ቤተ ክርስቲያን ዝብርትዕ የለን፣ እቲ ዝዋጋኣ ከምቲ ምስ ሰማይ ዝቃለስ ሰብ፣ ኃይሉ"ዩ ዝውድእ። 7} ንመን እየ ዝፈርኅ ንሞት ? ክርስቶስ ሕይወተይ"ዩ። ሞት ድማ ረብሓይ"ዩ፣ ካብ መን"የ ደኣ ዝፈርሕ ካብ ስደት ? ምድሪ ብምሉኣ ናይ እግዚኣብሔር"ያ ። አረ ካብ መን"የ ዝፈርሕ ? ገንዘበይ ከይከስር ድየ! ናብዛ ዓለም ጥራሐይ እየ ዝመጻዂ። ንመቃብረይ ድማ ዝማልኦ የብለይን። ነቶም መሳድቲ ኩሎም ዝብሎ እንተኃልይኒ ግን፣ ንዓይ ኣይኰንኩምን ተሳዱዱኒ ዘለዂም፣ ንእግዚኣብሔርን ንቤተ ክርስቲያንን ኢዂም ተሳድዱ ዘለዂም። ዝተረፈ ከረጋግፀልኲም ዝደሊ፣ ቤተ ክርስቲያን ልዕሊ ኲሉ ኃያል"ያ። ብራኸን ኃይልን ናይ መዓበላት፣ ብዘየገድስ መርከብ ናይ ክርስቶስ ብፍጹም ኣይትጥሕልን"ያ። በረከት ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ምስ ኩላትና ይዂን ኣሜን።
@filmonokbay4704
@filmonokbay4704 4 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓና
@user-vc9st5gt2b
@user-vc9st5gt2b 4 года назад
ናይ ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ዛሓወይ (ዛሓፍተይ) ፅግኡ የብዘሐልኩም ኣምላክ አሜን አሜን አሜን
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 4 года назад
kale hiwet egzabher xega yebzh
@michaelsimon1837
@michaelsimon1837 3 года назад
Qale hiwet yesmaelna egzabihr Amlak xegau yebzhalkum
@michaelgherie-chimar7842
@michaelgherie-chimar7842 3 года назад
ስደት ነዊሕ መንገዲ እዩ። ካብ ዕለት ልደትና ጀሚሩ፡ ምስታ ናይ መወዳእታ እስትንፋስ ወዲ ሰብ ድማ የቋርጽ።
@teklehaimanotmehreteab6169
@teklehaimanotmehreteab6169 4 года назад
ሰላም ንዓኹም ይኹን ፍቁራት ማሕበር እንኳዕ ብሰላም መጻኹም በርኸት ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ በዝሑን ዓዝዙን ምስ ክላትና ህዘበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን እምባኣር ካብ ዝሓለፉ 1ይ ክፋል ንበርኸት ክንፍትን 1 + ኣብ መስቀላዊ መንገዲ ዝጠፋእኩ ኮይኑ እዩ ዝስማዓን ዘሎ በየናይ መንገድ ከምዝኸይድ እዩ ጠፍኡን ዘሎ ይብል ኣየ እወኒ ንክልተ ጎይተት ክትግዝኡ ኣይትኽእሉን እኩም ከምዝ ብለና ኣይ ምስ እግዝኣብሔር መንፈሳውያን ኮይና፡ ኣይ ምስ ድያብሎስ ዓለማውያን ኮይና ኣብ ክልተ ንቅርቐር 2 + ጽድቅን ሓጥያትን ኣብ ውሽጢ ወዲ ሰብ ይባኣሳ፡ ኣነ ድማ ሓድኤን ክሳብ እተስንፍ ይጽበ ኣለኩ 3+ ኣብ ገዳም ምዕቃብ ማለት ካብ ዓለም ናብ ገነት ምህዳም ማለት እዩ 4 + ንጉስ ንኸተማታትን ዘጋታትን ወታህደራትን ይቃጻጸር፡ መነኮስ ግና ንድሌታቱ'ዩ ዝቃጻጸር። 5 + ንጉስ ግዝኣቱ ንምስፋሕን ሃብቱ ንምኽዕባትን ምስ ኣረማውያን ይዋጋእ። መነኮስ ግን ነፍሳት ንኽመርሕ ምስ ሰይጣን ይቃልስ። 6 + ንጉስ ሙሉእ ማዓልቲቭስቃይን ጸገምን ይጋንፎ። መነኮስ ግን ሓጎስን ሰላምን ዝመልኦ እዩ። 7 + ንጉስ ንካልኦት ገጸ በረከት ወርቅ ይህቦም። መነኮስ ግን በረኸትን ምጽንናዕን እዩ ዝህቦም።
@fissehageremeskel115
@fissehageremeskel115 4 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሓውና/ ሓብትና እግዚኣብሔር ጸግኡን በረከቱን የብዝሓልካ /ኪ
@yonasteklemariam1672
@yonasteklemariam1672 4 года назад
Kal hiwet yesmealna
@teklomgebray336
@teklomgebray336 4 года назад
ጽቡቅ ትዕዝብቲ
@ermyasneby6082
@ermyasneby6082 4 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸግ ኡየብዝሓልኩም ።
@user-vw1jl9mr6z
@user-vw1jl9mr6z 4 года назад
ብሓቂ በፍላይ እታ ሓጥያት ኣብ ውሽጢ ወዲሰብ ይበኣሳ ኣነ ድማ ክሳብ ሓዲኣተን ክሳብ ዘሰንፋ ይጽበ ኣለኩ እትብ ቃል ብጣዕሚ እያ ልበይ ተንኪፋትኒ
@user-pl5eb1xp8g
@user-pl5eb1xp8g 4 года назад
በረከት ናይዚ ቅዱስ ኣቦና ኣይፈለየና ማእሰርትን ውርደትን ናይ ብጹኡ ወቅዱስ ኣቡነ እነጠንዮስ ይመስል ኣሰር ኣቦታትና ትስዕበና ኣምላኽ
@user-bu1si2ov2v
@user-bu1si2ov2v Год назад
ፍቅራት ኣሕዋት ኣነ ነዛ ፍልሚ ናይ ኣቦና ኩሉ ግዜ እየ ድጋግመ ዝርኣ ድስታ ሓጎስ ባህታ ተስፋ ፍቅር ድማ ይረክብ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሓልኩም እና ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ናይ ኣቦና ቅዱስ ኣግናጢዋ ምጥው ለኣምበስ ትብል ውን እንተትቅርብልና ኣቕርብልና ።
@natuabraham612
@natuabraham612 3 года назад
እግዚአብሔር ዓስቢ ይሃብኩም ጸጋኡ የብዝሓልኩም በረከት ናይ ኣቦና ኣይፈለየና
@user-my6ro5pv6u
@user-my6ro5pv6u 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራተይ በረከትን ኣማላድነትን ናይ ቅዱስ ኣቦና የውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን(፴)
@linamona9555
@linamona9555 9 месяцев назад
አሜን፫ በረከቶም ይሕደረና ናይ አቦና ዮሓንስ አፈ ወርቅ💞😪🙏👏👏
@qwqwasas7509
@qwqwasas7509 11 месяцев назад
ኣሜን (3)ጸሎቶምን በረከቶምን ኣማላድንቶምን ናይ ኣቦና ቡጹኡ ቅዱሰ የወሓንስ ኣፍወርቅ ኣይፍለየና ኣሜን(3)✝️🙏
@user-su7ni2cq3f
@user-su7ni2cq3f 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቦና ቅዱስ የውሓንስ ኣፈወርቅ ጸሎቶምን በረከቶምን ረዴኤቶምን ኣይፈለየና🙏🙏🙏
@selamalselam2560
@selamalselam2560 2 года назад
በረኮቶም ናይ ቁዱስ አቦና የዋሃንስ አፈወርቂ ምስኩላትና ደቂ እመብራሃን ይኩን አሜን አሜን አሜን
@heidik9jnjkk295
@heidik9jnjkk295 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወትን ያሰማልን በረከታቸው የደርባን ይብጸሃ ቅዱስ የውሃንስ አፈርቂ
@mqoteymqotey6350
@mqoteymqotey6350 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎቶምን ኣማላድነቶምን ኣይፈለየና
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 4 года назад
ምሕረት ናይ ጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስን ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስትን ንጽህትን ድንግል ማርያምን ኣማላድነትን በረከትን ናይ ኣቦና ፓታራርክ ቅዱስ ዮሓንስ ይሕደረና ሕዝበ ክርስቲያን አሜን አሜን አሜን።
@user-ll8hu9ng6p
@user-ll8hu9ng6p 3 года назад
ቃል ህይወት የሰመዐና ፀለተምን በረከተምን ኣማላድነቶም ኣይፈለየና ወለ ሰብሃቱ እግዛብሔር ወለ ወላዲቱ ድንግል ወለ መሰቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@tesfamariam250
@tesfamariam250 4 года назад
ኣስይይይይ ተሃሠትኩ ወተፈሣሁኩ ሠማዖኩ ቃለ ገድለ ኣብነ ኣፈወርቂ🙏⛪
@nunilove5382
@nunilove5382 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስማዕልና ኩቡራት ይሕዋት አግዛኣብህር መሳኩም ይኹን🙏🙏🙏🙏💕💕💕
@user-vw6rq1bv9w
@user-vw6rq1bv9w 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
@haftshrashford5016
@haftshrashford5016 4 года назад
ሰላምን ጥዕናን ንኹሉኹም ህዝበ ክርስትያን ይሙኖ ከምኡውን ናይ ኣቦና ቁዱስ ዮውሃንስ ኣፈርቅ በረከት ኣይፈለየና
@mebgeb4740
@mebgeb4740 4 года назад
እግዚአብሔር ጽጉኡ የብዝሓልኩም በረከት ረዴኤት ፅንዓት ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቂ ኣይፈለየና።
@wasli8257
@wasli8257 3 года назад
አሜን አሜን አሜን. ነይ ሊቀ ቅዱስ ዮውሃንስ አፍወርቂ አብ በረከቶምን ፀሎቶምን ረዲኦቶምን ምስ ከላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን አሜን አሜን አሜን አሜን
@user-ug5rb8zp2n
@user-ug5rb8zp2n 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ፍቁራተይ
@AsdAsd-ld3tu
@AsdAsd-ld3tu 10 месяцев назад
ቃለ ህይወት ያሰመዓልና ፀጋኡን በረከቱን ያብዛሓሉኩም ሰምዕና ከነተግብረ ኣምላክ ያሓግዘና❤❤
@tesfamariam250
@tesfamariam250 4 года назад
ቃል ሂወት የስምዐልና ኣንእስኩምልና ኣቤት ክጥዕም ልቢ ዘረስርስ ጽንዓት ኣብ እምነት ዘሕድርን ርህራሂ ዝምህር ንልቢ ዝትንክፍ ኣምላክ በረከት ኣቦታትና ቅ/የውሃንስ ይካፍለና ኣሜን
@omegabookstore-6914
@omegabookstore-6914 4 года назад
ወዲ ሰብ ንነብሱ ባዕሉ እንተ ዘይጎዲእዋ፡ ካልእ ዝኮነ ክጉድኦ ዝኽእል የለን። ቃለ-ሕይወት የስምዓልና፣ ኣኅዋተይ።
@ghhhhj6412
@ghhhhj6412 4 года назад
ብሓቂ ብቋንቋና እዚ ቅዱስ ዝኮነ መንፍስዊ ዝሕለፍዎ፣ ትሪኮምን ፣ትምህርቶም፣ትግሳጾም፣ ክተማሓላለፍልና እግዚአብሔር ዝፍቅድልኩም እግዚአብሔር ዝተመስገነ ይኩን።
@user-zl6iu3fd8x
@user-zl6iu3fd8x 2 года назад
እግዚአብሔር የኣቦቶቻችን ፀሎት የሰማ የኛም ፀሎትችን ሃገራችን ሰላም ያርጊልኝ አሜን ። የአባታችን ፆሎት በረከት ኣይለየን ❤️❤️❤️
@abrahamteclezghi5552
@abrahamteclezghi5552 4 года назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር እምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@selammahariselammahari7343
@selammahariselammahari7343 2 года назад
Amen amen amen 🙏 kal hiwet yesmealna
@user-vo9fc9ib7w
@user-vo9fc9ib7w 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና ፆሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@merhawigirmai7830
@merhawigirmai7830 4 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ። ከምኡ ውን ንህጻናት ዝምህር ብብዝሒ የለን እሞ ,,,,,, ኩሉና ንሕሰበሉ ።
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse
ኣምላክ ነዚ ዝገብር መንፈስ ይዓድል
@vsduety5954
@vsduety5954 2 года назад
አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀሎቶምን በረከቶምን ይሕደረና አሜን🙏
@biniammulubrhan8665
@biniammulubrhan8665 4 года назад
ርኢና መንፈሳዊ ፍረ ንፈርየሉ ይግበረልና። ሓዘን ክመጸካ ዘይትደሊ እንተ ኮይንካ፥ ንብጻይካ ካብ ምሕዛን ተጠንቀቅ። ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ። ካብ ትምህርቲ ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ እንታይ ሒዝና? ካብ 1ይ ክፋል ንበረከት እስከ ሓሓንቲ ንጽሓፍ@
@shamsamule610
@shamsamule610 4 года назад
ኣነ ንጽጉም ክትረድእ ከም ዘልካ ተማሂረ ክቡር ሓው
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse
ክምህር እንከለኹ ስለ ዝተሓጎስኩም ኣይተንጨብጩቡለይ፡ ንዓይ ጨብጨባይን ናእዳይንሲ፡ ነቲ ኣነ ዝዛረቦ ቃል ጽን ኢልኩም ምስ ትሰምዑን ብግብሪ ምስትነብሩሉን ንሱዩ ንዓይ ጨብጨባይን ሓጎሰይ ስለዚ በጃኹም ጽን ኢልኩም ስምዑ እግዚኣብሄር ስለ ዝጸውዓኒ ምሳኻትኩም ኮይነ ኣፍ ልበይ እና ሃረምኩ ይቅረታ ይሓቶ፡ (ቃል ሊቁ ቅዱስ ዮሃንስ ኣፎወርቅ) በረከቱ ይሕደረና ኣሜን ( እግዚኣብሄር ንኩልና ይቅረታ ዝብልን ይቅረታ ዝቅበልን ልቢ ይሃበና ኣሜን
@teklehaimanotmehreteab6169
@teklehaimanotmehreteab6169 4 года назад
ሰላም ንዓኹም ይኹን ፍቁራት ማሕበር እንኳዕ ብሰላም መጻኹም በርኸት ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ በዝሑን ዓዝዙን ምስ ክላትና ህዘበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን እምባኣር ካብ ዝሓለፉ 1ይ ክፋል ንበርኸት ክንፍትን 1 + ኣብ መስቀላዊ መንገዲ ዝጠፋእኩ ኮይኑ እዩ ዝስማዓን ዘሎ በየናይ መንገድ ከምዝኸይድ እዩ ጠፍኡን ዘሎ ይብል ኣየ እወኒ ንክልተ ጎይተት ክትግዝኡ ኣይትኽእሉን እኩም ከምዝ ብለና ኣይ ምስ እግዝኣብሔር መንፈሳውያን ኮይና፡ ኣይ ምስ ድያብሎስ ዓለማውያን ኮይና ኣብ ክልተ ንቅርቐር 2 + ጽድቅን ሓጥያትን ኣብ ውሽጢ ወዲ ሰብ ይባኣሳ፡ ኣነ ድማ ሓድኤን ክሳብ እተስንፍ ይጽበ ኣለኩ 3+ ኣብ ገዳም ምዕቃብ ማለት ካብ ዓለም ናብ ገነት ምህዳም ማለት እዩ 4 + ንጉስ ንኸተማታትን ዘጋታትን ወታህደራትን ይቃጻጸር፡ መነኮስ ግና ንድሌታቱ'ዩ ዝቃጻጸር። 5 + ንጉስ ግዝኣቱ ንምስፋሕን ሃብቱ ንምኽዕባትን ምስ ኣረማውያን ይዋጋእ። መነኮስ ግን ነፍሳት ንኽመርሕ ምስ ሰይጣን ይቃልስ። 6 + ንጉስ ሙሉእ ማዓልቲቭስቃይን ጸገምን ይጋንፎ። መነኮስ ግን ሓጎስን ሰላምን ዝመልኦ እዩ። 7 + ንጉስ ንካልኦት ገጸ በረከት ወርቅ ይህቦም። መነኮስ ግን በረኸትን ምጽንናዕን እዩ ዝህቦም።
@fissehageremeskel115
@fissehageremeskel115 4 года назад
ንድካታት ተስፋ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ዘሎ ናይ ቤተክርስትያና ክዋሃቡ ኣለዎ ዝብል ቃል መስለኒ ዝጎደለ መልኡለይ ቡሩካት ኣሕዋተይን ኣሓተይን
@naxnetkidane288
@naxnetkidane288 4 года назад
Ndeqna b hxannetom athizna qal amlak knmhrom menfesawi film wn kemdey aselchwom hadehade gzie kenereyom kem delena meknyatu sala adu dnegereto qal amlakn tarik semaetnet nay qudusan wen knegrom kem delena xelot xom entay mkanun ente negirnayom wela msabeyu ayrsewon iyom kemu ngber yehwatey kulatna ab dedelenayo selam qsanet yhabenaa amlak 🙏
@thdhrjdg5587
@thdhrjdg5587 5 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከተም ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮውሃንስ አፈወርቅ ምስ ክለና ህዝቢ ክርስትኣን ይክን አሜን👏
@maranatajesus9607
@maranatajesus9607 4 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ፍቅራተይይ! መንፈሳዊ ክሪኢ ንብዓት ውርረር ይብለኒ ደስ ድማ ይብለኒ፥ ግን ጭላፎም ክሕዝ ግን ሓይሊ ይስእን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ይሕዋተይ
@mantes7
@mantes7 10 месяцев назад
❤😢
@princeprince1973
@princeprince1973 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ✝️በረከት ናይ ቅዱስ የውሃንስ ኣፈወርቅ ይሕደረና ክንደይ ደስ ይብል✝️❤
@user-oy2em3lq2j
@user-oy2em3lq2j 4 года назад
አሜን አሜን አሜን በረከት ረድኤትን ናይ ቅዱስ ዮሃንስ ኣፍ ወርቅ ይሕደረና ክንደይ ይጥዕም ትቃሎም
@biniamkesete9404
@biniamkesete9404 4 года назад
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሩካተይ። በረከት ናይ ቅዱስ የውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን።
@semeresheshay4177
@semeresheshay4177 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎቶም በረከቶም ናይ ኣቦና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን
@heucgsyx5609
@heucgsyx5609 4 года назад
እምበር አፈ ወርቅ ታላቅ አቦና በረከቱ የሕድርልና ፊቁራተይ ተመስገን ቃለ ህወት የስመዐልና።
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 7 месяцев назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ካብዚ ክቡር ጻድቅን ኣቦ ቅዱስ ዮውሃስ ኣፈወርቂ ኣብ እምነት ዘለሎም ፍቅርን ተጋድሎ ዝገልጽ ኢዩ እግዚኣብሔር ኣሰሮም ክንክተል ፍቃዱ ይኩን❤❤❤
@WS-Media553
@WS-Media553 4 года назад
እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሕ ተመሳሳሊ ታሪኽ ኣብ ዘመና ይፍጸም ኣሎ ነስተውዕሎ እንተሊና። እግዚኣቭሄር ሰላሙ የሃበና።
@rahwarahwa9513
@rahwarahwa9513 4 года назад
አሜን አሜን አሜን በረኸት ቅዱስ የዋሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩላትና ህዝበ ክሪስትያን ይኹን አሜን አሜን አሜን
@selamselam3986
@selamselam3986 4 года назад
ቃለ በህይወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮዋሃንስኣፈ ወርቅ ፆለትን ረዲኣትን ምስኩልና እምነት ክርስትና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-jt2wb1ls6k
@user-jt2wb1ls6k 2 месяца назад
ny abona kudus yohannes afewrki xolotn.berketon ayfleyna Amenn🙏🙏🙏
@sari525
@sari525 4 года назад
✝️💒💒💒🙏🙏❤❤😭😭😭 O Amlakey lebey anxahaley 😭🙏🙏🙏kab mengedi hatyat nekegalagel degefeni Amen 😭😭😭✝️✝️✝️❤❤❤🙏🙏🙏💒⛪💒⛪💒⛪💒
@user-nk5xh4eg5n
@user-nk5xh4eg5n 4 месяца назад
በረከት ቅዱሳ ኣቦና ይሕደረና እግዚአብሔር ስለ ቅዱሳናኢሉ መንግዲ የማን ይምረሐና
@danielzeru
@danielzeru 4 года назад
ምስጋና ክብሪ ንእግዚኣብሔር ይኩን አሜን ፫
@sasesase-vl3yj
@sasesase-vl3yj Год назад
ጾሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቁዱስ ዮውሃንስ ኣፎርቂ ኣይፈለየና ኣሜን
@user-el6ek2ld3k
@user-el6ek2ld3k 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኩብራተይ💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💐💐💐
@filmonkidane3042
@filmonkidane3042 4 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡራት ኣሕዋተይ ዓስብኩም ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቂ በረከት የብዝሓልኩም
@gfftggt6311
@gfftggt6311 4 года назад
አሜኝ አሜን አሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርኮ
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረኸቱን ረዲኤቱን ናይ ቁዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩላትና ዩኹን
@amaneularaya1401
@amaneularaya1401 4 года назад
ኣሜን ((((3))) ቃል ሂወት የስማዓልና ደስ ዝብል ፊሊም ቁዱስ የዋሃንስ !!!!! ቀጽልዎ የሕዋተይ !!!!
@user-lk7kv7jb1k
@user-lk7kv7jb1k 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ናይ አቦና ቁዱስ ዮሓንስ ፀጋን በረከትን አይፈለየና
@우성철-c6l
@우성철-c6l 4 года назад
ሂወት ኣቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ቅኑዕ 3ይ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ዘጋጥሞም ዘሎ እንበኣር ሓዲሽ ኣይኮነንን ። በረከቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክሪስትያን ይኩን።
@fanielsamsom6828
@fanielsamsom6828 3 года назад
ብዘይካ ካብዛ ዓለም ብሂወት ንዝሓለፈን ብሰናይን ቅኑዕን ሃይማኖት ዝሓለፈን ተዘይኮይኑ ቅዱስ ዝብል ቅጽል ንማንም ኣይወሃብን እዩ። ኽሕደት ኣባ ኣንጠንዮስ ከኣ እንታይ እዩ ኢልካ ሕተት መጀመርታ። ኣብዚ ሊንክ ኣቲኻ ኩሉ ኽሕደቶም ኣለካ። ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-uXKxBLL9CPc.html
@우성철-c6l
@우성철-c6l 3 года назад
@@fanielsamsom6828 ኣይትጋገ ዘሓወይ ክሕደት የብሎምን ጦንቃሎን ሓሰዉቲ መርጌታታትን ካብ ቤት ክርስትያን ምስጓግ ዲዩ ክሕደት ? ብዛዕባ ዲያቆን ክብሮም ከኣ ደሓን ንንስሓ ዝከዉን ግዜ ይምጸኣሉ ልዕሌይ ኣይትፈልጦን ኢካ ደሓን
@우성철-c6l
@우성철-c6l 3 года назад
@@fanielsamsom6828 እቲ ሰይጣናዋ ጉዳዩ በል ብሕቡእ ልቢ ገርህታትን ደናቁሩን ከጸልም ከም ዝዉዕል ዘጋለጸ ኣጋጣሚ ኣብዚ ኣቲካ ኣረጋግጽ ኢካ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-xSJ3O-hrH-k.html
@fanielsamsom6828
@fanielsamsom6828 3 года назад
መጀመርታ ስለቲ ትሕቱ መልስኻ የመስግነካ። ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ብዛዕባ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ኣብዛ ሊንክ ኣቲኻ ቅኑዕ ኣሎ ዋላሓንቲ የብሉን ወይ ድማ እዚ ናይ ተዋሕዶ ስርዓት ኣይኮነን እኳ ደኣ ናይ መናፍቓን በለኒ። ms-my.facebook.com/ermi.1tes.7/videos/%E1%8A%A3%E1%89%A1%E1%8A%90-%E1%8A%A3%E1%8A%95%E1%8C%A6%E1%8A%95%E1%8B%AE%E1%88%B5-%E1%88%9D%E1%88%B5-%E1%88%98%E1%8A%93%E1%8D%8D%E1%89%83%E1%8A%95-%E1%89%B0%E1%88%83%E1%8B%B5%E1%88%B6-%E1%8A%A3%E1%89%A5-%E1%88%98%E1%8A%AB%E1%8A%90-%E1%88%82%E1%8B%88%E1%89%B5/394124348228016/
@fanielsamsom6828
@fanielsamsom6828 3 года назад
@@우성철-c6l ንንስሓ ዝኸውን ግዜ እሞ ንኹልና የምጻኣልና ካብ መን ሒሽና ንሕናስ። እንተ እቲ ንደቂ ተዋሕዶ ብስዉር ናይ ፖለቲካ ጽልኢ ኣምሲልካ ዝግበር ዘሎ ስራሕ ተሃድሶ ግን ንስኻ/ንስኺ ዘየድልዮ ኩሉ ዓገብ ክብሎ ዘለዎ እዩ። መሰረት ናይዚ ክሕደት ኣብ ኤርትራ ድማ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝርከቦም መናፍቓን እዮም ክትፈልጥ። መንግስቲ ምጽላእ ካልእ ነገር እዩ፡ ናይ ተዋሕዶ ስርዓት ምሕላው ከኣ ካልእ እዩ። ስለዚ ካብቶም ሓሰውቲ መናፍቃን ሰሜን ኣሜርካ(መቃርዮስ፡ ማርቆስን ሰዓብቱን) ቅኑዓት መምሃራን ልሳን ተዋሕዶ/ዋልታ ተዋሕዶ/ተዋሕዶ ይእቲ ምዕዛብ እዩ ዘድልየካ። ደፊረ ተኾይነ ይቕሬታ
@freminatusselama4145
@freminatusselama4145 4 года назад
ኣሜን በረከቶም ናይ ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፍወርቅ ይሕደረና ንዓኻትኩም ከኣ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@Rd-pt7fy
@Rd-pt7fy 4 года назад
ንብሓቂ ደስ ዘበሊ ትምህራቲ ብጣዕማ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሱኩሊትነ ይኩን ኸበሪ መስገን ንዓ ይኩን።
@hahhah8928
@hahhah8928 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@SelamKflom-qh8qv
@SelamKflom-qh8qv Год назад
ፀሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ይሓንስ ኣፈወረቅ አይፈለየና
@teamesmon3886
@teamesmon3886 4 года назад
ኣሜን (3))ቃለ ሂውት የ ስምዓልና ኣይትጥፉኡና ደኣ
@gerierezene4574
@gerierezene4574 3 года назад
ኣሚርን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ጸለቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ የውሃንስ ኣፍወርቅ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን
@milifethi8850
@milifethi8850 4 года назад
ሰላም ንዓኩም ኣዳልወቲ መንፈሳዊ ፊልም ናይ ኣቦና ነቢ ኢልያስ ብ ኣምሓርኛ ኣላ አሞ ናብ ትግርኛ ለዊጥኩም ተትምጹልና ደስ ምበለና
@tsrhaariam2174
@tsrhaariam2174 4 года назад
ሰላም ክቡር ሓውና፡ክብረት ይሃበልና፡እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም።ከም ፍቓድ ኣምላኽ እታ link ክትሰዱልና ትኽእሉ ዶ፡ጽቡቕ ሓሳብ እዩ፡ፍቓድ ኣምላኽ ይኹን።ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩና!!!
@mesimilionmesi9768
@mesimilionmesi9768 4 года назад
ኦ ጎይታይ ሰማያዊ ሰማይ ክብርካን ምስጋናካን ኣብ ምድሪ ይስፋሕ 🙏💙🙏💙🙏💙
@omnsrh505
@omnsrh505 4 года назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና
@vipqw-yc9wu
@vipqw-yc9wu Месяц назад
Amen amen breketemon xeletomn mskolatna ykon qal hiwet yesmalna temesgen amlakey
@user-vc9st5gt2b
@user-vc9st5gt2b 4 года назад
አሜን አሜን አሜን በረከቶም ኣይፈለየና
@weiniberhe132
@weiniberhe132 4 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸለቶምን በረከቶምን ኣይፈልየና
@azadkhadimazadhadham1418
@azadkhadimazadhadham1418 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያስማልን እሰይ ተመስገን ኣምላኬ
@tdf826
@tdf826 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀሎት በርከቶም ኣማላጅነቶም ኣይፈለየና
@user-pl5eb1xp8g
@user-pl5eb1xp8g 4 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩሙ ዞሞሕዋተይ
@user-gv4dq2zt8o
@user-gv4dq2zt8o 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፆሎቶምን በሮኮቶምን ናኣቦና ቅዱስ ኣፍ ወርቂ ምስ ኩሎና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን
@user-vy6wu5nj8e
@user-vy6wu5nj8e 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣሜን
@እግዚአብሔርፍቅርነው-ለ8ወ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈ ወርቂ በረከትም ይሕደረና
@jdnbhjdjb4b527
@jdnbhjdjb4b527 2 месяца назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐና👏👏👏🌅💒
@britesfamaram2513
@britesfamaram2513 4 года назад
Amen kale hiwet yesmalna nay Abona Tseltomn brektomn ay felyena O Egzbhar amlaki kab ewuri Libi sewrena Amen 💒💒💒🙏🏾🙏🏾😭😭😭
@danielgebrehiwet4495
@danielgebrehiwet4495 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna nay kudus yohans af werki tseltomn berketomn yhderena amen
@biniam1467
@biniam1467 4 года назад
ብሓቂ ቃል ሕይወት የስመዓልና ጸጉ የብዝሓልኩም። ኣነስ ክትቕጽል እየ ተጸቤያ ነይረ
@johnab.6326
@johnab.6326 4 года назад
ኣግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርክኩም። ሂወት ዚሂብ ትምርቲ። እንዳነባዕኩ ወዲኤያ።
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Год назад
Brkotom xltomun nay kdus yohanes afwork ayflyena amen ❤❤❤🙏🙏🙏
@eseiasbereket6769
@eseiasbereket6769 4 года назад
በጃኩም የሕዋት አዛ መዝሙር አባ ኣብ you tub ብከመይ ክረክባ ይክእል
@user-ts9pg4qo8i
@user-ts9pg4qo8i Год назад
ዋላ ኣነ ኣልሸ ሲኢነያ
@user-do5ff9qf9f
@user-do5ff9qf9f 11 месяцев назад
እታ ነፍሰይ ስምዒ ትብል ድዩ
@mahratamere4399
@mahratamere4399 10 месяцев назад
እወ
@DanaytThegazaab
@DanaytThegazaab 9 месяцев назад
ነብሰይ ስምዒ ክሓተኪ እያ ትብል
@user-gd3zl6ne5j
@user-gd3zl6ne5j 6 месяцев назад
ብኸመይ ክሰደልክን እንሃትኒ እያ❤❤​@@DanaytThegazaab
@angosomsahle9641
@angosomsahle9641 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረከት ቅዱስ የዉሃንስ ምስ ኩሉና ይኩን
@user-md3od4xj1u
@user-md3od4xj1u 4 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና
@user-mj2ob7vx9s
@user-mj2ob7vx9s 2 года назад
ቅል ሂውት የስምዐልና በረኩቶምን አማላድቶምን ከአ ኣይፍለየና🙏🙏🙏
@tesfamariam250
@tesfamariam250 4 года назад
ኣተውድኤን በልና በጃኩም ቀጽልዋ 🙏⛪
@beletse3
@beletse3 4 года назад
ጥዕምቲ መንፈሳዊ ፊሊም እያ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ነዚ ዝተርጎምኩም
@ተመስገንአምላክ-ዸ7ዸ
ጥዕምቲ መንፈሳዊ ፊሊም እየ አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ነዚ ዝተርጎምኩም
@meirygalhalush9839
@meirygalhalush9839 4 года назад
ባሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐልና መስተዋዓሊ ልቦና ያሃበና አሜን 3ይ ክፋሊ ኣላታ ዶ
@Hayat-sc5ep
@Hayat-sc5ep 4 года назад
ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዲኤቶምን ምስ ኩላትና ይኩን
@Mebrahti
@Mebrahti 4 года назад
መርሓባ ደቂ ተዋህዶ ሰናይ ምክትታል ይኩነልና ይፅበ ቀኒየ ግን ሕጂ ሪኤዮ
@sbegge7121
@sbegge7121 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤ቃል ህይወት የሰመዕልና ፍጣረ❤❤❤💒💒💒🙏🙏🤲🤲🤲👏
@user-ky1ed4dh2k
@user-ky1ed4dh2k 4 года назад
ኣነስ መንፈሳዊ ፊልም ክፈቱ ምዓት እየ በጃኩም ከምዚ ገርኩም ዳኣ ምሃሩና
@user-uk1yy3kl3s
@user-uk1yy3kl3s 2 года назад
ፀለቱምን በረኸቶምን ናይ አበና አይፈለየና 💘💘
@teamekesete2358
@teamekesete2358 4 года назад
ኣምላክ ጽጉኡ የብዝሓልኩም 2y ክፋል ስሪሕትልና ኣላ
@teametesfay1754
@teametesfay1754 2 года назад
ቃለሂወት የሰመዐልና በረከትን ረዲኤትን ናይ ቅዱሳት ኣቦታትና ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@issackeritrean1426
@issackeritrean1426 4 года назад
ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኩብራት ይሕዋት በጃኩ ከም ፍካድ ኣምላክ ብተካልርኩም ናይ ብዙሓት ኣቦታት ክንምሃረሉ ተሪጉምኩም ከተክርቡልና ኣምላክ ይሃግዙኩም
@tekakesete964
@tekakesete964 2 года назад
Amen🙏🙏🙏
Далее
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Просмотров 2,2 млн
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,2 млн