እንቋዕ ናብ ቻነል Moriah Mezmur Tube መጻእኩም
ኣብዚ ቻነል ዝተፈላለዩ ሓደስቲ መዝሙርን ሳሕቲ ድማ ናይ ቀደም መዛሙርን ብመርሃዊ ሚካኤል ከምኡ'ውን ብካልኦት ክቐርበልኩም ኢዩ
ብተወሳኺ ብመንገዲ እዚ ቻነል ዝተፈላለዩ ሓደሽቲ መደባት ከተቕርቡ ምስ እትደልዪ ንኹልኹም ክፉት ኢዩ
#Subscribe #Share #Commet ብምግባር ድማ ተሳተፍቲ እዚ ቻነል ክትኮኑ ብፍቕሪ ክርስቶስ እዕድመኩም
ዝኾነ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም ብመንገዲ እዚ ኣድራሻ ክትረኽቡና ይከኣል ኢዩ
Email: merhawimichael69@gmail.com
Facebook : manrif mera
Instagram : merizmo7
Tiktok: @manrif_mera
ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም
21 окт 2024