Тёмный

#Dedebit 

Dedebit Media Official
Подписаться 22 тыс.
Просмотров 967
50% 1

Опубликовано:

 

24 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 29   
@hadgumesfen3485
@hadgumesfen3485 2 часа назад
I really admire your courage professor for your honest advice. I hope all Eritreans follow your advice and learn about their roots and work with their Tegaru brothers for a long lasting peace
@luwamgessese8462
@luwamgessese8462 45 минут назад
❤❤❤❤
@samsontesete5119
@samsontesete5119 3 часа назад
ደስ ዝብል መደብ ኣለኩም በርትዑ ደደቢት። 💙💙💙💙💙💙👏👏👏👏
@Azeb1782
@Azeb1782 18 минут назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏
@EeEe-r8x
@EeEe-r8x 3 часа назад
ኣነ ብጣዕሚ ዘተሓሳስበኒ እዞም ብዕድመን ብትምህርትን ዝበሰሉ ኣብ ክልቲኡ ህዝቢ ዘለው እቲምትእስሳር ናብቲ ሓዱሽ ወለዶ ከይሕለፍዎ ይሓልፉ ኣለው ። ጋዜጠኛ ምርጫካ ዓብይ ምህርትን ናይ ዕድመ በዓልቲ ፀጋ ምምራፅካ እንዳ ኣመስገንኩ ነዘን ክብርቲ ሰብ ''ኣቲ'' ምባልካ ክብርታትና ኣይትጥሓስ ።
@mareyekasaye4095
@mareyekasaye4095 3 часа назад
Thank u! Newhe idem Yunnan Habakkuk!!!
@ExesterestialWorld
@ExesterestialWorld 2 часа назад
Adena edemen tenan yehabkin❤❤❤❤
@yohannes4558
@yohannes4558 4 часа назад
ጸማም ሓደ ደርፉ ፡ ፎእ ይርዳእኩም ይርዳእኩም
@Brokethebeas
@Brokethebeas 2 часа назад
ትግራይ ዝበሃል መንነት'ከ ኣሎ ዲዩ ኣነ ዝፈልጥ ራያታይ፡ ኣጋመታይ፡ እንደርታ ኢየ ዝፈልጥ ኣነ በዛ ወገነይ መንነተይ እንደርታ ኢዩ ምናልባት ደቂ ዓድዋ ተጋሩ ክብሉ ይኽእሉ ኢዮም።
@tesfittes6380
@tesfittes6380 Час назад
ሃየ
@aronyonas7563
@aronyonas7563 4 часа назад
ኤርትራ ዝባሀል አብ ታሪክ የለን ሀሳድ አብደልከወል ማለት ሚሊሊክ ቀንዲ ፀላኢና ምካኑ ንብሔረ ትግርኛ አፀቢቅና ንፈልጥ ንምታይ ፈሊዬሙና መራህቲና ምስ ተስውኡ እዞም ተጋሩ ከጥፍኡና ኢዬም ኢሉ ፈሊዬሙና ደቂ ሀንቲ ማህፀን ኢና ብዝኮነ ከም ቀደምና ሂወት ክንነብር ኢና ህጂ ግዜና እዩ ብሀንሳብ ክነብር ኢና ብቅልፅምና ብቅልፅምና❤❤❤❤❤
@bettyboo7783
@bettyboo7783 3 часа назад
ጋዜጠኛ ይቅሬታ ግበረለል ንሲዚኒኖ ትመስል ሀውካ ድዩ?
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 2 часа назад
ሙስሊም ኣዲስኣበባ ንቑዱስ ቑርኣኖም ብኣምሓርኛ ክሰብኩ ብላዕ ጉቦ ትኸፍሉ ኣቕሽሽቲን ጳጳሳት ትግራይን ሃፋትም ኣኣ ተጋሩ ዘምሓርሓሩን ቒቒቒ እዋው መርገምኩም ፌራ ፌራ
@tesfittes6380
@tesfittes6380 Час назад
ብትግርኛ ኸ!!
@HenokHiyabu-p1u
@HenokHiyabu-p1u 4 часа назад
Saying" I feel like that" is not wrong,but saying to a person" You should feel like me"is just Stupid.
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 3 часа назад
AGAME. eya. Hatnokum😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@TemesgnKebede-lr6gq
@TemesgnKebede-lr6gq 2 часа назад
ግምት/Speculation on Diversion and delay tactics! ዛንታ ኣዥውዥው ፣ ፈጠራ/speculation በርቂ: ወይስ ፀፍ ዝበለ ሓቂ? ናይ ግዜ ጉዳይ ይኸውን ትጠንቂ ክንፈልጦ መን ከም ተዋፈረ ኣብፀይቂ እቲ ኣፈኛ ለፍላፊ(manqué author) ውይስ እቲ ጉደኛ ደላይ ጎንፂ ዕቂ። እሞ እቲ ታሪኽ ዕሞ በሓፂር ቐፂለ ኸምዝስዕብ ኽዛዝሞ! ተራ ውድብ ኣባል ብቐሊሉ ዝሕበል ውይም ብገንዘብ ዝምወል ከመይ ገርካ ቀንዲ መራሒ ትገብሮ ነገር ከምድልየትካ ብድሕሪት ክዝውሮ! ጉዕዝኡ ጠቕሊሉ ንትግራይ ምስ ሰሓበ፣ እሂን ምሂን ዋዕላታት ምስተኻየደ፣ ድሕሪ ሕዚ ሸዋ ከፍ ኢልካ ዝግበር ጎሥጓሥ ይኹን ምዕባለ ምብቅዑ ምስተፈለጠ፣ ሶማል በል ቤንሻንጉ፣ ኦሮሞ በል ጋምቤላ፣ኣፋር በል ኣምሓራ ባዕልቶም ከምዝሕሸሎም እታሃገር ከመሓዳድሩ (ናህና ድልየት ዓርሠ ምሰልና ክሳዕ ተኸበረ) ምርድዳእ ምስተበፅሐ። እዙይ ናብ ትግራይ ምድሕርሓር ሠላም ንኹሉ ምርግጋፅ ኣብኡ ከይውዳእ ናብ ዝባኣስ ሸርሒ ተጎልበበ፣ ናብ እኩይ ካሊዕ ነገር ተደያየበ። ናይ ዓያሹ ነገር፣ ንግዚ ይጥዕሞ ኢልካ እንተተዓገስካ ዝፈራሕኻ ዝመስሎም፣ በሉ ካብ ኣንሳሓቡ ብውሽጥን ብደገን፣ንዝበጦም ፣ንቐጥቕጦም ንጨፍልቖም ፣ ውልቕልቖም ወፂኦም ብትንትን ክሳዕ ዝብሉ ኢሎም ወስኑ ደቂ ዓዲ ሠለሥተ፣ ግዜ ዝሃቦም። እሞ እዙይ ክትግብሩ ሓዊ ደጊልና ነቃፅሎም ብምባል ስባት ነዚ እኩይ ተግባር ዝምጥኑ ንሕረይ ኢሎም፣ ክዓብብ ዝበለ ቁሩብ ኣብኢዶም ሓደ ስብ ረኸቡ። እዚ ስብ ድማ ህውሐት ከም ዕረ ዝመሮ ምኻኑ: ብዛዕባ ትግራይ እንተኾ ክንዱትይ ዘይግደሽ ምኻኑ ተፈለጠ እንትኸውን ኣዲ ሠለሥተ ትግራይ ንኽወሩ እንትሸባሸቡ ኸምቶም ካልዖት ሸዋ ዝዓረዱ ንሂወቱ ዘየስግኦ ምኻኑ እንዳተፈለጠ ንትግራይ ዘህድም ናይ ምንባር ወይም ናይ ሞት ስግኣት ኽንነብሮ ኣይኽእልን፣ ብጀካ ተሓብአ ተልእኾ ግዳጅ። ብውሽጥን፣ ብደገን፣ ብላዕልን፣ ብታሕትን ህወሓት ከምዑውን ትግራይ ምዕናው ቀዳማይ ሥራሕ ንምዕርራይ ላዕልን ታሕትን ተጓየዩ፣ ከምዝበልናየዮ ልዕል ኢልና፣ ሓደ ብናይ ዝሓለፈ ጎንፂን ቂምን ቅርሕንቲን ዝዓበደ ምስላፍ እንትኸውን፣- ሓደ ኻዓ ምሁር ኣይብልዎ ደንቆሮ ወዲ ሹቅ፣ ኣፍ ጭልጥ ዝበለ፣ ኣብ ዝመሰዮ ዝሓድር መሳቲይቶም ምስ ሃገሩ ኣንሳሒቡ ዓዲ ዝነበረ ብቐሊሉ ኸምዝረኽብዎ ኣረጋገፁ። በቱይ በቱይ ኢልካ ውግእ ብሰማይ ብምድሪ ተጀመረ፣ ስብ ትግራይ ሃወኸ፣ ኣሸገረ። ኣብዚ ዕዋን ስብ ዝኣምኖም ግን ምስ ፀላዕቲ ዝስርሑ ምጥያሽ ተጀመረ። ውሽጡ ጉጡም! እቲ ላዕሊ ተጠቀስ ውልቀ ስብ ውሩይ ስለዝነበረ ብዕሊ ምፍላጥ ኣድላይ ኣይነበረን። እቲ ወዲ ሹቅ ግን ከመይ ጌርካ ዝናን ክብርን ክተጓናፅፎ ሽግር ፈጠረ። ሓድሽ ሆሊውድ/Hollywood ተዋስኦ ተፈትረኸ። ሓደ ወጋሕታ ለይቲ ድሮን ገዝዑንምፍራስ ንዑዑ እውን ንምቕታል ዓሊማ ንመቐለ ተላኣኸት። እሞ ከምዝተዓለመ እዙይ ዘይበሃል ቦምብታት ወንጭፋ ፈንጀረት፣ ናይ ሓሶት ትልሚ፣ ነዚ ስብ ንምቕታል ግንኸ ናይ ስብ ናይምዕሻው ተንኮል ነበረ። ሃመማ ገፁካ ኡሽ ክትብል እውን ተዓለመ ኣይነበረን። ግን ስብ ንምእማን ድሕር ኢሎም ዝሕልውዎ ዝነበሩ ዋርድያታት ኮላይ ጎረባብቲ ቆልዑ ግን ተቐቲሎም። ዋዕ **** እከለ እከለ ካብ ሞት ኣምሊጡ! ዕልል ኣታ ዕልል ጀግና ሓውና ዲሒኑ ኣታ ዕልል እታ ዕልል እናበሉ ተሓጎሱ ዋዕ ዋዕ በብመረብዑ። ዝሕዝን እቶም ተሰውዑ ዋርድያታት ኾላይ ቆልዑ ተረሲዖም ከም ጨው፣ ብበርበረ ተሸሊጎም እንትርስዑ፣።ወዲ ሹቅ ብድሕሪኡ ኣብ ዓይኒ ስብ ኣተወ፣ ስሙ ኮነ ክብሩ ላዕሊ ተወንጨፈ። ብድሕራዑ መንን ከም ክምዑ። ትግራይ መውፅኢ ኣፋ ቸ፣ ቸ፣ ቸ፣ ምባል ጀመረ፣ መን ዝዓበደ ጠጠው ከብላ፣ ቸ ንጎሆ ፣ ቸ! ቀትሪ ቸ! ምሸት ቸ! ሌይቲ ቸ! ብሕልሚ፣ ቸ! ብጋህዲ። ከምዙይ ገይሮም ካብ ተራ ግለ ስብ ኣባል ህወሓት ናብ ዓንቀር እንትድይብዎ። ናብ መሪሕነት ምውድዳር እንተድይብዎ ብቀፃሊ ገንዘብ ወዲ ገንዘብ ዶጊሞም ፣ ዶጓጊሞም 17 (18 ባዕሉ ወሲካ) ማዕኸላይ ኣባላት ናብ መሪሕነት ሹመት ኣጎናፀፍዎ ኣዲ ሠለሥተ። ዓላማ ድልየቶም ኻዓ ተሳኸእ፣ መራሒ ኮይኑ ከምዝበልዎ እናተግበረ እነሆ መሬት ትግራይ መሬት ኣበሳ ህዝቢ ትግራይ ተሰካሚ ቓንዛ ገበራ። ተጠየቅ ንስኻ ሑሙም ዲኻ እዙይ እናፈለጥካ! ተጠየቒ ንስኺ ሕምምቲ ዲኺ እዙይ እናፈለጥኪ! ደቂስካ ተሓድር ደቂስኪ ትሓድሪ ባርዕ እናነደደ ጓሕሪ!
@natangirmay5407
@natangirmay5407 4 часа назад
ብዜግነት ትግራዋይ ኢየ ። ኤርትራ ብኣብይ ኣሕመድ ክትውቃዕ ኣይፈቅድን ።ኣብ ጎኒ ኤርትራ ድማ ይኸውን። ካብ ኤርትራ ገንዘብ ወይ መሬት ወይ ስልጣን ኣይደልን ። ሕውነት ግን ከም እንጀራ ይብህጎ ።
@TeagesMisgna
@TeagesMisgna 2 часа назад
አምሰሉ ሰበይቲ ዘይትሀፍር ።
@ayeleraberra4338
@ayeleraberra4338 Час назад
እዚአን ልመሰላ ዓባይ ሰብስ ኣቲዶ ክብለኪ?
@ayeleraberra4338
@ayeleraberra4338 Час назад
ሱቅ ኢልኻ ስምዐየን ታይ ዓይነት ዩቱበር ኢኻ? አሀ አሀ ትብል ተለኻ ልቱ ትናገሮላ ትዕፍኖለኻ።
@Birhanedawa
@Birhanedawa Час назад
Stop doing this tegaruu
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 3 часа назад
AGAME. AHBAY😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@natangirmay5407
@natangirmay5407 2 часа назад
ሓወይ መዓረይ ኣህባይ ኣይትበል ኣይትጋገ
@natangirmay5407
@natangirmay5407 2 часа назад
ካባኻ ሕውነትን ፍቅርን ይጽበ ነገራት ብፍቅሪ ንርኣዮ
Далее
А вы знали что металл тонет?
00:32