Тёмный

Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 12) - One Day With Alena Walta Hager 

Alena Walta Hager
Подписаться 180 тыс.
Просмотров 105 тыс.
50% 1

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Опубликовано:

 

12 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,8 тыс.   
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 5 дней назад
ኣባልነት ብምላእ ኣተባብዑና 🌟❤️🌟. | ❣️🙏ru-vid.com/show-UCreJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin 🇪🇷|•PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ
@yosefkidane4881
@yosefkidane4881 5 дней назад
ደስ ዝብል መደብ ግን ኣብ መወዳእታ ተለ ናይታ ትሕገዝ እንተ ትገፈልና ጹቡቅ ነይሩ
@Kib563
@Kib563 5 дней назад
❤❤❤
@samrawithabte3699
@samrawithabte3699 4 дня назад
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🙏🙏🙏
@yordamaranatademenaelias9512
@yordamaranatademenaelias9512 4 дня назад
Nay zen ade number please
@abrehettewelde3502
@abrehettewelde3502 4 дня назад
Btaem zehogs tegbar eyu amlak brek yeblekum khgez zekel kemey yihgez habereta habuna🙏🙏🙏🇪🇷
@HawiMeda
@HawiMeda 4 дня назад
እስከ ከምዚ ከማይ ንሮዲ ዝፈቱ like deqi erey❤❤❤
@user-hu8ei6nf4i
@user-hu8ei6nf4i 4 дня назад
ንግሆ ጥራይ ዲዩ ዝስራህ አብ እግርግር ዘይትሰሁ ዘህዝን ኢዩ
@user-hu8ei6nf4i
@user-hu8ei6nf4i 4 дня назад
እቲ ናይ ከተማ ምንቅስቃስ አብክንዲ ተርእዮ ጽምዋ ጥራይ ? ? ? ? የህዝን ኢዩ
@user-hu8ei6nf4i
@user-hu8ei6nf4i 4 дня назад
I don't like her
@kidantekle2443
@kidantekle2443 4 дня назад
​@@user-hu8ei6nf4iwhy you don't like her can you tell us the reason please?
@atewerkigebrekrstos2237
@atewerkigebrekrstos2237 4 дня назад
@@user-hu8ei6nf4i ከከከከከከ ናይወልፊ ዘረባን ናይክፋእ ኤረትራ እዩ ዘለካ ዘለካ።
@AbdellaOmer-sy7pp
@AbdellaOmer-sy7pp 4 дня назад
ዋላሂ ነዚ ላይክ ዘይገብር ሓሲድ ዩ 😊😊😊😊
@wedishaibiya
@wedishaibiya 4 дня назад
nay bihaki
@Metkeli
@Metkeli 4 дня назад
Bhaki ❤❤❤❤🎉
@selamawitweldenseaweldemar4829
ከምዛ ኤሬትራ ንኩሉ ይፍጠረሉ ኢላ ❤❤❤ ኣሰይይይ!! ኣደይ መዓረይ ጥዒና ይሃብክን!
@luchiat1829
@luchiat1829 4 дня назад
ረአዩ በሉ ኤርትራውነት ብእምነት ክጽበዮ ኢለን ካብዚአተን ብምውላደይ ይኮርዕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷
@lidiahokon8406
@lidiahokon8406 5 дней назад
Sigab tifno eiza medeb kixibe eiye xenih. Kemay zikonkum like xikit abululey. Deki Erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abebaderar8298
@abebaderar8298 4 дня назад
ማዕበሊኖ ነዚአ ዝሐሰብካ መዓልቲስ ብርኽቲ መዓልቲ ነቶም አብ አስመራ ኾይኖም ስራሕና ኢሎም ዘካይድዎ ዘለዉ ኸኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ነቶም ዝሃብኩም ከኣ እግዚኣብሔር አብዚሑ ይሃብኩም ❤
@amlesettekie6223
@amlesettekie6223 4 дня назад
ኤርትራ ክንከይድ ከለና፡ ኩላትና ነዘን ክቡራት ኣዴታትና ሞቅሽሽ ምሃብ ኣይንረስዕ።
@amlesettekie6223
@amlesettekie6223 4 дня назад
እዚ ኹሉስ ናዓይ? ኢለን እዘን ጀግና ኣደ። ናዓኽን እወ ። ክንዲ ኣሽሓት ዕጽፍታት እዩ ዝግብኣክን። ኣብነታዊት ጻዕራም ኣደ❤️😍🥰💗 ዓይነ ብርክኽን የጽንዓዬ ኣምላኽ፣ ሙሉእ ጥዕና ይሃበክን። Alena Walta Hager team ብሙሉእኩም ብሉጽ ስራሕ፡ መወዳድርቲ ዘይብሉ።
@edenpazom9452
@edenpazom9452 4 дня назад
ናርዶሰይ ምጭውቲ ኩሉ ዘጸብቀላ መቀረት ምስ መሳርሕትኪ ዕድመን ጥዕና ማዕበለይ ዘውጻካዮ ይተካአልካ ባዓል ዓብይ ልቦና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷አደ ብርሀን ገዛ ዕድመን ጥዕና ያሀብክን❤❤
@Eruna757
@Eruna757 5 дней назад
ኣደ ብርሃን ገዛ. መን ከም ኣደ. 👩‍👧‍👦🇪🇷🥰
@user-fl4co6zu7q
@user-fl4co6zu7q 3 дня назад
ሰላም ኣለና ዋልታ ሃገር ከመይ ትኮኑ ጓለይ ትግራይ ኣላ ትብል ኣላ ኣዲና ዝሕግዛ የብላን ከም ዝተረድኣኒ ሕጂ ናይ ሓፍትና ናበር ተሌፎን ኣንተ ዝስደደ ጺቡቁ ኒሩ ሰብ ዓዕቂሙ ምሕገዘ ጽቡቅ ኒሩ ብዝተረፈ ንኩላትኩም ደቂ ኤረይ ሰላም ቅሳነት ይምነየልኩም ንኩላትኩም በባዘለኩሞ
@luchiagebremichael6161
@luchiagebremichael6161 4 дня назад
መግለጺ እምነት እዩኮ እቲ ክሕልዋሉ ዝተጸበዮኦ ህዝብና ዘኩርዕ ባህሉ ዘይናቱ ዘይደለ ብሩኽ ህዝብና ናርዲ ሽኮርን ኩሉኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ነደና ከኣ ጥዕናኣ ይሓልዋ ኣምላኽ።
@asterkidane3093
@asterkidane3093 6 дней назад
እቲ እምነት እባ ርአዩ እዘን አደ ክህልዎ ንጸበ ኢለን እዛ መደብ መመሊሰካ ትፍቶ ማአበል ነዛ ሐሳብ ብምጸአካ ንኩላህና ምህርካና ሮዳሰ አምላክ ይባርኪ በሐቂ ብሐጎሰ ተሳራሲርና
@abrehaletsegay7519
@abrehaletsegay7519 4 дня назад
ደቂ ኤሬ ሽኮሪናታታት እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሮዳስ ሓፍተይ ክኣ ጽብቅ ኣለኺ ቀጽልዮ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ እቲ ምርቃ ክኣ ዝምርቅኺ ዘለው ኣቦታትክን ኣዴታትክን ይብጽሓኺ ናይ ኣዴታትኪ ክትገብሪ ከለኺ ድማ ቁኖ ተቆነኒ ኢኺ ሓይልኣብ ሓወይ ክኣ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ንፉዕ ብዓል ዋጣ ኢኻ ግን ገጽካ ኣብርህ ኣብሎ ኢኻ ሓንቲ ንኣፍልጦ ክትኾነካ ዋላ ንሮዳስ ተላይ ኣብ ምኣዲ ይንኣስ ይዕበ ወዲ ኢዩ ዝባርኽ የሕዋተይ እዚኣ ከይትርስዕዋ ኢኹም ተገዲስኪ ኣቢብዮ ኢኺ ናርዶስ ሓፍተይ ከይትሓልፍያ ይካተተለኩም ኢየ ንሓይልኣብ ክኣ ኣንብብሉ ኢኺ ሮዳሰይ ሓፍተይ ሰናይ ቅንያት ጠጥዕሙ ንዓኹም ደቂ ኤረይ ሸኮሪናታት
@sabayehdego6121
@sabayehdego6121 4 дня назад
🎉🎉🎉❤❤❤ 🎉🇪🇷👍 iam proud to be eritrean 🎉
@MuzitBokre
@MuzitBokre 4 дня назад
betami yegrem ❤❤❤❤ zehugus eyu❤❤❤❤
@yohanahabteab13
@yohanahabteab13 День назад
Phone number eba please 🙏🏾 nayzen adiena
@SandroEritrawi-yx4lo
@SandroEritrawi-yx4lo 5 дней назад
ኣደ ኤርትራዊት ሓንቲ ኣይኮነትን ኣሽሓት 'ያ በሻሓት ትረብሕ ንሓቂ ደው ኢላ ብትብዓት ትኹሕኩሕ ንጸላም ብርሃን ኮይና ተብርህ ዘይጽወር ጸይራ ንመከራ ትስዕሮ ኣደ ኮይና ውሉድ ዘሐንቀቐት ሓብቲ ኮይና የሕዋታ ዝሓብሓበት ጅግና ኮይና ጅግንነት ዝሰርሐት ዝተረፉ የብላን እንታይ እሞ ዘይኮነት ስለዚ ሓንቲ የብላን ኣሽሓት'ያ ንሳ ጅግንነት ዓጢቓ ጅግንነት'ያ ኣውሪሳ ቃልሲ ሂወት ዘመስከረት ንሳ 'ያ መስተንክር ሰጊራ ንህዝባን ሃገራን ተውለ ኮይና ተጋጊዲላ ንባህሪ ተጻዊራ ነፍሰ ህትወት ስዒራ ንእስነት ከይነኣሰት ከም ሰባ ኣሰር ብጾታ ስዒባ ስለዚ ሓደራ እዛ ዋዕሮ ብሓንቲ ከይትስመ ዕማም ኣሽሓት'ዩ ብኣኣ ጉዳይ ሃገር ዝተዓመ ሚሊዮናት ንበላ ኣውራ ሓኔታ ከይነብር ታሪኽ ጅግንነታ ። ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማዕታትና ዓወት ንሓፋሽ! ዘውጻእኩሞ ይተክኣልኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ብዘይ ኣፈላላይ ንኹሉኻትኩም
@user-jw6xo6ze3l
@user-jw6xo6ze3l 4 дня назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@dawittesfai3349
@dawittesfai3349 4 дня назад
ን ኣዳለውቲ ኣለና ዋልታ ሃገር ከኣ ኣምላኽ ኣብዚሑ ይሃብኩም መመሊሱ
@michaelmiki9016
@michaelmiki9016 4 дня назад
ቅድሚ እዚ ኩሉ ነዚ መደብ ዝሃሰብካሉ ሚኣልቲ ብርክቲ ትኩን ተባረክ ❤❤❤❤❤
@mhreteabberhe8022
@mhreteabberhe8022 4 дня назад
ኣለና ዋልታ ሃገር ኣምላኽ ጻማኹም ይኽፈልኩም እቶም ነዚ መደብ እንለታተል ካኣ እታ ክንገብራ ንኽእል ላይክ ሸር ንግበረሎም እዚ ዝገብርዎ ዘለዉ ናይ ሕልና ስራሕ ኮይኑ እግዚኣብሄር ዝፈትዎ ስራሕ እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ። ላይክ ሸር ንግበረሎም ሓገዝ እንተኾኖም ሮዳስ ካኣ ኣምላኽ ይባርኽኪ ።
@lemlemzerai6257
@lemlemzerai6257 5 дней назад
ሮዳስ ሽኮር እቲ ምቕልልነትኪ ናይ ብሓቂ ፈትየኪ ማዕበሊኖ ዘውጻእካዮ ይተካልካ ዓቢ ምርቓ ኢኻ ትረክብ ኣለኻ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 4 дня назад
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓድና ዝነብር ንእሽተይ ዋላ ዘይብሉ ሚንን ዘይብል መምስገንን መራቕን ኢዩ❤እዘን ኣደ ዕላለን ጡዑም ምስ ጽቡቕ ኣቀባብላን ምስ ዋጣኡን ዘሕግስ❤ዋልታ ሃገር ሮዳስ ተሳተፍቲ ኩሎኹም ክትምስገኑ ይግባእ ቀጽልዎ❤❤
@Selam47237Y
@Selam47237Y День назад
I am coming this summer would like to support one sedra bet at list 4~5 times a year. I have already have 2 children and mum I support please everyone let’s us help one person than not related to Eritrea 🇪🇷 people the most beautiful people 🇪🇷🇪🇷❤️💯💯
@MikaelGebre
@MikaelGebre 4 дня назад
ኣለና ዋልታ ሃገር በዓልቲ ቁምነገር ንድኻ ተምስሕ ተድርር ዋልታ ሃገር ናትና ሓበንና ኩርዓትና ሰስንልና ካዕብትልና
@Rorawit
@Rorawit 6 дней назад
መርሓባ ሮዲ ሽኮር እንቋዕ ብሰላም መጻእክና ምስቶም ኩሎም መሳርሕትኺ ዓወትን ኣሳልጦን ንምንየልኩም።
@selam-yi2op
@selam-yi2op 4 дня назад
ኣለዋ ዋልታ ሃገር ከምቲ ልሙድ'ዩ ዝተመረቐ ይብጻሕኩም። 🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷
@user-wm3ck1gp6p
@user-wm3ck1gp6p 3 дня назад
ከም ህዝቢ ኤርትራ ዘይናቱ ዘይደሊ ርህሩህን እሙንን ኣብ ዓለም የለን ብፍላይ ወለድና ኣብዚ ሕጂ ዘለና ወለዶ ከኣ ክንቅጽሎ ይግባእ ኣብ ገለ ውሑዳት ሰባት ይርአ ኣሎ ዘይበሃልናን ዝይስነምግባራውን ባህልና ኣይነጥፍእ ከብዚ ቀጺለ መንግስቲ ነዘን ዋዕሮታት ኣዴታትና መሳርሒ ናይ ጽርየት ክውሃበን ይላቦ አቲ ቁራጽ ናይ ጃሎን ጽቡቅ ኣይኮነን በጃኹም ምሉእ መሳርሒ ክትህብወን ይላቦ be proud to be Eritrean ❤🎉
@user-qr5qn3tm8z
@user-qr5qn3tm8z 4 дня назад
ኣዴታትና ጽቡቃት ከይተከደና ኩዱናት ከይተሰለማ ስልማት ምዕርጋት ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን ሕማቅ ዘይወጸን ነቶም ትገብርለን ዘለኩም ካኣ ክብረት ይሀብኩም ብደቁኩም ርከብዎ
@selamtuquabo-girmazion3068
@selamtuquabo-girmazion3068 21 час назад
ኤሪትራዊት ብምኳነይ ንፈጣሪ ብጣዕሚ እየ ዘመስግኖ አዴና እንኳዕ ተሐጎስክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ዝሃበ አምላክ ዓጻፊኡ ይሃቦም ❤
@ismailali2583
@ismailali2583 4 дня назад
ንሰለ ወደሳ ኣይኮነን ንይምሰል እውን ኣይኮነን : ብሓቂ ደስ ዝብል ልቢ ዘረስርስ መደብ እዩ:: ሮዳስ ድማ ብቅዕቲ ኣአንጋዲትን ጽባቄ ኤርትራውነት ትውክል ልእልቲን እያ:: ኣለና ዋልታ ሃገርን ኣባላታን : ዓቢ ስራሕ ትሰርሑ ኣለኹም : እናበረኽኩም ከም ትኸዱ ድማ ርግጸኛ እየ :: 🇪🇷🌿🌹❤️
@helenyohannes4619
@helenyohannes4619 5 дней назад
Great job Alena walta hager, eritrea for eritreans by eritreans ❤ God bless our people and our beautiful country 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@mosobwerqilainekidanemaria7483
@mosobwerqilainekidanemaria7483 6 дней назад
Takk!♥♥♥
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 дней назад
የቀንየልና
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 4 дня назад
❤🎉
@user-iy3br3og6m
@user-iy3br3og6m 4 дня назад
ኣሰይ ደስ ክትብላ ❤❤❤ እቶም ትህቡ ካኣ ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
@iloveyoumysweethomeeritrea2162
ኣደ ኮንካ በይንኻ ክተርፍ ማዕረ ክንደይ ከቢድ ምኻኑ ካብዘን ኣደ ክብደቱ ተረዲኡኑ። ኣጆኺ ኣዴይ መዓረይ ኩሉ ኤርትራዊ ዉላድክን እዮ❤❤❤። ጅግና ሓቦኛ ኢኽን🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍👍ኣምላኽ ይሓግዝክን።
@askkilkasa3770
@askkilkasa3770 5 дней назад
ማዕበሊኖ ክምዚ ናትካ ክንገብር ኣምልክ ይሓግዘና❤
@amimichael2040
@amimichael2040 3 дня назад
@AmeteIsak-hs9se
@AmeteIsak-hs9se 4 дня назад
ኩሉ ግዜ ዝሕፈስ ዓውድኻ ምሉእ ይግበሮ መዕበሊኖ!!
@tesfalemsengal460
@tesfalemsengal460 4 дня назад
Thanks!
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 4 дня назад
Than you 🙏
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 4 дня назад
🎉❤
@tasfutewolde6516
@tasfutewolde6516 День назад
ከማይ ዝስመዖ ናይ ወላዲት እሞ ኤርትራዊት ❤ጠውቁ ምእንትኣ🎉🎉🎉
@adobro837
@adobro837 4 дня назад
ኤርትራዊት ኣደ ኣደ ሰዉራ ጎብለል ጽንዕቲ ኣብ መትከል ብማንም ዘይትንደል ሂወታ ስልማታ ኩሉ ንስለ ሃገር ዘወፈየት ቀንጢጣ ኤርትራዊት ኣደ መዳርግቲ ኣልቦ ዓጢቓ ተዕጥቕ ተስንቕ ኒሕ ሓቦ ኣብ ዉዑይ ኣብ ዙሑል እግሪ እግሪ ዉሉዳ እናበለት ዕልልልል ብሽግር ዘይትስነፍ ትግህቲ ንዕዮ ዘይትብል ኮፍ ይዕዘባ ኣለኹ ዓለም ብምልእታ ከም ኤርትራዊት ኣደ ኣይረኸብኩን ኮታ ኤርትራዊት ኣደ ፉሉይ'ዮ ባህርያታ ሸጥ መቐነታ ጽንዓት ሕላገታ ኤርትራዊት ኣደ እንቋዕ ካባኺ ተወለድኩ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@senaitsetant748
@senaitsetant748 4 дня назад
አገናዕ ዝሓወይ/ተይ
@adobro837
@adobro837 4 дня назад
@@senaitsetant748 ክብረት ይሃበለይ ሰኑ ሓፍተይ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@-se9hk
@-se9hk 3 дня назад
❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️🇪🇷
@biniamkahsay5410
@biniamkahsay5410 4 дня назад
ኣለና ዋልታ ሃገር ናይ ብሓቂ ዋልታ ሃገር ኢኹም ንስኹም ሙሉአ ሂወትኩም ብሓጎስ የሕልፍዎ ብፍላይ ነዛ መደብ ዝሓሰበ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tedyeli6517
@tedyeli6517 2 дня назад
ይቅሬታ የህዋት ናይተን ማማ ስልኺ ምረኽብኹ ዶ ?🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Sawa-1996
@Sawa-1996 6 дней назад
ኣደ እኮ ለዎሕ ጸዎሪት ኩሉ እያ ርሕርሕቲ ለጋስ ኣደ እኮ ኣደ እያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 дней назад
Thank you 🙏
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 дней назад
Thank you 🙏
@Rorawit
@Rorawit 5 дней назад
Thank you brother!🙏🏽 ልዑል ፈጣሪ ደውጻኣካዮ ይተከኣልካ
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz 5 дней назад
Sawa jgna good job as always
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 5 дней назад
Sawa shikor genzebka ybarkelka ❤ abi seb
@berihubahre2553
@berihubahre2553 5 дней назад
ዝሰረሐ ደኣ ይክበር ይተባባዕ ንሱኩም ሲ ኩልሳዕ ምስ ዘሕጎስና ሰራሕ ኣድንቆተይ ወሰን የብሉን
@hagerjj3767
@hagerjj3767 4 дня назад
Ajoki Rodi skor nabay gdefyo like&comments Btami ena xbuk ❤❤❤❤❤
@bereketinegassi4915
@bereketinegassi4915 4 дня назад
Eritrea for Eritreans by Eritreans. ♥️🇪🇷♥️
@solomontekeste715
@solomontekeste715 6 дней назад
ኣዚዩ ደስ ዘብል መደብ ንሃፍታማት ክዋጠ ብዙሕ ርኢና ንርሂጸ በላዕ ከምዚ ምርኣይና ደስ ዘብል ሰላምን ምዕባለን ንህዝብና ኣሜን
@alula763
@alula763 4 дня назад
ዋጣ ንእንዳ ሹማምንቲን ሃፍታማትን ወይ ከኣ ጅግና ጥራይ ኢዩ ዝዋጠ ነሩ። ደስ ኢላትኒ ሓንቲ መዓልቲ ንግስቲ ኮይነን ብዋጣ ክፍስሃ ክትሪኤን ነዘን ጻዕራማት ወለዲ ኣስይ እልልልል።❤❤❤❤
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 4 дня назад
ሓቂ መስከርካ ንሃብታማት እዩ ብዋጣ ዝውደስ ዝነበረ እምበር እምበር ርህጸ ብላዕ ድኣ ብኣንጻሩ እዩ ዝጽረፍን ዝናዓቅን ዝነበረ!!
@habtomhailemichael1341
@habtomhailemichael1341 4 дня назад
ብጣዕሚ ቁዱስ ተግባር ምርቃ ዞም ብሩካት ወለዲ ይብጻሕኩም ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊️
@hermongebrezghi
@hermongebrezghi 3 дня назад
ኣምላኽ መሉ ዘይጉድል ይሃብካ ማዕበል ሓወይ ❤
@Nebyat6790
@Nebyat6790 5 дней назад
አብ ዘላቶ አምላኽ ይሐልዋ 🙏🏾 አጆኽን ቀሪብና ኢና ጋልክን ክትመጸክን እያ🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 4 дня назад
ኣደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ብጓልኪ ተሓጎሲ
@lettboc1804
@lettboc1804 4 дня назад
ስብዶ ኣብ ዓዲ ዓጋመ ይስደድ ንሱዳን ከይዳ ነይራ ተትኸዉን ማሓሸ ነይሩ።
@user-mw1pl3qu1p
@user-mw1pl3qu1p 4 дня назад
ኣምላክ ይሃግዝክን አድመን ተናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤
@akberetabraha4950
@akberetabraha4950 4 дня назад
❤❤❤❤❤
@akberetabraha4950
@akberetabraha4950 4 дня назад
Good job Rodas hero
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 5 дней назад
ልብካ ይትንክፋካ እዘን ኣዴና ❤❤❤
@helengebrezghi7162
@helengebrezghi7162 4 дня назад
Bhaky me too
@ogbagabermehari3631
@ogbagabermehari3631 День назад
Bitaemi
@user-xz5eb6sh4p
@user-xz5eb6sh4p 2 дня назад
ተዓወት ፣ መደብ "ደሃይ ቤትና'"ኣለና ዋልታ ሃገር " ይበል ሰናይ ባህሊ ምትሕግጋዝ --------- ይበል ተበግሶ.-- 🙏!
@sabasimon4736
@sabasimon4736 3 дня назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ምሳኹም ከንጽንበር የብቃና ደቂ ኤረይ የቐንለልና ጽቡቕ ስራሕ🙏🙏👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bettysolo3226
@bettysolo3226 5 дней назад
Grazie.
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 4 дня назад
Thank you 🙏
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 4 дня назад
❤🎉
@mesfunghebregherghish5142
@mesfunghebregherghish5142 4 дня назад
ፕርግራምኩም ሰሓብን ደስ ዝብል ኢዩ።ንመገደይ ዝብሎ ግና ንጽርይት ማአከል ዞባ እቲ መሳሪሕታት ከም በዓል አስኮባ(መኾስተር) እንተትሓስብሉ ሽግር ህዝብናን መንግስትናን ሽግርና እዩ ዋላ ብሓገዝ መልክዕ ድዩ ብኻልእ መንግዲ እንተዝሕሰበሉ ንሕና ድማ ኢደ ኢድካ ምበልና ። ምስ ናይ ይቕረታ ሓሳበይ ይገልጽ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaitsetant748
@senaitsetant748 4 дня назад
ጽቡቅ ሓሳብ
@user-iu6gh8ko4g
@user-iu6gh8ko4g 4 дня назад
ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ጽቡቅ መደብ ኢግዚኣብሄር መሊኡ ይሃብኩም
@lidyagoitom5538
@lidyagoitom5538 3 дня назад
Bhaki anewin eza hasab kihasib xenihe. Alena Walta Hager, you are doing a great job guys helping out people
@yordatesfay9055
@yordatesfay9055 3 дня назад
Xbuk hasab
@TirhasYohannes-ke3eq
@TirhasYohannes-ke3eq 3 дня назад
ክትገልፅጾ ዝሕብን አደ ኤርትራ❤❤❤
@zewdieteklehaimanot6188
@zewdieteklehaimanot6188 3 дня назад
am proud of my beautiful people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️😘😘😘
@milkiassamsom7304
@milkiassamsom7304 2 дня назад
ሰላም፡ ኣለና ቲቪ፡ ናይ እዚአብሔር ሰላም ነዓኹም ይኹን። ናይዘን አደ ስልኪ ክትህቡኒ ደልየ ኔረ፡ ብፍላይ ንኣብ ትግራይ ዘላ ጓለን ብዓቕመይ ምሓገዝኩ።
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 5 дней назад
ፍሽኽታ ዘይፍላያ ሮዳስ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፡ ጽቡቕ መደብ።
@berekhetkfle9556
@berekhetkfle9556 6 дней назад
መርሓባ ሮዲ ብርሃን ገጻ እንቆዕ ብሰላም መጻኽና ብልጽቲ ሓብቲ
@PARTICO-ASMERA
@PARTICO-ASMERA 4 дня назад
😢😢😢😢 ንብዓተይ ወድኣ ሎሚ ሓጎስ ድዩ ወላ ታይ ከብድካ ትበልዓካ❤😢❤😢❤😢
@amlesettekie6223
@amlesettekie6223 4 дня назад
ማማ ብዙሕ ጊዜ ሻሂ ኣፍሊሓ ምስ ሕንባሻ ምሳሕ እንተሃሊይዋ እዉን ምሳሕ፣ ስዋ ጌራ ክትህበን እየ ዝርእያ ። ህዝቢ ኤርትራ ብሩኽ ኣነዉን ኩሉ ግዜ ክኸይድ ከለኹ ይሕግዘን።💗❤️🥰
@segeneasmara596
@segeneasmara596 4 дня назад
ግን ቭድዮ አይጥቅድሕወን ድኽነት ሓላፋይ እዩ እዚ ግን ንደቀን ዝተርፍ እዩ ደቀን ክሓዝኑ እዮም እዋዕ ህዝቢ ኩሉ ክሕገዝ ይደሊ ብዝሕ ድኻ አሎ ሐግዝና ምቅዳሕ ኣየድልን 🙏🙏
@LishanAsgedom
@LishanAsgedom 6 дней назад
ቀዳማይ ከምቲ ልሙድ ማዕበለይ ሓወይ ናተይ፣ ለባም፣ንፉዕ(I don’t have enough words for you) የምስግን፣ ካልአይ my beautiful sister Rodi and all members of Alena Walta Hager , I really appreciate your kindness and teamwork, you did a fantastic work, keep it up, we will always support you. I want to say something about my beautiful land Eriteria. ኤርትራይ ምዓረይ መቦቀለይ ዓደይ፣ ይህበን ይኮርዕ ኻባኺ ምፍጣረይ❤❤
@ssd2867
@ssd2867 5 дней назад
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 6 дней назад
Tack!
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 5 дней назад
Thank you 🙏
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 4 дня назад
🎉❤ God bless you
@TedrosTekia
@TedrosTekia 4 дня назад
አለና ዋልታ ሃገር መደብኩም ብጣዕሚ መሲጥኒ።ተሓቢነን ተሓጉሰን ከአ።
@selam-yi2op
@selam-yi2op 4 дня назад
ኣለና ዋልታ ሃገር በጃኹም ነዘን ብርኽቲ ኣደ ደሃይ ጓለን ሓቲትኩም ፍቓዳ ተኮይኑ ትምለሰሉ መንገዲ ፍጠሩለን። ውሽጠን ብጣዕሚ ጓሂ ናይ ጓለን ኣለወን። ዝተመረቐ ይብጻሕኩም ብሩኻተይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 4 дня назад
መርሓባ ሮዳሰይ ምቅርቲ እንቋዕ ዳሓን መጻእኪ ሮዳሰይ ነቶም ሰባት ግን ኣረድእዮም ኣለና ዋልታ ሃገር መን የካይዳ ኣይፈልጡን ዮም ኣብ ኣሜሪካ ዝነብር ብማዕበል ክፍላይ ትካየድ ኢልኪ ንገርዮም ተባረኹ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሃገርና ይባርኸልና🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🕌🇪🇷⛪️🇪🇷💪💪💪❤️
@hussienibrahim6577
@hussienibrahim6577 6 дней назад
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ማዕበሊኖ ልዕሊ ዓቕምኻ ጽጉማት ትሕግዝ አለኻ ዝለዓለት ምርቓ ብአምላኽ ርኸቦ እያ። አይት ትዓንቀፍ ዓይኒ ሓሳድ ይሓዘልካ አምላኽ። አጆኻ ንቕድሚት ጥራይ ከምኡ ኸአኒ ሮዳስ ብጣዕሚ ጽቡቕ አቀራርባ። ምስ ብምልኦም መሳርሕትኺ ቐጽልዮ። 🙏🌹👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlmazRedea
@AlmazRedea 4 дня назад
Amen
@sabahabtemariyam2051
@sabahabtemariyam2051 4 дня назад
Btaemi xbuq snemgbar ab kulu wegen zelena kemzi senay tegbar knfxm egzabiher yhagzena ane gn kem ritos seb zaqmu khgz si nazyom zteshgeru bmelke zekrebkmom telefon si kgber do aymkealen neru zkeal ente koynus deqi erey abzelenayo selam wesenay❤❤❤
@ambesagertsegay3454
@ambesagertsegay3454 4 дня назад
ብሓደራ ዝተቐበለቶ ገዲፋ ክትከይድ ኣይከኣለትን። ሕድሪ ሕድሪ እዩ። ጎረቤታችን መንጸፍ ሂብካዮም ለኪመማ ይኸዱ። ባኒ ሊኢኽካዮም እንተዘይበልዕዋ ይልሕስዋ! ብኸመይ እትም ሓዲ ኢና ድብሉ?
@martasultan
@martasultan 4 дня назад
😂
@kisanetestifanos9303
@kisanetestifanos9303 2 дня назад
😂😂😂😂 I can't stop laughing
@user-bs2qh3xv9v
@user-bs2qh3xv9v 4 дня назад
ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ጽቡቅ መደብ ኢግዚኣብሄር መሊኡ ይሃብኩም ፡ኢስከ ነዚ በዓል ዋጣ ፡ነዘን ኣዴታት ኤርትራ ፡ከምዚ በለለይ በልዮ ኣደ ክትዕድሙ ከለኪ ሮዳሰይ ፡ኣንትን ሶቁር ጋመ ኣይትሰኣና ኣደዘይብሉ ሰብ ኣደ ትኮና ፡ሓውዘይብሉ ሰብ ሓዊ ትኮና ኣያ ዘይብሉ ሰብ ኣያ ትኮና በልለይ ኢስከ በለለይ ነዘን ኣዴታትና ቡሩካት።
@saimonandom7248
@saimonandom7248 4 дня назад
❤❤❤🎉🎉🎉🎉ጠዊቅና ኣለና ነታ ልቢ፡ናይብሓቂ ደስዘብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤🎉
@user-on5no6uz3u
@user-on5no6uz3u 4 дня назад
እዚ ዝግበር ዘሎ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልዎ ኣነ ግና ሓንቲ ሪኢቶ ኣለኒ እቲ ባዓል ዎጣ እንታይ እዩ ጸዎግ ቁሩብ ፍሽኽታ ይጓድለካ ኣሎ
@asmarabella3658
@asmarabella3658 6 дней назад
Thanks! Good Job Alena Walta Hager!
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 дней назад
Thank you 🙏
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 4 дня назад
❤🎉
@fanusgebreendrias7556
@fanusgebreendrias7556 4 дня назад
Rodasey mkrti Memeliski tftewi shikorna zkonki edmen tenan yhabki ms kulom mesarhtki alena walta Hager dma bhaki walta ekum zewxaekumo amlak exfi geyru yhabkum🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🌹🌹
@habtemariamfisshayemuluget2024
ፍቅርን ሰላምን ንዒኪ ይኩንከሙን ንአለና ዋልታ ሃገር ዝላዓለ ክብር ይሃበ ትገብርዋ ዘለኩ ኩሉ ንሃገርና ኩርዓት እዩ;”ሞ ቀጽልዋ ዓወት ንሓፋሽ
@bsratteamerat3138
@bsratteamerat3138 4 дня назад
ወለድና ጽቡቃት ነዓክን ዝከውን ግዜ የምጻልክን
@awetkidane3227
@awetkidane3227 5 дней назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ኤሪይ ቀጽልዎ ከምኡ ኢና ኤርትራውያን።ግን እቲ መደብ ዳርጋ ሓደ ዓይነት እንዳኮነ ኣብ ሸቐጥ ሎተሪን ጽርየትን ጥራይ ተሓጺሩ ንሱ እካ ጽቡቕ እንተኮነ ናብ ካልኦት ውን ሃሰስ በሉ ከም ኣደታት ክዳን እንዳሰብ ሓጺበን ዝናበራ ወይ ውን መጠቓ እኽሊ በርበረ እንዳጥሓና ዝናበራ ኣለዋሞ ንዓዓተን ከኣ ሃሰስ በልዎም በጃኻትኩም።
@amlesettekie6223
@amlesettekie6223 4 дня назад
ጽቡቕ ሓሳብ።
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 2 дня назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኢዩ ትገብርዎ ዘለኩም ሓገዝ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም. ሮዳስ ሓፍትና ብዙሓት ክንእዱ ዝኽእሉ ዋጦጥ ስለዘለዉስ በብተራ እንተተምጽእዮም. ብዝተረፈ ንፍዕቲ ቀጽልዮ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🌹🌹
@xxcoffeexx4794
@xxcoffeexx4794 4 дня назад
እወ ሮዳሰይ ሽኮር ኩሉ ጽቡቕ Thank you
@FilmonSemereHALELUYA-id6eu
@FilmonSemereHALELUYA-id6eu 5 дней назад
ሮዲየ ምቅርቲ እዚ ሰናይ ተግባር ከይተቃርጽዮ ዘውጻኽዮ ብዕጽፊ ኣምላኽ ይሃብኪ🙏🙏🙏 ንህዝብና ክኣ ራህዋን ሰላምን ይፍጠረሉ
@user-iu6gh8ko4g
@user-iu6gh8ko4g 4 дня назад
ኣደ ብርሃን ገዛ. መን ከም ኣደ.
@ghilom1
@ghilom1 4 дня назад
ባዓል ዋጣ መቀረት ሂብዋ ነዛ መደብ👏👏👏👏👏👏👏
@semsem4563
@semsem4563 4 дня назад
Asey asey adetat eritras kithugosa yenbrkn daa .amlak ayni hasadat yidfenelkn ❤🇪🇷❤️🙏
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 4 дня назад
ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ተሓጋገዝትኻ ፈጣሪ ኣብዚሑ ይሃብኩም የቀንየልና
@azisn45
@azisn45 4 дня назад
❤ You should get the daughter’s contact information and help her get in touch with the embassy. They can assist her in obtaining her ID and passport and might be able to help her return to her country if she wishes to go back. Helping the daughter is a huge help to the mother!
@habeshahomestead779
@habeshahomestead779 4 дня назад
I agree. Was thinking the same. 😢
@ogbagabermehari3631
@ogbagabermehari3631 День назад
Thanks that was my thoughts too.
@tsgehabte7038
@tsgehabte7038 5 дней назад
የቀንይየልና ብሽም ኣደታትና ❤🎉❤
@tsegabaryagaber3584
@tsegabaryagaber3584 4 дня назад
ዋጣ ናይሎሚ ብጣዕ ጽቡቅ መንእሰይ ዋጣ ክሕዝ በስ የብል። ባህልና ጽቡቅ❤❤❤ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ
@maramihari6453
@maramihari6453 2 дня назад
ክዳውንቲ ይኩን ጫማ እቲ ካልእ ሓገዛት ብምግባርኩም ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ወቂ ክትኣስረላ ከላ ግን ንብዓተይ ክቋጻጸር ኣይክኣልኩን ናይ ሓጎስ ንብዓት ኢዩ ግን ❤❤❤❤❤❤ ኤርትራዊት ኣደ ❤❤❤❤❤❤
@sofiayohannes5996
@sofiayohannes5996 4 дня назад
ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ኣቃባብለኪ ኩለ ምስ ኣዴታ አቦታት ኽትቀርቢ ከለኺ ካብ መዓር ዝጥዕም ቃላትኪ ክትሰምዖ ዘብህግ እዩ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ እዛ ጋለይ❤🎉።🍇
@GG-lh2yw
@GG-lh2yw День назад
ንአዴና ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና አምላክና ሮዳስ ከአ ተመሪቂኪ ንኹሉ ተመሪቂ አለኺ thank you so much we love you and your team our sister may God bless you all and Maebel for coming up with this idea Bless you too our brother God bless our country and our people 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Adha1991
@Adha1991 4 дня назад
ናይ ብሓቂ ክትተባብዑ ዝግባኣኩም ኢኹም እዚ እዩ ኤርትራውነት ዝዓበናሉ ሮዳስ ብጣዕሚ ደስ ኢኺ ትብሊ ኣይተካብድን ኢኺ ዘይቅየር ጠባይ ኣለኪ ቀጽልዮ ።እንተ ውጠኛ ፍሽኽ ምባል ይትረስዕ ❤❤❤።
@user-yq2vp2yn6d
@user-yq2vp2yn6d 6 дней назад
Good job Walta hager 🇪🇷♥️🙏🏻🙏🏻♥️🇪🇷🐪👍👍
@tsehaieteweldemanna6
@tsehaieteweldemanna6 5 дней назад
መርሓባ ሮዲ ጋል ኤረይ ጽቡቅ መድብ ምስቲ ምቅሉል ተኽብርዮ ውለድታትና ቀጽልዎ ንሕና ክእ ኣብላት ናይ ዋልታ ሃግር እንዳትሕግድና ሓጎስና ወስን ይብሉን።
@berewazerezghi3210
@berewazerezghi3210 2 дня назад
ጸጹቡቁ ተዓደሉ ዕደመን ጥዕናን ይሃበልና ።ንሃገርና ይባርክ
@Efrem-oi2ci
@Efrem-oi2ci 4 дня назад
ክብረት ይሃበልና ማዕበሊኖ ።ታሪኢኽ ትርሕ ኣለኻ❤❤❤❤❤
@abrahamjoseph9960
@abrahamjoseph9960 4 дня назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ እተን ክርድኣ ዝግብአን መጸበቕቲ ጽርየት ከተማና ኣስመራ ብሓቒ ሰብ ትመ ርጹ ///
@zezuwedieri1349
@zezuwedieri1349 5 дней назад
ሮድ ሽኮር ናይ ልበይ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹. ማዕበልኖ የቀነየለና ዘውትጸኣኩሞ የተካአልኩም ፈጣሪ 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@meronteklu5410
@meronteklu5410 4 дня назад
ኣለና ዋልታ ሃገር ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ነዚኣ ክትገብሩ ዝሓሰብኩሙላ ምዓልቲ ኣምላኽ ይባርኽኩም ኣብዚሑ ይሃብኩም🙏🙏🙏 ሮዲ ሓፍትና ውን ምቅልልልቲ ውሽጣን ገጻን ብርሃን love you deqi Erey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 День назад
Eritrea hagerena tebareklna 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@elsahailu6057
@elsahailu6057 4 дня назад
ኣምላኽ ሰማይ ካብቲ ዘይውዳእ በረከቱ ይባርኹም ❤️❤️❤️❤️ ኣለና ዋልታ ሃገር 🌺❤️🌺❤️🌺
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz 5 дней назад
ኣደስ ትተሓጎስ ደኣ ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማማ ❤❤❤ኣለና ዋልታ ሃገር ናይ ብሓቂ ደሐጉስ ስራሕ ❤❤❤❤❤ሮዲ ጽብቅቲ ከኣ ኩሉ ትኽእልዮ ❤❤❤❤ሓይለኣብ ከኣ ንፉዕ ጎበዝ
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 День назад
Kbrin mogosn Nihayltat mklkal Eritrea Awet Nihafsh 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@Judiyodi3
@Judiyodi3 15 часов назад
Deki Eri 🇪🇷Amlak ebarikum nezi tigebriwo zelekum bi exifitat ysesinelikum ❤ 🙏🙏🙏 acetat Eritrea edimen tieinan yhabikin❤❤❤❤❤❤❤
@ytewolde9350
@ytewolde9350 5 дней назад
እዋይ ኣደይ ማዓረይ ጥዕምቲ ዕድመም ጥዕና ይሃብክን❤❤🎉
@berekettesfamariam2486
@berekettesfamariam2486 5 дней назад
እዋይ ኣደ ሲ መዳርግቲ ይህልዋ ዶ❤❤❤❤
Далее
RC Helicopter save the PIG 🚁🕹️🐷 #shorts
00:25
New Eritrean show Helen tesfay with Aron sintak
1:15:47