Тёмный

Dehay Eritrea ለውጢ ክመጽእ እዩ፤ ንሕናኸ…? ደሃይ ኤርትራ 

Dehay Eritrea
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 830
50% 1

Опубликовано:

 

8 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии    
@gomorra6875
@gomorra6875 2 часа назад
ድጉል ህግደፍ ሳምሶን
@eritrea63
@eritrea63 51 минуту назад
ናይ ብሓቂ ብፍልጠትን ብነብሰ ምትእምማን ዝተሰነየን ንህዝብን ሃገርን ኣብ ሓደጋ ዘየውድቕ ጽቡቕ መግለጺ የቐንየልና ። ከምቲ ዝበልኩሞ ኢትዮጵያ ብጀካ መሬትን ባሕርን ናይ ኡርትራ ምግባት እምበር ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ሓልዮምሉ ኣይፈልጡን ኢዮም።
@solomonliza
@solomonliza 2 часа назад
ዶክቶር ሳምሶም ናይ ብሓቂ ዲኻ ስርዓት ህግደፍ ናብ ዲሞክራሲያዊ ምሕደራ ክቕየር ተኽእሎ ኣሎ ኢልካ ትኣምን? ብተወሳኺ " ኣነ ምስ ስርዓት ህግደፍ ጸገም የብለይን ምስቲ ዝኽተልዎ ሲስተም ኢዩ ሽግረይ" ትብል ሲ ነቲ ሲስተም ዝፈጠርዎን ዘተግብርዎ ዘለዉን ንሶም ዶ ኣይኮኑን? ይቕረታ ዳኣ ግበረለይ እምበር ንስኻ ንሰበስልጣን ህግደፍ ኣዐሪኻ ትፈልጦም ኣይመስለንን ።
@Piawaldes
@Piawaldes Час назад
Very commendable discussion.
@gimjaamare509
@gimjaamare509 27 минут назад
Thanks Samuel Dr.Mebrahtu and Dr.Samson for your analysis about changing the dictatorship of Esayas to Democracy.
@fiory25
@fiory25 4 часа назад
❤❤❤❤❤
@davidharcot220
@davidharcot220 2 часа назад
ገሪምኒ ዘሎኮ ንዓረር ደርጊ ዘይፈረሔ ሰራዊት ሎሚ ........
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 55 минут назад
ሳሙኤል ሎሚ እንታይ ዓይነት ሰብ ኣምጺእካ፡ እዚ ዶር ሳምሶም ዝብሃል ካብቶም ህግደፍ እንታይ ይፈልዮ፡ ህግደፍ ኢሰያስ ይንበረልና ኢዮም ዝብሉ፡ ሳምሶም ከኣ ህግደፍ ክነብረሉ ይምነይ፡ ለውጢ ደሊኻን ጎነጽ ጸሊእካን፡ብማና ክዘንብ ደልዩዎ ለውጢ፡ ኤርትራ ኢሰያስ ብፈጣሪ ተኣልዪ እውን ኣብ ኤርትራ ሕንፍሽፍሽ ክህሉ ምኳኑ ኣይተሰቆሮን፡ ኣብ ባይታ ናይ ለውጢ ሓይሊ ተዘይ ሃልዩ እቶም ጀነራላት ሓድሕዶም ክባልዑ ኤርትራ ክሕምስዋ ኢዮም ከምዛ ናይ ሱዳን፡ ስለዚ ሳምሶም ርእስኻ ኣስርሓዮ።
@open795
@open795 2 часа назад
ኩቡራት ኣሕዋት ፡ እዛ system ትብል ፈጺማ ' እኩዋ እያ ዘይትርድኣኒ ። ሓደ ተመን ስርዓተ መርዙ ኣብ ርእሱ እንዳሃለወ ጭሩኡ ምህራም ፋይዳ የብሉን ። እቲ system ኣብ ርእሲ እሰያስ ክሳብ ዝሃለወ ሙቡጥቋል ኢሰያስ እቲ ዝሓጸረ ስጉምቲ ክኸውን ኣለዎ ። እንተዘይኮይኑ ሕልሚ እሰያስ ፡ ንኹላ ደዋዊሱ ዝለመስት ሃገርን ዝጸንት ዘሎ ህዝብን ናብ እቲ ዝኸፍኤ ሓደጋ እንዳወደቀ " እንታይዶስ በይዶስ " ምባል ጸልማት ፈሪሕካ ኣብ ቦኽራ ምሕራእ ከይከውን ።
Далее