Dehay Eritrea ሓለፍቲ ደርግ እዮም፡ ኤርትራ ናጻ ከምዝወጽአት ነጊሮሙኒ!
ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ወርሒ’ዚ መበል 33 ዓመት ናጽነቱ ይጽንብል ኣሎ። ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ብዛዕባ ናጽነቱን ህሉው ኩነታት ሃገሩን ዘይሓስብን ዘየስተንትንን የሎን። ብፍላይ እቲ ንጽምብል ናጽነት ዝረአን ኣብ ጽምብል እቲ ብስራት ዝተሳተፈን ከኣ ፍሉይ ዝኽሪ ክህሉ ባህሪያዊ እዩ። ስለዝዀነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዓመት ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዕለትን ሰዓትን ብዛዕባ ኩለንትናዊ ጉዕዞ ሃገርና ክንግምግም ኣገዳሲ እዩ። ስለዝዀነ ከኣ እያ ደሃይ ኤርትራ ናይ ሓያሎ ገዳይም ተቓለስቲ ተመኩሮ ተቕርብ ዘላ።
ሎሚ እምበኣር፡ ቀዳማይ ክፋል ናይ ሓው ሰንጋል ወልደንሰኤ ዝኽርን ገምጋምን መበል 33 ዓመት ናጽነት እነሆ ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
14 ግንቦት 2024
ቀዳማይ ክፋል
ደሃይ ኤርትራ
13 май 2024