Тёмный

Dehay Eritrea ንመንግስትን ህግደፍን ዘባኣሰ ቀንዲ ጉዳይ እንታይ እዩ? ደሃይ ኤርትራ 

Dehay Eritrea
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

Dehay Eritrea ንመንግስትን ህግደፍን ዘባኣሰ ቀንዲ ጉዳይ እንታይ እዩ?
ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ወርሒ’ዚ መበል 33 ዓመት ናጽነቱ ይጽንብል ኣሎ። ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ብዛዕባ ናጽነቱን ህሉው ኩነታት ሃገሩን ዘይሓስብን ዘየስተንትንን የሎን። ብፍላይ እቲ ንጽምብል ናጽነት ዝረአን ኣብ ጽምብል እቲ ብስራት ዝተሳተፈን ከኣ ፍሉይ ዝኽሪ ክህሉ ባህሪያዊ እዩ። ስለዝዀነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዓመት ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዕለትን ሰዓትን ብዛዕባ ኩለንትናዊ ጉዕዞ ሃገርና ክንግምግም ኣገዳሲ እዩ። ስለዝዀነ ከኣ እያ ደሃይ ኤርትራ ናይ ሓያሎ ገዳይም ተቓለስቲ ተመኩሮ ተቕርብ ዘላ።
ሎሚ እምበኣር፡ ካልኣይ ክፋል ናይ ሓው ሰንጋል ወልደንሰኤ ዝኽርን ገምጋምን መበል 33 ዓመት ናጽነት እነሆ ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
17 ግንቦት 2024
ካልኣይ ክፋል
#bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
ደሃይ ኤርትራ

Опубликовано:

 

15 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 33   
@yonasyonas6312
@yonasyonas6312 2 месяца назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ክብረት ይሀብኩም ካብ ሐዉ ሰንጋል ኩሉ ግዜ ብዙሕ ከም ንፈልጥ ሰለዝገበርካና ነምስገነካ
@bent.7396
@bent.7396 2 месяца назад
ሐው ሰንጋል ብዙሕ እየ ተኸታቲለካ ብዙሕ ከኣ እየ ተማሂረ፡፡ ብጣዕሚ እንዳመስገንኩ ይቀንየለይ ክቡር ሰብ ፡፡
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 2 месяца назад
ኣሙሶለነትዩ ኩሉ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ኩሳብ ኣፍንጃካ ዘኹርፈካዩ. ኣነ አብለካ ኣሎኹ. ጅብሃ 1981ሚስ ወያነ ንሱዳን ዘፋነዉዋ ኣይተበርሓንን 1972.1973ወግ ንንሕሕድ ኣይተሓጎስኩን ንመን ክዋጉኡ ካቢ ገዙኡ ወጥኡ ምኔሰይ ሓዲስ 1967/270 ተምሓሮት ተረሺኖም ፋሉል መንካ የምን ጅብሃ ጂ 15 ምትወደድ ወዲ ዓሊ ኣቦይ ኣንታተኖስ ኣቦይ ሓጅ ናይ ከረን መርሕቲ ሃማኖት ውጤቱ አዝዩ አዝሰብዚ መንፈሱ ኢትዮጵያ ኤዩ ክሳድ ሓዝ ክሳድ ኣድሺሩም. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 2 месяца назад
Stay positive and look forward
@fiory25
@fiory25 2 месяца назад
❤❤❤❤❤
@fionab.6581
@fionab.6581 2 месяца назад
Mr. Senegal, I have great respect for you and as always I love your analysis. It is very educational. Thank you sir .
@user-by9fk4qu3b
@user-by9fk4qu3b 2 месяца назад
በበላሕቶም ጠፊኦም ምስ ርእሲ ዘይብሎም ምትራፍና ዘሕዝን እዮ፡ ኣያና ሰንጋል ስለ ዝሃብካና ሓፈሻዊ ትንታነ ነመስግነካ።
@adamismail9137
@adamismail9137 2 месяца назад
Please add the October 1st / 1997 Seminar of Capitol by Mahmoud Ahmad / Sherifo / Plus the National service to back from 1st to 4th But Weyane was Mixed Acted between Tigray and Fedaral
@kebkabb5730
@kebkabb5730 2 месяца назад
Hi
@Ae91scd
@Ae91scd 2 месяца назад
አቶ ሰንጋል ብጣዕሚ ኃያል ብቅዓትን ብስለትን አለኻ! ዘገርም እዩ; ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ::
@TekleTekle-cg1tt
@TekleTekle-cg1tt 2 месяца назад
Bhaki bulux agelalxa
@mengsteabtesfamariam9619
@mengsteabtesfamariam9619 2 месяца назад
ደው በለለይ ክብለጸልካ እዩ ናትካ ነገር ሓዳስ ሃገር እንዳበልካ ድሌተይ ዘይ'ተማላኣለይን ኢልካ ክትቃወም ምሕላንካ ነብሰ-ፍትወት እዩ
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 2 месяца назад
"ውኻርያስ ጻድቕ ክትመስል ዝዋውዕ ትኣስር" ንፈልጥኩም ኢና፡ ዝበልካ እንተበልካ ዘኣምነካ የለን! ክድዓትካ ንድሕሪት ዝምለስ ኣይኮነን ኣንታ ሸያጢ ሃገር!
@ttek9180
@ttek9180 2 месяца назад
@ Travelto ዕዉር ደንቆሮ!! አበይ ክርድአካ። እስከ ካብቲ ዝበሎ ሰንጋል ናይ ሃገር ምሻጥ ሐንቲ ቃል አምጽእ። እቲ ሽፍታ ጎይታኻ ሰላዪ ኢትዮጵያዊ ኢሳያስ፣ "ተደምረናል" ኢሉ ዘጨፈረኩም፣ "ኢትዮጵያን ኤርትራን ሐደ ኢየን..... አቢይ ኢኻ ትመርሐና" እንዳበለ ናብ ጸልማት ዝመርሐኩም፣ አንቱም ደንበ እንስሳ ሸያጥቲ ሃገር ብግልጺ ንስኻትኩም ዕሱባት ኢሳያስ ኢኹም። ሄህ ናትካ ገዲፍካስ ናይዳ እማትካ ግርም ዘረባ። ንስኻን ዝኸማኻን ብሐቂ ዕዉራት ብቐትሩ ልቦምን ቀልቦምን ዝዓወሩ ፍጡራት ካብ ድንቁርናኹም የድሕነና።
@Berhankulu2000
@Berhankulu2000 2 месяца назад
ትርጉም ናይሃገር ዝተረዳኣካ ኣይመስለንን. ብፍላይ ካኣ እዚ ዘረባዚ ኣብ ደገ ኮንካ ትዛረቦ እንተሃሊኻ ተገርም ሰብ ኢኻ. ሰብ ኣብ ዓዱኮይኑዩ ፅቡቕ ኣለኹ ክብልዘለዎ.
@abduadem8106
@abduadem8106 2 месяца назад
Senikapur kidmi demokrasi entay aynit dektatornt ahlifa tebil Ity nay miwedata midmdem weay ertria ahlifka mehab weay dektatorint merxka mikad
@goitomrezene6469
@goitomrezene6469 2 месяца назад
ንሕና እቶም ሃገራውያን ኣብ ዓላማና ኣለና ናይ ኣፍሪቃ ሲንጋፖር ከምንገብራ ኣይተጠራጠርናን ቀዳምነት መኸተ ኣብ ቦታኡ እንከሎ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ከቢድ ምዃኑ ንፈልጥ ኢና ግን ዓወትና ከምቲ ናጽነት ቁጠባዊ ሓርነት ክንደግሞ ኢና። ሰረት ሒዙ ዘሎ ዓወታትና። ሕርሻ፤ ማዕድናት፤2ካብ% ነጻ ትምህርትን ነጻ ሕክምናን እንኮ ትህብ ሃገርና ኤርትራ ኢያ ዝጎድል ጉዳያት ኣብ ጉዕዞ እንዳኧሬናዮ ከምንኸይድ ኣይተጠራጠርናን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fesehawold238
@fesehawold238 2 месяца назад
How about Eritrea illegally selling Ethiopia's coffee. Illegally siphoning Ethiopia's dollar.
@wediadi6788
@wediadi6788 2 месяца назад
ሓቂ ንምዝራብ፣ መንግስቲ ኢህወደግ ካብ መጀመርታ፣ ኤርትራ ልኡላዊት ሃገር ምስ ኮነት፣ ገንዘብኪ ሕተሚ፣ ብብር ኣይትጥቀምን ክብላ ይኽእል ነይሩ ኢዩ። ሽዑ እቲ መጠን ሸርፊ ብዕዳጋ ምተወሰነ፣ ወይ ከምቲ ኩለን ሃገራት ዝተዓዳደጋሉ፣ ንግዲ ብዶላር ምኾነ ነይሩ።
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 2 месяца назад
ዝዓነወት ሀገር ትሕቲ ዜሮ ኢዩ ንሀገር ተጋዳላይ ተረኪብና ግን ሰንጋል ሕልምኻ ምግባት ስለዝነበረ ይሕፍርዪ
@adamismail9137
@adamismail9137 2 месяца назад
ቢገዛ ን ኤርትራ ተወሊድኩም ❤ ! ሓዉ ኣቶ ሰንጋል ኢምበዛ ሓላፍነታዊ ኩን ኣበርኪት ተሳተፍ ተጻወር ምራሕና
@fitwigebremariam8869
@fitwigebremariam8869 2 месяца назад
ኩሉ ዘረባኻን ኣንደበትካን ወዛልን ጀልጋፍን እዩ
@fitwigebremariam8869
@fitwigebremariam8869 2 месяца назад
ሓደ ካብቲ ሓሶትካን ለኽባጥ ምዃንካን ንክተፍልጥ ብዛዕባ ዲሞክራሲ ዶ መሰል ዶ ትብል ዘለኻ ሓውኻን መሰልቱን ዝፈጽምዎ ክድዓት ህዝቢ ኤርትራ ከቢድ ዋጋ ኣኽፊልዎ
@adamismail9137
@adamismail9137 2 месяца назад
ኢዚ ህዝቢ " 9 ብሄር ኢዮ " ኢሉ ዘሓሲብ ድሕሪ ሕጂ ኢቲ ታሪኸ ዘይፈሊጥ ጥራሕ ኢዮ ! Kkk kk
@Eri_nur5835
@Eri_nur5835 2 месяца назад
ትማሊ ትማሊ ንህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ ጅኖሳይድ ፈፂሙ ኢሉ ዝፈረምመ ባዕዓል ጸሊም ታሪኽ ።ብኤርትራውነት ንወያነ መሳርሕቱ አሕሊፉ ዝሽጠ በየናይ ሞራል እዩ ተመሊሱ ።ኤንብኤን።
@fitwigebremariam8869
@fitwigebremariam8869 2 месяца назад
ሓሳዊ ከዳዕ ጉጅለ 13ን 15 ብCIA ተኸቲቦም ንመሪሕነት ፕረሲደት ኢሰያስ ንምእላይ ሚልዮንስ ዶላራት ተኸፊሎም ጠለብን ድልየትን ናይ ጃንዳ ከማልኡ ኩሉ ዝካኣሎም ስሪሖም እዮም ሕጂ ዝበልካ እንተበልካ ድሰምዓካ ሰብ የለን
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 2 месяца назад
ህ ግ ሓ ኤ ↔️ ህ ግ ደ ፍ ↔️ መንግስቲ ኤርትራ ። ህ ግ ይኹን ህ ግ ደ ፍ ዘይፈላለ ታሪኽን መቐጸልታን ተወራራስን ስም እዩ። ጸባ ማይ አለዎ ድዩ ወላ ጸባ ጻዕዳ እዩ ሕብሩ ግን ማይ እበዝሕ ዝብል መጎተ ? Is it a try splitting hair thinness ? or a coin flipping drop name /sides expectations ? ሩሑስ መዓልቲ ናጽነት ።
@fitwigebremariam8869
@fitwigebremariam8869 2 месяца назад
ባዕልኻ ዝበለካዮ ካኣ ሓወይ ምስ ወያነ ርክብ ነይሩዎ እዩ ኢልካ ትዛረብ ነይርካ
@wediadi6788
@wediadi6788 2 месяца назад
ብሓጺሩ ከምዚ ክቡር ሓው ሰንጋል ዝብሎ ዘሎ፣ ሃገረ መንግስቲ ኤርትራ፣ ከይተበገሰ ኢዩ በቲ ስሱዕን ገባትን ኢሳያስን ጉጅለኡ፣ ጉጅለ ህግደፍን ተቖጽዩ።
@wediadi6788
@wediadi6788 2 месяца назад
18:40 ብዛዕባ እታ ናይ ዓሰብ መጻረዪ ነዳዲ፣ ክቡር ኣቶ ኣማኑአል ኢያሱ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ኣብ ዝገብሮ ቃለ መጠይቕ፣ መለስ ዝበሎ፣ ኢትዮጵያ ነቲ ዘይተጻረየ ነዳዲ ብዶላር ካብ ዕዳጋ ዓለም ዓዲጋ ኣብ ዓሰብ ብምምጻእ፣ ኣጻርያ፣ ንኤርትራ ብብር ኢያ ነዳዲ ትሸጠላ ነይራ። ስለዚ፣ ኤርትራ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ተትርፍ ነይራ ማለት ኢዩ። ካልእ መለስ ዝበሎ፣ እቲ ንገብሮ ዝነበርና ስራሕ ኣኽሳሪ ኢዩ ነርሩ፣ ኣብ ክንድኡ፣ ብቐጥታ ዝተጻረየ ነዳዲ ካብ ዕዳጋ ዓለም ክንዕድግ ወሲንና ኢሉ። ግን እዚ ብኻልእ መንገዲ ውን ክንርእዮ ዝግባእ ይመስለኒ፣ ወላ እኳ ኢትዮጵያ ንናይ ወደብ መተሓላለፍን፣ ግብርን ትኸፍል እንተ ዘይነበረት፣ (መሰላ ኢዩ ብሕጊ ናይ ዓለም)፣ ነቲ ገለ ገለ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ንኤርትራ ትኸፍሎ ዝነብረት ብብር ኢዩ ነይሩ። ስለዚ ኣብዚ ኢትዮጵያ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ተትርፍ ነይራ ማለት ኢዩ።
@wediadi6788
@wediadi6788 2 месяца назад
ብተወሳኺ ከኣ ክፍለጥ ዘለዎ፣ ነቲ ናይ ዓሰብ መጻረዪ ነዳዲ ትካል ዘካይዶ ዝነበረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢዩ ነይሩ።
Далее
СМОТРИМ YOUTUBE В МАЙНКРАФТЕ
00:34
Просмотров 1,4 млн
СМОТРИМ YOUTUBE В МАЙНКРАФТЕ
00:34
Просмотров 1,4 млн