Тёмный

Dehay Eritrea ዝኽሪ ንክቡራት ኣርካናት እሱራትና!!! ደሃይ ኤርትራ 

Dehay Eritrea
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

Dehay Eritrea ዝኽሪ ንክቡራት ኣርካናት እሱራትና!!
እዚ መደብ እዚ እቲ ወትሩ ኣብ ወርሒ መስከረም ብፍሉይነት እንዝክሮ፡ ኣርካናት መራሕቲ ሰውራን ሃገርን ገዳይም ካድራትን ጋዜጠኛታትን ን22 ዓመታት ብዘይ ንቡር መስርሕ ቤት ፍርዲ ንዝተኣስርሉ ፍጻሜ ብምዝካር ንተጋድሎኦም እንትርኸሉ መደብ’ዩ።
እቲ ምልካዊ ስርዓት ናእሽቱ ወለዶ ኤርትራ ታሪኾም ከይፈልጥ ስሞምን ምስሎምን ክሃስስ፡ ታሪኽ ተጋድሎኦም ክርሳዕ ዘይገበሮ የሎን። ኣብ ውሽጥን ግዳምን ዝርከብ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ ግን ስሞምን ታሪኾምን ብምኹላዕ ንሕልሚ ስርዓት ህግደፍ ኣምኪኑዎ እዩ። ገና እውን ይቕጽሎ ኣሎ።
እምበኣር ዝኸበርኩም ሰማዕትና እዚ እውን ኣካል እቲ ዘይክማህ መኸተ ኮይኑ፡ ጽማቚ ዛንታን ተጋድሎን እቶም ምእንቲ ፍትሒ ከቢድ ዋጋ ዝኸፈሉን ዝኸፍሉ ዘለውን ኣርካናት እነሆ ይቐርብ ክትከታተሉዎ ንዕድም!!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት ( ዓካ ዓካ)
09 መስከረም 2023
እዚ መደብ እዚ ዓመት ዓመት ንክብሪ ኣርካናት እሱራትና ዝቐርብ ናይ ዝኽሪ መደብ ምዃኑን ቅድሚ ሕጂ እውን ቀሪቡ ምንባሩ ንሕብር!!
ደሃይ ኤርትራ

Опубликовано:

 

8 сен 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 67   
@afeworkighebrehiwet1490
@afeworkighebrehiwet1490 11 месяцев назад
Very well documented!!!! Thank you in behalf of ERITREANS at large.
@Ae91scd
@Ae91scd 11 месяцев назад
ክብረት ይሀብካ ክቡር ጋዜጠኛ : ነዞም ክቡራት አርካናት ብምምጻእካን ምዝካርካን : አርካናትና ንዘልአለም ብኽብሪ ክዝከሩ አለዉ : ሸፉቱ ህግደፉውያን ባሮቱን በሕጊ ተሐተትን ንዘልአለም ብጉዕዙይ ስርሖም እንዳተዘከሩ ከነበሩ እዮም።
@zetamful
@zetamful 11 месяцев назад
Thank you 🙏🙏
@ruthfera160
@ruthfera160 11 месяцев назад
Good job Samuel God remember the people of Eritrean
@degoldessie1826
@degoldessie1826 11 месяцев назад
Excellent work Samuel. Great job! I hope #Eritreans back home have access to your channel. Comment: Unless u used earlier edition, at the moment #AbuneAntonios has passed away already. Just to remind u
@meharenazegergish8482
@meharenazegergish8482 11 месяцев назад
Tahnkyou samuel Gebrehiwet ❤ Kab Hawika Meharena Zegergis sewden❤
@michaelissack9271
@michaelissack9271 11 месяцев назад
❤❤❤
@fiory25
@fiory25 11 месяцев назад
❤❤❤❤
@ariamhaile5365
@ariamhaile5365 11 месяцев назад
ክብረት ይሃብካ ክቡር ሓውና ሳሚ ኣምላኽ ኢዱ የንብረሎም ብሕመቕና ኣብ ጎዳጉዲ ይበልዩ ኣለዉ ከም ሰብ መጥን ኣዝየ ይሓዝን
@user-ui1cn1du8k
@user-ui1cn1du8k 11 месяцев назад
Perfect . Respect .
@naya6232
@naya6232 11 месяцев назад
Sad 😢😢😢 Lord Jesus have mercy to Eritrean and Eritrean government. That's why we are suffering. Ohhh
@rosyghide3037
@rosyghide3037 11 месяцев назад
ኩቡር ወዲ ህዝቢ ተባረኽ ጅግና ንበረልና ።አጆኹም አርካናትና የሕዋት አለውዎም ዘይሕለል ዘይመውት ሕልናና ጽንዓትናን ይነብር
@AfwerkiRussom
@AfwerkiRussom 11 месяцев назад
🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐈‍⬛🐵🐭🐈‍⬛🐭🐵🐈‍⬛
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
PIA: ''You are never a hero for life! ጅግና እቲ ኣብ መትከሉ ስጋብ እቲ ሾቶኡ ዝሃርም ገጥ ኢሉ ዝምርሽ እዩ። ግን ኩሉ ጅግንነት ፈጺምካ አብ መወዳእታ ናይ ጃንዳ ማሌሊትን ጃንዳ ዋሽንግተንን ተረፍመረፍ ሽሓኒ ከተልምጽ ወስለትለት እንተ ኢልካ፣ ኩሉ እቲ ጅግንነት ዝፈጸምካዮ ደምሲስካዮ ማለት እዩ።''
@gerzegeherehaile
@gerzegeherehaile 10 месяцев назад
@@koala10ish ኣንበሳ ወዲ ሪመይ ንሱ እዩ ትሓቂ።
@naya6232
@naya6232 11 месяцев назад
I apologise to the family. i know how you feel your pain and your tears 😢 💔 even tho they have done or not any damage to the country your tears cost us a young life . Im really sorry. Hope you will see them soon. 😢
@samt9850
@samt9850 11 месяцев назад
ዓ ብ ይ. ስ ራ ሕ. ሰ ሪ ሕ ኩ ም. ደ ሀ ይ. Ei ርትረአ. 👍🏾
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 10 месяцев назад
Zehizin tarik
@sleepless001
@sleepless001 11 месяцев назад
🎉.
@sofiaamanuel9970
@sofiaamanuel9970 11 месяцев назад
You should put their names underneath.
@fretatesfay343
@fretatesfay343 11 месяцев назад
💙💙💙💙💙💪💪💪👍👌✌✌✌
@Benji-jw3jc
@Benji-jw3jc 10 месяцев назад
😢😢💔💔
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 11 месяцев назад
What about people like Senai phormacist
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 11 месяцев назад
ጀጋኑና ኣይንርስዓኩምን 😢
@privacyrespected
@privacyrespected 11 месяцев назад
ክብሪ ይሃብኻ ዓካዓካ ስለዚ ተባዕን ቅዱስን መስክርነት።ነዞም ሰባት እዝኣቶምን ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራን እናዘከርና ምስ እንቃለስ፡ ኣብ ዕላማና ሓይልና ዓቢ ድርኪት፡ኣብ መትከልና ከኣ ጹንዓት ኮይና ክንርከብ ኢና። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምርጋጽ ሕግን ንዕቀት ወዲ ሰብ ክሳብ ክንድዚ ዩ። እቲ ዘገርም ከኣ ኣብ መወዳእታ ንድሌትን ስምዒትን ውልቀ ምልኺ ስለ ዘየገልገሉ፡ ኣብ ዝባኖም ንክድዓት ሃገር ዝብል ጠቐነ ምስዋሮም ኪሳብ ክንዳይ ኤርትራ መላገጺ ገሮማ ምህላዎም የሕዝን።ሰላም ንኤትራን ህዝባን።
@gebreyewhansmehari9968
@gebreyewhansmehari9968 10 месяцев назад
😭😭😭😭
@senaithadish9105
@senaithadish9105 11 месяцев назад
💔💔💔😭💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
PIA: ''You are never a hero for life! ጅግና እቲ ኣብ መትከሉ ስጋብ እቲ ሾቶኡ ዝሃርም ገጥ ኢሉ ዝምርሽ እዩ። ግን ኩሉ ጅግንነት ፈጺምካ አብ መወዳእታ ናይ ጃንዳ ማሌሊትን ጃንዳ ዋሽንግተንን ተረፍመረፍ ሽሓኒ ከተልምጽ ወስለትለት እንተ ኢልካ፣ ኩሉ እቲ ጅግንነት ዝፈጸምካዮ ደምሲስካዮ ማለት እዩ።''
@fretatesfay343
@fretatesfay343 11 месяцев назад
🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭
@n-s-yosef304
@n-s-yosef304 11 месяцев назад
Nabehaki zeynifeliton negirikana ezi kulu endakone zeyridiom felitom zesiketu zigerim eyu
@sabafessahaye9106
@sabafessahaye9106 11 месяцев назад
ሳሚ ክቡር የክብር መጠን ነፍሱ ኢዩ።ብጾትካ ዘይትርስዕ ታሪኽ ዘይርስዕን ሕሉፍ ዘየክብር ንናይ ሎሚ ሕቶ ኪምልስ ኣክእልን ኢዩ። እዞም ንነብረሎም ዘሎና ሃገራት ናይ ኣሽሓት ዓመት ታሪኽ ወትሩ ኪሕድስዎን ብእኡ ኪቃነዩን ኪትርኢ ከሎካ ናዕና ነቶም ብስደት ንነብር ከይተረፈ ከም ብዓልና ወሲድና ባር በኪው ኪንገብር ንተዓዳደም።ነክብሮን ኣካሉ ንኸውን።ደጊመ ሳሚ ክብረት ይሃብካ። ❤❤❤❤❤
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 10 месяцев назад
Korakur isayas kem kulu Eritreawi inda feletu kem zey feltu gena yetaqu mihlawo mis mintay yqutser ?
@ephraimtik920
@ephraimtik920 10 месяцев назад
ሎቅማጽ!! ን ሃገር ዘይጠቅም ከዳእ ማእሰርቲ ዉሂድወ!!!
@kt.2770
@kt.2770 11 месяцев назад
ተመስገን ፡ ገብረየሱስ ፡ ፡ ቀስተ ፡ ደበና ፡ እዩ ፡ ኔሩ።
@Kebtineamlak
@Kebtineamlak 11 месяцев назад
ኣርካን እንታይ ማለት ኢዩ? ይቕሬታ ትግርኛ ብዙሕ ሕጽረት ስለዘለኒ ኢዩ።
@michaelasfeha888
@michaelasfeha888 10 месяцев назад
Entay zikonu eyom ata eziom sheyeti Hagerom diyom
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub 11 месяцев назад
ሰላም ደሃይ ኤርትራ ኣዒንተይ ድየን ዓዊረን፡ ወይ ኣእዛነይ ተጻኒዔናኒ ስም ሓጂ ሙሳ ካይ-ርኣኹ-ሰማዕኹ ዝሓለፈኒ ኣብዚ ኣገዳሲ ዝኾነ ዝኽሪ ደሃይ ዘይብሎም፡ ዝተሰውኡ እውን ስለዝተጸንበሩ፡ ውፉያት ከም ሓጂ ሙሳ ዝኣመሰሉ፡ ንምንታይ ከምዘይተጠቕሱ ኣይተረድኣንን። እዚ ጉድለት፡ ብኣዝዩ ሓላፍነት ዝጎደሎ ሸለልታ ጥራይ ክኸውን ተስፋ እገብር !
@wintayehdego2559
@wintayehdego2559 10 месяцев назад
አታ ሳሚኤል. ንስኻ ተጋዳላይ እንዲኻ. ኩሉኹም ሓደ ኢኹም. ገባር ተጋዳላይ. እንዳበልካ ዝመጻኻ ንስኻ ንባዕልኻ. ንስኻ ንባዕልኻ ዝገበርካዬ ገበን አለካ
@ww1075
@ww1075 11 месяцев назад
ንኡሱት ሓሊኽምሎም ኣይትፈልጡን መሸቀጢ ግን ትጥቀምሎም
@hailenteklen
@hailenteklen 11 месяцев назад
Nisika 'ke halikalom do tifelit ?
@gerzegeherehaile
@gerzegeherehaile 10 месяцев назад
​@@hailenteklenንሱ ይሓሽ ካባኹም ኣምኒ ዘይድርቢ ከም ዕቡድ ክልል ትስዕር ከኣ ኣይብልም እዩ ክክክክክክክክ 😂😂😂
@ttek9180
@ttek9180 11 месяцев назад
አንበሳ ወዲ ህዝቢ ሳሙኤል!! ኪዳን አሕዋትካን ህዝብኻን ዘይጠለምካ፣ ናይቶም ጀጋኑ ሐርበኛታት ኤርትራ በቲ ጨካን ምስሉይ ኤርትራዊ ኢሳያስ አፍወርቂ ንብዙሕ ዓመታት ተጨውዮም ምስዋሮም ብዕምቆት ሐዘን እንዳተሰማዓካ ዘቕረብካዮ ናይ ዝኽሮም ፕሮግራም አዚና ነመግነካ። ንዓኻ'ውን አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ፣ አብ ምምሐው ናይቲ ስርዓት ጸልማትን፣ አብ ወጋሕታ ብርሃን ኤርትራ ጽንብል የርእኻ ብምባል ሰናይ እምነየልካ።
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
PIA: ''You are never a hero for life! ጅግና እቲ ኣብ መትከሉ ስጋብ እቲ ሾቶኡ ዝሃርም ገጥ ኢሉ ዝምርሽ እዩ። ግን ኩሉ ጅግንነት ፈጺምካ አብ መወዳእታ ናይ ጃንዳ ማሌሊትን ጃንዳ ዋሽንግተንን ተረፍመረፍ ሽሓኒ ከተልምጽ ወስለትለት እንተ ኢልካ፣ ኩሉ እቲ ጅግንነት ዝፈጸምካዮ ደምሲስካዮ ማለት እዩ።''
@hailenteklen
@hailenteklen 11 месяцев назад
መን 'ዩ ከም ፈራዲ መዚዝካ ? # ገበን ዝገበረ ኣብ ቅድሚ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ገበኑ ክሳብ ዘይተኣመነ ከም " ጥርጡር " ድኣ 'ምበር ከም ገበነኛ ኣይቁጸርን'ዩ ። ኣብ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ከም ኣርካናት ድዮም ክዝከሩ ወይ ከም ከድዓት ድማ ንታሪኽ ንግደፎ
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
@@hailenteklen ኣታ ጡስጡስ፦ ቆንዳፍ፦ ገና ከነጻሕጻሓካ ኢና፣
@gerzegeherehaile
@gerzegeherehaile 10 месяцев назад
​@@hailenteklenንስኻትኩም ከ መን ፈረድቲ ገርኩም ወረ ንታርኽ ህዝቢ አረትራ እንታይ ይምልከተኩም ትግራይ ትስዕርን ዓባይ ትግራይን ትግርኚ ክትምስርቱ እንዲኹም ትህቅኑ ዘለኹም እሞ ከኣ ኣብ ስደት ዕዲ ኮይንኩኡም እሞ ከኣ ምስ ተጋሩ ካባኹም ንላዕሊ ዓለተናን ገበነኛን ኣሎ ድዩ ክትክሰሱን ክትፍረዱ እንተ ኽይኑ ካባኹም ንላዕሊ ዝኽሰስ ዝፍረድን የለን አረትራ ትኣክል ናይ ሓንቲ ኣውራጃ ክትገብርዋ ትፍትኑ እሞ ከኣ ዘይካኣል ሕልሚ ምኻን ምስ ተጋሩ ኮይንካ ደኣ እንታይ ጽቡቅ ክትሓስቡ 😂😂😂
@gerzegeherehaile
@gerzegeherehaile 10 месяцев назад
ኣንበሳ ወዲ ሪመይ እዞም ተሓለቅቲ ዝመስሉ ክልላውያን ሽርሖም ፈሽሉ እዩ ዝበሉ እንተ በሉ ኣበይ ክበጽሑ እዮም ንሕና ጥራይ ንስመር አረትራ ናይ 9ተ ብሄር እያ ብሒም ዝበለ ይታሓጎም ቅድሚ ሕጂ ተሓጊሙ እዩ ሕጂ ውን ክሕጎም እዩ ብአረትራ የለን ሻላ መላ ዓወት ንሓፋሽ!!!
@SMNAFRDNA
@SMNAFRDNA 11 месяцев назад
ዝኸበርካ ሓርበኛን፡ምኩር ጋዜጠኛ ሳሙኤል ገብሪሂወት፡ስለ'ቲ ንፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ እትገብሮ ሓያልን ዘይሕለልን ቃልስን፡ናይዞም ጀጋኑና ውዕለት ንሃገርና፡ቀታሊ ስርዓት ኢሰይያስ፡ንዓቢ ኣብርክቶኦምን ታሪኾምን፡ከህስስን ክድምስስን ካብ ዝፈተነሉ ግዜ ጀሚርካ ንእትገብሮ ኣበርክቶ ንታሪኽ ተስኒዱ ክቕመጥዩ።ቀጽለሉ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
@gerzegeherehaile
@gerzegeherehaile 10 месяцев назад
😂😂😂 ኣየ ተሓለቂቲ መሰል ከም ባዓል ንስኹም ብንዴራን ታሪኽን ህዝብን ሃገርን አረትራ እና ረገጽኩምን እና ኣካፋእኩምን ሲ ባዛዕባ ጅግንነት ክትዛረብ እሞ ከኣ ደላይ ፍትሒ ክትመስሉ ቁሩብ ሕፈሩ ብቀዳምነት ንስኻን ከማኻን ዝኣመሰሉ መንፈስ ናይ አረትራውነት የብልኩሙን ከምኡ ዘብለኒ ዘሎ እቲ ትገብርዎ ዘለኹም ሑሱር ተግባራት እዩ ንሱ ከኣ ገለኹም ዓባይ ትግራይ ክንምስርት ትብሉ ገለኹም አረትራ ትባሃል ሃገር አላን ትግራይ ትግርኚን ኣግኣዝያን ኢና ትብሉ እንታይ ዘይትብሉ ሕጂ ንስኻን ትምሳልካን ተሓለቅቲ ጀጋኑ አረትራ ምሲልኩም ክትቀርቡ። ንረብሓ ክትብሉ ክንድዚ ጨምለቅለቅ በየናይ መለከዒ ኢኹም አረትራዊ ትመስሉ ኩሉ ክብርታትን ህዝባዊ ባዓላት ምስ ኣዞም ረሳሓት ሕቅንጎል ክልል ትግራይ ኮይንኩም ክተፍርሱን ክተርፍን እንስሳዊ ኣታሓሳስባ ኣልዒልኩም ነቲ ባዓላቱን ክብርታቱ ከብዕል ዝመጽእ ክትከትሩ ትውዕሉ ኣለኹም እሞ ከኣ ምስ ትጋሩ ኮይንኩም ኣርግቶት ከይተረፉ ትገፍዑ ትውዕሉ በየናይ መለከዒ ኢኹም አረትራውያን ክትኮኑ ትፍትኑ ዘለኹም ኣየናይ አረትራዊ ክስዕበኩም ትደልዩ ዘለኹም እቶም ተቃወምቲ ዝነበርና ውን ኣብ ጎኒ ባንዴራንን ህዝብና ደው ከም ንብል ገርኩምና እቶም ዘለዉ ምሳኹም ስብ ረብሓን ስራሕ ኣልቦን እታ ሕነ ክትፈዲ እትደሊ ክልል ትግራይ ጥራይ እያ ክትስዕበኩም እምበር ወላ ዘምጻእኹም እንተኣምጻእኩም ምስኹም ዝደናገጽ አረትራዊ የለን ይኣክል ሃገር ናብ ክልል ክትመለስ ትህቅኑ ጉድ እዩ ናትኩም ምቅዋም ጽባሕ ክንርኢ ኢና ክልል ተዋጻኩም እንተኾይና። ስርዓት አረትራ ክቅየር ይኽእል እዩ ግን ህዝቢን ሃገርን አረትራ ዘበት ክቅየር እዚ ናይ ኣውራጃውያን ደምበ ተቃውሞን ክልል ትግራይን ጽባሕ ንርእዮ ንግዜ ንገድፉ አረትራዊ ሰናፍ ቕንተኾይኑ ዓወት ናሓፋሽ ወድቀት ንከደምቲ ካብ አረትራዊ ሕሉፍ አረትራዊ ኣይትኹኑ ማዕረ እያ ትብጻሓና አረትራዊ እንተ ኾይንካ ካብቶም ክልሎም ከማሕዱሩ ዘይካኣሉ ዝፍክሩ እንተ ኾይካ ከኣ ከምታ ናይ ኣቦታትካ ዝኾኑ ከምኣ ኣብዚ ውን ክትወስዳ ኢኻ
@hailewolde1816
@hailewolde1816 11 месяцев назад
ካብ ኢሳያስ ፍትሒ ምጽባይ ከንቱ እዩ ። ኢሳያስ ከልግስ ጥራይ እዩ ዘለዎ ። ቪቫ ብሪገድ ንሓመዱ 👍
@gerzegeherehaile
@gerzegeherehaile 10 месяцев назад
እሞ ኢሰያስ ክለግስ እንተኾይኑ ኣበይ ድዩ ዘሎ ኣብዚ ኮይንካ ትፍክር ኣንታ ስራሕ ኣልቦ ኣብዚ ኮይንካ ካብ ምስ የሕዋትካ ብእምኒ ትደራበ ኣብኣ ኣብታ ኢሰያስ ዘለዎ ውረድ እሞ ብረትካ ዓጢካ ግጠሞ ኣይኮነን ኣብዚ ኮይንካ ምስ ስራሕ ኣልቦ ተጋሩ ኮይንካ ኣይትረብሸና 😂😂😂😂😂
@hailewolde1816
@hailewolde1816 10 месяцев назад
@@gerzegeherehaile ኣንታ ጉኑፍ !! ባርያ ኢሳያስ !! መን ኮንካ ደኣ ኢኻ እንታይ ክገብር ከምዘለኒ ክትነግረኒ ??
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 11 месяцев назад
ልብኻ ዝትንክፍ ዛንታ ኣርካናትና ! እዞም ሓርበኛትት ኣቦታት ገድሊ ንናጽነት፡ ዝተቀብሩላ ዕለት ህዝቢ ኤርትራ ሽዑኡ እዩ ምስኣቶም ተቀቢሩ ።
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
PIA: ''You are never a hero for life! ጅግና እቲ ኣብ መትከሉ ስጋብ እቲ ሾቶኡ ዝሃርም ገጥ ኢሉ ዝምርሽ እዩ። ግን ኩሉ ጅግንነት ፈጺምካ አብ መወዳእታ ናይ ጃንዳ ማሌሊትን ጃንዳ ዋሽንግተንን ተረፍመረፍ ሽሓኒ ከተልምጽ ወስለትለት እንተ ኢልካ፣ ኩሉ እቲ ጅግንነት ዝፈጸምካዮ ደምሲስካዮ ማለት እዩ።''
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 11 месяцев назад
@@koala10ish But fortunately those whom the authoritarian Isaias cowardly detained were heroes for life, they fought for independence and ensured it. Their fight for our liberty "ሓርነት" was hijacked by DIA and all our dear Eritrean ppl's hope vanished with their disappearance. ህዝቢ ኤርትራ ካብ ኢሳያስ ወዲ መድህን በራድ ዝኸፍእ ጸላኢ ኣይነበሮን፡ የብሉን።
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
@@alexanderbirhane4611 ኣታ ጡስጡስ፦ ቆንዳፍ፦ ገና ከነጻሕጻሓካ ኢና፣
@GEO.16
@GEO.16 11 месяцев назад
ኣብ ኤርትራ እሱራት የለዉን ፡ ጭውዩያት ግን ኣሻሓት ኣለዉ ። እሱር ዝብሃል ብሕጋዊ ፍርዲ ዝእሰር ኢዩ ኡሱራት ኣይትበሉ በጀኹም ። ተጨውዮም ዝጠፍኡ ሲ እሱራት ትብሉ ።
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 11 месяцев назад
ኣንታ ከዳዕ ጋዜጠኛ በሃላይ ዕሱብ : ስእሊ ናይዞም ንኤርትራን ንህዝቢ ኤርትራን ዝኸድዑ ኣኻኺ ብካ ምልጣፍ ዋላ ሓንቲ ትበጽሖ የለን :: ህዝቢ ኤርትራ ፈሊጥትኩምዩ :: ዓኽ ጡፍ ኢ ልልኩምዩ :: ሽሕ ሃመማ ነይከፍቱ ተፎይቶ :: ኣቱም ዕሱባት አሜሪካ ሓሶት ሸጥኩም ሃገር ክሒድኩም ትግፍጥዎ ገንዘብ ጮማ ክትበልዑ ሉ ሱፍ ክትክደኑሉ ትኽእሉ : ካብኡ ንላዕሊ ግን ዋላ ሓንቲ :: ግፍዒ ህዝቢ ኤርትራ ለኪምኩም ክኸይድዩ :: ዋላ ሓንቲ ደቒቕ እኴ ትኹን ድቃስ ኣይኽትረክቡን ኢኹም :: ትፍረድሉ መዓልቲ ከኣ ርሑቕ ኣይክኸውንንዩ :: ሽዑ አሜሪካ ከተድሕነኩም ክንርኢ ኢና :: VIVA ERITREA
@sw9950
@sw9950 11 месяцев назад
You trash. I know u r not an Eritrean. U R the dirty mediocre of the pure Eritrean. I swear u and your likes will wiped out of Eritea. GO AHEAD SAMUEL.GREAT JOB.
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 11 месяцев назад
ንህዝቢ ኤርትራ ዝኸድዐን፡ ኣብ ግዜ መግዛእቲ'ውን እንተኾነ ሪኢዎ ዘይፈልጥ ግፍዒ ዝገፍዕዎ ዘለዉን'ሲ እቶም ንስኻ ክጣበቀሎም ትፍትን ዘለኻ ዕሉላት ገበነኛታት ጭፍራ ህግደፍ እዮም ። ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ብሉጻት ደቁ እንዳሕቀቀ ዓዱ ኣባዲሙ ከቢድ ጽንተት ኣካይድሉ ዘሎ ደመኛና ስርዓት ኢሳያስ እዩ ። ሓንቲ ግና ኣርጊጽካ ክትፈልጣ፡ ህዝቢ ተረጊጹ ኣይነብርን'ዩ !!! ብርጌድ ንሓመዱ መራኣያ ናቱዩ።
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
@@alexanderbirhane4611 PIA: ''You are never a hero for life! ጅግና እቲ ኣብ መትከሉ ስጋብ እቲ ሾቶኡ ዝሃርም ገጥ ኢሉ ዝምርሽ እዩ። ግን ኩሉ ጅግንነት ፈጺምካ አብ መወዳእታ ናይ ጃንዳ ማሌሊትን ጃንዳ ዋሽንግተንን ተረፍመረፍ ሽሓኒ ከተልምጽ ወስለትለት እንተ ኢልካ፣ ኩሉ እቲ ጅግንነት ዝፈጸምካዮ ደምሲስካዮ ማለት እዩ።''
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
PIA: ''You are never a hero for life! ጅግና እቲ ኣብ መትከሉ ስጋብ እቲ ሾቶኡ ዝሃርም ገጥ ኢሉ ዝምርሽ እዩ። ግን ኩሉ ጅግንነት ፈጺምካ አብ መወዳእታ ናይ ጃንዳ ማሌሊትን ጃንዳ ዋሽንግተንን ተረፍመረፍ ሽሓኒ ከተልምጽ ወስለትለት እንተ ኢልካ፣ ኩሉ እቲ ጅግንነት ዝፈጸምካዮ ደምሲስካዮ ማለት እዩ።''@@eri-dm
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
PIA: ''You are never a hero for life! ጅግና እቲ ኣብ መትከሉ ስጋብ እቲ ሾቶኡ ዝሃርም ገጥ ኢሉ ዝምርሽ እዩ። ግን ኩሉ ጅግንነት ፈጺምካ አብ መወዳእታ ናይ ጃንዳ ማሌሊትን ጃንዳ ዋሽንግተንን ተረፍመረፍ ሽሓኒ ከተልምጽ ወስለትለት እንተ ኢልካ፣ ኩሉ እቲ ጅግንነት ዝፈጸምካዮ ደምሲስካዮ ማለት እዩ።''@@alexanderbirhane4611
Далее
Why Starbucks Is Struggling
12:06
Просмотров 632 тыс.