Dehay Eritrea ጉዕዞ ህይወት ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት፡ ሕጹይ ሽልማት ኖቬል ካህን ዶር ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ከመይ እዩ!
ኣባ ሙሴ ዘርኣይ መን እዮም? መዓስን ኣበይን ተወሊዶምን ዓብዮምን፤ ጉዕዞ ህይወቶምን መንፈሳዊ ጻውዒትን ከመይ እዩ ምስ ደሃይ ኤርትራ ሰፊሕ ቃለ መሕትተ ኣካይዶም ኣለው፡ በብኽፋላቱ ከነቕርቦ ኢና ምክትታልኩም ንዕድም።
ቀዳማይ ክፋል ( 25 ሕዳር 2022) ዝርርብ ምስ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ፡
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
25 ሕዳር 2022
ደሃይ ኤርትራ
25 ноя 2022