Тёмный
No video :(

Dr.Ibrahim Siraj መን'ዩ ንስላማይ ዝካላኸለሉ ? 

Mereb TV
Подписаться 21 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

24 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 36   
@hannua
@hannua Год назад
Excellent interview, some people will hate to hear the truth so thank you for telling it like it is Dr. Ibrahim Siraj.
@tesfalem6978
@tesfalem6978 Год назад
Bhaki zdnek tentatively Dr/ Ibrahim nberelna kberelna ❤❤❤❤
@tiganijohar2678
@tiganijohar2678 Год назад
Good job 👍
@selamawitabraha2409
@selamawitabraha2409 Год назад
እንግሊዝ በቲ ንህዝቢ አፈላሊኻ ናይ ምግዛእ ሜልኡ ጌሩ ንህዝብና ብሃይማኖት አፋላልዩዎን አባኢስዎን እዩ። እዞም ሕጂ አግአዚያን ትግራይ ትግርኚ ዝብሉ ዘለው ክርስቲያን ከአ ተረፍ መረፍ ናይቲ እንግሊዝ ዝገደፎ ሕንፍሽፍሽ እዮም። ዓወት ናይ ኤርትራ አብ ክልቲኡ ሃይማኖታት ብዝርከቡ ኤርትራውያን ይምጻእ እምበር ናይ ብሓቂ ክንዛረብ እንተኾንና ገድሊ ኤርትራ ብረታዊ ኮነ ፖለቲካዊ ቃልሱ በቶም አስላም ጥራሕ እዩ ጀሚሩ። እቶም ክርስቲያን አቦታትና አብ ማሕበር አንድነት እዮም ኔሮም።
@eritreaalandofpromise971
@eritreaalandofpromise971 Год назад
ምስ ኣግኣዝያን ርክብ የብለይን ግን እዞም ኣቦ ናይ ሃይማኖት ዓሌተኛ እዮም፡ ልክዕ ከምቶም ኣግኣዝያን።
@Abi-xr4uq
@Abi-xr4uq Год назад
Brilliant people
@desaleasmaa642
@desaleasmaa642 Год назад
Gazetegna lezlaz: tezarabey halaw
@AHMED-hx1pz
@AHMED-hx1pz Год назад
BRAVO WELL SAID DOCTOR AM FROM LAWLAND ERITREA 🇪🇷 AND WE AR REAL ERITREAN
@agdonanetwork4275
@agdonanetwork4275 Год назад
Selam D Srag ezi tzarebo zoloka derejaka aykoneni ab hasab dea nhseb enber kentemety si xbuk aykoneni
@helenheydemann7223
@helenheydemann7223 Год назад
Atum zebat aytefelaliu kulatna bezela nenber kem eritrawen Hemak Media
@adamismail9137
@adamismail9137 6 месяцев назад
Just try to Swallow the Truth
@solomonteshagerethiopian6483
The dictator is lucky old man instead of fighting against him Eritreans denakur fighting each other 🤮
@habtukidane3178
@habtukidane3178 Год назад
ናይ ዘበን እኒ እኒ ሕምባሻ ከሎ እምኒ ጽውጽዋያት ጠፋጢፍካ , ዝጉሳዕ መርዛ መርዚ በታኒ ዝመሽመሸ ናይ ንዱያት ገርዛም ፍልስፍናዩ . ኣብዚ መድረኽዚ ዝተራእዩ ታይዶ መድዮስ ነቲሕነት ብዓውታ ብቑጥዐ ደጋጊምና ግብረ መልሲ ሂብናሉ ኢና , ዓለም እዚ ሒዛቶ ዘላቶ ቅርጺ ሒዛላ , ንሕና ኤርትራውያን ድማ 30 ዓመታት እጹብ ወድንቂ ገድሊ ወሲኽናሉ , ደምና ከም ውሕጅ ዛርዩ ተሰዊእናሉ ሰንኪልናሉ , ደኺናሉ ተሰዲድናሉ , ድሕሪት ጸኒሕካ ቅድሚት ጸኒሕካ ንድሕሪት ጸናኒሕካ ንቕድሚት ሳላ ስዉኣት ዓብዱ ማሕሙዳይ ኣብርሃም ተኽለን , ሰዓዶ ዮቤል ማሕሙድ ዶሽካ የማነ ሳንፍራንችስኮ እስማዒል , ተስፋይ ተኽለብርሃን ኦስማን , እስማዒል ማንጆስ ማሓመድ ዓሊ ኣብርሃምን , ኢሳያስ ወዲ ፍላንሳ ኢብራሂም ብሪራይ ሳልሕ ጠጠው ዕንድኩርን , ብጅግንነት ዝተበጀዉ ጸብለል ኢልና በሪኽና ወጺና , ኤርትራ ትመስል ስኒታዊት ሃገር ኣላትና , ነዚ ታሪኻዊ ሰነድ ኤርትራውነት ልዕላውነት , ካብ ግዳም ይኹን ካብ ውሽጢ ዝቕይሮ ዝቖጻጽዮ ምድራዊ ሓይሊ የለን ::
@netsaseb6445
@netsaseb6445 Год назад
our problem is mehurat eslam and mehurat Christian ikum shigir nay hizbina.
@desaleasmaa642
@desaleasmaa642 Год назад
Halaw!
@akineb3527
@akineb3527 Год назад
ኣነ ቀንዲ ጸላኢ ናይዞም ሕጂ ናብ ሓማ ጽግዕ ጽግዕ ዝብሉ ዘለዉ አንዳ አዮብ በርሀ አየ አዚ ሰባኣይ አዚ ግን ለክባጥ ዓሌታዊ ኣምሰሉ ኢስላማዊት አርትራ ዛኣምን ፈካሪ ሓንሓኒ ዩ።
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 17 дней назад
ካብ ኣብ አስልምና ተሓቢኢኩም ትዛረቡ ንስካ ኣብ ገድሊ አርትራ አንታይ ገርካ? ንሕናን ንሶምን ኣተሓሳስባ ናይ ኢቪል ኣተሓሳስባ ክይኑ ናይ ውግአ መጀመርያ ኣዋጅ ኢዩ። ምክንያቱ ነቲ ሓደ ውገን ነብሱ ክከላከል ስለዝዕድም ። ንስካ ምስ ስርዓት ኢሳያስ ሽግር ፡ ጸገም የብልካን ናትካ ሽግር ምስ ህዝቢ ክርስትያን ኢዩ። ብ ሃይማኖቱ ዘይኮርዕ ስብ ኩሉ ግዘ ዘረቡኡ ሃይማ ኖት ኢዩ። ኢዚ ሳይኮሎጅካል ኣንሪኮግናዝድ መንታል ጸገም ኢዩ።
@sabahaile4297
@sabahaile4297 Год назад
ኩናማ፡ብሌን፡ትግረ ገለብ ኩላትና ካተሊክ ክርስትያን ኢና ።ኣብ ናይ ኣስላም ጀንቢላ ኣይተእትወና ።
@AHMED-hx1pz
@AHMED-hx1pz Год назад
Kkkkk men meheriki kolo ezom zebelkeyoum Catholic iti Abi gegaki wala hada seb yelin tigra Catholic 😂😂😂
@sabahaile4297
@sabahaile4297 Год назад
@@AHMED-hx1pz ትግረ ገለብ (መንሳዕ) መዓል ምምህር ሙሳ ኣሮን ኣሚነ ጋዜጤኛ ናይ ትግረ ዘሎ ካተሊክ ኢና ። ኣቦይ ሃይለ ዳምር ይበሃል ። እስልምና የእትዉና ።ብፍላይ ዶክተር ስራጅ ይበሃል ኣብ ህንዲ ሰለ ዝወሰዳ እዛ ዶክተር ፌክ ክትከውን ሰለ ትኽእል ኣይክበላን ኢየ ኣቶ ስራጅ ኢየ ዝብሎ ኩሉ ግዜ ኢዩ ዝዛረብ ሕማም ናይ እስልምና ኣለዎ። ኣነ ምስቲ ሃይማኖት ጸገም፡የብለይን ምስቶም ፖለቲካ ብጉልባብ ሃይማኖት ዝገብሩ ኣብ ቱርኪ ተዓሲቦም ዘልዉ ስራጅ መራሒኦም ግን!!!!!!
@mustafasirag6659
@mustafasirag6659 Год назад
ዶክተር ኢብራሂም ስራጅ። አገናዕ ወዲ ጅግና አጁኸ ጹቡቕ አገላልጻ። ንብዓት ሰብአይ ኢልካያ ዘለኻ ብጣዕሚ ጹቡቕ አገላልጻ። "ትም ዝበለ ፈሪሑ ሓይሊ ስኢኑ አይኮንን" ።
@lasksegid8926
@lasksegid8926 Год назад
ዶ/ኢብራሂም😊😊😊 ግን እቲ ካልእ ኣማኒ ነቲ ኣንጻሩ ዘሎ ኣማኒ ብዝሑ ኣክብሮት ኣለዎም።
@ibrahimmohammed6403
@ibrahimmohammed6403 Год назад
Kela eze lekbat menaqoti biherat hasawi eyu keytamnewo dahray dema chiw zebele agame wedi shire eko eyu D.R.mexaweti bealzi koynu feger nejis.......
@africamymom5163
@africamymom5163 Год назад
Asawurta zeserhe tarek ayranan suqelka aytehasu mes tigray zedeweb yeybelka nehna gen mes tigray nedaweb nehna ena buzuh wege ahlefna suqelka zeyele tarek tsuntsuway aytemtse Asawurta mes tigray tedeweb hasawe
@mmsaed4630
@mmsaed4630 Год назад
Asawurtawi makio amaikinnahannih assawurta labha kinon. Hataftaf mafadsisa.
@africamymom5163
@africamymom5163 Год назад
@@mmsaed4630 labha kitin hayentahay sin labhattino nablok engeca tigrinyalih
@sofiaesmail8518
@sofiaesmail8518 Год назад
There are two types of Eritreans, those who advocated for a diverse democratic nation. And those who have superior complexity. Some of them see the nation as a graveyard.
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Год назад
ባዕሉ እምበር ክካላኸለሉ፡ ንክርስትያንሲ መን ድዩ ክካላኸሉ ኩልና እንዲና ብሓንሳእ ንጸንት ዘሎና ። ሓቢርና ድኣ ንቃለሶ ነዚ ጉሒላ ኣጽናቲ ገበነኛ።
@mmsaed4630
@mmsaed4630 Год назад
Moslim non Moslim nothing will defend him other than his straightforwardness::
@abrahamhag.9891
@abrahamhag.9891 Год назад
ገፋጊፍካ ዘይኮነስ ኣብ ባይታ ወሪድካ ንስኒትና ተቓለስ። I love our Muslim brothers & sisters unlike you! ጽልኢ ኣይቲእጎድ!!!
@sabahaile4297
@sabahaile4297 Год назад
ዓረብ ኣብ ኤርትራ ክንደይ ህዝቢ ካብ ኤርትራ ሽይጦም ኢዮም። ከም ግብጺ ቱርኪ ካብ ሸይጦም ኢዮም።
@yosephhabte565
@yosephhabte565 Год назад
ካብቶም አግዛያን ዝገደድካ ኣለተኛ አክራሪ ሙሲልም ኢኻ። ኣስላምን ክርስቲያን ኣብ ሓንቲ ጉድጓድ እዩም ተቀብሮም ናጽነት ዘምጽው። ክነግረካ ከማካን ኣጋዚያን ዝመሰሉ ንኤርትራ ብስሜኢት ኣብ ወጻኢ ኮንኩም ጥራ ወረ ጥራህ ተግባር ዚሮ።
@user-hh9ej3ms5l
@user-hh9ej3ms5l Год назад
ዶከቶር ቀሰብ ዋጣ
@selamgeber5688
@selamgeber5688 Год назад
ሳሆ ደቅባት ዓሳወረታ ደቅባት ኢሮብ ደቅባት ሳሆ ክረስቲያን ደቅባት ትግረ ደቅባት ሕዳረብ ደቅባት መረት ዓለት ረስቲ አለዎም ጀበረቲ ግን ደቅባት ስለ ዘይኮነ ጥራይ ገዚኦም ዎይ ተካረዮም ኢዮም ዝነብሩ አብ ዓድና ዝነበሩ መረት ክዕደል ንሶም ዓይዕደሉን አመስጊኖም ዓዶም ከዶም ዓድግራት ተን 8 ቢሄረ ስብ ረስቲ ኢየን
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 Год назад
ስንታ ጎሓፍ ድርባይ እንታይ ኣፍለጠካ ድርባይ ጀሃድ።
Далее
Yana bir yangi qo'shiq YORAM BIYO | Yaqin kunlarda
00:57