Тёмный

DW International መግለፂ ቅዋም ተሳተፍቲ መድረኽ ምድሓን ውድብ ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ፣12 ነሓሰ 2016 ዓ/ም\watch Live Streaming 

Dimtsi Weyane Television
Подписаться 435 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

#dw #International #tigray
#ኣይተ ጌታቸው ረዳ
#Dimtsiweyane #Tigray
#Subscribe ይግበሩ!
Website www.dimtsiweyan...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/dwetinter...
Instagram / dimtsiweyane
This stream is created with #PRISMLiveStudio

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 103   
@mikaleabe6869
@mikaleabe6869 24 дня назад
ተላማማዲ ቃልአቀባይ
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 24 дня назад
ህዝብ ትግራይን ህዋሐትን ይስዕር አምላኽ ምሳኹም ይኹን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ኣጆኹም ኣብጎንኩ እና ትግራይ ትስዕር
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 24 дня назад
አይተ ጌታቸው ብጣዕሚ ይጋገ አሎ ልክዕ ናይ አብ አሕመድ አሰራራዕ ተኸቲሉ እሞ ድማ አብዝተፈላለየ መግለፂኡ ዝተፈላለየ ዘይርጉዕን ዘይጠለለ ዘረባ አብዝተፈላለየ ሚድያታት ክዛረብ ጌይሩ እዩ ንትግራይ እቲዝኸፍኣ ናይ አብይ ሉኡኽ ኮይኑ ረኺበዯ ካብኩሉ እቲዝገርም ብዓልየትን ስርቅን ዝጠልቀዩ ሳዓብቲኻ የትም አይትበፅሑን ልኡኻት አብይ ኢኹም ፅባሕ ናይ አብይ ጦር ንትግራይ መሪሕኹም ከምቲእትዎም ምንም ጥርጥ የብልናን!
@hakieye5649
@hakieye5649 23 дня назад
There is no mistake on the side of Getachew the problem is on side of debresion and his associates. They consider themselves as the owners of Tigray.
@haqitisier8947
@haqitisier8947 24 дня назад
ህዝቢ ምትላል ከም ስራሕ ተጀምሩ። ካብ ዝወሰንካዮ ጉባኤ ሀድምካ ውርዙይ መስልካ ክትቀርብ ምፍታን ትመስል ።ዓደብ ምውንጃል ። ንኣብይ ጸባ ዘሰተየ መግለጺ ብልጹጋት ።
@mass-media6445
@mass-media6445 24 дня назад
አብ ውሽጢ ውድብ ህወሓት ኮይኖም ዝጨማለቑ ዘለው ግለሰባት ክእለዩ አለውም
@menemoyfelto1510
@menemoyfelto1510 24 дня назад
Anta kindey thamqu hzbi endo ayabiyn mehfrat
@mogiman
@mogiman 24 дня назад
ሰላም ለትግራይ ችግራችሁን በሰላማዊ መንገድ ፍቱት🙏🙏🙏🙏
@user-iu7ls8xy3h
@user-iu7ls8xy3h 24 дня назад
አጀኹም ጠንኪርኩም ዳግማይ ኩናት ንኸይቲ-ፈጥር እታ ተካል ጉጁለ ጠንኩሩ
@AmanuelWeldeslassie
@AmanuelWeldeslassie 24 дня назад
ዋላኳ እቲ ውጥጥ ኣብክልቲኦም ዘሎ ውጥረትን መሰከፊ እንተኾነ፤ እቲ ተርእዮ ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ ምክያዱ ፅቡቕ ምዕባለ እዩ ኢለ የኣምን። እንተምንታይ 'ሲ ፥ ሳላ እቲ ዕቱብ ዝኾነ ሰራዊት ትግራይ ህዝባዊ ኮይኑ ስለዝተወደበ እንሆ ነዚ ክንርኢ በቒዕና። የቐንየልና መራሕትን ሰራዊትን ትግራይን❤❤❤
@user-bi4se6qk3p
@user-bi4se6qk3p 24 дня назад
ታይ ትኾኑ ኣለኹም መራሕቲ ትግራይ ስለ ምንታይ ስለ ህዝብን ህወቶም በጃ ትግራይ ዘወፈዩ ጀጋኑ ኢልኩም ህድእ ኢልኩም ዘይትራዳድኡ😢
@merhawiethu6113
@merhawiethu6113 24 дня назад
ምንም ናይ ህወሓትን ደም ዘይብልኩም ናይ ትግራይ ባንዴራ ኸማን የብልኩምን ረሳሓት ኮራኩር አብይ
@Rtt34567
@Rtt34567 24 дня назад
ኣጆኹም❤❤❤
@truthfor27
@truthfor27 24 дня назад
እንታይ???
@geezgeez-up9dk
@geezgeez-up9dk 24 дня назад
ድሑራትን ፀበብቲን ኣመራርሓ ህወሓት ቅድሚ ጉባኤ ሱባኤ እተው ፅረዩ!
@getachewworku6450
@getachewworku6450 24 дня назад
ወራዳ ታት
@truthfor27
@truthfor27 24 дня назад
No coherence
@haftommeles4293
@haftommeles4293 24 дня назад
What a mess
@haftaygebrekidan1034
@haftaygebrekidan1034 24 дня назад
አጆኹም አብ ጎንኹም አለና❤
@dannydrizzysr.5162
@dannydrizzysr.5162 24 дня назад
Banda deqi banda bcha..... hezi bdembi tseryulna eti hatoktok
@AshenafiHagos-wc7pc
@AshenafiHagos-wc7pc 24 дня назад
ውየ ከባብያነት ቱብሉ ሰባት ናበይ ከይዶም ግምት ኣብ ጎንኩም አለና
@ta9777-c9f
@ta9777-c9f 24 дня назад
ኸረ የትግራዊያን ወጣቶች እኼ የተጫነባችሁን ቀንበር ከእላይላያችሁ አውርዳችሁ ጣሉት!!!!
@getachewdesta1433
@getachewdesta1433 24 дня назад
Hashker abiy ekum
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 24 дня назад
Exactly
@gebresilassiegidey6579
@gebresilassiegidey6579 24 дня назад
እንታይ እዮም እዚኦም?
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 24 дня назад
Those people are crazy.
@abmo4956
@abmo4956 24 дня назад
ቺዱ ዓናቁል ህዝቢ ትግራይ ንልዕሊ 50 ዓመት ዝተቃለሰሉ ናብ ፀድፊ ጉሕፍኩሞ ኣለኹም ደናቁር።
@HgcxGdxxx
@HgcxGdxxx 24 дня назад
Afalalayo kinegirekum biselam ninber zibl hayilin bikunat ninber zibl hayilen iyom ziterfe natikum yikun
@G.Ge-m8v
@G.Ge-m8v 24 дня назад
It is ok to have 2 TPLF that work for the interest of Tigrai
@user-nx6bj7fu6x
@user-nx6bj7fu6x 23 дня назад
Getachew Gojally ,if you are part of any party , must respect the party laws ,no excuse to not do Goubaye , how you want correct the problems of the party without doing Goubaye .
@merhawiethu6113
@merhawiethu6113 24 дня назад
ንሕና ንአምን ንደብሪፅ ዩ ጌታቸው ኩርኩር አብይ እዩ
@Rtt34567
@Rtt34567 24 дня назад
ካድረ ሌያቡ ኮመንት ግበሩ ተፃረፉ ተብሂልኩም ተኣዚዝኩም😂😂😂😂
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 23 дня назад
Ajekum
@adeyalways1750
@adeyalways1750 24 дня назад
Nay getachew zerba bekuwamm megelatsee
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 24 дня назад
You are not TPLF anymore. You are out of TPLF party, you banda
@nooneisherevirginia8597
@nooneisherevirginia8597 24 дня назад
GAME OVER TIGRAI PP. ተነቅቶብሃል ጌች ጉራ ብ ቻ😮
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 24 дня назад
Exactly
@Rtt34567
@Rtt34567 24 дня назад
ካድረታት ይዕዘበክን ኣለኩ። ተተመልሲክን ዓሰርተ ፀርፊ ኮመንት ትፅሕፋ ኣለክን😂😂😂😂
@makbalmeles2224
@makbalmeles2224 24 дня назад
አይ ህዋሓት
@WdasseTube
@WdasseTube 23 дня назад
❤🎉❤🎉
@yemdos7222
@yemdos7222 24 дня назад
ግምትትትትትትትትትት
@yemdos7222
@yemdos7222 24 дня назад
እዚ ኩሉ ሰብ ኣባል ህወሓት አይኮነን ናይ ግምት ሰራሕተኛታት እዮም
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 24 дня назад
Exactly
@GereziherGebreyewgans
@GereziherGebreyewgans 23 дня назад
ውድብ ህውሓት ጠንካራ ተቓዋሚ ፖርቲ እምበር መራሒ ክኸውን የብሉን
@Kidane-ft9pz
@Kidane-ft9pz 24 дня назад
ጎጀልቲ ሓሳዉቲ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 24 дня назад
Exactly
@GirmayWdawit
@GirmayWdawit 19 дней назад
ጎገልይ ሓሽውት
@mulugetatemesgen3352
@mulugetatemesgen3352 24 дня назад
እዚ ብርጌድ ዝዓበዱ ናይ ትግራይ ኢዩ :ካብ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ካብ ሰራዊት ትግራይ ቅንጣብ ከምዘይብሉ ነረጋግጽ።
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 24 дня назад
I agreed with your comment
@kirosgebreselassie2818
@kirosgebreselassie2818 23 дня назад
ምሳኹም ንቅድሚት
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 24 дня назад
ናይ ምለልኽ ስብስባ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 24 дня назад
Exactly
@stopplaying6875
@stopplaying6875 24 дня назад
Ata aglis kabey zimexaeka eka
@mimi62328
@mimi62328 24 дня назад
ሓሰውቲ ቀይዲ በተኽ ማለት ንስኻትኩም ኢኹም ንሳቶም ተጠየቅቲ እንተኾይኖም ንዓኹም ካብ ተያቕነት ነፃ ኢኹም ዝበለኩም የለን ኩሉኹም መጭበርበርቲ ኢኹም እዛ እምባይ መን ይወርሳ ኢዩ ፀገምኩም ህዝቢ ትግራይ ጣጣኹም አይኮነን፧
@adeyalways1750
@adeyalways1750 24 дня назад
Nay endasewaaa megeletsi
@hagostafere3369
@hagostafere3369 23 дня назад
ክልቴኹም ትዛረብዎ ማዕረ እዩ ኣፈላላይኩም መን ስልጣን ሓዘ ይመስል ኩሉኹም ህዝቢ ኣይትንዓቁ ኩሉ ይዕዘብ ኣሎ ዝኾነ ኮይኑ ኣፈላላይኩም ብዝሰልጠነ ኣግባብ ፍትሑ ህውከት ኣይትፍጠሩልና።
@brhaneasefa6391
@brhaneasefa6391 23 дня назад
ናይ መን ሓቂ ምኾኑ ህዝብና ኣብ ዓብይ ጭንቀት ይርከብ አረ ናብ ሓባር ስምምዕነት መፅእኹም ፀገም ህዝቢ ኣቅድሙ፡
@getachewdesta1433
@getachewdesta1433 24 дня назад
Nay hashkerat
@adwatigray
@adwatigray 24 дня назад
ሬሳታት ኢኹም ደም ጀጋኑ ንአቢይ አሕመድ ዝሸጥኩም ከሐድቲ ኢኹም
@fitawkassa2423
@fitawkassa2423 24 дня назад
አረ ሕፈሩ በጃኩም መገልገልቲ አብይ
@luwamluwam3868
@luwamluwam3868 23 дня назад
አረ ሕፈር ናይ ሻዕቢያ ተለጣፊ
@merhawiethu6113
@merhawiethu6113 24 дня назад
እቲ ትኽክለኛ ህወሓት ከምዚ ዓይነት ጠቐነን ፀርፍን መግለፂ አየውፀአን እስኹም ግን ዳርጋ ፀርፊ እዩ ዕዋላታት ከም ጌታቸው ዊስኪ ሕርቃን ጥራይ
@aaronmulugeta8565
@aaronmulugeta8565 23 дня назад
ንህዝብን ውድብኩምን ካብ ልቢ እትሓልዩ እንተትኾኑ ኔርኩም ሓድነት ውድብኩምን ህዝብን ከየፍረስኩም ኣብ ውሽጢ ኾይንኩም ንጉባኤ እናእመንኩም ክትኸዱ ምተገበእኩም ነይሩ። በቲ ግቡእ ውድባዊ አሰራርሓኹም መሰረት ዘለኩም ዝተፈለየ ሓሳብ ናብቲ ልዑል ስልጣን ዘለዎ ምልኣተ ጉባኤ ቀሪብኩም ክትካትዑን ክተእምኑን እምበር ካብ ጉባኤ ብምህዳም፣ ውድብን ህዝብን ንኽልተ ክምቀልን ሓይሊ ክብተንን ብምግባር፣ ንበላዒ ኣሕሊፍኩም ክትህቡ ኣይነበረን። እዙይ ብምግባር ብህዝብን ታሪኽን ተሓተትቲ ኢኹም። ኣብዚ እዋን እዙይ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ነገር ህዝቢ ዝጠልቦ ዘሎ ኩሉ ኣፈላላይ ኣብክሊ ፅላል ሓድነት ኾይንኩም ክፀሪ ዝግብኦ ንኽፀሪ ክትቃለሱ እምበር ክትመቓቕሉን ህዝቢ ክተሻቕሉን ኣይነበረን። ከም ህዝቢ ኩሉ ንርኢ ኣለና። መን ስራሕን ኣጀንዳን መን የፍፅም ኣሎ ዝብል ናይኩላትኩም ተግባራዊ ኣካይዳ የርእየና ኣሎ። ናተይ ምኽሪ፣ ብጊዜ ናብ ቦታኹም ተመልሱ፣ ሓድነት ውድብኩምን ህዝብን ምሕላው ቕድሚያ ሂብኩም ተዓረዩ። እንተዘይኩይኑ ግና ካብ ውድብ ጥራሕ እንተይኮነስ ካብ ህዝቢ'ውን እናተነፀልኩም ክትኸዱ ኢኹም።
@user-nx6bj7fu6x
@user-nx6bj7fu6x 23 дня назад
you do your party problems inside TPLF Not here . shame on you banda
@yemanegebremichael3415
@yemanegebremichael3415 23 дня назад
ኩላትኩም ገፅኩም ትርሐቅ ክፍተት ሀብዎ ድእ ን መሽረፈት
@adilatninateyzbla8035
@adilatninateyzbla8035 23 дня назад
ወይ ጣጣ እዚ ህዝቢ ኣብ ክንደይ እዩ ክምቀል
@JdvbDjut
@JdvbDjut 23 дня назад
ኣቱም ልያቡ ሓሰውቲ ትክክለኛ መንገዲ ትከዱ ኣለኹም ማለት ድዩ ሕዝውን ሕዝውን ትክክለኛ እዩ እቲ ጉባእየ
@yemdos7222
@yemdos7222 24 дня назад
ናይ ጌታቸው አረቄ ፅሑፍ እዩ
@HADESHBERHANE-me9ox
@HADESHBERHANE-me9ox 24 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤
@fitsumgebreslassie8274
@fitsumgebreslassie8274 23 дня назад
hwahat chenawit wudb eya twred belaeit deka
@Fkdgebslassie
@Fkdgebslassie 23 дня назад
ወይ ትግራይ ዓደይ መዓደሪት ስለላ አብዪ አህመድ ኮይና ትርከብ
@mulugetatemesgen3352
@mulugetatemesgen3352 24 дня назад
ለያቡ ስልጣን እንተዝደልዩ ድኣ ንምንታይ ጉባኤ ይገብሩ ኣለው ሰረቕቲ ንፕሪቶርያ መሸቀጢ ኣይትግበርዎ:ጌታቸው ካብ ስልጣን ንኸይወርድ ዩ ካብ ጉባኤ ሃዲሙ ሓቂ እንተዝህልዎ ጉባኤ ተሳቲፉ መርገጺኡ መነጸረ: እዚ ግን ምስ ኣቢ ብምውጋን ንህዝቢ ከሳቒ ጸኒሑ።
@yemanetse4602
@yemanetse4602 24 дня назад
ነታ ኣረጊት ክትሕስብ ዘይትክእል መንጀሪና ንምምራፅ ክትብሉስ ብደም መናእሰይ ትግራይ ትቅልዱ ኣለኹም
@user-dw2tf9bn2ድምጺ
@user-dw2tf9bn2ድምጺ 24 дня назад
👌
@user-nx6bj7fu6x
@user-nx6bj7fu6x 23 дня назад
Stop lies ,we dont have government in Tigray , we have Gojally Getachew stay in power illegally , is shame on you .
@yemdos7222
@yemdos7222 24 дня назад
ደቂ ኣብይ ኣሕመድ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 24 дня назад
Exactly
@getachewdesta1433
@getachewdesta1433 24 дня назад
Nay badatat akaba neabt abokum kthgusu ketblu hezbkum kehdkum
@getachewdesta1433
@getachewdesta1433 24 дня назад
Nay raya wedb mesretu
@Vip65-rm7is
@Vip65-rm7is 23 дня назад
betri ab idkum temen ab egrikum
@gmariammatewos8905
@gmariammatewos8905 24 дня назад
አየ ጌቾ እንዲህ ትወርድ
@yemdos7222
@yemdos7222 24 дня назад
1030 ጉጅለ እንተኾይኑ 7 እንታይ ክብሃል እዩ ?ግዝያዊ ስለዝኾንኩም ዕድሜኹም ሓፂር እዩ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 24 дня назад
Exactly
@truthfor27
@truthfor27 24 дня назад
ጠጃም
@getachewworku6450
@getachewworku6450 24 дня назад
ውሽራክ ሓሳዊ
@AkfauAkfau
@AkfauAkfau 23 дня назад
ሓሰዊት 😅😅
@abigebru4878
@abigebru4878 24 дня назад
ኣነ ዝግርመኒ ንሰኹም ከ መን እዩ ሕጋውያን ገይርኩም?
@SsSs-u5v
@SsSs-u5v 23 дня назад
ክላ ኩሉኹም ሓሰውቲ
@abigebru4878
@abigebru4878 24 дня назад
ዓመትን 8 ወርሕን ሓሊፍዎ ኣሎ ውዑል ፕሪቶርያ.. ብዘረባ ጥራሕ ምድረ ሰካራም ዝዛረብዎን ዝገብርዎ ዘይፈልጡ።
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 24 дня назад
Beketsgena zebeke
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 24 дня назад
Weshtame
@geregere-gx8wc
@geregere-gx8wc 24 дня назад
ኣንቱም ተበለፅቲ
@kirosgebreselassie2818
@kirosgebreselassie2818 23 дня назад
😂
@DagmHinset-uf9xp
@DagmHinset-uf9xp 24 дня назад
Down down gujle adme😂 😂😂 victory for gech and his group 🎉🎉🎉
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 24 дня назад
Get lost
@abesuda
@abesuda 24 дня назад
I think it would be nice for TPLF to be splitted into Democrat and Republican for the people's sake. I wish we had this opportunity in Eritrea.
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 24 дня назад
Meute
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 24 дня назад
Afere bele wedhtam
@grseshireee-ek6hc
@grseshireee-ek6hc 24 дня назад
Victory to maichew ,raya,enderta, wegerat tselemti
@AshenafiHagos-wc7pc
@AshenafiHagos-wc7pc 24 дня назад
ውየ ከባብያነት ቱብሉ ሰባት ናበይ ከይዶም ግምት ኣብ ጎንኩም አለና
@user-nq1gm6rf3u
@user-nq1gm6rf3u 24 дня назад
❤❤❤❤
@ተስፋኣለም
@ተስፋኣለም 24 дня назад
❤❤❤❤
Далее
Introducing iPhone 16 | Apple
02:00
Просмотров 4,6 млн
Introducing iPhone 16 | Apple
02:00
Просмотров 4,6 млн