Тёмный

DW International ቃለ መሕተት ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ቑፅፅር ህወሓት ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ኣርኣያ፣ 16 ሓምለ 2016 ዓ/ም 

Dimtsi Weyane Television
Подписаться 434 тыс.
Просмотров 18 тыс.
50% 1

#dw #International #tigray
#ቃለ መሕተት ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ቑፅፅር ህወሓት ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ኣርኣያ
#Dimtsiweyane #Tigray
#Subscribe ይግበሩ!
Website www.dimtsiweyan...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/dwetinter...
Instagram / dimtsiweyane

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 204   
@KahsuGebre-xd5fz
@KahsuGebre-xd5fz Месяц назад
ይበል ድምፂ ወያነ መንገዲ ዲሞክራሲ ትሕዝዎለኩም
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb Месяц назад
Ato Teklebrhan, Hero and man of Tigrains
@alula5773
@alula5773 Месяц назад
man of principle
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb Месяц назад
Thankyou Ato Teklebrhan, real politian and for tigray. You have advice to real tigrayn . Let us think things and real situation in stable ,unity and priority of tgray wisdomly
@user-bn8dy8ep3g
@user-bn8dy8ep3g Месяц назад
ን ህዝቢ ትግራይ ዘይኸዉን ይታአለ
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 Месяц назад
Tikkl
@KedirHagos-xu2zk
@KedirHagos-xu2zk Месяц назад
ዉግንና ዘይብሉ መራሒ ከም ተጋዳላይ ተክለብርሃን ትግራይ ያድልያ ይበል
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Месяц назад
ፍፁም አይመለከትህም ጃዊሳ አረብ ምን ትስራለህ የግርድና ስራ የለንም አድጊ ቻ በሎ ግን ከየትኛው ነህ ከ ሳውዲ ስሀራ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ደንቆሮ አሳማ አለም ያየው ግፍ በሲቪል ህዝብ የፈፀምከው ባንተ አረብ ከበፊቱ 70-80 % ያለቀው ጃዊሳ አረብ ገና አስታ ላቢስታ ውጣ አረብ😂
@Atiytheman
@Atiytheman Месяц назад
ጀግና ፣ ነፃ ሰብ፣ ሓቅነት ፣ መሪሕነት ጥበብ፣ መርእይ ትግራዋይነት🎉
@HdegeleyMawucha-pq9sf
@HdegeleyMawucha-pq9sf Месяц назад
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ኣያና ኣቦና ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ከምዚ ገይሩ ሓቂ ዝዛረብ ኢና ስኢና ብጣዕሚ ብህዝቢ ተኣማኒ ምዃኑ ንኾርዕ
@BerheGDesta
@BerheGDesta Месяц назад
ንስኻ እቲ ሓቂ ተዛሪብካ ኣለኻ ዕዳኻ ኣቅሊልካ ኣለኻ ካብ ሕዚ ንዝመፅእ ሓጥያት ንስኻ ተሓታቲ ኣይኮንካን❤
@BerheGDesta
@BerheGDesta Месяц назад
@@danielgebremedhin403 ችድ ኣታ ባዕለገ ዘይተገረዘ መልሕሱ😂
@nxjdnNckfn-rp8wb
@nxjdnNckfn-rp8wb Месяц назад
ክቡር ጅግና ሓው ዕድመን ጥዕናን ይሓበልና ።ዓብ ወሳኒ ዕዋን ቆራፅ ውሳነ ንሕዝቡ ዝገለፀ ፣ሕድሪ ስውዓቱ ዘኸበረ ።
@tesfaywoldu1271
@tesfaywoldu1271 Месяц назад
Thank you Teklebirhan.
@aberatek5731
@aberatek5731 Месяц назад
A Hero with a very clear message and stand ....what a brilliant mind
@negagetachew974
@negagetachew974 Месяц назад
ካብ ሕወሓት እውን ቁሩብ ሐቀኛታት ከም ዘለው ክንፈልጥ አለና፣
@user-bn8dy8ep3g
@user-bn8dy8ep3g Месяц назад
ሕጅ እዉን ብዝግባእ ክፀሪ አለዋ።
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Месяц назад
ምን ትስራለህ የግርድና ስራ የለንም አድጊ ጥፋ ከዚህ አሳማ😂
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Месяц назад
እዚ ስብአይ ብጥእንኡ ድዩ ሀውና ጋዜጤኛ ወልደምህረት ❤
@Yemane.
@Yemane. Месяц назад
I appreciate DW
@ntmtvnatishowtube710
@ntmtvnatishowtube710 Месяц назад
ዋው ቅኑዕ ሰብ
@biniammesfin1146
@biniammesfin1146 Месяц назад
ናይብሓቂ ተቃላሳይ
@kesatebrhanselama1231
@kesatebrhanselama1231 Месяц назад
ጅግና ኣያና ተኽለብርሃን ኾሪዕናልካ❤
@tsegaalemberihu1943
@tsegaalemberihu1943 Месяц назад
ሐቂ ምዝራብ ብልህነት እዩ ክብረት ይሃበልና
@meseretmehari4766
@meseretmehari4766 Месяц назад
ዕድመን ጥዕናን
@yoditgebremeskel9759
@yoditgebremeskel9759 Месяц назад
መዳለዊ መደብ ብዝተኻእለካ መጠን ንተሓታቲ እንተትሰምዖ ጽቡቅ ይመስለኒ። ምጽሓፍ ድሕሪ ቃለመሕትት ክተአክበሉ ኢካ
@MuluBekuru
@MuluBekuru Месяц назад
Just wow❤❤❤
@haftomgebrehiwet1978
@haftomgebrehiwet1978 Месяц назад
ብሓቂ በሳል ተጋዳላይ🎯💯 ትግራይ ከምዚኦም ዝበሉ ህዝቦም ዘቀድሙ መሪሕነት ትጠልብ።!!!! ኣብ ጎንኻ ኣለና ፈተኽ ከይትብል🙏 ናይ ህዝቢ ትግራይ መፃኢ ዕድል ባዕሉን ምሁራት ደቁን እምበር ብNetwork ዝተኣከበ ከብዳም ርእሲ ዘይብሉ ካድረ ኣይኮነን።🎯
@user-vt2uk8xy4c
@user-vt2uk8xy4c Месяц назад
ካብ ህወሓትን ቁፅፅር ኮምሽንን ግምትን ሰባት ተተቅርቡን ካብ ህዝቢ ድማ ሕቶታት ተዝተአኻኽብ ፁቡቅ ነይሩ
@abrahamtd9563
@abrahamtd9563 Месяц назад
You are hero❤.
@tesfaygebrearegawi
@tesfaygebrearegawi Месяц назад
Thank you DW media for starting to provide servives and for being neutral .
@SibhatKiros-bt7gj
@SibhatKiros-bt7gj Месяц назад
25:05 25:06 ካብ ዝሃቦ ሓሳብ ተበጊሰ ንታሪኽ ዝኸውን ሓደ ዓብይ ሰነድ ንወለዶ ተዝስነድ ፅቡቅ ይመስለኒ?
@kingdomofaxum6891
@kingdomofaxum6891 Месяц назад
ሰብነተይ ዝነዘረኒ መልእኽቲ እዩ
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb Месяц назад
New approach and new democratic path , that is good for solving our problem Amazing and new beginning for Dw
@FanuelAbebe-uf4bg
@FanuelAbebe-uf4bg Месяц назад
ኮሪዕናልካ ጅግና የቐኔልና
@meharihagos5126
@meharihagos5126 Месяц назад
❤ጅግና ኣቦ ሓቂ
@Kuchakamparacha
@Kuchakamparacha Месяц назад
Thanks Teklebirhan for your transparent and fact based information sharing about the TPLF failurity to address the problem of TPLF. We need such transparent information sharing to the people
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g Месяц назад
ጀግና ስብኣይ
@shambelsyoum4612
@shambelsyoum4612 Месяц назад
hero man
@alemayotadele7390
@alemayotadele7390 Месяц назад
great
@hmariamgslassie133
@hmariamgslassie133 Месяц назад
The Iron Man ! ናናማን ተጋዳላይ !
@yalewabreha7790
@yalewabreha7790 Месяц назад
ተኽለብርሃን ኣርኣያ😍 ባዓል መትክል ሓቀኛ ንእምነቱ ዝነብር ንፁህ ኣብነታዊ ሰብ really love MAN😍🙏 ድወት'ውን ነዚ ዓይነት ብትሕቱኡ ፉሉይ ዝበለ እዋናዊ ቃለ መሕትት ምቅራብ ምጅማርኹም ዓብይ ለውጢ እዩ ቀፅልሉ በርትዑ 👍🙏🙏🙏
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 Месяц назад
Entay eyu eti haki zbelo denkoro guhaf banda endiyu
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Месяц назад
ምን ትስራለህ የግርድና ስራ የለንም አድጊ አረብ በገባህበት ውጣ😂 ገና ትታጨዳለህ
@yes-tv2yh
@yes-tv2yh Месяц назад
ኣይዞኻ
@berhehagos6149
@berhehagos6149 Месяц назад
ኣብ ልዕሊ TPLF ዘለኒ ነቐፌታ ብዝምልከት ክሳብ ሕጂ እሙንን ትዕግስትን ኮይነ ጸኒሐ። ይኹን እምበር ህሉው ክውንነት ኣብ ግምት ብምእታው ድሕሪ እቲ ዘስካሕክሕ ህልቂት ኲናት ኣብ ትግራይ ይፍጸም ኣሎ ኢለ ዝኣምነሉ ነገር ብግልጺ ክዛረብ ኣለኒ። ኣብ ትግራይ ዘለዉ ፖለቲካዊ ኤሊታት ምስቶም ኣብ ሩስያ፣ ቻይና፣ ኮርያ ዝርከቡ ኮሚኒስታዊ ውድባት ዝመሳሰሉ፣ ካብ ፅቡቕ ሂወት ህዝቢ ንላዕሊ ስልጣኖምን ተጠቃምነቶምን ቀዳምነት ዝህቡ ይመስሉ። ልዕሊ 700,000 ህይወት ዝቐዘፈ ኣዕናዊ ኲናት ድሕሪ ምጽናሕ፡ እቲ ኣረጊት ሓለዋ ምስቲ ሓድሽ ፖለቲካዊ መልክዕ ኢትዮጵያ ክላመድ ዓቕሚ ዘይብሉ ይመስል። ሕጂ ኣብ ክልተ ተኸፋፊሎም ኣለዉ፡ እቲ ሰልፊ ስልጣን ከይስእን ብምፍራሕ ንመሪሕነት እታ ግዝኣት ክቆጻጸሮ ክደሊ እንከሎ፡ ግዝያዊ መንግስቲ ድማ ተኣፋፍቲ ጉዳያት ሕጊ፡ ስርዓት፡ ቁጠባን ዳግመ-ምጥያስን ንምፍታሕ ይጽዕር ኣሎ። ንድሕነት ህዝቢ ይግደሱ እዮም ዝብሉ እኳ እንተኾኑ፡ ቀንዲ ትኹረቶም ኣብ ምዕቃብ ስልጣንን ተጠቃምነትን ምዃኑ ርዱእ እዩ። ዋላ ብውድብ ዝመሓደር ቁጠባ እናደገፉ ብዛዕባ ርእሰማላውነት ይዛረቡ። እዚ ንህዝቢ ሓልዮት ዝብል መምሰሊ፡ ኣብ ስልጣን ዘለዎም ምሓዝ ንምዕቃብ ዝግበር ተስፋ ዝቖረጸ ፈተነ ጥራይ እዩ። ብሓቂ ንጠለባት ህዝቢ ትግራይ ልዕሊ ረብሓ ፖሎቲካዊ ኤሊታት ቀዳምነት ዝህብ ሓቀኛ፣ ርእሰ-ተኣማንነት ዘይብሉ ኣመራርሓ ዝህልወሉ እዋን በፂሑ ኣሎ።
@tesfaytemesgen4162
@tesfaytemesgen4162 Месяц назад
ድሮ ሚድያ ሒዝኩምስ ፀረ መጥቃዕቲ ትፍፅሙ ኣለኹም።ጋዜጠኛ ማሕጋፅ ተ/ብርሃን ማሕጋፅ ስራሕን ሓላፍነቱን ምውፃእ ኣብይዎ ኮለል ይብል ኣሎ።
@mulugetaabraha2614
@mulugetaabraha2614 Месяц назад
please list the network name and what was the Dr debretsion roll at the meeting
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 Месяц назад
Hwahat Eleywo iyedlin
@user-kj8pg3yt8n
@user-kj8pg3yt8n Месяц назад
ኣይትፀጋጋዕ ሓቂሓቁ ተዛረብ፡፡ ካልእ በታኒ ሓሳብ ድማ እንተዝተርፍ፡፡ ኣበይ ደው ኢልካ ገለገለ ቃላትካ ናይ ውልቅኻ እዩ፡፡
@santiyago7635
@santiyago7635 Месяц назад
ሓቂ እዩ።
@gerehaile2737
@gerehaile2737 Месяц назад
ዓይንና እናረኣና ዓዲ ናብ ሙሉእ ፀልማት ትኸድላ
@user-yi9fs4bo8z
@user-yi9fs4bo8z Месяц назад
እዞም ሰብኣይስ ሓው ኣብርሃም ያየህ ድኣ ከይኾኑ?
@koumukami8926
@koumukami8926 Месяц назад
ይልመድኩም
@haiylaykiros3495
@haiylaykiros3495 Месяц назад
ትግራይ ካብ ዘላቶ ዓዘቕቲ ክትወፅ ሐዚ 'ውን ብሽም ህወሓት ተጎልቢቡ ሓድነት ተጋሩ በቲኑን ከፋፊሉን ናብ ፀልማት ዝደፍእ ዘሎ ሓይሊ ተለሊዩ ክእለን ረብሓ ትግራይን ህዝባን ዘረጋግፅ ሓይሊ ንትግራይ ይምራሕ።
@habenn7407
@habenn7407 Месяц назад
እቲ ኣብ ኣመራርሓ ሕወሓት ዘሎ ናይ ስልጣን ንሕንሕ ብግልፂ ገሊፆሞ ኣይተ ተኽለብርሃን
@melesgreat
@melesgreat Месяц назад
ተኽለብርሃን አባል ህወሓት እዩ። ኣብ ህወሓት ዘሎ ሕመቕ ንዑውን ይብፀሖ እዩ። ንሱ ግን ፀፍ ጭልጥ ኢሉ ናይ ካሊእ ሕመቕ ጥራሕ እዩ ዝዛረብ። ብኻሊእ ገፅ ኣዛርብኡ ኣባል ህወሓት ኣይመስልን። ንምንታይ እዩባ ንኹሉ ሚድያ እናሓለፈ ዝትርባዕ። ሰብኣይ እንተኾይካ ኣብ ውድባዊ መድረኻት ተቓለስ።
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 Месяц назад
Tikkl germuna eko
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 Месяц назад
Tikkl ageb nbelo
@meri.Tgraweyti
@meri.Tgraweyti Месяц назад
ኧረ በስመኣብ ማዕረ ኽንድዙይ ንምስማዑ ዘፅልእ ዲዩ እንየኹም ኣብ ዉሽጥኹም? ዳሓር ኻዓ ዝነገር እዙይ ደገ ምዉፃእ ኣድላይ ዲዩ? ማለተይ ኣብ ዉሽጢ ኽትፈትሕዎ እዩ ዝግባእ ነይሩ ባሃሊት'የ ምኽንያቱ ኻብ ጥቕሙ ጉዳኣቱ 'ዩ ዝበዝሕ ባሃሊት'የ።
@SemiticTigray
@SemiticTigray Месяц назад
@ኣማኒኤል ኣሰፋ ኣበይ ኣለካ? ዓፊንካና🙉🙉
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m Месяц назад
ንሱማ ካብዞም ኔትዎርክ ሓደ እንድዩ😅
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Месяц назад
​@@user-vs2ww6vr7m I disagree with your comment. Amanuel Asfa is very talented man
@luwamgessese8462
@luwamgessese8462 Месяц назад
እዚ ሰብኣይ ግን ኖርማልድዩ ክልተዶ ታይዶ ጉጅለ እናበለ ኣብዚሕዎዶ ኣመና ምስተወደአ ክንሰምዖ ንግዚኡ ኣፍካ ሰግጠልና እናወፃኻ ኣይተፈራርሐና ኣማእኸል ዝስሕቆ ነገሩ ኣነርቪሱ ቀቲሉኒ ህዉከት
@weldemariammarshet
@weldemariammarshet Месяц назад
ብጣዕሚ ካብ ዝፀልኦ ሚድያኩም ዘይ ፍትሃውን ዘይህዝባውን ምንባሩ ዋላካ ተነበረ ሐዚ ግን ፅቡቅ ተሞኮሮ እዩ
@hailemariamweldu3774
@hailemariamweldu3774 Месяц назад
ክቡር ኣቦ ስለ ሓቂ ዝቀዉም ካብ ህወሓት ክህሉ እዩ ኢለ እኳ ሓሲበ ኣይፈልጥን።
@adenenomh6998
@adenenomh6998 Месяц назад
ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ኣርኣያ ዉግንና ዘይብሉ መራሒ ከም ተጋዳላይ ተክለብርሃን ትግራይ ያድልያ . ደብረ እንክሊል እንዳ ስብሃት ነጋ ውልፋት ደም ተጋሩ
@melakeamintsegaytedla4523
@melakeamintsegaytedla4523 Месяц назад
እታ ጉባኤ ብቕልጡፍ ክትካየድ ኣለዋ፤ ምኽንያቱ ንስኻትኩም ወሪድኩም ካብቲ ሓዱሽ ወለዶ ክትካእ እንድሕር ክኢሉ እዩ መፍትሒ ክመፅእ ዝኽእል፤ ኣቶ ተኽለብርሃን ሽግር ከምዘሎ ትዛረብ ኣለኻ፤ መሊስካ ድማ ክዕረ ኣለዎ ትብል ኣለኻ፤ ተባላሽኹም እንተኮይንኩም ዳኣ ከመይ ጌርኩም ሓድነት ክተምፅኡ ? እቲ ዘዋፅእ ጉባኤ ፀዊዕኹም ምርካብ እዩ ዝሓይሽ፤ እቲ ዝተባላሸወን ዝላሕለሐ ሓድነት ካኣ እቶም ዝትክኡ የዕርይዎ፤ ካባኹም ተስፋ የብልናን፡ ሰናይ ነገር እውን ኣይንፅበን። ስለዚ ናብ ሚድያ እናመፃኹም ህዝቢ ኣይተዳናግሩ።
@michaelnegash8292
@michaelnegash8292 Месяц назад
አንዳንድ ጊዜ ወደ ህዝቡ ወርዶ ህዝብ ምን ይላል ችግሩን መፍቴሄውን ማወያየት ። ኢትዮጵያ ውስጥ ካሉት DW እውነት ለመናገር እጅግ በጣም የተሻለ ነው። ሙስና መልካም አስተዳደር በዝምድና የሚደረጉ ሚድያ ከፍተኛ ሚና መጫወት አለበት ።ደፋር እና በእውቀት የደረጀ ለትግራይ እና ለትግራይ ህዝብ የቆመ መሆን አለባቹህ።ከፖለቲካም ከካድሬ ነፃ መሆን የለባቸውም ለዚህ ወርቅ ህዝብ ብዙ ስራ ይጠብቃቹሀል። ጥሩ ነው ያላቹውት በርቱ በርቱ
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Месяц назад
የእዲግ መሊኦሞ እዚ ቻናልና አቅሎም ፀቢብዎም ክትእፀድ ኢካ ዘይተርፍ ❤
@biniammesfin1146
@biniammesfin1146 Месяц назад
ማእኸልና ህዝቢ ይኹን
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i Месяц назад
እዚ ዉዲቂ ጉጀለ ዕሰለ ባኣኼባ ኣብ ዓለም ሪከሪዲ ዝሰበር ኣክሰ ባይረዲ እዩ ወሎዶይ ፀላእካ ኣብ ሑቁፋካ እዩ ዘሎ ተላዓል።
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 Месяц назад
ክስታይ እንታይ ማለት ኢዩ ኣቶ ተክለብርሃን፡ ዓቢ ጉዳይ ኣልዒልካ እናተዛረብካ ክስታይ ክትብለና እንከሎካ ክርድ ኣኒ ኣይከኣለን፡ ንብድሕሪ ሕጂ ኣርማ፡ ዓቢ ሰብ።
@rona7755
@rona7755 Месяц назад
እቲ ካብ ኣኼባ ኣሞንጉዩ ዘፀ ሰብ ዘይሓላፍነታዊ እዩ ኔሩ ማለት ዩ። ገቲርኩም ክትምጉትን ክትከራኻሩን እንተዘይክኢልኩም፡ ኣኼበተኛ ሞጊትካ ክተእምን ዘይካኣልካ ውድብካን ህዝብኻን ክተድሕን ዘይካኣልካ፡ እንተኾንካ ፡ ለሚስካ ብ ኮምፕሌንን ብሌምን ተሸሚምካ ኣለኻ። ህዝቢ ትግራይ ከብኩሎኹም ተስፋ የብሉን፡ተስፍኡ ኣውሪድኩሞ። እንድያውም ኣኼባ እናተኻየደ እንተሎ ኣብ ሞንግ ናብ ሻሂ ኢልኩም ወፂኹም ብኡ ዝተረፍኩም ብደምን ሂወትን ህዝቢ ከምዝቐለድኩም እዩ ዘርኢ። ሕጂ ኣብ ሚድያ እናወፃኹም ዓጀውጀው እናበልኩም ህዝቢ መሊሱ ክሕርብቶ ኢኹም ትገብሩ ዘለኹም። ህዝቢ ትግራይ ክፋረደኩም ይግባእ።ኣብቲ ኣኼባ ኮንኩም ዘሐሸ ትብልዎ ሓሳብ ሒዝኩም ገቲርኩም ክንዲ ትካትዑ፡ተስፋ ቖሪፅኩም ትወፁ ሰባት ንኻልእ ተፋ ተስንቕ ኣይኮንኩሙን።ምውታት ኢኹም።ኣብቲ መድርኽ ተኻቲዕኻ ክተእምን ዘይካኣልካ ኣብ ደገ ወፂኻ ሎቕመፅ መፅ እን ውድባዊ ኣሰራራሓ ኣይፈቅድን። ስለዚ እቲ ናይ ዲሲፕሊን ጉድለት ዝረአ ዘሎ ካብኹም እውን ዩ።
@daniboy2293
@daniboy2293 Месяц назад
ቁፅፅር ኮሚሽን ገምጊሙ ምስ ማእኸላዊ ኮሚቴ እዩ ክረዳዳእ ዘለዎ እምበር ኣብ ሚድያ ምውፃእ ዘድሊ ኣይነበረን ክውፃእ እንተ ኮይኑ ድማ ካብ ማእኸላዊ ኮሚቴ ምሳኹም ኣይንረዳዳእን ዝብል መልሲ ምስረኸብኩም ምውፃእ እዩ ዘድሊ ነይሩ
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb Месяц назад
Foolish ,man of sbhatizm
@ashenafikiros754
@ashenafikiros754 Месяц назад
Tigray needs Fredom of speech!!
@user-vt4hu3hi9z
@user-vt4hu3hi9z Месяц назад
ዝስምዖ ስኢኑ ከምዝወፀ ኣይተረደአካን ?
@assefaaynalem4660
@assefaaynalem4660 Месяц назад
ልህዝቢ ትግራይ ዘድልዮ መራሒ ከምዚዝበለ ሰብ እዩ ዓዲ ዘጥፍኣ ዘሎ ናይሐሶት ሪፖርት እዩ ብውሽጣዊ ሽጣራ እናትሰረሕ መብዛሕቱ ሰብ ደጊፍዎ እናትበሃለ ሰረቅቲ ስልጣን ይሕዙ አለው ህዝቢ ትግራይ ከጥፍእዎ !
@tsegaalemberihu1943
@tsegaalemberihu1943 Месяц назад
ንሚድያ ድማ ቆራሪፅኩም እቲ ዝነበረ መድረክ ናብ ህዝቢ እንተተቅርቡ
@kingdomofaxum6891
@kingdomofaxum6891 Месяц назад
ወለዶይ ብውነ አድምፅ እዚ ኹሉ ዝኸውን ዘሎ ድሕሪ ሓደ ሚልየን ህዝብ ምጥፍኡ እዩ።ወለዶይ መፃእኻ እንታይን ብምንታይን ብመንን ይውሰን ከም ዘሎ ተዓዘብካ ቃልሲኻ ነፅር።
@user-lm7jp2ql4p
@user-lm7jp2ql4p Месяц назад
ወይሎኦም "ብመሰኮት"እበር ብበሪ ምርኣይ ዘይኸሉ ወይለኦም ብመሰኮት እበር ብበሪ ምሰማእ ዘይኽእሉ እምበር ህወሃትሰ ወይከ ፈተኽ ! እጨቲ ጉልኢኮ ኣይኾንን ባላ
@weyanaygebredngl2496
@weyanaygebredngl2496 Месяц назад
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖Bravo, general Teklebrhan Araya! A real Tigrian nationalist! Long live general Teklebrhan Araya! The new posterity of Tigray will remember you for your historic and heroic testimony of truth in the face of challenging time!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖💖💖❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yohanesbelay8880
@yohanesbelay8880 Месяц назад
ጀግና አቦ ትስዕሊ በዝግባእ ኮፍ አቢሎምዎ እዬም ደብረፂዮን ደገፍ አለኒ ኢሉ ከምዘጨማለቅ ጌታቸው አይስማአን ኢሉ ገዲፉ ከምዝወጽእ እሪእና ኢና የቅንየለና አቦ። ቶምሽማግሌታት ታአዲ የጥፍእዋለው መንእሰይ ተሰጣጠም ዞም ሰባት ሸይጢኖም እዮም
@user-gh1lt6nv7n
@user-gh1lt6nv7n Месяц назад
እዚ ሰብኣይ እዚ ዘረብኡ ጥዕና ዘለዎ ኣይኮነን። ኣብ ዕድል ኣዋሃባ ውን ድማ ንደጋፋይ እዩ ዝዋሃብ ነይሩ። ታይ ማለት እዩ? ኣብ ውሽጢ ሓደ ውድብ ደጋፋይን ተቓዋማይን ዝባሃል ኣሎ ድዩ?
@maku2422
@maku2422 Месяц назад
ብስሩ ናይ ፖለቲካ ሰብ ክምዚ እዩ ክኽውን ዝግባእ፡ ግን ድማ ብድጋፍን ክትትልን ብዙሓት ክተፍሪ ይግባእ፡ እንተ ናትካ ብናይ ህዝቢ ዕግበት ትቃስን ኢካ። ቀፅልሉ ተጋዳልይ ተኽለብርሃን ኣርኣያ
@santiyago7635
@santiyago7635 Месяц назад
እምበር! አብ 27 ዓመት ዘይተሰርሐ አስፋልቲ መቀለ?ማይ መቀለ? ነፃነት ውድብ ፖሎቲካ ?ቅድሚኡም ?ሽውዓተ ዕፅፊ ቴሌ ኢትዮጵያ ካብ አፍሪካ ዝድሓር? መን ዳይናሚክ ለውጢ ክመፅእ ገይሩ? ንደብርፅዮን ምርፁ እንትባሃል እኾ? ብቻ ።ይኹኖ።
@yohanneswoldu4658
@yohanneswoldu4658 Месяц назад
One of the best person
@SibhatKiros-bt7gj
@SibhatKiros-bt7gj Месяц назад
ንድምፂ ወያነ ዝሓቶ - እቲ ቃለ መሕትት ዝተኻየደሉ 6 ሓምለ ዝተለጠፈሉ 16 ሓምለ ንምንታይ ?
@gheberemskelbereket1368
@gheberemskelbereket1368 Месяц назад
በዕልኻ ትፈልጥ
@vvg5520
@vvg5520 Месяц назад
ብዕራይ😂😂​@@gheberemskelbereket1368
@msraq
@msraq Месяц назад
በዕልኻ ትፈልጥ
@birhanetesfamariam7200
@birhanetesfamariam7200 Месяц назад
The journalist seems to be much worried!!! Why???
@teshag2006
@teshag2006 Месяц назад
He is cadre
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Месяц назад
​@@teshag2006 Get lost
@hranetesfa7484
@hranetesfa7484 Месяц назад
ኣብ ቅዋምኩም ጠጠው ክትብሉ እንተኮይንኩም ሓገዝቲ ሕዝኩም ብኩሉ መዳይ ሳዓርቲ ኮይንኩም ከምትመፁ ርግፀኛ ኩኑ። ዝኾነ ከይሓዝካ ምስ እዝኩሉ ህዝቢ ሕጂ እውን ከቢድ እዩ። ሓገዝቲ ምጥራይ
@santiyago7635
@santiyago7635 Месяц назад
እዞም ብመንጋን ብዘይ ፍልጠት ዝድጉፉ እኮ ፍራሓትን ወሽራኻትን እዮም? ከምኦም ዓይነት አብ ማእከል ሃገር ዝተአስሩ። መደንገፅን ወሽራኻትን ፍራሓትን ካሓድትን ተጋሩ ነበር ተጋድልቲ ምስ ራአኹ? ጠይቆም ምስ ጨርሱ?በል ንዓይ ዝነገርካኒ ንኻሊእ ከይትነግር ይብሉኻ?ድማ አብ ውሽጢ ሰልቲ አለው!ንባዕሉ? ምሳሕ እንትበልዕ ግን?ካልኦት እዬም ዝብሉኻ ዘይኮነስ?ዘብሉዕኻ? ጠናቡው ተጋሩ እዮም ዋና ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ።
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria Месяц назад
መቸም ትሓቂ እናበርሀ ከመፅእንድዩ አነ ግምተይ ከቀምጥ አይተ ተክለብርሃን ካብ አዲስ አበባ /ካብ ወዲ በሻሻ ንሽኾርን ንቡንን ዝከውንዶ? አይተ ጌታቸው ተማለኦምሎም ይኾኑ? ታይደአ ምግልባጥ አብዚሖም ኢለእየ ዝኾነ ኾይኑ ትግራይ ተኸናኸኑ
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m Месяц назад
ኣያኒ ክብሪ ንዓካ ኣብ ማእከል ሓራምዝን ኣዛብእን ማእከል ኮይንካ ትቃለስ❤
@AbrahamYayeh
@AbrahamYayeh Месяц назад
ወይለከ! ኣታዮ፥ ብውነይ ድዩ ብሕልመይ? ድምፂ ምንጥሊት ማሌሊት ድያ ምምፂ ሓቂ ኮይና መፅያትና? ዶስ ድምፂ ወያነ ፕራንክ'ያ ትገብረና ዘላ? ታማ ክንብል? ምእማን እዮ'ኮ ኣሸጊሩና! እሞ ነዞም ወናም ትግራዋይ መድረኽ ሂብኩም ጉድ ማሌሊታውያን ዘስማዕኹምና ፕራንክ እንተዘይኮይኑ ንሕሉፍ ጉድለታትኩም ንድሕሪት ገዲፍና ንቅድሚት ክንጥምት ክንፍትን ኢና! ማርያም ጉግሳ ትሓግዝኩም!
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria Месяц назад
ኩልኩም ለያብኢኩም በቃ ህዝቢ ትግራይ በአካትኩም ክምራሕ አይደልን
@IsacAbera
@IsacAbera Месяц назад
እታ ካብቶም ክልተ ዝነቀፉ ኣማራርሓ ወፃኢ እገለ ትብል ንምንታይ በታኒ ሓሶት ትዛረብ ። ንስኻ ትሕጎሰሉ መድረክ እንተዘይኮይኑ ፅቡቅ ኣይትብሎን። ለካ ሰብ ከምዙይ እዩ ዝበላሾ ዕላምኡ ኣይተረደአንን። ክንደይ ንዕዘበካ ኣለና ምሳኻ ኣፍቲ መድረኽ ዝነበርና።
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 Месяц назад
Tikkl banda eyu ezi sebay
@santiyago7635
@santiyago7635 Месяц назад
ህዝብም ኮነ ዓለም አድሕነ ዝበለ ክርስቶስ ኮነ ካሊእ?ተመሊስ ክመፁእያ ኢሉ ይክውን። ኮይኑ ድማ ስብ ንባዕሉ ከየድሕነ ዓለም ተዘድሕይ ?ታይ ይጠቅሞ ኢሎም እውን?ግን ንባዕሎሞ?መስዋእቲ ክኾኑ እምበር ክጠቅሙ አይራአናን አይሰማዕናን! እንተምንታይስ?ትሓቂ ሰለ ዝፍልጥዎ።
@aferakiros2257
@aferakiros2257 Месяц назад
ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ኾይኑ ኣያም ምባል ጨለ።
@user-ii7rc2fm9g
@user-ii7rc2fm9g Месяц назад
ናይ አኬር ስለዝኮነቶ እንታይ ይግበር አበባዉ ታደሰ ዝመስሎ ዘሎ መልክኡ ኮ ብገንዘብ ኢዩ
@user-bp2is9de6i
@user-bp2is9de6i Месяц назад
ገረፅዮን ኣለም ገረዋህዲ ሞጆሩኖ ካብ ስልጣን ዘይወረዱ መስዋእት ኣተርፊን
@assefagebre7952
@assefagebre7952 Месяц назад
መንግስቲ ዝቆፃፀሮ ሚዲያ ኣብ ዝኩነ ዓለም ፍትሓዊ ክኽውን ኣይክእልን ሚዲያ ነፃ ዝኽውን ኣብታ ሃገር ትካላዊ ኣስራርሓ እንትትከልን መንግስትን ውድብን እንትፈላለዪ ን ፍፁም ዲሞክራሲያዊ ስርዓት እንትትከልን ዪ ካብ ህ ው ሓ ት ግን ካብ ዝብኢ ዓፅሚ ዪ 😮
@adhenanigus1134
@adhenanigus1134 Месяц назад
@ኣማኒኤል ኣሰፋ አለካ ዶ??? ብግልፅ ዓፍነካና😜😜😜😜😜😜
@SemiticTigray
@SemiticTigray Месяц назад
ጅግና ኣያና ስለ ሓቅነትካ ነመስግን። ንበረልና።🙏🙏 ንምንታይ ኢና ወዲቅና?👌 ንምንታይ ኢና መዋእልና መስዋእቲ እንከፍል?👌 እዙይ ኢና ክንምልስ ዝግበአና።እቲ ካልእ ጓል መንገዲ እዩ።👌
@GirmayMesele
@GirmayMesele Месяц назад
እዚ ሓውና ጥዔና ዘለዎ አይመስሊ ምኽንያቱ ልዛረበሎ ናይ1993 ናይ ህወሓት ምክፍፋል እንታይ ትብል ነይርኻ ልምንታይኸ ምስ ህወሓት ቐፂልኻ ሕጅውን እቲ አኸባ ናይ ህወሓት ምዃኑ ኹሉ ይፈልጦእዩ እስኻ ግን ልተቓወምቲ እድል አይተወሀበይ ትብል አለኻ ዘረባኻ ኹሉ ናይ ገብረመድህ አርአያን አብረሃ ያየ መሲሉ ቐፃሊ መንገድኻውን ላብዓቶም እዩ ዝመስል አብ ቓረባ ንሪዒካ ኢና።
@santiyago7635
@santiyago7635 Месяц назад
ዝስብ ስብ እዩ። እንተ ምንታይስ?ቃላት ሓቂ ናይ ምግላፅ ብቅዓት ስለዘይብሎሞ። ደም እኻ ደም የቅሪ እምበር? ሓቂ አይገልፅን?ሓቂ መግለፂ ዘይብላ ምግባሩ እግዚአብሔር ሓቁ እዩ። ምናልባት ሓቂ ንሱ ብቻ እዩ።
@luwamluwam3868
@luwamluwam3868 Месяц назад
ድምፂ ወያነ ናይ ህዝቢ ሚድያ ክትኮኑ ይግባእ ህወሓት ሞይታ እያ!!
@tsab826
@tsab826 Месяц назад
ሰራዊት ትግራይ ትሰምዕ አለካ'ዶ?
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Месяц назад
ምን ትስራለህ የግርድና ስራ የለንም አረብ በገባህበት ውጣ ግን ከየትኛው ነህ ከ ሳውዲ ስሀራ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ደንቆሮ አሳማ አረብ 😂😂
@santiyago7635
@santiyago7635 Месяц назад
ተንሚድያታት ብቻ ዘይኮናስ ? ትግራይ ወይ ናይ መንግስቲ ወይ ባዓል ሃፍቲ ዘይኮናስ ብስም ህዝቢ ትግራይ ዝተመስርታ ባዓልዋነእን እናፍለጥና ዘይንፍልጠን ድርጅታት እውን። ናይ ድምፂ ወያነ ሰራሕተኛ ባዕሎም ብብቃዓትኩም ድዩ ብቤተሰብኩም ተቋፂርኩም ኢልካ ተታሓቶም ከይአመኑሉ ምኻኑ ስለዝፍልጡ ከይሓሽው ሓቁ እዮም ዝነጉሩኻ።
@abelabrha6539
@abelabrha6539 Месяц назад
ድምጺ ወያነ ኣብ 44 ዓመት ሓቂ ኣቅሪብኩም
@weldekirosmiruts9887
@weldekirosmiruts9887 Месяц назад
ተጋዳላይ ተክለብርሃን እቲ ዝተካየደ ገምጋም ኩሎም ኣብቲ ኣኬባ ዝተሳተፈ ኩሉ ካድረ እዩ ደጋፊን ዘይደጋፊን ዝበሃል ኩሉ ህወሓት እዩ ተክለብርሃን ኣነ ዝበልክዎ እዩ ትክክል ዝብል ዘሎ ይመስል ናይ ህወሓት መርህ ዝፃረር ዘሎ እምበር ንህወሓት ዘድሕን ኣይመስልን ካብቶም ህዝበኛታት ሓደ እሱ ይመስለኒ ንባዕሉ ተቛፃፃሪ ዘድልዮ እዩ።
@gheberemskelbereket1368
@gheberemskelbereket1368 Месяц назад
ቁፅፅርካ ተጠፌእ ንስኻ ሉኡኽ ኢኻ
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 Месяц назад
Tikkl banda eyu ezi sebay
@weykefetek3020
@weykefetek3020 Месяц назад
ኣጋ እርጋን ዕብዳ፣ ሕሶትብ ቦሎኽለኽን ኣብዚሑ
@solomongebremariam4944
@solomongebremariam4944 Месяц назад
እዚ ሰብ ተዓሲቡ እዬ ምክንያቱም ዓጀዉጀዉ አብዚሁ ቁምነገር የብሉን
@negagetachew974
@negagetachew974 Месяц назад
ናይ ሕወሓት አካይዳ ጌጋ እዩ ኢሉ ምዝራብ ሐቀኝነት ይመስለኒ። እዚ ሰብ አፍቲ ነትወርክ አትዩ ሱቕ ማለት ይክዕል ነይሩ።
Далее