Тёмный

DW International ዳህሳስ ጥበብ - ምስ በዓልቲ ቤቱ ድምፃዊ ኣሚር ዳውድ 

Dimtsi Weyane Television
Подписаться 423 тыс.
Просмотров 20 тыс.
50% 1

#dw #International #tigray
#ኣሚር ዳውድ
#Dimtsiweyane #Tigray
#Subscribe ይግበሩ!
Website www.dimtsiweyane.co
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/dwetinternational
Instagram / dimtsiweyane

Опубликовано:

 

1 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 67   
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
ኣሚረይ ገና ካባኻ ቡዙሕ እናተፀበና ተፈሊካና መንግስተ ሰማይ የዋርስካ እተን ውላድካ ኣብ ቁምነገር የብፃሓየን❤🙏
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g Месяц назад
ኣሚረይ ብመንፈስ ኩሉ ጊዜ ምሳና 🥺☺️
@zufanbeshir4098
@zufanbeshir4098 Месяц назад
ኣሚረይ 😢😢 ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኻ ፈጣሪ😢😢
@birhanemelaku3931
@birhanemelaku3931 Месяц назад
አምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ 😢 ነተን ሽኮሪናታት ደቁ ኸዓ ዕድመን ጥዕናን ይሀበን
@user-yb9fv7xy6l
@user-yb9fv7xy6l Месяц назад
መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ ኣሚረይ ማዓረይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኻ😢❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
ምእንግስተሰማይ የዋርስካ ዳውዳ ሰላምን ጥዕና ን ስድራ ኣሚር
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Месяц назад
ኣሚረይ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ🙏😭😭😭
@alganeshhagos5391
@alganeshhagos5391 Месяц назад
God bless tigaray and my people ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️
@genetraya9799
@genetraya9799 Месяц назад
ኣሚረይ ሑቡን ትግራዋይ ነብስኻ ምስ ቁዱሳን የንበረልና🙏 😢
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p Месяц назад
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ መዓረይ ❤️💛🌹
@SolSe-jn5vi
@SolSe-jn5vi Месяц назад
አሚኮ ብጣዕሚ ኣርከይ እዩ ልሰብጣዕሚ ርሁሩህ እዩ ዝአርከይ ነብስካ ይምሓሮ ዝአርከይ ተይሞ ተፈሊካና ቡዝሕ ናተፀበና ነርና
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 Месяц назад
Mengiste Semayat yewariska hawey mearey ❤🌹🌷💐🙏
@noorhusienabdul5722
@noorhusienabdul5722 Месяц назад
amier dawud best musian and producer ,,, your music and message will be with us ,,, allah yerhamake ,,,
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki Месяц назад
መንግስተ ስማያት የዋርሶ ሓመዱ ይቅለሎ ❤❤❤
@user-ed6hj3xz6o
@user-ed6hj3xz6o Месяц назад
ኣሚረይ ነብስኻ ኣብ ገነት ትምበር ኩል ጊዜ ኣብ ልብናኢኻ
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
እተን ደቂ ድምፀን እኳ ዘይተስሙዑና እኒሀኹም ጋዜጠናታት🤔🤔
@fayaz3598
@fayaz3598 Месяц назад
ኣሚርዋየ😢 መንግስተ ሰማያት የዋርስኻ ታማ🙏
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f Месяц назад
ኣሚረይ💔😍
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Месяц назад
አሚረይ ማዓረይ ነፍስካ ብሰላም ትዕረፍ 🙏🥺ኩሉ ግዜ አብ ልብና ኢካ ሰላም ጥዕና ንስድራካ ይኹን 🙏🕊
@DannyTekaBeyene
@DannyTekaBeyene Месяц назад
ንቤተሰቡ ድዩ ብደምቢ ክተቕርብዎም ልግባእስ ወይስ ንመሓዝቱ??😢
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 Месяц назад
ኣሚር ሕያዋይ ። መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 🙏🙏❤
@brhanetamrat9240
@brhanetamrat9240 Месяц назад
አሚር ሓወይ ኩሉሻብ አብ ልበይ አለኻ ። ደርፍኻ የፅነዐኒ የሕብነኒ ትግራዋይነተይ ንኸፅንዕ ከአ ይገብረኒ ። አሚር ዝኸዳዕናካ እናመሰለኒ ንኽልተ ደቅኻ ምዃን አብዩና እሰከ ኹሉ ይሕለፍ ፅቡቅ መዓልቲ የምፀአልና እምበር ንሰኻ ደአ ትግራይ ዝሽከም እንግደዐ እንድዩ ኔሩካ ።
@titichannel8465
@titichannel8465 Месяц назад
❤🙏🙏🙏🙏
@Sele-lx3iz
@Sele-lx3iz Месяц назад
ኣሚረይ ፈታዊ ዓዱ 😢😢😢😢
@tiblezbella5693
@tiblezbella5693 Месяц назад
Egziabeher teteumu eyu zfetu Amir hawey 😢 ❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv Месяц назад
አሚረይ ነብስካ አብ ገነት ትምበር😢😢❤❤❤
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 Месяц назад
አሚር ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን መንግስተ አምላክ የዋርሶ
@rozar227
@rozar227 Месяц назад
ኣሚረይ😢
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Месяц назад
ሰሓባ እናቴ ትብል ደርፉ ክትምስጠኒ ኣሚረይ😢
@user-en1zd1ev6c
@user-en1zd1ev6c Месяц назад
አሚር አላህ የጀነት ፈርዶስ ይወፍቅህ ያረብ🙏🙏🙏🙏
@tiblezbella5693
@tiblezbella5693 Месяц назад
❤️❤️❤️❤️❤️🙏🌿
@AXUM13
@AXUM13 Месяц назад
ኣሚረይ 😭ኡፍፍፍፍ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 Месяц назад
አሚር ዓመጽ አይጻወርን ነበረ እሞ ሕማቅ ምስ ዝርኢ ንሕማቅ ንምውጋድ ሕማቅ ብዘጋጠሞ ይባአስ ነበረ እሞ ምስ በዘሐ ምስ ኩሉ ህዝቢ ክትባአስ አይካአልን ኢሉ ደምደመ ብጥበብ ጌሩ ምርዳእ መረጸ ካአሎ ልበይ ካአሎ በለ ለዋሀይ ሰላም ዕረፍቲ ይግበረልካ
@EphrataGezai-ds7ep
@EphrataGezai-ds7ep Месяц назад
🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@desnetkbrom
@desnetkbrom Месяц назад
ኣሚረይ❤❤❤
@user-dm9mk8mp3r
@user-dm9mk8mp3r Месяц назад
ኣዘያየምኡ ድምጹ ኣነ ካብ ቀደም ጀሚረ'የ ዘድንቆ 8ይ ክፍሊ ኔረ ይፍለጠኒ "ኣይሞቱን ጀጋኑና" ትብል ደርፊ ክሳብ ሕጂ ፈጺመ ዘይሞንዋ'ያ። ኣሚር ተፈለ'ዩ ብጣዕሚ ። መንግስተ ስማይ የዋርሶ። ግን ኣብዚ ንDW ክሓተኩም ዝደሊ ዓብይ ሕቶ ኣሎ ንሱ ውን ሓዱሽ ኣልበም ንተፈናቀልቲ ኣወፊዋ ኣብዚ ሚድያ እዚ ሪእናዮ ግን ኣበይ ኣሎ? ካብቲ ገንዘብ ንላዕሊ እቲ ካሴቱ ሃብትና'ዩ ንተጋሩ ።ከምዚ ዓይነት ተወፈየ ካሴት ብተደጋጋሚ ክጠፍእ ተዓዚብና ኢና እዚ ክልተ ጥፍኣት'! ቅድሚ ዓሰርተ ገለ ዓመት ሓደ ሽሙ ዘይሓዝክዎ ገባሪ ሰናይ ኣርቲስት ካሴቱ ንብፊስቱላ ዝተሸገራ ወገናት ትኹነለይ ኢሉ ኣወፊዩዋ ጠፊኣ ተሪፋ።እዙታት እንታይ ማለት'ዩ ክሳብ ሕጂ መልሲ ኣይረኸብኩሉ። ስለዚ ናይ ኣሚር ብፉጹም ክጠፍእ የብሉን በፍጹም!
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 Месяц назад
ኣሚር ንናፍቐካ ንዝክረካ ኢና ስድሩኡ ድማ ክንሕግዞም ግድን እዩ ሃየ ደቅዓደይ
@lemlemwoldegerima3598
@lemlemwoldegerima3598 Месяц назад
Rip ❤
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e Месяц назад
Rest in peace amirey 😢😢
@medid.454
@medid.454 Месяц назад
❤❤❤
@HK-gz8zt
@HK-gz8zt Месяц назад
😢😢❤❤❤
@user-rn5gu6jp3n
@user-rn5gu6jp3n Месяц назад
❤❤❤❤
@liyaweldeslasse8751
@liyaweldeslasse8751 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤
@FsfVvz-cq1hv
@FsfVvz-cq1hv Месяц назад
❤❤❤❤❤
@tadeleasefaw
@tadeleasefaw Месяц назад
ኣሚረይ
@TemuRoyal-fo6wo
@TemuRoyal-fo6wo Месяц назад
Amirey 😢❤❤❤ kndey ntsbe nerna kabaka
@AtoBelay
@AtoBelay Месяц назад
አሚር ምርጡ
@marken3608
@marken3608 Месяц назад
አኽኽኽ..አሚረይ መንግስተ ሸማይ ያዋርስካ
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢
@Sheshey-gn7dl
@Sheshey-gn7dl Месяц назад
😢😢😢
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 Месяц назад
Rip amir dawd😢😢
@user-qo5ix6ln5g
@user-qo5ix6ln5g Месяц назад
😢😢😢😢
@salihafar2244
@salihafar2244 Месяц назад
#ኣሚር_ዓብዱ_ዝገርም_ንትግራዋነቱ ዝነበሮ ክብሪን ፍቅርን ይገርመኒ'ዩ። ካብ ኩሉ ንላዕሊ አብ ልዕሊ ህወሓት ፀለሜ እንትወርድ "አነ ወያነ እየ አነ ህወሓት'የ" እናበለ ሽርጥ ኣብ ክሳዱ ጌይሩ ኣብ ፈሰቡክ ዝልጥፈን ዝነበረ መላእኽቲታት ናይ ኣሚር ታቓላሳይነቱ ብግልፅ ያንፃባርቕ ነይሩ👈👈 👉ከም ሓደ ፈታዊ ትግራይን ትግራዋይን ምሰክርነተይ ይህብ።
@tomtom-qj4fv
@tomtom-qj4fv Месяц назад
አበይ አላ ባዐልት ቤቱ?
@HabenEntertainment657
@HabenEntertainment657 Месяц назад
ኣዲስ ኣበባ
@TesfayBeyene
@TesfayBeyene Месяц назад
Amirey kulu gize ab lbna aleka king
@binilove3333
@binilove3333 Месяц назад
ኣሚር ሓላል ሰብ ኣቦጥበብ
@mebrhitmebrhit6945
@mebrhitmebrhit6945 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@beletu7041
@beletu7041 Месяц назад
አንቱም አርቲሰት ግን ዝነበረኩም ቅርበትቤተሰብነት ማለት እኮዩ ክትሕግዝዎስ ከም አነ ብዓቅመኹም ቀዳሞት ክትኮኑ ታይ አለዎ ?
@user-ui6ss9ee8p
@user-ui6ss9ee8p Месяц назад
ኣነስ ምስ ሞተ እየ ፈሊጠዮ ግን ልክዕ ከም ዝፈልጦ ሰብዩ ዘሕዝነኒ😢 ግንሲ ናይ አሚርለ ሰበይቱ አምሓረይቲ እያ ማለት ድዩ?
@HabenEntertainment657
@HabenEntertainment657 Месяц назад
7 ዘርኣ ትግራወይቲ ኣዲስ ኣበባ ስለ ዘዓበየት እያ።
@user-ui6ss9ee8p
@user-ui6ss9ee8p Месяц назад
@@HabenEntertainment657 ኸምኣ ተኾይናማ ግርም ናይ ዳዊትነጋ ሰበይቲኸ ኣብኣ ከለኻ 😅
@vvg5520
@vvg5520 Месяц назад
ትግረወቲ እያ ንሳውን ነይ ዳዊት😢​@@user-ui6ss9ee8p
@AfariMoranSleuth.ExportedSalt
@AfariMoranSleuth.ExportedSalt Месяц назад
ቀውሢ ጠልጣል ዶግ
@user-hz4oc7lj4k
@user-hz4oc7lj4k Месяц назад
No tigraweyti eya ab jima eya lteweledet labeyet
@ezbhamenn2050
@ezbhamenn2050 Месяц назад
❤❤❤❤❤
Далее
Kettim gul opkegani😋
00:37
Просмотров 749 тыс.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 682 тыс.