Тёмный

DW International ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳርን ምክትል ኣቦ ወንበር ህወሓትን ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሎሚ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ዝሃብዎ መብርሂ 

Dimtsi Weyane Television
Подписаться 435 тыс.
Просмотров 78 тыс.
50% 1

#dw #International #tigray
#ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳርን ምክትል ኣቦ ወንበር ህወሓትን ኣይተ ጌታቸው ረዳ
#Dimtsiweyane #Tigray
#Subscribe ይግበሩ!
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane
This stream is created with #PRISMLiveStudio

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 895   
@zinabumarsie8321
@zinabumarsie8321 25 дней назад
ፈጣሪ ይሓግዝካ ጌች!
@taricbitewlign6543
@taricbitewlign6543 25 дней назад
ፅቡቅ ሃሳብ እዪ ጌቹ ቀፅለሉ 🙏
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 25 дней назад
Good job gecho hawuna . Haye tigray adika.❤❤
@noahluca5361
@noahluca5361 25 дней назад
ጉጅለ ኣለም ይሰነ ካብ ዓለም ብዘይ ቃል ዓለም!
@user-qj2ii2je2h
@user-qj2ii2je2h 25 дней назад
እነ ደብረፅዮን ቃልሶም ቃለ ዓለም
@TeklayGuesh-c4s
@TeklayGuesh-c4s 25 дней назад
ጌቹ አጆካ
@MengsehaKalayu
@MengsehaKalayu 24 дня назад
ጅግና
@Brhanu-t6q
@Brhanu-t6q 25 дней назад
ኣጆኻ ጌቾ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@user-ok4ph2dh8k
@user-ok4ph2dh8k 25 дней назад
አጆኻ ጌች ህዝቢ ትግራይ አብ ጎንኻ እዩ ዘሎ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@amannegus8465
@amannegus8465 25 дней назад
ይ ሰመረ ኣሰይ ጽሎተይ ሰመረ ነታ ምቅርቲ ኤርትራና ከፍርሱ ለይትን ቀትርን ዝሃቀኑ መለስን ደቂ መለስን ሕጂ ሓድሕድ ክናቖቱ እንክንርእይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ተመስገን ኣቡነ ፊሊጶስ ኣቦይ ኣልሓምዱሉ ኣላህ
@MelakuTesfaya
@MelakuTesfaya 24 дня назад
ከም ቀደም መስልክን ውሒጅ ክወስደክን 😬 ዝፈረሕክንኡ አይተረፈክኒን ok ምስ ፌዴራል ኮይኒና ክናጥፈኤክን እና ok😂
@mengstabsegid8985
@mengstabsegid8985 24 дня назад
አይትሓሹ ህዝቢ ትግራይ እምነቱ አብ ባእዕሉ እዩ ዘይከውን ነገር አይትናገር እስካለ ንባዕልካ ከም እንአለም ሌባይ ሓሻውይ ኢካ
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 22 дня назад
​@@amannegus8465ሕፈር እስከ ጌታቸው መንእሰይ ኢዩ ካብ ባህላዊ ፖለቲካ ንትግራይ የውጻኣ ኣሎ፡ ኩሉ መንእሰይ ከኣ ይስዕቦ'ሎ፡ ኢሰያስ ወዲ 80 ዓመት ን ኤርትራ ንልዕሊ 30 ዓመት ኣብ ድኽነትን ብርሰትን የእትዩ ሃገር ሓሚስዋ ፍጹም ምልኪ ኣስፊኑ ንህዝቢ ኣጽኒቱ፡ ብድሕሪ ኢሰያስ ከመይ ክከውን ኢዩ ኢልካ ሓሲብካ ኣይትፈልጥን 😮
@aregashyigzaw4860
@aregashyigzaw4860 25 дней назад
መሕፈሪ አዕፅምቲ ስወአት እሾኽ ኮይኑ ይውጋእኹም
@user-nr8je5zm1h
@user-nr8je5zm1h 25 дней назад
Amen 😢😢😢😢way hzbey😢
@user-se4tq4kg2l
@user-se4tq4kg2l 25 дней назад
ኣሜን ወደይ ልብና ሓሪሩ 😢😢
@SenayNigus
@SenayNigus 25 дней назад
ብጣዕሚ ሓፊርና ኩሎም ከኣ ስሱዓት ናይ ስልጣን እዮም።
@yibelghebre6265
@yibelghebre6265 25 дней назад
ጠቕሊሉ ሓራኢ እዩምበር! ሕማቕ ኸብዳም።
@AlulaAtsebeha
@AlulaAtsebeha 25 дней назад
ዓሌታውያን ደጊም ናሰረኩም ደም ናሰቴኹም ትነብርዎ አብቂዑዩ
@Aklilu-f5h
@Aklilu-f5h 25 дней назад
ምስ ጥቕሚ ህዝቢ ትግራይ ምውጋንካ ምስ ኩሉ ፀገማትካ የመስግነካ
@zenebechkebede7457
@zenebechkebede7457 25 дней назад
ታይ እዩ ጌሩ ።ተመዛበልቲ ናብ ቦትዖም ክምለሱ ምን አታሓዳደሮ እናበለ መሬት ትግራይ ከይምለስ ብምግባሩ ድዩ?
@Teklay14
@Teklay14 24 дня назад
ተወገር​@@zenebechkebede7457
@temesgenGslasie-wr1uh
@temesgenGslasie-wr1uh 24 дня назад
ኽላእ ዕሙት እሞ እንድሕር ከኪ እግሩ ላዘራ ጭርኡ ልነኽሳ ተኾይነን እማ ታይ ደማ እዩ ልፍጠር ኣታ ታይ ኢና ደይ ንገብሮ ።​@@zenebechkebede7457
@fkreayele3056
@fkreayele3056 24 дня назад
ምስ ብልፅግና ምውጋንካዶ?
@AshenafiHagos-wc7pc
@AshenafiHagos-wc7pc 25 дней назад
መንአሰይ ኣብ ጎንካ አሎ ግች ትግራይ አባካ አያ ተስፋ አለዋ ስክን በል አመዛዝን ህልክ ምንም ጥቅም የብሉን 🥰
@tegarustrong9372
@tegarustrong9372 24 дня назад
Thank you "gecho" for prioritizing the safety and interest of our people. We are all with you as long as you stand for the interest of Tigray and Tegaru🙏.
@JossyMarley-r5l
@JossyMarley-r5l 24 дня назад
You are a great leader of tigray 💪
@SikoSilo-xb6ec
@SikoSilo-xb6ec 25 дней назад
ጅግና ወደ ረድ 💪💪💪💪💪💪💪
@KibreKidusanGebreMariam-tn2og
@KibreKidusanGebreMariam-tn2og 25 дней назад
❤ ንሱኹም ካብቲ ጉባኤ ህውሓት 17ቲኹም አባላት ዓርስኹም ምስ አግለልኩም ቅድመሐጂ ብዘይ ስሩዕ መግለጺ ዝልሑኽ ዝነበረ ናይቲ ውድብ ውዕሎ ምስጢራት ክዕቀብ ምጅማሩ ንዕዘብ አለና ። ስለዚ አብቲ ውድብ ዘለኩም ተአማኒነት ምስጢር ዓቃቢነትን አብ ውሽጢ ❤17 ተኹም❤ አባላት ጥራ እቲ ዘይተአማኒነት ጸገም ከምዘሎ ግልጺ ኾይኑሎ ይመስለኒ ።
@arekihalefom7200
@arekihalefom7200 25 дней назад
ጌታቸው ጀግና ❤❤❤
@nebyatmekonen1313
@nebyatmekonen1313 24 дня назад
ጥዕና ዕድመ ያሃብካ ጌች ጅግና ትግራይ ኣብ ኢድካ እዪ ፍትሒ ትረክብ❤❤❤
@mussiezereay6188
@mussiezereay6188 25 дней назад
ወዲ ረዳ ወጥር💪💪💪
@yohanneswoldu4658
@yohanneswoldu4658 25 дней назад
የውጭ ሀይል ያልከውን በግልፅ ተናገር ጌች እና ህዝብ ዳኝነቱን ይስጥ
@msraq
@msraq 25 дней назад
ሻዕብያ
@haben8627
@haben8627 25 дней назад
@@lalaland4552ኢሱን ሕዝቢ ኤርትራን ገጽ ማለሊት ክርዕዩ ኣይደሉን ካብ ርዕስና ዉረዱ
@biniam5667
@biniam5667 25 дней назад
ኣናታ ባሪያ ዓድዋ ኡሱ ይኽን ህዝቢ ኤርትራ ገጽ ማለሉት ክርኢ ኣይድልን ኢዪ።ስምና ኣይትልዑሉ ክብርትኩም ሓልው​@@lalaland4552
@yohanneswoldu4658
@yohanneswoldu4658 25 дней назад
@@msraq እሱ ቢናገር ጥሩ ነው አለበለዚያ ኣሉባልታ ነው የሚሆነው
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 25 дней назад
ኤርጥሪን ደቂ ዕጥሩን ኣብ ሜዲታት ትግራይ ተሰጢሕኩም ጭንን ክትቡ ትውዕሉስ ማራ እያ ተስሕቀኒ😂፡ ቲቪ ዕረ ዝርእያ ስኢና ብጀካ ዝነቀዘ ዓደስን ቀዳድ ኮንጎን፡ ካልእ ዘይትርእየላ ኮይና ተሪፋ፡ ደቂ ዕጥሩን በላዕቲ ቀርዕዶ ቁማልኩም ኣጽርዩ ትግራይ ረስዕዋ፡ ምሽ የዕኒኩማ ኢኩም ወያነ ምሽ ነበረያነበረ ጌርኩማ ኢኩ? ሕጂ ጉዳይ ቁማልናን ጥሜታን፡ ጉዳይ ዓደስና ቦጅቦጅናን ንግበር።
@LegeseGidey
@LegeseGidey 25 дней назад
ጎብዝ ምስ ግዜ እትኸድ መራሒ ኢኻ ንስኻ ጌች ጉዶም ዝፈለጥካ ዘበናዊት ወድብ ግበራ
@user-eq5mb3nu3q
@user-eq5mb3nu3q 24 дня назад
ትግራዋይ ባንዳ ኾይኑ ካብ ምርኣይ ሞት ይሓይሽ ጌታቸውን ኣወጃዕቱን ኣስተውዕሉ ላብ ናይ ኣብዪ ኣሕመድ ወፅመድ ላኣተኹም ሃምለለኹም ተጠንቀቑ ትሞቱአለኹም ሞትኹም ምናልባት መንገፍ ትግራይ ምርጋፍ ክኾን ይኽል እምበይ ትግራይስ ትቕፅል እያ።
@tesfayberhane6716
@tesfayberhane6716 24 дня назад
Long Live Gecho
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia 25 дней назад
እቲ ጉባኤ ትርጉም የብሉን-ጌታቸዉ❤❤❤❤❤❤
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 25 дней назад
ፖለቲካ ትግራይ ብቐንዱ ንተጋሩ ዝምልከት እዩ። ኣብዚ ከም ኤርትራዊ ተዓዛባይን ደላይ ጽቡቕ ህዝቢ ትግራይን ክሪኦ እንከለኹ ግን ፡ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዳግማይ ሽግር ከይኣቱ ብጣዕሚ እየ ዝፈርሕ። ምፍራስ ትግራይ ንኤርትራውን ዘርብሕ ኣይኮነን። ህዝቢ ትግራይውን ከምዚ ኣይግቦኦንዩ። እዚ ኣካይዳ ብግልጺ ናይ ሕወሓት ኣብ ሰለስተ ምምቃሉ ወይ ብዝገደደ ኸኣ ከም ውዱብ ምፍራሱ እዩ ዘመልክት። ናይ ጌታቸው ኣንጃ፡ ናይ ደብሪጽ ኣንጃ፡ ናይ ጀነራላት ኣንጃ! 3 ኮይኖም ኣለዉ። ዋላ ሓዲኦም ስዒሩ እንተወጸ፡ እቲ ዝኸፍልዎን ዘኽፍልዎን ዋጋ ኣዝዩ ብዙሕን ንትግራይ ምሉእ ብምሉእ ዘዳኽምን እዩ ክኸውን ዝኽእል። ህዝቢ ትግራይ ብሓቂ ዕድል ኣይገበረን፡ ግን ሕጂውን ዕድሉ ኣብ ኢዱ ንምጭባጥ፡ ኩሎም ውዱባት ዘቑምዎ መሰጋገሪ መንግስቲ ከቕውም ኣለዎ። ንሕወሓት ይኹን ነቶም ሕጂ ዝፍጠሩ ዘለዉ ኣንጃታት፡ ከም ሰቦም ከም ተራ ውዱብ ጥራሕ ርእዩ፡ ዕድሉ ኣብ ህዝብን ሕግን ከጽንዖ ኣለዎ። ምስ ህዝብን ምምሕዳራትን ኤርትራን ኣምሓራን ዓፋርን ከም ቀጥታ ጎረባብቱ፡ ብዕሊ ናይ ሰላም ሃዋህው ክፍጠረሉ ኣለዎ።
@danielfekadu3507
@danielfekadu3507 24 дня назад
Lebam melekti
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 22 дня назад
እቲ ሽግር ዝኣረገ ዝበስበሰ ውድብ ህወሓት ኢዩ፡ ኣሪጉ ምእራግ ትፈልጥ ኢኻ ሓቀይ'። ህወሓትን ህግደፍን ዝኣረገ ዝጠስጠሰ ውድባት ኢዩ፡ ምስ ሓድሽ ዓለም ሓድሽ ኩነታት ክከይድ ኣይክእልን፡ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሰላም ዝከውን ኣብ ኤርትራን ትግራይን ከም ጌታቸው ሓደስቲ ወለዶ ኣብ ስልጣን ምስ ዝመጹን ሓይሊ ምስ ዝፈጥሩን ኢዩ፡ ጌታቸው ከምዛ ሒዝዋ ዘሎ ክቕጽል ኣለዎ፡ ኣብ ኤርትራ ከኣ ሓድሽ ስርዓት ክፍጠር ተስፋ ኣለና ።
@wedigashlove
@wedigashlove 22 дня назад
Halewlw mebal aydeln eu hezbi tegray konu merhatom Selam tegrom nenbsom keunat tegrom nenbsom mare kendy resati mekanom gn qerub zezkrom yedlu alwu
@Alemy-qj7ck
@Alemy-qj7ck 25 дней назад
ህዝቢ ትግራይ ሠላም እዮ ልደልይ
@TesfayAssefa-d7t
@TesfayAssefa-d7t 25 дней назад
እግዚአብሄር ቋንቋችሁን አንድ ያድርገው !!ለዚህ ጨዋና ጠንካራ ለሆነ ህዝቡ !!
@user-do8wt1qr5u
@user-do8wt1qr5u 25 дней назад
ጀግና ወድ ህዝብ
@mekonengebrtsadik5683
@mekonengebrtsadik5683 25 дней назад
ዋይ ዋይ ዋይ ጌታቸው በቃ ተራ ውንጀላ አብ ዝዓበኻሉ ውድብ ትኽክል አይኮነን ናይ ጉባኤኛታት ፐሪፖርት እዪ አቕሪቡ ብጣዕሚ የሕዝን ህዝቢ ትግራይ ብዚ ሰብ እዚ ምብራሑ።
@MelonaTube1223
@MelonaTube1223 25 дней назад
ኣጆካ👍
@Wediyirga
@Wediyirga 25 дней назад
እዚውን ሳኒታይዘ ኢካ ጀግና ጽሩይ ትግራዋይ
@salamb9556
@salamb9556 24 дня назад
ብኽመይ እዩ ጅግና መልሲ
@SamiYewah
@SamiYewah 24 дня назад
ጅግና ነይሩ ግን ለማስ እዩ😢
@user-eq5mb3nu3q
@user-eq5mb3nu3q 24 дня назад
አብይ ወይም ኢሱ ትኸውን እምር ትግራዋይስ ሰኒታዘር ኣይብሎን ሎሚ
@Wediyirga
@Wediyirga 24 дня назад
@@user-eq5mb3nu3q ሞጃል ጎተኛ ኸዚውን ሎሚን ሳኒታይዘር እቲ ጉጅለ አለም ገ/ዋድን ሞንጆሪኖ ድማ ኣንበጣ ቆይኖም ንህዝቢ እናበልዑ ንአና መጠጡ ደቆም ይርከቡ
@Wediyirga
@Wediyirga 24 дня назад
@@salamb9556 ብተግባር እሪየኹም እኮ ከዳተኛታት ዲኩም
@zenagirma8230
@zenagirma8230 25 дней назад
የእግዚአብሔር ሰላም ከእናንተ ጋር ይሁን❤❤❤❤❤❤❤
@amannegus8465
@amannegus8465 25 дней назад
ይ ሰመረ ኣሰይ ጽሎተይ ሰመረ ነታ ምቅርቲ ኤርትራና ከፍርሱ ለይትን ቀትርን ዝሃቀኑ መለስን ደቂ መለስን ሕጂ ሓድሕድ ክናቖቱ እንክንርእይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ተመስገን ኣቡነ ፊሊጶስ ኣቦይ ኣልሓምዱሉ ኣላህ
@destameseret8736
@destameseret8736 25 дней назад
ብጣዕሚ ፡ ሐሚምና ፡ ቁርን ፡ በረድን ፡ እንተይበልና ፡ ጉሮሮና ፡ ክሳብ ፡ ናሐምም ፡ ስለ ፡ ሕዝቢ ፡ ትግራይ ፡ ዝተቃለስናዮ ፡ ገደል ፡ ኣእቲኹምዋ ፡ ምስገንዘብና ፡ ተጫዊትኹምና ፡ ብዛአቢ ፡ ደሞ ፡ ስዋአትናን ፡ አካለስኩላትናን ፡ ኹሉ ፡ ገደል ፡ አትዩ
@KahsuGebre-xd5fz
@KahsuGebre-xd5fz 25 дней назад
ጌች❤❤❤❤❤❤
@abebaviard60
@abebaviard60 25 дней назад
ንሕዝቢ ትግራይ ይቅርታ ሓቲትኩም ተአሪኹም ናብ ሰላም ንኡ እተዘይ ኮይኑ ናይ ፀላቲ ትግራይ መንገዲ ዝክፍት ሰራሕ አትግበሩ እቱ ዳኒኤል ክብረት ዝቨሎዶ ረሲእናዮ ኢና ብሰነ ሰረአት ሕዝብኩም አገልግሉ ❤❤❤
@user-tv6fd9uu2b
@user-tv6fd9uu2b 25 дней назад
ኩላትኩም ንስልጣንኩም እንበር ንህዝቢ ትግራይ ረሲዕኩሞ ኢኩም እቲ ዝበዝሕ ሰብ ብስራሕኩም ሐዚኑ ሐፊሩን እዩ እዞም ኩሎም ንአሽቱ የሕዋትና ሂወቶም ዘሕለፉ ንህዝቢ ትግራይ እንበር ንስኩም ብስልጣን ክትባአሱ ብጣዕሚ የሕዝን ንስካ ካአ ዘረባ ጥራይ ኢካ ስጋብ ሕጂ ተመዛበልቲ ናብ ቦቶኦም ምለሱዎም ሰሪሕኩም ብተግባር ምርአይ
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 25 дней назад
Gecho we will support you. Give priority to ur people of tigray.
@tsehaydebalkew6524
@tsehaydebalkew6524 25 дней назад
ኣታ ብሰላም ብዝርርብ ዲዮ ኾይኑ? መሕፈሪን መፊርሕን situation in Tigray!! 😢 ፀገምና ተጋሩ ምስ ተጋሩ ኾይናኻ ክፊታሕ ምተገበዐ። Ato Getachew When is the people going to their place? ንስልጣን ህዝቢ ትግራይ ይጉልላዕ አሎ። ትግራዋይ ብሰላም ክነብር ይፈቀደሉ። 😢
@AssefaGirmay
@AssefaGirmay 25 дней назад
Getcho gentleman
@user-lz9wr9uq1o
@user-lz9wr9uq1o 25 дней назад
እዙ ሓሳብ ዚ አብቱ ጉባኤ ተረኺብኻ ዘይትማጎተሉ ግልፅነት ዘይብሉ ቃለ መሕተት አፋላላይ ክህሉ ንቡር እዩ እዞም አብ በረኻታት ትግራይ ዝተረፉ ስውኣት ረሲዕኽምዎ ድዩ በቃ መሕዘንቲ ልምንታይ ኸ ብተደጋጋሚ አብ ሚድያ እናመፃኻ አፈላላይኹም ተስፍሕ ?
@abeselombeidemariam379
@abeselombeidemariam379 25 дней назад
ጌቾ እዚኣ ክትፀሪ ኣለዋ 80% ኣባላት ሕወሓት ዝተሳተፈሉ ጉባኤ ናይ 4 ሰባት እዩ ኢልካ ምንሻው ንህዝቢ ምንዓቕ እዩ ንህዝቢ ትግራይ እንተትጭተቁ ነይርኹም ሽግሩን መከርኡን ምፈታሕኹም ነይርኹም ናታትኹም ሽግር ንህዝብና ተሪፈ እኒዮ
@lttlite157
@lttlite157 24 дня назад
ብስንፍና መራሕቲ ህወሓትን ኣባላትን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ታሪኹ ሪኢዎ ዘይፈልጥ ብርሰት በፂሕዎ እዩ ሕፈሩ።
@FunnyOutdoors-wi7gw
@FunnyOutdoors-wi7gw 25 дней назад
ጌቾ ሙሁር ትግራዋይ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ትግራይ ዘሎ ኹሉ ኣሳቲፍካ ፓርትኻን ሃገርኻን ኣድሕና ናይዚ ኩሉ መስዋእትን መቑሰልትን ከንቱ ከይተርፍ : ካልእ ብዛዕባ ሙሉእቲ ትግራይ ንምምላስ እናሰራሕኻ ምጉዓዝ እዩ ምስክርኻ::
@manjush1092
@manjush1092 23 дня назад
Ajoka gecho wedi hizbi❤❤❤
@TeweldeKalayu
@TeweldeKalayu 24 дня назад
ጅግና መራሒ ወዲ ረዳ ኣይዞኻ
@kesatebrhanselama1231
@kesatebrhanselama1231 24 дня назад
❤❤❤ ኣይዞኻ ጌቾ
@haileseged1124
@haileseged1124 25 дней назад
በ4 እከያት ሰባት ትግራይ አይትሕመስይ አጆኻ ገቾ አብ ሐቂ አለኻ
@AMS-mw6fn
@AMS-mw6fn 25 дней назад
Right
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia 25 дней назад
actually it is good speech. continue your strong speech and poletical decision and action.
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi 25 дней назад
አብታ ናትኩም አካባ ባንዴራ ትግራይ ልምታይ ዘየላ ?????
@Endros16
@Endros16 24 дня назад
ይመችኻ ጌች ቅኑዕ ሰብ ኣዮኻ። ሰናይ ሓሳብን ሰናይ መገድን ሒዝኻ ኣለኻ ❤❤❤❤
@Habesha28
@Habesha28 25 дней назад
ሃገርን ህዝቢን ምድሓንዶ ይቕድም ወይስ ውድብ?
@amannegus8465
@amannegus8465 25 дней назад
ይ ሰመረ ኣሰይ ጽሎተይ ሰመረ ነታ ምቅርቲ ኤርትራና ከፍርሱ ለይትን ቀትርን ዝሃቀኑ መለስን ደቂ መለስን ሕጂ ሓድሕድ ክናቖቱ እንክንርእይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ተመስገን ኣቡነ ፊሊጶስ ኣቦይ ኣልሓምዱሉ ኣላህ
@user-eq5mb3nu3q
@user-eq5mb3nu3q 24 дня назад
ዓጀውጀው
@Wediyirga
@Wediyirga 24 дня назад
@@Habesha28 ንህዝቢ ምድሀን ይቅድም
@user-cz7fg5gp5u
@user-cz7fg5gp5u 25 дней назад
Your excellency President Getachew Reda gentle man with Wedi Werede!! Continou! You are heros!
@hibamariam-cb3zc
@hibamariam-cb3zc 25 дней назад
የሕዝን ኣብ ከምዚ ዓይነት ኩነታት ክትወድቕ ትኸውን ኢሉ ዝተፀበየ ትግራዋይ ኣይክህሉን ብሓቂ ትግራይና ኣይትኸፋፍሉ ረሲዕኽሞ ድሮ ፈቐዶ ሽንጥሮን በረኻን ዝረገፈ ዕሸል ምእንቲ ትግራይ 😭😭😭😭😭😭😭😭
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 24 дня назад
Enqae hagoseka anta wedi kelbi agame shaebiya nbhal 💪 btntn abilnakn neana zhasebkumo nabakum tegemtilu mesta hzbi Eritrea eyu
@user-eu9lq6mx5b
@user-eu9lq6mx5b 24 дня назад
​@@simonmengstab2620 teref asa 🐟🐬🐬
@ERi24591
@ERi24591 23 дня назад
ነቶም ጸበብቲ ዓሌታውያን ደቂ ዓድዋ, ንጉጅለ ህወሓት ኬድካ ከምኡ በሎም ። ንሶም እዮም ኣብዚ ኹሉ ሽግር ዘእተውኻ ። ጌታቸው ወለሓንቲ ዝገበሮ ነገር የለን ። ድሕሪ ሕጂ ህወሓት ደጊማ ናብ ስልጣን ኣይክትመጽእን እያ ።
@MuuzGmedhn-x1q
@MuuzGmedhn-x1q 22 дня назад
እግዝአብሔር ምሳና ይኩን
@wagnewtesfaye8074
@wagnewtesfaye8074 24 дня назад
እንዳ ኣደመ መባእስቲ ኣይመረፁን! ቀለምን ፀባን ፀገብ ወዲ ረዳ 💪💪
@ERi24591
@ERi24591 23 дня назад
ኣጆኻ ጌቹ ከይትሓምቕ ነታ ሓንጊዳ ዘላ ጉጅለ ዓድዋ ሰስሒብካ ንኹላ ትሕቲ መሬት ሸኩዓያ ። ተባዕ ስጉምቲ ክትወስድ ኣለካ ። ከይቀደሙኻ ቀድሞም።
@destameseret8736
@destameseret8736 25 дней назад
ብጣዕሚ ፡ የሕዝን ፡ አብዚ ፡ ቁሩቁስ ፡ እንክኧሾ ፡ ዝመስል ፡ ፀወታ ፡ ክትአትው ፡ ኢኹም ፡ ኢልና ፡ አይሐሰብናን ፡ ነይርና ፡ ተሐጋጊዝኹም ፡ ክንድምስራህ ስልጣን ፡ ሽምያ ፡ ብጣዕሚ ፡ የሕዝን ፡ ነይሩኹም ፡ እኮ ፡ ተተድሕንዋ ፡ ሕዝቢ ፡ ትግራይ ፡ ከብዳማት
@HaftomTadese-wb8wj
@HaftomTadese-wb8wj 25 дней назад
ወድ ረዳ ናይ ብሓቅ በስሉ ተመስገን ዕልልልልልልል
@user-ge9jx5rm3p
@user-ge9jx5rm3p 24 дня назад
ኣይዞካ ኣብጎንካ ኣለና።
@asfawtesfay-jc4zj
@asfawtesfay-jc4zj 23 дня назад
እዙይ ትግራይ ዘይተለመደ ጨና ዲምክራሲ ምርኣይ ብሓደ ገፅ ፅቡቅ ኮኑ ትግራይ ሓደጋ ዘኣትው ንውልቀ ረብሓ ንምስሳን ፃእዳ ሕሶት ምሕሰው ፖለቲካ ንቡር ማላዃተኮነ ትግራይ ኣብ ዘይዛሪ ፅንተት እናሐለወ ፖለቲካ ሸቀጥ እንታይ እዩ ፋይድኡ ንሕዝቢ ትግራይ ? አነ ዝገርመኒ ትግራይ መራሒ ምዃን ከምደስዝበለካ ኣብ ስሚትዒት አቲካ ጠብሎቅሎቅ ዘለባ ምዝራብ ል¹ም ዘትሕዝ ኣማካሪ የለን ማለት ድዩ? ውልቀ ረብሓ ንምስሳን ሕሊና ቢስ ኮይንካ ድሕንነት ሓደጋ ዘዓትው ከምድላይካ መልሓስካ ምትርታር እንታይ ማለት እዩ? ደረት ዶ አለዎ?
@zewideeshetu2124
@zewideeshetu2124 25 дней назад
ናይ ኩልኩም ዳይና ህዝብ ትግራይ ምኳኑ ምእማን ፅቡቅ ዩ ሓሶት ፅቡቅ አይኮነን ጌታቸው?
@SleshiAbraha
@SleshiAbraha 24 дня назад
ንህዝቢ ትግራይ ሐዚ ዘድልዮ 1ይ ሰላም ! 2ይ ሰላም ! 3ይ ሰላም ! ጥራሕ እዩሞ ሃየ ድኣ !
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d 25 дней назад
Our beloved leader be commited 100% correct
@berihugebrihiwot2115
@berihugebrihiwot2115 24 дня назад
ኣነ ግን ዝባእሲ እዚይ ናይ በሓቂ ኣይመስለንን
@MewaelGebretekle-xb6df
@MewaelGebretekle-xb6df 25 дней назад
As tigrayan,it sad for us to bear this again
@Ermi
@Ermi 23 дня назад
President Getachew Reda, you need to sign a coalition agreement with the other parties now. You need to stage a counter coup d'état right now and act fast.
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 24 дня назад
ሃሊላ ዝመጸት ኣድጊ ኣጥቢቕካ ጽዓና ይብሉ ወለድና። ኣጥቢቕካ ሓዘልና ነዞም ሃለልቲ ክቡር ፕረዚደት ሃገረ ትግራይ። መራሒ ትግራይ ንስኻ ምኻንካ ጥራይ ኢና ንፈልጥ፡ ጉጅለ ኣደመ ዝሰርሕዎ ዘለው ፍጹም ተቐባልነት የብሉን
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 25 дней назад
ብትኽክል ካብ ተሓታትነት እና ካብ ስልጣን ልከይ ወርዱ እዩ እምበር አብቲ ጉባኤ ልኹሉ ዘሳትፍ ክኾን ነይሩ እዩ
@shishiAlexander
@shishiAlexander 25 дней назад
7 ሚልዮን ህዝቢ ኩቡር ህዝቢ ሒዝኩምስ ቤት ምክሪ ዘይብልኩም መስጣ ህዝቢ ትግራይ ይውረድኩም ይድንቀካ ኔረ ሕጂ ግን ብልሕካ ሲኢነዮ
@tsegu6068
@tsegu6068 25 дней назад
Gujele
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 24 дня назад
Fechech embey
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 22 дня назад
ጌታቸው እንታይ ገይሩ፡ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ሓድሽ ኩነት የሳግሮ ኣሎ ካብ ባህላዊ ፖለቲካ የውጾኦ ኣሎ፡ ስለዚ ክትስዕብዎ ኣለኩም ኣበይ እሞ ኤርትራ ከምዚ ዘመናዊ መንእሰይ መራሒ ዘውጸአና ተንረክብ፡ 50 ዓመት ብ መስፍን ፖለቲካ ህዝቢ ጸኒቱ ኢዩ፡ ደጊም ህወሓትን ህግደፍን ዝኣረገ ፖለቲካ ቦታ የብሉን ኣብ ምድሪ ሓበሻ ።
@BethaneGebretsadik
@BethaneGebretsadik 24 дня назад
እውነት እውነት በርታ
@user-uq2mw2ov8v
@user-uq2mw2ov8v 24 дня назад
ኣጆካ ጌች ህዝቢ ኣብ ጎንካ እዩ❤❤❤
@AlyaAhmed-m3d
@AlyaAhmed-m3d 24 дня назад
Free Raya, no more Tigre hegemony. Grear job Wedi Raya. Next will come Wodi Enderta, wedi Temben, Wodi Wajjirat, wedi Korem/agaw. Wedi Akshum,
@FbfnfnfFhfjdh-pf9vr
@FbfnfnfFhfjdh-pf9vr 24 дня назад
ሰትዩ ድዩ
@goitomgebreslassietesfay9306
@goitomgebreslassietesfay9306 25 дней назад
ወጥር ወዲ ረዳ!!❤❤
@Ethiop12
@Ethiop12 25 дней назад
❤❤❤
@jackinoassefa3291
@jackinoassefa3291 25 дней назад
አይተ ጌታቸው ጉዳይ ውድብ ህሓወት ንአባላት እዩ ዝምልኸት እዩ። እንድሕር ሓቂ አሎኻ ናይ ሓደ ዓመት ግዜዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምዃንካ ትርስዕ አሎኽ። ስለዚ መጀመርያ ሕማቕ ቃላት ዘይምጥቃም እቲ ዝሓሸ እዩ፣ ህሓወት ንዚ ሽጣራ አብዪ አሓመድ ዓሊ ንህዝቢ ትግራይ ሓዱሽ አይኮነን።
@SaniHabesha-p6r
@SaniHabesha-p6r 24 дня назад
ጀግና ጌች
@user-hb2pj5lq5q
@user-hb2pj5lq5q 24 дня назад
እዚ ጉዳይ ጽባሕ ክፍታሕ እዩ ንትግራይ ዝጉድእ ግን ምስጢር ግን ክወጽእ የብሎን
@AboSeare
@AboSeare 24 дня назад
ካብ ኩሉ ዝግርመለይ ናይ ኣጆኻ ጌቾ እትብሉ ሰባት እዩ።ጌታቸው መጀመርያ ምስ ስልጣኑን ሓላፍነቱን ዝምጥን ኣካይዳ ይፍለጥ ብሓደ ግዜ ከም ተራ ኣክትብስት ወርዱ ሱቱር ይኹን ካብ ሓሶት ይውጻእ ብመልሓስ ትግረዋይ ኣይታለልን
@michealtesfay9340
@michealtesfay9340 24 дня назад
Go head wedi Reda I am with you
@Matebkom
@Matebkom 25 дней назад
Our Herl and you are will be our first mature intellecutual Sociable
@GvgTvt
@GvgTvt 24 дня назад
ኣጆኻ ጎቹ ኣንጎንኻ ኣሎ ህዝብ ትግራይ❤❤❤
@tekleweinitesfay5297
@tekleweinitesfay5297 23 дня назад
ወዮ ድኣ ዓይኒ የብሎምን እምበር ኣነስ ካብ ቀደም ኣሚነካ ኣይፈልጥን ኣንታ ዒሉ ኣምሓራይ። ኣብቲ ግዜ ኩናት ብጥቃ ጸላእቲ እንዳሓለፍካ ከይትትኩስሉ ንጌታቸው ይብሃሉ ኔሮም ።
@Zaki-xx3sq
@Zaki-xx3sq 24 дня назад
ጀግና ኢካ ብሓቂ ነቶም ኣኬባ ዝገበሩ ኣወግዶም በዛካ
@user-lq3um9ll2u
@user-lq3um9ll2u 25 дней назад
ዋይ ! አታ ሕፈሩ ሕፈሩ ኧረ ሕፈሩ ጉዳማት አይተፅሉኡና::
@johnmekonen9020
@johnmekonen9020 24 дня назад
ሐላፍነት ዝጎደሎ ቃለ መሕትት ህዝቢ ትግራአይ ነዚ አይኮነን ይፅበየኩም ነይሩ ገበቲ መንነት ህዝቢ ብምንፅብራቅኩም መሕፈርቲ
@muluwelday4144
@muluwelday4144 25 дней назад
ሰሉእዘግብህሮ ሰላም ግብሪ ትግራይ አትካፈፈሊ
@tsegu6068
@tsegu6068 25 дней назад
Gujele
@user-li7ti6ip8w
@user-li7ti6ip8w 25 дней назад
ከም ትግራወይቲ እዚ ምስማዕ ንዓና ዳግማይ ሐዘንዮ አሕዋትና ተሰዊዖም ገና አብ አዴታትና ከይተደበሳ ንስልጣን ሽኩቻ ምግምማዕ 😢😢😢
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 25 дней назад
That is true
@duliti7133
@duliti7133 25 дней назад
እናመረረካ ወሓጦ ኻልአይ ውግእ አይንደልን
@Ermi
@Ermi 24 дня назад
President Getachew Reda, you seem an honest man. I think it would be nice if the federal government recognized TPLF and a free and fair election that includes you and the TPLF was held under the observation of the United Nations. Given the fact that Tigrai is passing through a period of war, and hence political crisis, you can also form a coalition government with parties such as Arena Tigrai and Tigrai Democratic Party, and elect members of these parties to cabinet. You can also ask for the voting support of smaller parties. If you do not feel comfortable appointing members of those parties to cabinet or give them authority, you can still accommodate their demands by giving them power to influence legislations and policies. You will be able to attract many moderate TPLF members who genuinely sympathize with the people of Tigrai, members of other parties, and public figures. That is probably the only way you can get the confidence and support of the people of Tigrai and legitimately challenge the TPLF. The other option you have is to make your government a non-partisan administration that allows TPLF members and members of other parties to join your government and participate in determining the fate of Tigrai.
@rezenebaba6737
@rezenebaba6737 24 дня назад
ጀግና ጌቾ!!
@AbrhamTekel
@AbrhamTekel 22 дня назад
ይሞችኻ ወዲ ረዳ👏👏👏 👍👍👍👍👍👍👍
@abrhamkelali9038
@abrhamkelali9038 25 дней назад
ብስሩ ጌታቸው ልዛረቦ አይፈልጥን ድዩ ይይይይይ መሕዘኒ
@bahabelomgebrearegawi3389
@bahabelomgebrearegawi3389 24 дня назад
Betami tehznu
@solomontadese7918
@solomontadese7918 25 дней назад
ቀዳምነት እዚ ትዛረቦ ዘለካ ቃለ መሕተት ንምንታይ ኣብጉባኤ ክትሕተትን ክትሓትትን ዘይትፍትን ንስካ ግን ምስ ኣብይ ብሚስጥር እናተራከብካ ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ከተጥፍእ ትሰርሕ ምህላውካ ነቂሖምልካ ኣለው ብስም ህዝቢ ትግራይ ኣይትሸቅጥ በዚ እዩ ከኣ ኣብይ ንደጉተር ገዲፉ ንፋርመር ዝመረጸ ስለዚ ሕጂ ውን ታሪክካ ከይተበላሹ ተመለስ??????
@duliti7133
@duliti7133 25 дней назад
ፅቡቅ ገበረ ዝተፈለየ ሓሳብ ዘይተአናግድ ህዝብ
@meresameresa6724
@meresameresa6724 25 дней назад
አገዳ አድርገ አኝከህ መጣል እንጂ የራያ አማራ ወደ ፖለቲካ እንዲመጣ አይፈለግም። ትህንግ እኮ ነቄ ናት !
@solk6795
@solk6795 25 дней назад
The cadres are commenting here
@tsegu6068
@tsegu6068 25 дней назад
Gujele
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d 25 дней назад
Subae etewu gujile 4
@beauvaldus8262
@beauvaldus8262 24 дня назад
ጌታቸው ረዳ፣ ናይ ዓለም ቐዳዳ፣ ብዊስኪ ተመሊኣ ኸብዳ፣ ትሽኳዕ ኣብ ኸባቢነት ጓዳ፣ ህዝባ እውን ትሸይጥ ኣውፂኣ ኣብ በረንዳ።
@yadomabreha5547
@yadomabreha5547 23 дня назад
Auntu guhaf 😅😅😅😅
@raheldeata8542
@raheldeata8542 24 дня назад
Thank you❤❤❤❤❤❤
@temsgendesta3045
@temsgendesta3045 24 дня назад
ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@fitawkassa2423
@fitawkassa2423 24 дня назад
መሕፈርቲ ህዝቢ ረሲዕኩም ልስልጣን ተጎዩ አለኩም 😢
@TeweldeTube
@TeweldeTube 24 дня назад
መንእሰይ ምሳኻ እዩ ዞሎ ኣጆኻ
@TheAnedo
@TheAnedo 24 дня назад
ምክትል ኣቦ ወንበር ህወሓት ሕጂ የእቲኩማ
@tigabutadesse1536
@tigabutadesse1536 24 дня назад
Hero getacho!!
@bahginamedia
@bahginamedia 24 дня назад
ቦራዕራዕ ሃተፍተፍ
Далее
Вопрос Ребром - Булкин
59:32
Просмотров 786 тыс.
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Просмотров 192 тыс.
Bike vs Super Bike Fast Challenge
00:30
Просмотров 22 млн
OMN   ODUU  FULBAANA 11, 2024
20:32
Просмотров 5 тыс.