Тёмный

DW TV "ብልጽቲ ጋለነስተይቲ" ካብ ከተማ ሰለኽላኻ ወ/ሮ ገነት ኪዳነ 

Dimtsi Weyane Television
Подписаться 436 тыс.
Просмотров 54 тыс.
50% 1

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane

Опубликовано:

 

20 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 91   
@shabaymender9126
@shabaymender9126 4 года назад
Hero mother .Greetings from Eritrea 🇪🇷
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
ዋውውውው ጅግና ኣይዘኪ ቀፅልሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማማየይ
@tesfa9517
@tesfa9517 4 года назад
ካብ ዓይኒ የወፅኪ ዋዕሮ ጀግና
@AsterMichael-f5w
@AsterMichael-f5w 4 года назад
ብጣሚ ደስ ይብል እዚ እዩ ትክክል ብጣእሚ መበረታታት ዘድልይ ጎበዝ እግዛብሔር ምሳትኩም ይኩን።
@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
ዋዕሮ ኃል ትግራይ ዓደይ ደስ ይብሊ ቀፅላሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን
@noesnuit3854
@noesnuit3854 4 года назад
እዞም ዲስ ላይክ ትገብሩስ ብሓቂ ስራሕ ዘይትፈትዉ ሓሳዳትን ህካያትን ኢኹም እዛ ሰበይቲ ዚኣስ ብጻዕራ ዕውቲ ክትከውን በቒዓ ክትምጎስ ይግባኣ ኣጆኺ ብዙሕ ሰብ ካባኺ ብዙሕ ሰብ ይመሃርን ተስፋ ይሰንቕን ኣሎ ።
@noesnuit3854
@noesnuit3854 4 года назад
ኣነ ንባዕለይ ኤርትራዊ ኢየ ግን ጽቡቕ ስራሕ ንዝሰርሑ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒእኻ ክትሰርሕ ይግባእ ዜግነቱ ብዘየገድስ ኢትዮጲያዊ ይኹን ኤርትራዊ ሶማላዊ ኬንያዊ ጽቡቕ ዝሰርሕ ሰብ መምህርካ ክትገብሮ ኣለካ ኣብ ኤርትራ ጥዕያትን ሕማቓትን ሰባት ኣለዉ ኣብ ኢትዮጵያ እውን ከምኡ ኣለዉ ። ስለ'ዚ መን ምዃኖም ክንፈልጥ ኣይንኽእልን ሕማቕ ዘረባ ሕማቕ ተግባር ግን ክውገዝ ኣለዎ ምስናይ ኡቕረታ ።
@danielkahsay5038
@danielkahsay5038 4 года назад
@@negasitesfay6853 tegrawait dislike keman wihidwa ata komal tegraway resaha alet
@helenteame4054
@helenteame4054 4 года назад
Thkit eu athazelom ezi dea uwur keman semiu trah yhgos
@helenteame4054
@helenteame4054 4 года назад
@@negasitesfay6853 ngus hawey izi nerirtrawi wey etho aykonen thkit trah eyu
@luliya11gebremariam46
@luliya11gebremariam46 4 года назад
@@negasitesfay6853 ewa hasad bkemey Eritrean tbli aleki mknyatu eski xbku nay Eritrean sle zeytdeli kemeu eyom zkonu elki eki thasbi enber n Eritreawit bhafesha ktweksyo aygbakni eyu.Eritrawin Hasad mkani eko ayftewenani eyu ane beza nebsey adnkeya eye.
@efrem7433
@efrem7433 4 года назад
አብ ዓለምሲ ከም ጭዋ ትግራወቲ ትህሉ ዶኾን እንድዒ ደቂ አንስትዮ ትግራይ ዋዕሮታት ክብሪ ይግብአን ሓየት አጆኺ በርትዒ
@lgq6983
@lgq6983 4 года назад
🌷🌷💪💪🙏🙏💛💛💛👈👈🙌
@samrawit7393
@samrawit7393 4 года назад
ክብር ያሃብኻ ዝያዳይ👏👏👏
@almazalmiye4335
@almazalmiye4335 4 года назад
😍😍😍😍😍😍❣❣❣❣❣❣💪💪💪💪
@ዛይድሓፍቲቲጂ
@ዛይድሓፍቲቲጂ 4 года назад
ዋው ብሓቂ አንበሳ 😍😍😍😍
@ሴምሴም
@ሴምሴም 4 года назад
ኣቲ ዋዕሮ ጅግና ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@jemalm8008
@jemalm8008 4 года назад
Thank you sister, We proud of you the best, and the greatest work in our history of life in tigray, and we love you so much!! You always extremely talented and dynamic intelligent and maind person, and we stand to gather!! Our unity stronger than ever!! Tigray stronger than ever!! Tigray strong!!!
@abeynernanabeyena2744
@abeynernanabeyena2744 4 года назад
ጻኤራም ዋአሮ ኤድመን ጠናን ይሃብኪ ምስ ምላአ ቤተ ሰብኪ አሜን🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷
@aronyonas7563
@aronyonas7563 2 месяца назад
ዋእሮታት ትግራይና ሙቁሉላት አናብስ ብፃእርኪ አብ ፅቡቅ ብምብፃኪ ህጉስ እየ ❤❤❤
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 года назад
ትግራወይቲ ፃዕራም 💪👍
@hagosbobb9405
@hagosbobb9405 4 года назад
ጂግና ጋል ትግራይ ጻዕራም ጋል ምድሪ ኣድያቦ
@dddwww1948
@dddwww1948 4 года назад
wow, they speak good and clear Tigrenya. Good job and very exemplary.
@Finan2000
@Finan2000 4 года назад
So proud of you 👍
@jesuschristusmachtmichgluc910
@jesuschristusmachtmichgluc910 4 года назад
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ከማኺ ዝበለ ጻዕራም የብዝሓዮ
@weredeyigzaw9539
@weredeyigzaw9539 4 года назад
Hard worked lady's continue please good looked
@hailuabreha9675
@hailuabreha9675 4 года назад
A woman with ironic principle to defeat poverty and reached on her destination passing through hard ship process and thank you are the model to defeat poverty
@Finan2000
@Finan2000 4 года назад
Truly amazing woman
@strongwoman366
@strongwoman366 Год назад
❤❤❤❤❤❤
@samuelberaki5510
@samuelberaki5510 4 года назад
Unbelievable brilliant women
@hailayhadush3193
@hailayhadush3193 4 года назад
መምህር ትግራይ
@ትግራፃዕዳማዓርወለላትግራ
ኣዛኪ ጅግና
@gannekuwait4292
@gannekuwait4292 4 года назад
ጅግና ጓል ዓደይ
@kndahaftitesfay9066
@kndahaftitesfay9066 4 года назад
አጆኪ በርትኢ❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@consuelosettembrini8301
@consuelosettembrini8301 4 года назад
👏👏👏
@birhinazenaw2004
@birhinazenaw2004 4 года назад
እውይ ጋል ስልኬ ዓደይ ኣጆኺ በርትዒ ጅግና
@user-pp6uj1tn8s
@user-pp6uj1tn8s 4 года назад
ንፍዕቲ ኣደ ! ታ ጋዜጠኛ ኬፍ ዘለዋ፡ ገለ ባ ተሓባበሩኒ ደቂ ትግራይ ካብ ኤሪ ኢየ
@user-ck1yj9hk5c
@user-ck1yj9hk5c 4 года назад
ዋውውውውው ጀግና ትግራወይቲ አጀኪ ቀፁሉሊ
@gualabaytigray
@gualabaytigray 2 года назад
ከማኺ ኣይረኣኹን ዋዕሮ❤❤
@asadiabrsha942
@asadiabrsha942 Год назад
❤❤❤❤❤❤🙏🙏👌👌👌👌
@wadiasmera3420
@wadiasmera3420 4 года назад
💪
@genet77
@genet77 4 года назад
sweet
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 4 года назад
ሓቲ ዕላል ከዕልለኩም ። 2010 ብፈረንጂ ኣቆጻጽራ እዩ። ካብ ኤረትራ ናብ ትግራይ ምስ መጻእኩ፡ ቆልዓ ስለ ዝነበርኩ፡ ኣብ እዳባጉና ትሕቲ ዕድመ ኔረ፡ ትሕቲ ዕድመ እተኮንካ ብፍሑዱ 2 ወርሒ ኣብ እዳባጉና ትጽበ ኢካ፡ ክሳብ ናብ መዓስከር ትከይድ፡ ኣብዚ ኣብ ዝነበርኩሉ ብጣዕሚ ናፍቆት ናይ ኣደ ኔሩኒ። ከምኡ ስለ ዝኮነ ክምለስ ብጣዕሚ ድሌት ኔርኒ፡ ብዙሕ ግዜ ድማ ይፍትን ኔረ እተኮነ ይተሓዝ ኔረ። ሓደ መዓልቲ ካብ መዓልታት ግን ምስ ካልኣየይ ሃዲምና ብበረካ ጌርና ሽረ ኣቲና፡ ካብ ሽረ ውጽእ ኢልካ ዘሎ ገጠር ምስ በጻሕና፡ መስዩና፡ እቲ ካልኣየይ ድማ ናብ ዑፉን፡ወይ ናብ ዒልቦ ኣቲና ንደቅስ ኢልኒ።ኣብኡ ምስ ደቀስና ኣዛብእ ኣብቲ ጥቃና መጺኦም ኖቂዮም፡ ኣነ ድማ ብጣዕሚ ፈሪሀ፡ በጃካ ንውጻእ ናብዚ ጥቃና ዘሎ ገዛ ዘሊልና ንእቶ ኢለዮ፡ ብድሕሪኡ ናብቲ ደንበ ምስ ኣተና፡ እተን እንስሳታት ሰንቢደን ድምጺ ይገብራ፡ እቲ ዋና ካብ መደቀሲኡ ምስ ወጺ ንሓና ሃዲምና ኣብ ሓደ ጺግዒ ደቂስና ሓዲርና፡ ንጽባሒቱ ናብ ሰለክለካ ኮይኑ ጉዕዞና፡ ካብ ሽረ ናብ ሰለክለካ እዳከድካ ዘሎ ጽርግያ ብዙሕ ጥውይዋይ ዝመልኦ እዩ፡ ኣብቲ ጉቦታት ድማ ሓደ ሓደ በለስ ኣሎ፡ ጠሚና ስለ ዝነበርና፡ ናብቲ በለስ ተከድና እቲ በለስ ዘይብሉ ይጸንሓና፡ ድሕሪ ነዊሕ ጉዕዞ ናብ ሰለክለካ ኣብ ዝቀረብናሉ ኣብ ጀራጂን ኣቲና ሳላጣ ጉዕ፡ በሊዕና፡ ብድሕሪኡ፡ቀዳም ስለ ዝነበረ ብዙሕ ሰብ ናብ ከተማ ይኣቱ ኔሩ፡ ኣብቲ ጥቃ ከተባ ሸቀጥ ኣሎ፡ እንቃቖሖ ደርሆ ዝገዝኡ፡ ኣቲ ሸቃጢት እንቃቖሖ ጸዊዓ፡ እታወት ኢኩም ምስ በለትና ቁሩብ ለሃጃ ቅይር ኣቢልና ደቂ ዝዓዲ ኢና ኢልናያ፡ እተን ኣደ ድማ እሞ ክትሰርሑ ትደልዩ ዶ ኢላትና እወ ምስ በልናያ፡ እንቃቆሖ ኣጋዙኡኒ ክሳብ እዛ ጎማ ትመልእ ኢልትና ስምሚና ድማ ሓሙሽተ ቂርሺ ኔሩ። ንሕና ድማ ነቶም ካብ ፈጠር ዝመጹ እንቃቖሖ ኣለኩም ዶ እዳበልና እወ ንዝበልና ናብተን ኣደ ሒዝናዮም ንከይድ ኔርና፡ እዚ እዳገበርና ከለና፡ ሓደ ክዳና ዝከውን ቆልዓ ይካታተለና ኔሩ። ጎማ ምስ በልአ እተን ኣደ ከዕልላና ይፍትና እሞ፡ ብጹቡቅ ስለ ዝቀረባና፡ ደቂ ዝዓዲ ኣይኮናን ካብ ዛላበሳ ኢና መጺእና ንብለን። እታይ ደኣ ክትገብሩ መጺእኩም ምስ በላና ኣጣል ኣጥፊእና ወለድና ከይወቁዑና ደሪህና፡ ኤረትራውያን ኢና ኢልና ናብዚ እዳባጉና መጺእና፡ኣብዚ ስለ ዝፈለጡና ድማ ኪዱ ተመለሱ ኢሎምና ኢልና ሓሲና ነዕልለን፡ ብድሕሪኡ ናብ ሻሂ ወሲደን፡ሻህን ባንን ይእዝዛልና፡ ምስ ሰተና ዓሰረተ ቅርሺ ሂበን፡ኪዱ ናብቲ መናሃርያ፡ ኣብኡ ደቂ ግራት ሽፈራት ክትረክቡ ኢኩም፡ ክማልእኩም እዮም ይብልናሞ፡ ብድሕሪኡ ንሕና ድማ ነገር ቆልዓ እቲ ዓሰርተ ቅርሺ ኩሉ ለሚን ግምን ገዛእናዮ፡ እቲ ቆልዓ ዝካታተለና ዝነበረ መጺኡ ናብቲ ጽርግያ ድማ መስታወቅያ ኣለኩም ዶ ይብለና እሞ፡ የብልናን ንብሎ።ይፍትሸና ብድሕሪኡ ኣብዚኣ ጽንሑ ኢሉ ገለ ክገብር ምስ ከደ ፡ ጽርግያ ጽርግያ ጌርና ሃዲምና ካብ ሰለክለካ ውጽእ ምስ በልና ኣብ ሓደ ጎቢ ቻይናውያን ገለ ይሰርሑ ኔሮም፡ ንሕና ድማ ንዖኦም ክርኢ፡ ማይ ይመጽ፡ ካብኡ ሃዲምና፡ ናብ ሓቲ ገጠር ገዛ ይእውና ንብሎም ኣብቲ ገዛ ድማ መግቢ ፡ኮነ ቆሎ ዑፉን ኣጽግብ ኣቢሎምና፡ ብድሕሪኡ እታይ ዝኮንኩም ኢኩም ምስ በሉና ደቂ ዛላበሳ ኢና ኢልናዮም ከምታ ነታ ኣደ ኢልና ዝነገርናያ ንርጊርናዮም። ብድሕሪኡ እሞ ኣብዚ እኩል መደቀሲ ስለ ዘየለ ናብ ከተማ ክትከዱ ኣለኩም ይብልና ሀራይ ንብሎም፡ ወዲ ኔርዎም እቲ ወዲ ንከፋንወና ይሕብርዎ፡ እቲ ወዲ እዳዳነወና፡ለጃጃና ክፈልጦ ስለ ዝከኣለ ፡ ኣብ ሓደ በረካ ወሲዱ ሓቂ ንጎርኒ ኢልና፡ ንሕና ድማ ኤረትራውያን ኢና ንብሎ፡ ናፉቅና ንዓድና ንምለስ ኣለና ኢልናዮ፡ ኣበይ ዓድኩም ኣብ ኤረትራ ምስ በለና ኣብ ሰንዓፈ ንብሎ፡ ኣበይ እዩ ሰንዓፈ ምስ በለና ድማ ጥቃ ዓዲ ግራት ኢልና ንሕብሮ፡ እዚ ወዲ ኣጀኩም ኣይትድርሁ፡ ክሕግዘኩም እየ፡ግን ዝኮነ ሰብ ምስ ዝሕዘኩም ከም ዝሓገዝኩኩም ክትነግሩ የብልኩምን በልና፡ እሺ ልንናዮ። ድሮ በዓለ ማርያ እዩ ኔሩ፡ እቲ መንእሰይ ይብለና ካብዚ ንዓዲ ግራት ርሑቅ እዩ፡ ብእግርኩም ክትበጽሑ ኣይትክእልን፡ እተኮነ መረብ ካብዚ ቀረባ እዩ፡ ስለዚ ሕጂ ኣብዚ ቦታ ሓደ ዓብዪ ቀሺ ኣለዉ፡ካልኣይ መደቀሲ ድማ ኣለዎም፡ናብኡ ከድኩም የሕዱርና በልዎም ኢሉ እቲ ገዛ የርእየና፡ ሰዓት ሸውዓተ ናይ ምሸት እዩ ኔሩ፡ ብድሕሪኡ ናብቶም ዓብዪ ቀሺ ምስ ከድና ብጣዕሚ ኣረጊት እዮም፡ እቲ ካልኣይ ገዛኦም ከምዚ ክሽነ እዩ፡ እታይ ዝኮንኩም ኢኩም ኢሎም ይሓቱና መሕደሪ ሲኢና ንብሎም እሞ ይጠራጠሩ፡ ብድሕሪኡ ባዕልና ናብቲ ክሽነ ኣቲና ንድቅስ ቂሪርና ስለ ዝነበርና እቲ ርእስና ናብቲ ሞጎጎ ነእትዎ። እቶም ኣቦ ንጉሆ ንበተክርስትያን ይከዱ፡ ብድሕሪኦም ቁሩብ ጸኒሕና ኣኣተተሳእና፡ ምድሪ ብግበ መሊኣ፡ መረብ በየን ኣፈት ከምዘሎ ተፊእና፡ምክንያቱ እቲ ወዲ ዝሓበረና ጎቦታት፡ ብግበ ተሸፊኖም። ብድሕሪኡ ሱቁልና ንጎዓዝ እሞ ድሕሪ ገለ ዘዓታት፡ ከይ ፈለጥና ናብ ሓደ ገዛውቲ ንኣቱ፡ ኣጋጣሚ ሓቲ ኣደ ሓዊ ካብ ሽዳጎረቤት ትወስድ ጸኒሓ፡ ሪኣትና፡ እታይ ዝኮንኩም ኢኩም ምስ በለትና ፡ንሕና ኢና፡ ንመረብ ኢና ክንሽቅል ንከይድ ዘለና ንብላ እሞ፡ ጽንሒ እስከ ኢላ፡ ንገዛ እትው ኢላ ንሰብኣያ ትነግሮ፡ ሰብኣያ ድማ ንዑ መንገዲ ናይ መረብ ክሕብረኩም ኢሉ ናብ ቤተክርስታን ይወስደና፡ ኣብኡ መክፈልቲ የብሉዕና፡ ብድሕሪ ታወት ኢኩም፡ምስ በሉና፡ንሕና ደቂ ኣኩሱም ኢና ክናሽቅል መረብ ንከይድ ኣለና ምስ በልናዮም፡ መኣስ ተበጊስኩም ካብ ኣኩሱም፡ ሎሞዓቲ ንጉሆ በልናዮም፡ እስኩም ሸዓብያ ዝለኣከኩም ኢኩም፡ ሓቂ ተዛረቡ ኢሎም፡ ብሕጽር ዝበለ፡ ኣብኡ ተታሒዝና፡ ናብ ሰለክለካ እዳፖሊስ ወሲዶምና፡ ኣብቲ እዳፖሊስ፡ ብዙሓት ሰባት ተላሊና ኔርና፡ብጣዕሚ ድማ ይሑጉዝና ኔሮም፡ ድሕሪ ሰሙን ናብ እዳባጉና ተመልስና፡ እተኮነ ብድሕሪኡ ድሕሪ ዓመት ካብ ማይዓይኒ መዓስከር ከም በሓዱሽ ተበጊሲ ንኤረትራ ከይደ ኔረ፡ ብዙሕ ተዘኩሮ ኣለኒ ኣብ ሰለክለካ፡ i love you mama.
@user-zp9gn1xx4p
@user-zp9gn1xx4p 4 года назад
ፅቡቅ ዝሓወይ ቁልዕነት ኸምኡ እዩ
@Finan2000
@Finan2000 4 года назад
Nikulu gize alwo!
@yeorthodoxlij953
@yeorthodoxlij953 4 года назад
እህህሀ እቲ ዛላንበሳናስ መሸቀጢ ሸፈቱ ተጠቂምክምሉ ቅቅቅቅ ብዝኮነ ደቂ ሰንዑፈይ ፃዕዳ እዚ ኩሉ ገልታዕታዕ እንቃዕ መወዳእታኡ ብሰላም ገበረልኩም ጎሬቤተይ ብሩካት
@jesuschristusmachtmichgluc910
@jesuschristusmachtmichgluc910 4 года назад
እዋእ መን ከንብቦ ኢዩ እዚ ሕጂ ነዊሑ ደሓር ከኣ ትምህርቲ ክህልዎ ኔርዎ ብዝኾነ ጽቡቕ መዘከርታ ኢዩ ወዲ ሃገረይ ሽኮር
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 4 года назад
@@jesuschristusmachtmichgluc910 ክክ ኣብቦ እስከ ገለ ደራሳይ እተኮንካ ክሕግዘካ እዩ
@peacelove1710
@peacelove1710 4 года назад
Exemplary woman very good
@tomasmehary7007
@tomasmehary7007 4 года назад
ጸሩይ ገለ መለ ዘኡብላ ሕዋስ ቆንቆ thanks
@samuelnegash6333
@samuelnegash6333 4 года назад
Tomas Mehary seleklak,Rama,shire,Axum Adwa they speak like this accent
@yeorthodoxlij953
@yeorthodoxlij953 4 года назад
@@samuelnegash6333 ዛላንበሳ
@samriabreha1306
@samriabreha1306 4 года назад
Wow what a strong 💪 woman 🥰
@lliveforyou4618
@lliveforyou4618 4 года назад
Bitami anbesitttttt jigna sebeyti 😘😘❤💪💪💪
@kksadgj
@kksadgj Месяц назад
Z journalist who made z interview was my crush in mekelle university
@ludelude5691
@ludelude5691 4 года назад
Good job ,
@berhanegeremedihian9947
@berhanegeremedihian9947 4 года назад
Wwwwwww abeki nafati💯
@sabawele7001
@sabawele7001 4 года назад
😍😍😍😍😍😍😍👌
@hggu4567
@hggu4567 2 года назад
Jigna egzabiher yhagzki
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 Год назад
ህዝቢ ከተማ ሰለኽለኻ ሓደ ካፍቶም ሓላላት ህዝብና!!!
@tomasmehary7007
@tomasmehary7007 4 года назад
ጥዖሚቲ ላዛ ክጥዖም ካአ እቲ ኣዛራርባአ
@atekingrolaatekingrola7455
@atekingrolaatekingrola7455 4 года назад
Waero
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 4 года назад
Gegna! Waero kem ahwata.
@hailayhadush3193
@hailayhadush3193 4 года назад
ሓየት ትግራይ
@gfuy9888
@gfuy9888 4 года назад
Nay Bhaki jaGna taGrwati
@weyzendroagertefa1178
@weyzendroagertefa1178 4 года назад
መበል 45 ዓመት በዓል የካቲት 11 አመልኪቱ ዝስራሕ ታሪኽ ትግራይን ቃልስታቱን ዝትርኽ ኮመንተሪ ሕውሐት ብሐንቲ ካብ ማእከል ሃገር ትመጽእ በዓልሞያ እሞ ኸአ አንጻር ተጋሩ ዝተሰርሔ ናይ ጥፍአት ዶከመንተሪ ክስራሕ እንከሎ ዝተሐባበረትን አንጻር ተጋሩ ብዙሕ ስርሐት ዝሰርሔትን ሙዃና ንብዙሐት ተጋሩ ዘሰንብድ ኮይኑ ይርከብ። ስለዝኾነ ዓበይትን ክኢላታትን ታሪኽ ዓዶም ዝፈልጡ ተጋሩ ስለዘለዉ ብአታቶም ክስራሕ ተሐባበሩ። ብወገነይ ደጋፊ ሕውሐት እየ እዚ ግን ቀይሕ መስመር ዝሐለፈ ኾይኑ ረኹበዮ አለኹ TMH ብሰፊሕ ዘርዚርዎ አሎ ተኸታሉ ።ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-JYnW_w9YwxU.html
@Finan2000
@Finan2000 4 года назад
Ewe the hawey kiwigez sleep eze tegbar!
@gfuy9888
@gfuy9888 4 года назад
Waro
@godislove1495
@godislove1495 4 года назад
Nay behaki jegna ade Egzabher yehagezki mama adeka yu kebretka sedetsi rinayo ena adi guana kab eritrawi hawkum
@tomasmehary7007
@tomasmehary7007 4 года назад
Lovly ጋል ስልኬ ሸኮረ ስሌኬ ሐላል መሬት
@teklemahari9821
@teklemahari9821 4 года назад
ሞት አሚን ሓያል እዩ ንውዕለት ይህበካ ግን ነዚ ሓሊፍኪ አብ ዚ ምብጻሕኪ ንፍዕቲ
@kasechabiraha7731
@kasechabiraha7731 4 года назад
ንፍዕቲ
@abimiki8468
@abimiki8468 4 года назад
Wawawaw nefeti
@berhanzebelo5952
@berhanzebelo5952 Год назад
9
@addisaddis6158
@addisaddis6158 4 года назад
አንበሳ
@setayeshmohammadi4907
@setayeshmohammadi4907 4 года назад
Wawa des ktbleka ta gazetega shukorrrr nkuxra Mobel eba sdedloy afkireya tahababeruni????
@Erifutuer
@Erifutuer 4 года назад
Weye Eza gazetgna ketferhka tebebe koyne tesmaka ezye ayna golhte.
@tsgabmebrahtom7763
@tsgabmebrahtom7763 4 года назад
3000$ dyu walas birr
@خضرخضر-ص7ب
@خضرخضر-ص7ب 2 года назад
አፈሰ
@kahsayalem5736
@kahsayalem5736 4 года назад
ሰብኣይ እባ የድሊ
@abebaghirmay5518
@abebaghirmay5518 4 года назад
💛💛
@tg4770
@tg4770 4 года назад
Waero
Далее
연준 (YEONJUN) ‘GGUM’ Official MV
02:44
Просмотров 7 млн