Тёмный

EMN - ሃዋርያት - Eritrean Media Network 

 ERITREAN MEDIA NETWORK
Подписаться 191 тыс.
Просмотров 21 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 60   
@mariamawit
@mariamawit 3 года назад
Kibrn mogesn n siwuatna thank you for sharing 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪❤️
@flameshockey7688
@flameshockey7688 3 года назад
Nazreit Tasfamikale ጋሎኮይ ማዓረይ ሳላኽን ኢና ብርሃን ሪኢና ጅግና ጋል ኤረይ አንበሲት❤️❤️💪🏻💪🏻🥛🥛🥛
@HAREGU1
@HAREGU1 3 года назад
መርሓባ 🙏🇪🇷❤️ክብሪን መጎስ ንሰዉአትናን ጀጋኑና 🙏🇪🇷❤️
@yodit1991
@yodit1991 3 года назад
ክብርን መጎስን ንጀጋኑና፣ የቐንየልና ጸሓፍን ተራኽን ክብሪ ይሃብኩም።
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 3 года назад
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ🇪🇷🙏🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷❤️🇪🇷 ሳሚ ካኣ ኣይትጥፍኣና መደባትካ ብጣዕሚ ኢዩ ኣገዳሲ።
@flameshockey7688
@flameshockey7688 3 года назад
Nazreit Tasfamikale አሰይ ሃዋርያት ሓፍተይ ጅግና ሰይቲ ስውእ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️😍😍😍
@HAREGU1
@HAREGU1 3 года назад
መርሓባ🙏🇪🇷❤️
@kedistia7842
@kedistia7842 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️Gegna Hizbawi Genbar Wedeb Sewatna Fanus Nesanetna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💝🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹♥️💝Kebri Be Geganu Sematatna wetru Ab Lebatna Zeseferu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💝🌹🌹🌹🌹🌹🌹Eritrea forever and ever.
@fkreyfkerr1896
@fkreyfkerr1896 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ማማየይ ጅግና ብበረካ ጅግና ብኣዲ ንበርለይ ክብርቲ ወላዲተይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almazgebresilassie8260
@almazgebresilassie8260 3 года назад
አቢት ጅግኖ❤❤❤
@zereghebreyohannes3040
@zereghebreyohannes3040 3 года назад
Nay bahaki zgerm tarik iyu nay tegadeltna tseba zesti jgnnet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏼
@genettesfaldet9307
@genettesfaldet9307 3 года назад
Merhaba kiburat qedi rimeyyy❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 года назад
SHABIYAWIAN SHABIYAWINET ERITREA RESILIENT AS EVER 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alambradani2259
@alambradani2259 3 года назад
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና
@tekliamelke477
@tekliamelke477 3 года назад
Merhabe ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 3 года назад
መርሓባ 🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷❤💖✊✊💖❤
@Sara-tb4ty
@Sara-tb4ty 3 года назад
🇪🇷🇪🇷ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@belovederitrea2306
@belovederitrea2306 3 года назад
She is hero God bless her 🙏❤we love 💘my dear sister awet n hafash 🇪🇷❤
@Jusesmyking6625
@Jusesmyking6625 3 года назад
ዝገርም ታሪክ እዩ። ዘይተነገር እምበር ዘየተገበረ የሎን ንናጽነት፥ ብከምዚ ከቢድ ዋጋ ዝተከፈለላ ኤርትራ ሕጂ ወን ይጥምትዋን ልዑላውነትና ዝትንክፍ ድላዮም ይገብሩን ይዛረቡን ኣለዉ ነዚ እወን ሱቅ ኣይትበሉ ግብረ መልሲ ሓቡ።
@furtunamebrahtu3337
@furtunamebrahtu3337 3 года назад
Kibrin mogosin ni swuatina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@ggyrtu3599
@ggyrtu3599 2 года назад
Dekiy ERI JEGANU🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💚💜💛💙❤🧡
@asmeretbesrat6556
@asmeretbesrat6556 3 года назад
Kibrin mogosen nswatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elsamirach6680
@elsamirach6680 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 года назад
ጃህራ ዘይፈቱ ተባዕ ህዝቢ ኣብ ተግባር ዝኣምን ህዝቢ ኤርትራ።
@stigheghebreyesus8445
@stigheghebreyesus8445 3 года назад
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
@natsnettekie9058
@natsnettekie9058 3 года назад
Zeytenegre ember zeyteghebres yelen
@sabinano6243
@sabinano6243 3 года назад
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💯💯💯💯👍👍👍💪💪💪
@kidanezera852
@kidanezera852 3 года назад
Kebren mogosen Nsemaetatna hawryat eza sima wawwwww
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 3 года назад
Sami kibri yhabka jigna moral eka Eritreawian teadilna ena kemaka zameselu bihiwet mitrafkum tarik ekum nizikixiel weledo ane warsay gedimye werarat chifra malelit zefshelku ms memharaney arkanat gedli shaebiyawian abotatey koine slezi nberulna jeganuna.
@hzbawigimbar1854
@hzbawigimbar1854 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmerabella1147
@asmerabella1147 3 года назад
Wellcome 🌸
@kidanezera852
@kidanezera852 3 года назад
Temsgen enqae halewet hawaryat hade maelti adima please
@freweiniteklemariam4921
@freweiniteklemariam4921 3 года назад
Welcam xubukat
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 3 года назад
Selam Selam deki eri
@merhawityemane6494
@merhawityemane6494 3 года назад
ሃወርያት ሐፍተይ አበሰት ዕድሜኪ ሙሉእ ዝሐዝክዮ ጂግንነት ናብ ህዝቢኪ እቃዕ አውረድክዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምስ ደቅኪ ምስ ስሞቲ ፍቅረይ🇪🇷💯🌹💪
@rahelalula2928
@rahelalula2928 3 года назад
wawa behaki kerya kelku zetseweat eiyu zemselni neru bejakum interview gebrula jegena waero
@letina1242
@letina1242 3 года назад
Ertrawnet malet jignnet
@MH-dm3oo
@MH-dm3oo 3 года назад
Adetatna si ashkenana zurya,kemish ,liwet indatekdna leka sere mistekdna si lily sebay eyen kibri nizelam jeganu sidrana
@samraghebre4874
@samraghebre4874 3 года назад
Men kem Eritrawit
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 3 года назад
ኣብ ሰውራ ኤርትራ ቅያን፡ተሳትፎን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ብዝኮነ መልክዕ ወይ ምዕየሪ ክትልክዖ ኣይትክእልን ኢካ።ንሕና ኤርትራውያ ኣብ ገዛእ መሬትናን፡ባሕርና ብሰንኪ ንጉሆ ንጉሆ ወራር ካብ ሓደ ናብ ሓደ እናተሳጋገረ ማእለያ ዘይብሉ ህዝብና ኣደዳ ሞትን፡መስዋእትን፡ስንክልናን፡ስደትን፡ጥሜትን፡ሕማምን ኮይኑ ኢዩ።እቶም ዝገዙኡና ዝነበሩ ከኣ ብዝኮነ መለክዒ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ክበልጹ ዘይኩእሉ ኢዮም ነይሮም።ትርካውያን ክመጹ ከለዉ ብሰንኪ ሃይማኖት ክንደይ ህዝቢ ኣባኢሶም፡ግብጻውያን ኩምኡ፡ኢታልውያን ዉን ሓንሳብ ኣዳም ይኮኑ ሓንሳብ ኣድም ይቅየሩ።ማላት ሓንሳብ ቖቢዕ ናይ ፈላፊ ይገብሩ፡ሓንሳብ ምዕሜማይ ይገብሩ።ን ኣባሓጎታትና ከኣ ኣብ ዘይደለይዋ ኩናት፡ኣብ ሶማል፡ሊብያ፡ምስ መሳፍንቲ ትግራይ ቀጻሊ ኣብ ኩናይ ይዉትፍዋም ነይሮም።ሓሪሶምን፡ኣጎስዮም ከይበልዕይ ከኣ ጥሪቶም ብጉልሓይ ገይሮም ወዲኦመን።እንግሊዝውያን እንተኮኑ ኣስላማይ ክስታናይ እንዳ በሉ ኣብ ከበሳን፡መታሕትን ዝነብር ህዝቢ ብሴፍ ንክቆራረጽ ዘይገበርዋ ሸርሒ ዳርጋ የለን።እዚ ሙካን ምስ ኣበዮም ከኣ ኤርትራውያን ነብሶም ከማሕዱሩ ኣይኩእሉን ኢዮም ተባሂሉ ከበሳ ምስ ኢትዮጵያ፡መታሕት ከኣ ምስ ሱዳን ኣብ ክልተ ክመቅልዋ'ሞ መዋእልና ሃገር ዘብልና ክንተርፍ ዘይገበርዋ ዉዲት ደርጋ የለን።ኣብሓጎታትና ግን ከም በዓል ኣባና ሓርበኛ ወልደኣብ ወልደማርያም፡ሸክ ኢብራሂማ ሱልጣን እንታይ ክመጽእ ከም ዝክእል ስለ ዝፈልጡ ዝነበሩ ሎሚ ኣይንምቀል ጽባሕ ኣይንምቀል ኢሎም ሳላ እንቢ ዝበሉን፡ሂወቶም ዝከፈሉን እዛ ሎሚ ኤርትራ ትብሃል ሃገር ከም ሃገር ክንህሉ ኪኢልና።እዚ ዉዲት ምስ ፈሸለ ከኣ ኤርትራ ምስ ኢትዮጳያ ብፈደረሽን ክትቁረን ወሲኖም ብዘይፍቃይ ህዝቢ ኤርትራ።ድሕሪ እዚ ብጀካ ብረት ኣልዒካ ሰውራ ምምስራት ካልእ ኣማራጺ ስለ ዘይነበረ ከኣ ብ ስዉእ እድሪ ዓዋተ ኣብ ጎባታት ኣዳል ብ(1961)ሓደ መስከረም ብረታዊ ቀልሲ ተመሰኢቱ።ኮይኑ ግን ዳርጋ ዓሰርተ ዓመት ከይወሰደ ብሰንኪ ሒማቅ ምሕደራ እቲ ዉድብ ኣብ( 4) ወይ(5) ክፍልታት ክምቀል ኪኢሉ።ተማቃቂካ ናጽነት ክመጽእ ስለ ዘይክእል ከኣ እተን ሰለስተ ክፍልታት ሓቢረን።እዚ ከኣ ሳላ ፕረሲደንቲ ኢሰያስ ኣፍወርቂ(ኑጉስ ነገስታት)ኣብ ቻይና ወተሃደራዊ ፖሎሪካ፡ምሕደራ ህዝቢ፡ምሕደራ መሬትን፡ኣካባብን፡ወተሃደራዊ ስልቲ፡ምጥቃዕን፡ምዝላቅን•••ወዘተ።ዘኣመሰሉ ድሕሪ ተማሂሩ ምምላሱ ህዝባዊ ሓይልታት ትብሓል ዉድብ ኣቁሞም ኣብ ዓላን፡ባሕሪ ባራን።ድሕሪ እዚ በቢቁሩብ እቲ መንእሰይ ኣብ ሰውራ ክጽንበር ኪኢሉ።ብሰንኪ ኩቱር ግፍዕታት ከኣ ኩሉ መንእሰይ ብድርብ ወይ ብጽምዲ ናብ ሰውራ ተሰሊፉ ክሳብ ክይንታል በሊዒካ ምጻእ ዝብሉ መደበር ታዕሊም ብውሕሪ ባራ መሊኡ።ሃይለስላሴ ገረብ ብሓክላ ካብ(60)ታት ክሳብ መፋርቅ(70)ታት ኩማንዲስ ከቲቡ ንሓይልታት ድቃስ ይከልእዋም ነይሮም፡ከምኡዉን ክንደይ ኣዴታትና ኣመንቲ ምስልምና ሩበን ተቆሪጹ፡ሽልማተን ካብ ኣፍንጨአን ተመንጢሉ፡ተዓሚጸን፡ክሳደን ትቆሪጸን።ደርጊ እንተ ኮነ ቡዙሓት ዓድታት ምስ ታህበተን ኣቃጺሎምን፡ሓሪዶምን።ስለዚ ተጋዳሊት ሃዋርያት ከኣ ካብ ዚ ብጭልፋ ካብ ባሕሪ ዝገልጽካዋ ሕብረተሰብ ዝወጸት ስለ ዝኮነት ከም ብጾታ ኣብ ገዛእ ሃገራ ሂወታትን፡ደማን ክትከፍል ከም ብጾታ ግዴታ ኮይንዋ።ሳላ ሂወቶምን፡ደሞምን ዝከፈሉ ከኣ ሎሚ ሃገርና ደሴት ሰላም ኮይና ትርከብን፡ትምዕብልን ኣላ።ስለዚ ተጋዳሊት ሃዋርያትን፡ጸሓፉ ዛንታን፡ደራኪ ዛንታን ፡ስነጥበበኛ ሳምኤል ገብረኣዶናይ ብስም እቶም ነዛ ሓላል መሬት
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 3 года назад
ክብርን፡ሓበንን ይሰማዕኩም። ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስዋእትና። ዓወት ንሓፋሽ!!!
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 года назад
ሓረጎት ፍርዙን ዝበልካዮ እዚ ቆልዑ ኤርትራ ክርሽን ዝውዕል ዘሎ ድዩ? ጅግና ክተምስሎ ትፍትን ዘለኻ
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 3 года назад
Junta, Bel-ke Ayte Tsadqn kemey hadiru lomi? Lomi lomis ni'beal Tsadqan'n ahbay GEWANU DEDEBIT'N miflay abyouna kua 🐻🐷🙊🐻 ayenayom you Tsadkan 🤔🐻
@asefu3442
@asefu3442 3 года назад
ደሃይ በዓል ደብርጭ ግበር ክሳዶም ዝተቆርጹ ጁንታውያን እምበር ወዲ ፍርዙን ፋርስ መዛርብትኻ ኣይኮነን ሓየት ኤርትራዊት ከኣ ሓበን ሃገር
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 года назад
@@asefu3442 ኣሰፉ ሽምክስ ናይ ጎንደር እያ:: ሕጂ ንምንታይ ደድሕሪ ሰብ ጎንደር ትጎዩ ከምዘለኹም ተረዲኡና እንድዩ:: ኩላ ሓማሴን ከይተረፈት ሚስጢርኩም ተረዲእዋስ ያያያ ክትብለኩም ጀሚራ ኣላ:: እቲ ጉዳይ ደቂ ካርነሽምን ደቂ ጎንደርን ዝገበርዎ ሓድነት ምኳኑ ተኸሺሕኩም ኢኹም:: ድሕር ሕጂ ንኤርትራዉያን ቀዳማይ ጸላእትና ደቂ ካርነሽም ምኳኖምን ጸላእቲ ኢትዮጵያ ከኣ ደቂ ጎንደር ምኳኖምን ከም ብርሃን ቀትሪ በሪሁልና ኣሎ:: ደቂ ጎንደርን ደቂ ካርነሽምን ከኣ ደቂ ሓወቦታት ምኳንኩም ፈሊጥናዮ ዘለና ጉዳይ እዩ ስለዚ ነቶም ኣቦታትካ ሕተቶም ከረጋግጹልካ:: ዘመን ግርህነት ሓሊፉ እዩ ግን ግርህነትና ቡዙሕ ኣኽፊሉና እዩሞ ኣብ ታረኽን ጅግንነትን ኤርትራዉያን ምሕባእ ኣይካኣልን እዩ::
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 года назад
@@solomonhaile8418 ንልጅ ኢሱ ሕተቶ ንሱ ይቐርቦም
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 3 года назад
@@weldenegodguad4974 Esu dea nezom Beal ayaka Debretsion, Tdadqan, Siyoum M, Abay Tsehaye etc...ayblae aysteya geirulka ab hazen kof abilu dimmu 😸 amsiluka allo. 😁😆😅
Далее
Ванька пошел!!!! 🥰
00:18
Просмотров 909 тыс.