Тёмный

EMN -መመረቕታ መጽሓፍ ውልዶ መንእሰይ ኤቨን ሃብቶም - Eritrean Media Network 

 ERITREAN MEDIA NETWORK
Подписаться 191 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 49   
@saraasmerom9050
@saraasmerom9050 Год назад
He is matured than his age. Great job ❤️ 🇪🇷
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 Год назад
ዕድመን, ጥዕናን, ይሃብካ, ፈጣሪ, ዝወደይ ❤🇪🇷🙏🇪🇷❤😍👌👍🌹🌹🌹🌹
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Год назад
ኣሰይ !!! ኣምላኽ ይባርኽካ ቀጽሎ ኮ ር ኢ ዳ❤ ኣምላኽ ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራን መረታን ይባርኽ
@medhanealemeritreaybark3478
አሰይ ሽኮር የዕብኻ ቀጽሎ ዓቢ ይግበርካ ሽኮር ኤርትራዊ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@sawatube
@sawatube Год назад
አሰይ ዝወደይ መመሊሱ ጎይታ ይባረክካ
@asefawmehari4228
@asefawmehari4228 Год назад
Ajoka Aven 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@yodit1991
@yodit1991 Год назад
ሓበን ሃገር ብሉጽ መንእሰይ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፣
@yerdanos1180
@yerdanos1180 Год назад
Tebare Aven bruh eyu mestaeka 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹👏👏👏🍯🍯🍯🍯🍯🍯zwedey
@eregreat2038
@eregreat2038 Год назад
ብሐቂ ንፉዕ: ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ: ቀጽሎ።❤❤❤
@letina1242
@letina1242 Год назад
Amlak ybarkkum yhagzkan z wedey
@asmawitmehari2100
@asmawitmehari2100 Год назад
Aseyyyyy Shikor ❤ May God Shed his Grace on you Ambesa 👍🇪🇷
@ayobmuzzollo478
@ayobmuzzollo478 Год назад
Lebam menesey . Your futurity is bright. Keep it up .❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
@nighistighebrekristos51
@nighistighebrekristos51 Год назад
Edimen tienan yhabka amlak yhagzka ❤❤❤❤❤❤🎉🇪🇷🇪🇷💖
@tadeseyonas9130
@tadeseyonas9130 Год назад
edmen tenan yhabka fetari aboyy amien bahaqi
@bbnaam9220
@bbnaam9220 Год назад
WAWU !!! AMLAK YBARKKA HAYLI YHABKA ILL ELLLL
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 Год назад
Welcome deki Eria
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 Год назад
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️
@erinabella5455
@erinabella5455 Год назад
ብራቮ ኤቡ አጆኻ እዚ ወደይ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 Год назад
ኣንበሳ ሽሕ ግዜ ኣንበሳ ብልቢ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ቀጽሎ ቀጽሎ ዝሓወይ/ዝወደይ 👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏👏👏👏👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sawatube
@sawatube Год назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉 አንበሳ ወዲ ኤረይ
@giromkidane2994
@giromkidane2994 Год назад
ንፉዕ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🙌🙌🙌
@madelinaandersson9231
@madelinaandersson9231 Год назад
Bravo 👏 🇪🇷🥰
@militesfay6469
@militesfay6469 Год назад
Kabqa bezuh ena nesbe araya nay kulu menisey eqa God bless you 💖
@luwamnatey245
@luwamnatey245 Год назад
🇪🇷🇪🇷 😍😍❤❤🙏
@hizbawiginbarginbarghinda3872
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@saradaniel5579
@saradaniel5579 Год назад
Nufue bravo qexlo Evu ambesa
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 Год назад
ብመጀመርታ እንቆዕ ሓጎሰካ መንእሰይ ደራሲ ኤቬን ሃብቶም። መጽሓፍ ጺሒፍካ ኣብ ድርሰትን፡መመረቅታን'ሞ ኣብ ክሊይ(16) ዓመት።ኣብ ህዝቢ ከተቅርብ ኣዝዩ ረቂቅ ብልሒ ጥራይ'ዩ ክብሃል ዝከኣል። ምክንያቱ መጽሓፍ ክትጽሕፍ ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ። እቲ ዘክብዶ ከኣ ንህዝቢ ሓቀኛ መልእክቲ ትሕልፍ ክሳብ ዘለካ ረቂቅ ብልሕን፡ተመክሮን፡ኣፍልጦን የድሊ። ኣብ ሃገርና ቢዙሓት ጽሓፍቲ ፈርዮም'ዮም።ግን ብሰንኪ ዝተፋላለዩ ገዛእቲ።ባህልናን፡ልምድናን፡ሃይማኖትናን፡ቆንቆናን ክድውኑን፡ክድምሱሱ ድሌትን፡ዕልስማን ስለ ዝነበሮም። ነቲ ዝጽሓፍ ዝነበረ መጽሓፍቲ የቃጽልዋን፡ናብ ህዝቢ ከይበጽሕ ብዝተፋላለየ ኣገባብ ይዕንቅጽዋን ነይሮም። ሕጂ ግን ሳላ ብረታዊ ቃልሲ ብፍላይ ከኣ ድሕሪ ምምስራት ህዝባዊ ግንባር ማእለያ ዘይብሎም መጽሓፍቲ ይጻሓፉ ድለዉ። እቶም መጽሓፉ ናይ ሃይማኖት ማለት ታሪክ ወይ ገድሊ (ቁዱሳን)፡ናይ ታሪክ፡ናይ ፍቅሪ፡ናይ ባህልን፡ልምድን ኣናባብራ ቤሄራት ኤርትራ፡ናይ ዝተፋልስለዩ ጀጋኑ ዜጋታት ኤርትራ፡ጅግንነት ናይ ጛል ኣንስተይቲ ኣብ ብረታዊ ቃልስን፡ማሕበራዊ ናብራን፡ናይ ኣማጻጽኣ ቆንቆታት ኤርትራ•••ወዘተ ተጻሑፎምን፡ይጻሓፉን ኣለዉ። ስለዚ እዚ ዉልዶ መንእሰይ ናጽነትን፡ዕድልን እንተ ዘይረክብ ነዚ ዕድል ወይ ዕቤት ናይ የእምሮን፡ብልሓትን፡ጸጋን ምሮኮቦ ዶ? ከውሲ ወከፍ ኤርትራዊ ነቲ ናጽነትን፡ናጻ መሰልን ወይ(ናጽነት ናይ ፕረስ)፡መሰል ናይ ምጽሓፍን፡ምድራስን ጅፈልጦን፡ክርደኦን ይግባእ። ብዝኮነ መንእሰይን፡ደራስን ኤቬን ሃብቶም እዚ ናይ መጀመርታ'ምበር ናይ መውዳእታ ኣይኮነን። ህዝቢ ኤርትራ ካባካን፡ከማካ ዘኣመሰሉ በላሕቲ መንእሰያት ሓደስቲ ወሎዶ ብዙሕ'ዩ ዝጽበየኩም ዘሎ። ኣጀካ ኣይትሕመቅ፡ዝናን፡ሽምን፡ዋሃ ዋሃ ምባል ናይ ደቂ ሰባት ከይስክረካ ወይ ትዕቢት ክይሕድረልካ ምጥንቃቅ የድሊ ኣብ ልዕሊ ልባናካ። ምክንያቱ ኣብ ንእስነትካ ብተንኮል ተበጊሶም፡ብቅንኢ፡ብሓቀኛ ድሌት፡ብረብሓ ክንእድካን፡ክሻድኑካን ወይ ኣብ ዘይተደሌ መንገዲ ክመርሕካ ዝክእሉ ደቂ ሰባት ስለ ዘለዉ።
@rahwaberhe7474
@rahwaberhe7474 Год назад
Good job my little bro❤️🇪🇷
@mussiegebreyesus71
@mussiegebreyesus71 Год назад
Bravo eaven qexlo ❤❤
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 Год назад
🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@rigattekeste2582
@rigattekeste2582 Год назад
ንፊዕ ዝወደይ ኣጆኻ ቀጽሎ ሃ ኢልካ ኢዩ ለ ዝባሃል እሞ በርትዕ ኢኻ።
@optimisticman3412
@optimisticman3412 Год назад
Well done young man keep it up.
@lulatekle5905
@lulatekle5905 Год назад
❤❤❤
@wintughebrebrehan2013
@wintughebrebrehan2013 Год назад
Ajoka egzabiher xega yebzehalka
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Год назад
@ EMN, keep it up the great job 👏 👍 👌. 🇪🇷🫡🇪🇷
@Hzbawit
@Hzbawit Год назад
You got allredy a bright begning📝📚📊
@mislalmaashow3533
@mislalmaashow3533 Год назад
Cute 🥰
@Alganeshhabesha
@Alganeshhabesha Год назад
🙏🙏💯💯✅✅💐💐
@samsongebrehiwethager
@samsongebrehiwethager Год назад
ብመጀመርታ ንኣዳለውቲ EMN ከመስግነኩም ይደሊ ፡ ከምዚ ጌርኩም ንኣብነታውያን መንእሰያት ኣብ social media ፡ ዓዲምኩም ከተምጽኡ ከለኹም ፡ ነቶም ተቅርብዎም ሰባት ሞራል ፡ ንዓና ተኸታተልቲ ከኣ ኣብነት ኢዩ እሞ ፡ ቀጽልዎ ይብለኩም። ሓውና ኤቨን ድማ ፡ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ ፡ ቀጽሎ በርትዕ ይብለካ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ፡ ካብ ሕጂ ከኣ ኣበርቲዕካ ክትሰርሓሉ ይላበወካ ። እግዚኣብሔር ንኤርትራን ህዝባን ይባርኽ ❤🇪🇷
@betielsimon8045
@betielsimon8045 Год назад
ብራቮ ቀጽሎ ኢካ ሓደራ
@adyamyakob6736
@adyamyakob6736 Год назад
Menesey welodo nqdmit jigna
@hashensunn9482
@hashensunn9482 Год назад
ሓያል መንእሰይ ቀጽል።
@lettyabrha9491
@lettyabrha9491 Год назад
BAL NEWIH ADME CUN NADME YGBERELCA TEMHAR ECA PREIDENT CTCEWN NMETSAI
@letina1242
@letina1242 Год назад
Amlak ybarkkum yhagzkan z wedey
Далее
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 31 ( BY BRUNO )
44:05