Тёмный

EMN - ወዲ ጀበሊ ኣብ መዘንግዕ ካሜራ. . . ፍሉይ ኣዛናዪ ትሕዝቶ - Eritrean Media Network 

Подписаться
Просмотров 62 тыс.
% 2 913

ሰላም ተኸታተልቲ EMN | ህያብ ኣደን ካሊእ ተወሳኺ ፍርያት EMN STORE ንምዕዳግ - ብቐረባ ኣብዚ Link ክትረኽብዎ ትኽእሉ › emn.store/
EMN - ወዲ ጀበሊ ኣብ መዘንግዕ ካሜራ. . . ፍሉይ ኣዛናዪ ትሕዝቶ - Eritrean Media Network
OfficialEritreanMediaNetwork
****************************************************************
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

Опубликовано:

 

1 дек 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 458   
@yordankidane74
@yordankidane74 Год назад
መግለጺ ልቦናኻ ኣብ ትዕግስትኻን ትሕትናኻን ርኢናዮ ወዲ ጀበሊ ተማሂርናሉ ድማ የቀንየልና። ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ።
@haniokubamicheal8537
@haniokubamicheal8537 Год назад
በሓቂ,
@hagoshilu6088
@hagoshilu6088 7 месяцев назад
Nay bahaki yordaye gual barentu do tkoni gual gezawutey❤❤❤
@abrahamabr9729
@abrahamabr9729 Год назад
ኣደንጊጹኒ ደስ ኣይበለቲንን ኣነስ ክብርታት ምትንካፍ ኢዩ ኣብ ዉልቂ ጣልቃ ኣይእቶን ሪከርድ እንዳገበርካ😌
@hyabfetari346
@hyabfetari346 Год назад
ብልክዕ ኣይግባእን ዩ።
@maekelemesfin9855
@maekelemesfin9855 Год назад
ጌጋ ዝኮነት መዘንግዕ ካመራ ምስ ዕድሚኡን ቅንዕንኡን ኣይትኸይድን ኢያ ዓገብ
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 Год назад
እንታይ ዓይነት ጽሑፍ ኢዩ መዘንግዕ መዘንግዕ ኢዩ ንስካ ኣእምሮካ ጥራይ ኣስተካክል
@hash4981
@hash4981 Год назад
ልክዕ ኣለኻ፡ ንዕኡ ዘይምጥን መደብ እምበር ወዲ ጀበሊ ቅንዕንኡን ዓቅሉን ኣርእዩና፡ መዘንግዕ እና በልካ ናይ ብሕታዊ ሂወቱ ናብ ሜድያ ከቃልሕዎ ኣይነበሮምን። ሓንቲ ክብላ ዝደሊ ኣብቲ ዘዕልሎ ዕላላት ከም ዘይተመርዓወ ኢዩ ዝዛረብ እዚ ከኣ መነባብሮ ከቢዱዎ ክኸውን ከም ዝኽእል ርዱእ'ዩ፡ ሓዳር ንኽገብር ንእሽተይ ሓገዝ እንተ ዝግበረሉ ምበልኩ።
@eridem7289
@eridem7289 Год назад
ዮናስ ተጋጊካ ናይ በሓቂ ፉሹል መዘንጊዕ ካሜራ በጃካ ደምስሳ ዓቢ መምህር መጻወቲ ክትገብሩው
@dawit5485
@dawit5485 Год назад
አዚ ብደዐ ኢዩ ጨጉርኻ ተቀምቀም ክዳንካ ቀይር ኣይብሃልን ኢዩ ዓዘራ ዘለዎ ዘረባ ኢዩ
@meximosteklu3797
@meximosteklu3797 Год назад
Ane bitami harike akiley xebibuni guhuy ele gn ezi memhir eyu bitegbar manim taazabi kixawero zeykil bitigisti wediyuwa kitdimses yebilan
@osmanabdelwahab2221
@osmanabdelwahab2221 Год назад
@@meximosteklu3797
@tomorrowisgift7723
@tomorrowisgift7723 Год назад
100% agree with you metsawti eyom geremo abzia😪
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p Год назад
ዋውውው ናይ ወዲ ጀበሊ ዓቅሊ ነቶም አብ ስደት ንነብር ሰባት አኺሉ ምተረፈ ፤ደስ ዝብል ዓቅሊ ❤❤❤❤የቀንየልን EMNW
@keriaebrahim1891
@keriaebrahim1891 Год назад
Nebahki tekekel
@Sami-fk3rw
@Sami-fk3rw Год назад
respect ኣይኮነን ተጋጊኻ ምስ ልቦኑኡ ክቡሩን ዝኸይድ ኣይኮነን እቲ እንኮ መምህር አብ ሕብረተሰብና እዩ
@ghideytekeste6830
@ghideytekeste6830 Год назад
Btami
@medadejen7196
@medadejen7196 Год назад
baii aygermekan
@shikorinanatey7223
@shikorinanatey7223 Год назад
No tegagika hawey beal yonas yfeltwo eyom nwedi jebeli gn nseb kea kereywo delyom eyom kemey akal, naylbona bealtsega mukanu. thanks EMN ❤
@biniamtesfazghi8181
@biniamtesfazghi8181 Год назад
I feel for him
@samuel2259
@samuel2259 Год назад
Agree
@Tarikeritrea
@Tarikeritrea Год назад
ሓቂ ዘረባ ዮናስ፡ናይ ሎሚ መደብኩም ደስ ኣይበለናን።ድሓን ንዓይ ደስ ኣይበለንን ክብል።ኩሉ ዝሓለፈ ምስ ወዲ ጀበሊ ወርቂ ዝኾነ መደባትዩ ኔርኩም።ሕጂ ግን ቀቲልኩማ።
@meron5303
@meron5303 Год назад
ናይ ብሓቒ ዓቃልን ትሑትን ኣቦ ክብረት ይሃብካ ኣቦና ወዲ ጀበሊ። ክቡር ሓውና ዮናስ ኣነ ሓደ ካብ ተኻታተልትኹም እየ ይቕሬታ! ግበረለይ ኣነ እዛ ቪድዮ ኣይፈተኽዋን፡ እንታይ ጌርኩም ምስኪናይ ሰብኣይ ነቲ ዘለዋ ጉድለት መዝሚዝኩም ተለፋልፍዋ፡ ከም ርእይቶይ መዘንግዕ ካሜራ ክበሃል ከሎ ሓደ ቶፒክ ኣልዒልኩም ብዛዕብኡ ከተዘንግዕዋ እንተ ትፍትኑ ምሓሸ ኔሩ ይብል።
@teklemariamtewelde675
@teklemariamtewelde675 Год назад
Behaqi Aqrebti medeb Kbrer yhalkum Abokum eyu
@user-lh8gm4oz2y
@user-lh8gm4oz2y Год назад
Beunet wala ane ayfetkuwan kebdey wn belini memhr hiwet aqal abo Kbru awridkumo
@fethiyasaeed7572
@fethiyasaeed7572 Год назад
Yes
@yemanemelake4416
@yemanemelake4416 Год назад
Kemue aytbel bro entay zmzmez alewo mezenagei kelae ab afnchkum thasabu kaa alekum
@etimeshaqeliwedi2005
@etimeshaqeliwedi2005 Год назад
Really bro ብውሽጠይ ከምኡ ክብል ጸኒሐ መዝሚዝኩሞ
@simdela4785
@simdela4785 Год назад
"መልሓስና ዝሕሱ ከይካክለናስ ብጨጉርና ክንሕሱ" ያ ወዲ ጀበሊ ማለት! ኣዝማሪኖ
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 Год назад
ጀበሊ መዓረይ ኣደንጊጽካኒ ትሕትናኻ ብጣዕሚ መሲጡኒ ንሕና እን ተንከዉን ጠንጢንናዮም ምስከድና ካብዚኣ ዉን ዓባይ ትምህርቲ ተማሂርና ትሕትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@mikigebre1819
@mikigebre1819 Год назад
ብጣዕሚ ተጋጊኩም ምስ ክብርታቱ ዝከይድ ኣይኮነን ከምዚ ዓይነት ስራሕ እሞ ንወዲ ጀበሊ ከይድገም
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Год назад
ወዲ ጀበሊ ኮሪዳ ! ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ብሩኽ ዘር ኢ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ ኣነ
@semharmihertab3746
@semharmihertab3746 Год назад
ምስሊ ትሐትና ህዝብና ኢዩ ✌️ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ🙏
@Greatly541
@Greatly541 Год назад
ይቅሬታ ንወዲ ጀበሊ ዘይትግባእ
@starthegunners7089
@starthegunners7089 Год назад
ይበል ዓቕሊ ናይ ብሓቂ ትሕትናኻ ነዊሕ ዕድመ ክህበካ'ዩ:: ዘረብኡ ከብድኻ ይበልዕ መቸም ዮናስ በዛ ዝገበራ ወዲ ጀበሊ ንዓኻ'ዩ ኣዘንጊዑካ እምበር ንሱ ግርህነቱ እዩ ኣርእዩና::
@fache7352
@fache7352 Год назад
ጌጋ ዝኮነት ፕራንኪ ምስ ቅንዕንኡን ዕድሚኡን ኣይትከይድን ኢያ ወዲ ጀበሊ ብጣዕሞ የ ዝፎትዎ ዕድሜካ ይባረክ
@rankoshow2163
@rankoshow2163 Год назад
ኢዝያስ ኮለል ኢያ መዘንገዕ ኣይኮነትን ን'መምህረይ ዓቢ ኣይትድሃሉለይ።
@kubromamanuel5954
@kubromamanuel5954 Год назад
ተቅርብዎ መደብ ጽቡቕ እዩ ቀጽልዎ ወዲ ጀበሊ ጥዕም እዩ እዛ ናይ ሎሚ ግን ጌጋ እያ እቲ መዘንግዕ ኢልኩም ዘቅረብክሞ ምስኡ ዝከይድ ኣይኮነን ንክብረቱ
@mearegmihreteab8125
@mearegmihreteab8125 Год назад
ብሓቂ ክብረት ዘይብሉ መዘንግዕ ካሜራ
@nevergiveupdontquit2460
@nevergiveupdontquit2460 Год назад
I was waiting for so long for the part 39 but mr Yonas this is heartbreaking or heartache story mr jebeli brave man and he is strong man no matter what he is a happiest man ever seen god blees you jebeli. Honestly loyalty respect ✊ for mr jebeli 🤙🙏🙏
@nitubella97
@nitubella97 Год назад
Disrespectful prank! ዮኒ ሓውና ኣዚና እንዲና ነክብረኩምን ንፈትወኩምን ከምዚ ዓይነት ምስ ውልቃዊ ሂወት ምትእስሳር ዘለዎ መዘንግዕ ካሜራ አንተዘይተዘውተረ ተመራጺ እዩ
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 7 месяцев назад
ብጣዕሚ ብሱል፣ ዓቃል ለባም፤ ምቕሉል፣ ትሑት፤ ስልጡን፤ለዋህ፣ ተዋዛዪ፤ ኣዝማሪኖ። ንዓኻትኩም ዓጻጺፍኩም ርጃላ ሰብኣይ። ብጣዕሚ ስሒቐ ግን ክኣ በኽየ። I love you so much wede Jebele. May god bless you with many healthy years to come 🙏. Thank you Yonas ዓቢይ ሰብ & the camera man.
@user-mo3mq3nf3w
@user-mo3mq3nf3w Год назад
ሰላም ወሰናይ ንዓኹም ይኹን ኩሉ ተቅርብዎ መደብ ብተገዳስነት'የ ዝከታተሎ ናይ ሎሚ ግን እንድዒ ንሓደ ብዕድመ ኮነ ብኣተሓሳስባ ዓቢ ሰብ መዘንግዕ ካሜራ ኢልካ ብዛዕባ ኣከዳድናን ውላድን ኣልዒልኩም ክትዛረቡ ደስ ኣይበለንን መኒኽሞ እንተ ኮንኩም ይኣኽሎ ድሕሪ ሕጂ ኣይተቕርብዎ እዚ ክብለኩም እቲ መደብ ዘይኮነ እቲ ዘምጻኹሞ ሓሳብ'የ ዝቓወም ዘለኹ
@henokkibrom5295
@henokkibrom5295 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 Год назад
መዓለሽ እምበር እዛ መዘንግዕስ ንወዲጀበሊ ኣይትግባኣን እያ
@wintayohannes8636
@wintayohannes8636 Год назад
Uuufff btami adengixni 😔😔😔💔💔💔
@shikorinanatey7223
@shikorinanatey7223 Год назад
Wow i have learned how simple and peaceful i can live in this difficult world we live in. Thank you Wedijebeli. Before l learned a lot from your theory , but now you show us really in a practical way, discipline, respect, calm, patience, humble, grateful. Thank you again I wish you a long life.❤❤❤❤❤
@tabawufuyat111
@tabawufuyat111 Год назад
Brother Yonas l was crying when l watched it is touching life story, very hard to explain he has a reason why not have a child because l walked his shoes 👞 he seems not happy.
@yohannesgebrekirstos7952
@yohannesgebrekirstos7952 Год назад
Abti nay Wald hito katwu ayneberomn, mare kindey harerta nay wlad bahgi kihlwo ykil u.. So beti xegem nay Seb zeymlgax xbuk neru. Kibret zeyblom sebat!!
@Hagos1971
@Hagos1971 Год назад
መምህር ዮናስ ብመደባትካ ዑጉብየ ናይ ሎማዓንቲ መዘንግዕ ካሜራ ምስ ወዲ ጀበሊ ትኸይድ ኣይኮነትን ምኽኒያቱ ወዲ ጀበሊ በቲ ወርቃዊ ቃላቱ ወዛ ምስ ቁምነገር ሓዘል ሕከያታቱ ኣይጽግብን'ዩ።
@israeltsegai4103
@israeltsegai4103 Год назад
ኣታ ዮናስ ታይ ገበረ እዚ ሰብኣይ።ብዝኮነ ናይ ብሓቂ ዓቃልን ለባምን ተማሳሲሉ ዝነብርን ምኻኑ የእሚኑና።ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት።
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 Год назад
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ericaflower7
@ericaflower7 Год назад
ወዲ ጀበሊ ትሑት ሙቅሉል ኑሙኻኑ ንስራሕኩም ከማን ንድሕር ሕጂ ኣብዘይምተምማን ከእቱ ይከአልዩ.... ንወዲ ጀበሊ ይቅረታ ዘሕትትዩ
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 Год назад
ጎይታ ዓቅሊ ወዲ ጀበሊ። የኒ አብ ቅምነገር ጥራይ ስለ ንርኤካ ሎሚ ዋላ ንዓና አዘንጊዕካና። thank you 🙏🏾 yonie god bless you and your family ❤
@eritreabest4834
@eritreabest4834 Год назад
ወዲ ጀበሊ ናይ ብሐቂ ዐቅለኛን ትሑትን, ፈላጥን እግዛቡሀር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ,ናይ ብሐቂ ንጉስ ስነ ልቦና, ዝገርም እዮ እዞም ወለድና ትዕግስቲ ዘለዎም ጌሪሙኒ, ወዲ ጀበሊ ኩቡር አቦ ንበረልና.
@AbEsG1889
@AbEsG1889 6 месяцев назад
ዋውውውውው ኢለ ዶ ክጅምሮ ናትካስ ዲንቂ'ዩ ንኣንክሮ ንሂወት ከም ገጹ ትነብሮ ንሰብ ሰብ ምኻኑ ጥራይ ተፍቅሮ መምህር ትዕግስቲ ጎይታ ዓቕሊ እምነቱ ምሉእ ንፍቕሪ ዝጽሊ ሕዉስ ምቑሉል ሰባት ዘይፈላሊ ኣብነት ሰብኣውነት ከም ነብሱ ዝሓሊ ውሽጡን ደጊኡን ጻዕዳ ወዲ ጀበሊ ንጹህ ኢኻ ንሓቂ ትጸዊ ኩሉ ዓዱ ኣድማሳዊ ዘይጋዳእ ሰላማዊ ቀላሲን ኣላይ ወሰንን ርኹብን ......ስኡንን ቆፎ ንህቢ መዓር እትብርበር ዕድመ ማቱሳላ ንዘልኣም ንበር ርኸብ ኣይትስኣን ህጠር ኣይትርሓቐና ንሕና ከይንቆርር ኩሉ መደባትካ'የ ዝከታተሎ ብዙሕ የ ዝመሃረሉ ኣጀካ ቀጽል። ርሑስ ሓድሽ ዓመት ኣብርሃ የ ካብ ጀርመን።
@aduberhane594
@aduberhane594 8 месяцев назад
ናይ በሓቂ መምህር ወዲ ጀበሊ❤
@MerhawiDestalem-jr3uw
@MerhawiDestalem-jr3uw Месяц назад
ብጣዓሚ ስለ ንፈትዎ አዩ መስለኒ ምዝንጋዓ ኣይንደልዮን
@msgnatesfay6411
@msgnatesfay6411 Год назад
መርሐባ ዮናሰ ብቀዳምነት ሰላምታ የቀደም ብምቅጻል አነ መደባትካ ብጣዕሚ ዩ ዝስሕበኒ አብዛ መበል 39 ክፋል ግን ብጣሚ መሰልቸዊ ንወዲ ጀበሊ ምስቲ ዕድሚኡ ዘይከይድ ዘይናትካ መደብ ዩ ሞ ንቀጻሊ ዉን ካብዚ ከምዚ መደብ ገዲፍካ ናብቲ ናይ ቀደም መደባትካን ሰሐቢን ክብርን ዘለዎ መደበት ክተቅጽል በዛ ንኡሽተይ ዓቅመይ ይላበዎካ የቀኔለይ
@hyabfetari346
@hyabfetari346 Год назад
ናይ ብሓቂ
@genetgebrhiwetwelday8431
@genetgebrhiwetwelday8431 Год назад
Edmen tenan yehabka fetare wode jeble deke eri marey ayne abaykum yedfen 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤
@salihosmansom1827
@salihosmansom1827 Год назад
ኩሉ ዝማሃርና ልቦናን ትዕግስቲን ብግብሪ ኣርእዩና። ዓቃል ምኻኑ ግን ጽብቁ ኣይተሰማዓንን ።
@selamneritranaselamneritra3954
ናይ ብሓቂ ዓቕለኛ ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይምነ
@blovea1941
@blovea1941 Год назад
እዋይ ዓቕሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ጀበሊ
@Eritrea.91
@Eritrea.91 Год назад
ብጣሚ ስሒቕና ግን ብጣሚ'ውን እንዳ ተሰከፍና ኢና ወላዲ እዩ በዓል ዕድመ ጸጋ ኣብ ቐጻሊ ሲ ኣይትድገምዋ መሓርዎ በዓል ምሉእ ዓቕሊ ኮይኑ እምበር ተሲኡ ዘይ ከደ የገርም'ዩ ዓቕሊ 100%
@abrehamawalom4592
@abrehamawalom4592 Год назад
ወዲ -ጀበሊ ብዛዕባ ወልፍታት, ባ ገለ በለና"
@mustofaidris1017
@mustofaidris1017 Год назад
ዮናስ መዘንግዕ ካሜራ ንወዲ ጀበሊ ዘይኮነ ንሓደ ትዕቢተኛ እዩ ዝግባእ
@mekonensamuel5821
@mekonensamuel5821 Год назад
ሰላም EMN መደብኩም ብጣዕሚ መሀርን ኣዘናጋዕን እዩ እንተ ናይ ሎሚ ግን ሕማቅ ስራሕ ካባኹም ዘይትጽበዮ ንሰብ ብድኹም ጎኑ መዝሚዝካ መጻወቲ ክትገብሮ ዓገብ ብተደጋጋሚ ውላድ የብለይን ኣይቆረስኩን ካልእን እንዳበለኩም ብጣዕሚ ሓዚነ ነዚ ጉዳይ ይቅረ ክትሓትሉነ ክትድምስስዎን ተስፋ ይገብር
@lulrbahri
@lulrbahri Год назад
Thank you, Dey gebzeb entay Hmam alewom
@senaithailom3322
@senaithailom3322 Год назад
Waw God bless you Jebelis son 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✨️✨️
@akliluzemed9904
@akliluzemed9904 Год назад
He has great patience! Thank you.
@fessehayeghebregergis4782
@fessehayeghebregergis4782 Год назад
ኣቕረብቲ ኤሪትርያን ነትዎርክ ።ካልእ መደባትኩም ጽቡቕ ከሎ እዛ መዘንግዕ ካሜራ ግን ደስ ኣይትብልን ተጋጊኩም።ከምዚ ዓይነት መደብ ብወገነይ ደስ ኣይበለንን ።ዋላ ካ ወዲ ጀበሊ ትግዕግስተና ይኩን ብፍላይ እዛ ናይ ሎሚ ጽቡቕ ኣይገብርኩምን።እዚ ናተይ ውልቃዊ ርኢቶይ ዩ።
@tsigewynitesfay7855
@tsigewynitesfay7855 Год назад
He is so Pilate proud of him god’s bless you
@aleiomertube7485
@aleiomertube7485 Год назад
ሰላም EMN እተማሓላልፍው መደባትኩም ብጣዕሚ ጽብቅን ማሃርን’ዩ እንተኮነ ናይ ሎሚ መደብኩም ኣይግድን ንወዲ ጀበሊ በቲ ድኩም ጎኑ መዝሚዝኩም መዘንግዕ ካሜራ ብምግባርኩም ብጣዕሚ ሓዚነ ንዕኡ ዘይግባእ እዩ ምሳኩም’ውን ምስመደብኩም ዘይከይድን’ዩ ስለዚ ንወዲ ጀበሊ ኣብ ቅድሚ ተዓዘብቲ ይቅረታ ክትሓትዎ ከምኡ’ውን ነዛ ቪድዮ ንክትድምስስዋ ብትሕትና ንሓትት፣ ንወዲ ጀበሊ ግን በቲ ዘርኣካዮ ዓቅሊ ብጣዕሚ ነመስግነካ የቀንየልና።
@alaytmael2576
@alaytmael2576 Год назад
Deki Erey schkornatat ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rimonestifanos1776
@rimonestifanos1776 Год назад
Much respect for our father ,unbelievable person
@michaelyohannes8920
@michaelyohannes8920 Год назад
ናይ ብሐቂ ጥዕምቲ መዘንግዕ ካሜራ ወዲ ጀበሊ ግን ብጣዕሚ መስሐቂ ቃላት ተጠቂሙ አድኒቀዮ
@keriaebrahim1891
@keriaebrahim1891 Год назад
Wed jebeli edemen tenane rebi yhbka sare ilka negos nay tebay Memehr 💯👍❤💯💯
@hazomotv1561
@hazomotv1561 Год назад
ወዲ ጀበሊ ካብዚ ክፋላት ዝኸፍልዎ ከማን ኣይመስለንን ምስኪናይ ዕድመን ጥዕናን
@erilifemusic4420
@erilifemusic4420 Год назад
Btaemi ye dfetwo nwedi jebeli yonas gega mezengie kamera aykalkayon private hiwetu nseb ayeton u he is very very smart man
@amenhiwet1313
@amenhiwet1313 Год назад
Jebeli yaho bless you 🙏 ❤
@zetrefeazemnaymiskagoytay6259
He is so sweet
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 Год назад
ኢዋይ ወድ ጀበል ናባሓቂ ጡዕም ሰብ ኢካ ዓቅል 100/100 👍🏾🙏🏾✊🏾🇪🇷 ኣታ ዮናስ ኢንታይ ገበረካ ኢዚኣስ ኣግብርን ✌🏾💐ዝኮነ ኮይኑ ነመስግነኩም 👍🏾💞🇪🇷
@godislove7204
@godislove7204 Год назад
God bless you!! You have Patient.
@mikiketema4698
@mikiketema4698 Год назад
ብጣዕሚ ዓቃል ኣቦ። ንትዓዘብቲ ከትስሕቑ ግን ንወዲ ጀበሊ ሃሲኹሞ።
@mahmoudibrahimmohammed
@mahmoudibrahimmohammed Год назад
naybahaki lemanti zegeberkumo gega eyu 💔💔
@oldegardisadgo221
@oldegardisadgo221 Год назад
EMN ሜድያ እዚ ሎሚ ጌርኩሞ ዘለኹም ብጣዕሚ ዘሐፊር እዩ ቀልጢፊኩም ኣርምዋ ምክንያቱ ግዜኹም ስራሕኹም ብላሽ ኮይኑ እዚ ትምህርታዊ ሓዘል ከተማሓላልፊሉ ፡እዪ ዝግብኣኩም ዝዓበየ ሜድያ መጻወቲ ጌርኩሞ እሞ ካኣ ብድኹም ጎኑ ኣቲኹም ድሕሪ ሕጂ ከይ ድገም
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 Год назад
Why , it is very funny stylist it makes smile
@biniamtesfazghi8181
@biniamtesfazghi8181 Год назад
lecturer ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ።
@semhar3740
@semhar3740 Год назад
Edmen tenan yhabka fetari
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 Год назад
ብዙሕ ንፈትወካ ነርና ዮናስ እዛ ናይሎሚ ግን ብኻ ደሊት ኢልካያ ባእ ብሰብ ጸወታ ጽቡቕ ኣይኮነን ብዝኾነ ወዲ ጀበሊ ጎይታ ዓቕሊ ምዃኑ ኣመስኪሩ ንስኻን ካሜራማንን ግን ዓገብ ክትክሕስዎ ኣለኩም ንወዲ ጀበሊ ንተዓዛቢኹም ድማ ሶሪ ክትሓቱ ኣለኩም።
@user-lw4he1pq3h
@user-lw4he1pq3h Год назад
ኣንታ እንታይ ኢዩም እዚኦም ኩሎም ገጽ ደንጎላ ፡ መንጋጋት ፡ማሕጋጻት ክፉኣት ፡ ልዕሊ ኩሉ ከኣ ክብረት ዘይብሎም፡ ወዲ ጀበሊ ለባም ዓቢ ሰብ ፡ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ።
@mosay2040
@mosay2040 Год назад
Kkkk moyte bsehaq beti xerftatka hakka mskinay sebeay kebdkha ybeleaka sq elu kchknu!!!yaklom zxerefkayom
@Selam20008
@Selam20008 Год назад
Hyaway lewah azika eka ugus❤️😘
@goldenlionseri5221
@goldenlionseri5221 Год назад
ኩሉ መደባትኩም ብሉጽን መሃርን ብምካኑ ቀጻሊ ብዕምቆት እና ንከታትለኩም፡ብፍላይ ምስ ወዲ ጀበሊ እተቅርብልና መደባት ተዘናጊዕና ስሒቅና ተማህርና ብሓቂ ሕጊ ተፈጥሮ ደኣ ኮይኑ እምበር ዝክኣል እንተዝኸውን ሲ ሕጂ ጎበዝ ተመሊሱ ክነብረልና እሞ ክምህረና ከለብመና ምተመነና እዚ ናይ ሎሚ ግን ካባኩም ኣይተጸበናዮን ቁሩብ ሰብኣዊ ክብሩ ዝትንክፍ ኮይኑ ምስ ዕድምኡን ደረጅኡን ዘይከዪድ ኮይኑ ሲ ተዘናጊዕና ዘይኮና ሲ ብኣንጻሩ ልብና ተንኪፍኩምና፡ብዝኾነ ነቲ ብሉጽ ስርሓትኩም በዚኣ ኣይንፈርድን ግን እዛ ቪድዮ እንተትእለ ምሓሸ።
@africamedia4616
@africamedia4616 Год назад
ወዲ ጀቤሊ ብጣዕሚ ሽኮር
@mebrahtomberhane1990
@mebrahtomberhane1990 Год назад
ጌጋ ጌርኩም::መዘንግዕ ካሜራ ክትገብር ከለኻውን ሰብ ይምረጽ እዩ:: ትም ኢልካ ንገርሂ ሰብ ጎቲትካ ናብ መዘንግዕ ካሜራ ኣይምጻእን እዩ::
@lomintmalin4716
@lomintmalin4716 Год назад
ብከመይ መዘንግዕ ክከውን እዩ እሞ
@weredetesfandras1308
@weredetesfandras1308 Год назад
ናይ ብሓቂ ወዲ ጀበሊ ትዕግስትኻ ደረት የብሉን ። ከም ሓቂ መዘንግዕ ካመራ ኣዝዩ ተፈታውን ሰሓብን መደብ እኳ እንተኮነ ኣብ ወዲ ጀበሊ ክትበጽሑ ግን ኣይግድን ተደጋጋምን ኣሰልቻውን ጌርክሞ ፡ካልእ ሰብ እንተዝከውን ክሳብ ክንድዚ ትዕግስቲ ኣይምገበረን ወይ ውን ገዲፍኩም ምከደ ዝብል ግምት ኣለኒ።
@user-ht2sl2lb9s
@user-ht2sl2lb9s Год назад
ዓገብ ክቡር ጋዘጠኛ የናስ እቲ 38 ክፋል በዛ ናይ ሎሚ ደምሲስካዮ ምስ ክብሪ ክቡራት ዘይ ከይድ ንገንዘብ ክትብሉ ኩቡራት ሰባት ኣይ ትሽጡ ስለዚ ከምቲ ክብርኩም እንተ ትድምሰስ የሓይሽ ማዕረ ክንድዚ መግዛእቲ ጽቡቅ ኣይ ኮነን ብጣዕሚ ዘሕፍር ስራሕ ሰሪሕኩም ግን ምስናይ ይቅሬታ ስለዚ በዚኣ ስራሕ ብሓቂ ተኻታተልትኩም ኣጉሂኩም ከም ቆልዓ ምጥባር ከም ቀደምኩም ብዙሓት ሰባት ክምህር ኣብ ክብሩ ምለሱልና ወዲ ጀበሊ ግን ስለ ትሕትናካን ዘይ ውዳእ ባሕሪ ውቅያኖስ ትዕግስትኻን ነመስግን
@esayasmeasho341
@esayasmeasho341 Год назад
እዋይ ወዲ ጀበሊ መሕረር
@rahelgere6752
@rahelgere6752 Год назад
Akli!!!!!!!!
@lulrbahri
@lulrbahri Год назад
ሕማቅ መዓልቲ ውዒልኩም ንወዲ ጀበሊ ዘይግብኦ
@eriterabarentu1119
@eriterabarentu1119 Год назад
ብሓቂ መምህር ትዕግስቲ ምስ ዘልካ ናይ ዕደመ ጸጋ ሲ ምሉአ ሰብ ወዲ ጀቢሊ ካባኻ ብዙሕ ኢና ክንጽበ ሰምናዊ ክትመጽና ኮ ኣይምጸላአናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Gl.f
@Gl.f Год назад
Entay gierikum wedey ezi sebay
@fessehatsionkidane7926
@fessehatsionkidane7926 Год назад
Yonas abrham lomi mealti tegagika kemti hawna ab laeli zbela mezengie zeykone mzmza ya zbela haku u .
@hameali3868
@hameali3868 Год назад
Anes kem kedemey bxumuwa ksema ms jemerku kem kedemu xubk tmhrti hayli zhbeni kalat kseme endatexebeku ezney zkurkuh msau kkeyd zeykel mezenga ezi mezenga aykonen msnay ykreta ezi natey raito eu ♥
@TAN-ni6ll
@TAN-ni6ll Год назад
ኣይቆረስኩን፡ ክራባታ የብለይን፡ እኹል ገንዘብ የብለይን ናይ ብሓቂ ኣብ ክሊ 70ታት ዘሎ ኣቦ ንክብረቱ ዝትንክፍ እዩ ኣዝየ ድማ ይኹንኖ ንሽግሩ ኣብ ኣደባባይ ከምዝዛረብ ምግባርኩም ብጣዕሚ ገጋ እዩ ። ደጊምኩም ብቅልጡፍ ኣምጽእኩም ኣብ ቅድመና እቅረታ ክትሓቱዎ ይግበኣኩም ንተዓዘብትኹም እውን ልብና ተንክፍኩም ኢኹም, you himulated him, he deserve much respect Much much. It is very heartbreaking view I feel very bad
@letina1242
@letina1242 Год назад
Mis abokum tetsawitkum hmak mealti wielkum kem lomi ab hiwetey aygohakun
@yonimiki1020
@yonimiki1020 Год назад
Eritrean media ብሓቂ ጊጋ ምስኡ ዘይከይድ መዘንግዕ ቃልእ ሚላ ክጥቀሙ ነይርኩም ድሓር አዚ ኩሉ አብ youtube አንዳሸቀትክሙሉ ብዘይረብሕ ገንዘብ ትጥብርዎ ከምዘለኩም ተዓዚብና
@almazmedhanye9481
@almazmedhanye9481 Год назад
good job ✅️ 👏 👍
@NOnonon89325
@NOnonon89325 8 месяцев назад
😢እዋይ ኣነስ ሕማቕ ተሰሚዕኒ ዮናስ እኮ ትሓይሽ እንበር እቲ ኣብ ልዕሊ ወዲ ጀበሊ ዝነበረ ሰብ ይሕርቅኒ እዩ,yes መዘንግዕ ካመራ እዩ ግን ቁቱብ ቂር ኢልኒ,ወዲ ጆበሊ በሓቂ ብዕቅልካ ማራ ተገሪመን ኣድኒቀካን❤ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃበካ🙌🏽
@abdelletifmuhammed836
@abdelletifmuhammed836 Год назад
ዎዉዉዉዉ ወዲ ጀበሊ ዝምስገን ትዕግስቲ ምስ ዓቕሊ ተዓዲልካ ማሻኣላህ ካባኻ ብዙሕ ክመሃር ኪኢለ ዓቢ መምህር ኢኻ ፡ ኣብዚኣ ግን እዚኣ መደብ ካሜራ መዘንግዕ ዘይኮነት'ሲ ወንጀል ምርመራ ኣምሲልኩማ ሕቶ ኣብዚሕክሙሉ ግን 9-ብ 0 ስዒሩኩም ኣሎ ምኽንያቱ ኣይተቆጠዐን ።
@menkemadmenkemade6559
@menkemadmenkemade6559 Год назад
Well come
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 Год назад
ምስ ክብረቱን በልሕ ይእምሩኡ ልዉህነቱ ሓለት ዘለዎ ኣዘራረቡ ኩቡር ሰብ ኣቦ ካልእ ምኽሪ ተይትከስቡ ገጋኣ 🙏🏽 ጂግና መምህር ፍልጠት ወዲ ጀበሊ 💖ፍቱዉ ሰብ ክበረልናኣ ንበረልናኣ 🙏🏽🇪🇷
@simdela4785
@simdela4785 Год назад
ክላእ ድሕሪ ወዲ ጀበሊ ደሊካ ኣይርከብን እዮ!!! 10 ሰባት ክም ጀበሊ የድልየና ኣሎ ካብዚ ፖለቲካ ቅይር እንተበልና
@yemanmane2149
@yemanmane2149 Год назад
ዮኒ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ ኒርካ ግን ።አዚኣ ቪዲዮ ግን ግርህነቱ መዚሚዝካ መጻወቲ ጊርካዮ፡ናይ ባሓቂ ዓቢ መምህር
@ertraniertrawiyan9844
@ertraniertrawiyan9844 Год назад
Welcome back deki ereyi🥰🥰🥰💯💯
@Natsinet06
@Natsinet06 Год назад
Omg allmost 80 amet ziegbre sebay enty gerkum🙈wela melgemu miexaw ente seane its oke aykonen karavata🙄 but He did very very Well full Respekt👍🏼🥰
@medhanezerigabir6527
@medhanezerigabir6527 Год назад
ምሰናይ ይቕሬታ እዚኣ ኣይትግቦኦን ኢያ።
@samrawithabtemariam8813
@samrawithabtemariam8813 Год назад
ሰላም ኣዳለውቲ መደብ ኤሪ ሜድያ ኔትወርክ ከመይ ኣለኩም። እዚ ሎሚ ኣቅሪብኩሞ ዘለኩም መደብ ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ።ነዚ ክቡር ኣቦናን ኣያናን ወዲ ጀበሊ ከምዚ ክትገብርዎ ኣይግባእን ኢዩ ተጋጊኩም እዚ ኩቡር ወላዲ ኢዩ ንስካትኩም ድማ ብጣዕሚ ድኩማት ኢኩም ወላ ዮናስ ከምዚ ኣይተጸበኩካን ግን ብጣዕሚ ድኩም ኢካ ሶሪ ተጋጊኩም ሕጂ ውን ሶሪ በልዎ ነዚ ኩቡር ኣቦና ንሕና ኣዚና ኢና ነፍቅሮ ስለዚ ነዚ ዝገበርኩሞ ክንጻወሮ ኣይንክእልን ኢና ብፍላይ ውላድ ድማ ውህበት ኣምላክ ኢዩ ንስካትኩም ድማ በቲ ናቱ ጸገም ምዝራብኩም ተሕዝኑ ኢኩም ሶሪ ብጣዕሚ ተሰሚዕኒ ኣነ ። ቀጺለ እዞም ተከታተልቲ ናይዛ መደብ ኩልና ነዛ ናይ ሎሚ ዲስላይክ ንግበራ በጃኩም ነዚ ድካ ርኢዮሞ ኢዮም ከምዚ ገሮሞ ስለዚ ክርድኦም ኣማን ኩላትና ርኢቶና ንሃቦም ተጋጊኩም ንበሎም ናይ በሓቂ ሰነፋት ኢኩም ኩልኩም ኣዳለውቲ ናይዛ ሎሚ ዝነበረት መደብ ።ወዲ ጀበሊ ኮ ድክነት እምበር መልክዕሲ ዝወዳደሮ የብሉን ንስካትኩም ከማን ጉሪላ ትመስሉ ትወራዘዩ ኣለኩም ተጋጊኩም ። ወላ ውን ሳብስክርይብና ንስሓብ ከምዚ ተኮይኖም ።ይቅረታ እንተዘይ ኢልኩሞ ኣብዚ ቀሪብኩም ንሕና ድማ ንገብሮ ኣለና ኣስናንኩም ይደርቀም ደ እንታይ ጥዑይ ስኒ ሲ ኣለኩም ።
@bsrateyasu1039
@bsrateyasu1039 Год назад
እዋይ ዓቂሊ ወዲ ጀበሊ አጀኩም ደቂ ኤረይ ሐላላት
@Agazian2016
@Agazian2016 9 месяцев назад
ጌጋ ዉዒልኩም 🙏*
@biniamtesfazghi8181
@biniamtesfazghi8181 Год назад
ኣነ ሓደ ካብ ቀንዲ ተከታታላይ ናይዚ መደብ እየ ሎሚ ግና ኣይግድን ከም በዓል ወዲ ጀበሊ ኩቡራን መምሃራን ኣብ ከምዚ ዓይነት ናይ ኮመዲያን ዓይነት ተግባር ጌርኩም ክብረቱ ክትትንክፎ ጽቡቅ ኣይኮነን ኣነ ከመይ ነብሰይ ግፍፍ ኢሉኒ ከም ቆልዓ ከተዳጋግሙዎ ጽቡ ኣይኮነን ናይ ወዲ ጀበሊ መምህር ናይ ሂወት መደብ መብዛሕትና እና ተዘናጋዓና ክንመሃር ኢልና ኢና ንከተተሎ አሞ በጃኩም ከምዚ ዓይነት መደብ ኣይተቅርቡ። ዕድመን ጥዕናን ንኩሉኩም የቀኔለይ
@mabelzenawi3233
@mabelzenawi3233 Год назад
ኣስሒቕና ወዲ ጀበሊ ባሓቂ
@erunatey2125
@erunatey2125 Год назад
ዮኒ ሓወይ ከምዚ ኣይ ጽበየካንየ ኔረ !! ነዛ ቪዶ ምስ ርኣኩ ሕማቅ ተሰሚዕኒ ንወዲ ጀበሊ ዘይ ግብኦ ፕሊስ ተክኢልካ ደምስሳ🥺❤️‍🩹😥❤️‍🩹😥❤️‍🩹👎👎👎
@rezenehabtegerish8294
@rezenehabtegerish8294 Год назад
Good job yoni,,