Тёмный

EMN -ዕላል ምስ ሓደ ካብ ፈጸምቲ ቅያ 18 ደቓይቕ ኮማንዶና ተጋዳላይ ርእሶም ኣባይ ( ወድ መርጋኖ ) 1ይ ክፋል- Eritrean Media Network 

 ERITREAN MEDIA NETWORK
Подписаться 189 тыс.
Просмотров 137 тыс.
50% 1

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN ዕላል ምስ ሓደ ካብ ፈጸምቲ ቅያ 18 ደቓይቕ ኮማንዶና ተጋዳላይ ርእሶም ኣባይ ( ወድ መርጋኖ ) 1ይ ክፋል Eritrean Media Network
****************************************************************
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

Опубликовано:

 

30 авг 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 614   
@user-bj8ks6jf4j
@user-bj8ks6jf4j 2 года назад
ራብዚ እሞ ነስተውዕል፡ ጅግና ክሰርሕ እምበር ከዕልል ሲ ፈጺሙ ዘይክእል ምዃኑ ዩ ዘረዳኣካ። አዚ ተገዳላይ ራኣይዎ ነቲ ቅያ ክሰርሕ ኣይከበዶን ከዕልል ግን ከመይ ከቢድዎ እሞ ንርኣዮ።
@samuelyakob5993
@samuelyakob5993 2 года назад
ኣነ እውን ገሪሙኒ ኣሎ ኩቡር ፡ ኣየወ ክንደይ ታሪኽ ጀጋኑ ኤርትራዊያን ከይተነግረ ይተርፍ ኣሎ ፡ እምበር ጀጋኑስ ቡዙሕ ኣይዛረቡን ኢዮም ሓቕኻ።
@alemzere7723
@alemzere7723 2 года назад
Iway izom yhiwatna kigrmu hig koynu ysmska nay bhkie krbdw
@nevergiveupasmara5818
@nevergiveupasmara5818 2 года назад
Eti zaheguska naye hezbawi genbar eko ezi eu mezerabe yelan betgebar eu hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@sebetayzeybele8527
@sebetayzeybele8527 2 года назад
Eti zereba gen mesati deykone bezkone gele mele nice
@Essiemaekobay
@Essiemaekobay 2 года назад
Nay bhaqi qedimkani kema kabl enda belku joganu ayatatna abotatnan kbri ykunom edmen tenany yhabom fetari
@wintasahle5888
@wintasahle5888 2 года назад
እንኳዕ ገጽካ ረኤና ወዲ መርጋኖ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@wolduyemane1147
@wolduyemane1147 2 года назад
እዞም ጅግንነት ቅያ 18 ደቃይቅ ኣብ ስምበል ዝፈጸሙ እቶም ብሂወት ዘለዉ ኩሎም ኣኪብካ እንተ ዝትርኹ ዝበለጸ ምኾነ ምኽንያቱ ምስ ምንዋሕ ግዜ ምርሳዕ ክህሉ ስለ ዝኽእል እንዳ ተመላሉኡ ጽብቅ መዘተዉልና ።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 года назад
ንኢሱ ክተሕርቕዮ ዲኺ ደሊኺ
@meron5303
@meron5303 2 года назад
@@weldenegodguad4974 ብታሪኽ ላግጺ የለን ቁሩብ ከም ሰባት ልቢ ንግበር የሕዋት
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 года назад
@@meron5303 ኣነኳ ኢሳያስ ብጀካ ናቱ ጅግንነት ናይ ካልኦት ክንገር ስለዘይደልይ ንሱ ብህይወት ክሳብ ዘሎ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራዉያን ኣይክንገርን እዩ እየ ዝበልኩ::
@arefayneberaki7023
@arefayneberaki7023 2 года назад
@@weldenegodguad4974 ሳሕሳሕ ወያናይ ኣብ ገለ ግንባር ትግራይ.ዶ ድሮን ረኺባቶ ኮይና እንድየ ኢለ ነይረ፡ ኣለኻ እምበኣር ካብ ፈኸራ ናብ ምንክብላል እትኣትውሉ ግዜ.ዩ፡ እይትድከም ዓቢ ጻዕሪ.ዩ ዝጽበየካ ዘሎ፡ GAME OVER JUNTA!
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 года назад
@@arefayneberaki7023 እሂታ ወዲ ሕርካም ካርነሽመታይ: ከምኣ ኢልካ ኣለኻ?? እተን game over ዝብላ ቃላት ናይቲ ቴምቤናይ ጎይታኻ ትደግም ኣለኻ? ብዉሑዱ ሰለስተ ዓመት ኣቢልካ ድሒርካ ኣለኻሞ ተባራበር:: ጁንታ ድኣ ነዛ ናይ ኣምሓራ ምስወድኡ ናብ ዓዲሃሎ እንድዮም ክመጹ:: ንስኻን እቶም ደቓሉ ደቅኻን ከ ክትከቱ ዲኹም ንኢሱ ክተድሕኑ ዋላስ ኣብ ደገ ኾይኩም ኢኹም ክተጣቕዑ? በል ለምቅነ ኣብ ኣስመራ ጻዕዳ የራኽበና::
@gebrielabayre4483
@gebrielabayre4483 2 года назад
ዝገርም 'ዩ🤦‍♀️🤔!!!!!! ኣነ ብወገነይ ብሂወት ዘለዉ ኣይመስለንን'ዩ ኔሩ በጃኩም እቶም ብሂወቶም ዘለዉ ኣቅሩቡልና ሓደራኩም!!!
@yonatanbokere2181
@yonatanbokere2181 2 года назад
Alew hade kabom aboy alo admen tinan yihabom mis kulom bixotu & mela hizbi eritrea 🙏
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 года назад
መግደፍ ጀጋኑ ንቕድሚት ክወጹ ኣይደልይን እዩ
@misganapawlos7300
@misganapawlos7300 Год назад
🇪🇷🇪🇷🌹❤💙💛❤💛💙🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@emteemte3985
@emteemte3985 Год назад
​@@yonatanbokere2181 hjiko nska wn tesedidka eka tkewn kkk
@asmerno1872
@asmerno1872 24 дня назад
መራሒ ብርግየድይ ዝነበር ወዲ ርሻን ብዝሓል ጅግና ኣቦና ንይሩ ታሪክ ዝገብሩ ዘይመስሎም ፕእ ወሊዳ ትምክን ብድሕሪኦም ኩሎም ኣቦታትና ቅሰኑ ❤🇪🇷❤ ይውዓይ ይዝሓል ወትሩ ሓገረይ Excerpts from the sea The proud history of our። ancestors። ❤🇪🇷❤
@zenawimebrahtu4165
@zenawimebrahtu4165 2 года назад
መቸም ናይ ኤርትራዊ ትሕትና ፉሉዩ ዝዓበየ ታርኽ ሰሪሕኻስ ትም ኣቤት ኣብ ካለኦት ኣገራት ተዝኮውን 1000 መጽሓፍ ምጻሓፋ ብዝኮነ ኩርዓት ኣቦታትና ኩርዓትና ኢዩ ፓርት 2 ንጽበ
@geregebre2742
@geregebre2742 2 года назад
ኣታ መግለጺ እካ'ዩ ዘይብሎም ዞም ኣቦታተይ ኣርካናት ገድሊ።ታይ ክብል እየ ደሓን እዚኣ ተኣክለኒ ያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይሃብኩም ንኩልኩም ብዘይ ኣፈላላይ።ዝኮነ ክጽሕፍ ደልየስ የሕፊሩኒ።ንእሽቶ ከ ዘይብል እንታይ ደኣ ኣነ ድኹም ተፈጢረ ክንዳኻ ዘይኣክል መከራ ሰብ ጸይረ ኣቲ ሓይልኹም ዘይፍንቀል እምኒ ዓረ ሓድነትኩም ዝተረረ ቅያኹም ዓለም ዘስደመመ ፍቅርኩም ካብ ኩሉ ዝሓየለ።
@yoditamanieyl578
@yoditamanieyl578 4 дня назад
❤❤❤
@Sulinaist
@Sulinaist 2 года назад
Thanks our Hero God bless you, Wetru Awet N/hafash,❤️👍🇪🇷👏💕🎂❤️🇪🇷
@whdesta4655
@whdesta4655 2 года назад
We are proud of ♥️♥️♥️
@bisrattecle5640
@bisrattecle5640 2 года назад
We are proud of our hero God bless 🇪🇷🇪🇷
@semiryassin8217
@semiryassin8217 2 года назад
ሕብን ኤረትራዊ ከማኺ
@weldeab9707
@weldeab9707 2 года назад
Kemey ysmeaki eske gletsley kkkkkkkkkk
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 2 года назад
The best Eritrean generation ever our heroes we salute you Thank’u ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ቅያታትና በርብርዎ ትማሊ ወዲ ገብሩ ሓሊፉ ታሪኽ ሒዝዎ ተቀቢሩ ክሳራዩ ብፍላይ ነዚ ሓዱሽ ወሎዶሞ እንዳ ዜና ተበራበሩ እንዳ ዜና ካባኹም ጀምሩ እዞም ኣርካናት ከም ጋዜጠኛ እምበር መንዮም ታሪኾም ቅይኦም ዝፈልጥ ብዙሕ የለን ግዜ ከሎ ግዜ ኣይንጸበ ካብ 1:30 ፊልም ምዕራብ ተርእዩ ንሓደ ጅግና ኣወፍይዋ ምስ ግዜ ክንጎዪ ሰራሕቲ ቅያ ውን ከይከዱና ብኣካል ከለው ንጉየ ጻውዒት ክተት ንምስናድ ታሪኽናን ቅያናን ሎሚ ሕጂ ክከውን ንላቦ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@nevergiveupasmara5818
@nevergiveupasmara5818 2 года назад
Exactly 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@godisgreat3838
@godisgreat3838 2 года назад
ኣየ ጽንዓት ኣየ ቆራጽነት፡ ነዛ መጽሕፍ ከንብባ ከለኹ ዋላኳ ነቲ ታሪኽ ይፈልጦ እንተነበርኩ ብፍርሒ ዝኣክል ብሓደ ማዓልቲ ወዲኤያ፡ ዘስደምም ቅያ ጀጋኑ፡ እንኳዕ ብሂወት ተመለስካ ሓርበኛ፡ መን ኣትዮም መን ተሰዊኦም ካብቶም ተጋደልቲ ዉፍያት የታሓሳስበኒ እንኳዕ ራኣኹኻ፡ ነቶም ብሂወት ዘለዉ ኣኪብኩም በጃኹም ክኢላታት ናይ ሲነማ እንተለኹም ሙቪ ስርሕዎ። እዚ ታሪኽ ናይ ኤርትራውያን ክትኣምኖ ዘጸግም ኢዩ። ጅግና ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ስለቲ ዝኸፈልካዮ ዕድመኻ ምእንቲ ኤርትራን ህዝባን ምስጋናይ ወሰን የብሉን። ክብርን ሞገስን ንምክልኻል ኤርትራ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪!!!
@AskAsk-pl1ll
@AskAsk-pl1ll 10 дней назад
❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@teklit3568
@teklit3568 2 года назад
ኣላ ጅግንነት
@tesfaxbah6130
@tesfaxbah6130 2 года назад
ዋውውውውው ገለ ዓይነት ቅያ ኤርትራዊ ይሰርሕ እምበር ኣይዛረብን ክሰርሖ ዘይጸገሞስ ክዛረቦ ኣጸጊምዎ
@georgeberhe7438
@georgeberhe7438 2 года назад
Thanks for our hero I am proud to be Eritrean please EMN in future bring our hero tegadelti we need our history before passing way take the historically
@SaZ-84
@SaZ-84 6 дней назад
Ayeee jigninet deqi Erey 🇪🇷❤️etom zeydgemu woledo , wenenti qiya tarik ,,God bless you ,,we love you n thank you for sharing 🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷
@gehbreabtesfaldet8935
@gehbreabtesfaldet8935 2 года назад
ኣያና ጂግና ( ጀነራል ) ወዲ ማርጋኖ እቲ ዝገርም ኤርትራዊ ታሪኽ ይሰርሕ እምበር ኣይዛረብን' ዩ ድብል ዘረባ ክቕየር ኣሎዎ ። እዚ ታሪኽ እዚ እዛ ሓሳዊት ዓለም ኣብ ታሪኽ ዘይፈጸመቶ አዩ ። ብዝኾነ ኤርትራዊ ምዃነይ ዝሕበነሉ ታሪኸይ እዚ እዩ ካብ ማይ ባሕሪ ብጭልፋ ።
@tsigiaredaaraya2615
@tsigiaredaaraya2615 2 года назад
God bless your future wedy mrgano and all my Eritrean❤🇪🇷❤
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 2 года назад
እዛ ስርሒት ኢዚኣ ብጣዕሚ ሰሚዒካ ፈጺማ ኣይትሙኖን እያ።ሞ ታሪኽ ካብዝንታው ደኺሚና ክይበልኩም በጃኹም ቀጽልዎ ወትሩ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓዎት ንሓፍሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-rv2fl8ug5s
@user-rv2fl8ug5s 2 года назад
ጽቡቅ ጅማሮ ብሰንኪ ስቅታ ገበርቲ ቅያ ታሪክና ተቀቢሩ ኢዩ ዘሎ
@andemicaeltesfai5023
@andemicaeltesfai5023 2 года назад
ጅግና ኢአይነብርን እዩ እንይ ታራኹኸ
@ElhannaTitu
@ElhannaTitu 10 дней назад
Tarik wlqe tegadelti entezeytexahifu eti tarik nayza Hager wn muluee aykownn emo bgele akakbom emo aqrbelna
@user-vw6oo7nv4u
@user-vw6oo7nv4u 2 года назад
እዞም ጀጋኑ ካብ ክዛረቡ ታርክ ክሰርሑ ይቀሎም ። ነዚ ፍሉይ ጅግንነት ከም ቀሊል ገሩ ብሓጽር ይዛረበሉ የገርም እዩ ።እዚ ታሪክ ምስተም ተሪፍም ብሂወት ዘለው እንተተምጹኡልና ጽብቅ ነሩ።
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 2 года назад
ናይ ብሓቂ
@dawitmebrahtom3680
@dawitmebrahtom3680 2 года назад
ታኣምር ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራዊ ብቓላት ዝግለጽ ኣይኮነን። ነዚ ጅግንነት እዚ ፈጺምኩም ብሂወት ምትራፍኩም ክኣ እቲ ካልእ ዘደንቕ ነገር'ዩ።
@merhawitekleab8351
@merhawitekleab8351 2 года назад
ናይ በሓቂ ሰራሕቲ ቅያ ከማኩም ኣብ ኣለም ዉን የለን ነቲኦም ስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና ነቶም ብህወት ዘለኩም ከኣ ምሉእ ትዕና ይምነየልኩም !በኣኩም ወትሩ ሕቡናት እና ኣናብስ ኤርትራ
@adyamhaile307
@adyamhaile307 2 года назад
Naybhaki kemziom bhiji kifter aykealn eyu edmen tienan yihabom
@akberetkiflu5080
@akberetkiflu5080 2 года назад
ዋውውውውውውው ብምጀመሪያ እንዳዜና ንከምዚኣቶም ጀጋኑ ኣምጺእኩም ብምቅሪብኩም ከየመስገንኩኩም ክሐልፍ ኣይደልንእየ ቀጽል፡ ብምቅጻል ንራእሲ (ወዲ ማርጋኖ) ሙሉእ ጥዕናን ቅሳነትን ይምነየሉ ከምኡ ውን ነዊሕ ዕድመ፡ ኣነ ክገልጾ ተኮይነ ንራእሲ ይገብር እምበር ኣይዛረብን እዩ ሓፋር ተጫራቃይ ልዕሊ ኩሉ ድማ ሳሓቃይን ሩሁሩህን እዩ፡ ተወፋያይ እምበር ተዛራባይ ኣይኮነን ብዙሕ ታሪክ ግን ኣሎ ምስኡ ራእሲ ጅግና ኣምላክ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ሙሉእ ስድራበትካ እንካእ ነዚ ክተዘንቱ ኣብቅዓካ ታሪኩም እዩ ጽቡቅ ገርካ ተንትኖ ዘይገበሩ እኻ ክልፍሉፉ ይራኣዩ ኣለዉ ወዲ ማርጋኖ ጅግና
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 2 года назад
🇪🇷🇪🇷💪🏽 my hero.
@sinodosbrhane3635
@sinodosbrhane3635 2 года назад
መግለጺ ኤሪትራዊ ጊረ ዝይብል ስለዝኩነ ታራ ዕላል ኣምሲልዉ ።እምበር ስረስ ሰብ ስረ እዩም እህዋትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ዘለኩም ዓወት ንሓፍሽ።
@hgdef_zi
@hgdef_zi 2 года назад
እዚ ዝኣክል ቅያ'ሲ ከምዚ እንዳ ድኳን ኣቲኻ ባኒ ገዚእካ ትምለሶ ዓይነት ኩነት ጌሩ ገሊጽዎ፣ ወዲ-ማርጋኖ ጅግና !!! ካብ ክዛረቡ ክሰርሑ ዝቐሎም ጀጋኑ ህ.ግ
@bashailema9043
@bashailema9043 2 года назад
Timely! Thank you for sharing this daring and unbelievable mission and glory to our martyrs! Our Nation will never forget your contribution and I wish you a long life!
@shemahdurgham4222
@shemahdurgham4222 4 месяца назад
I think the appropriate word is sacrifice not a contribution though with respect.
@bashailema9043
@bashailema9043 4 месяца назад
Thank you! Even sacrifice is an understatement! @@shemahdurgham4222
@asteryakob3027
@asteryakob3027 2 года назад
ዘደንቕ ስርሓት ኢዩ። ብጣዕሚ ከቢድ ስርሒት ቅያ ሳላኹም ከኣ ካብ ደብዳብ ነፈርቲ የዕሪፉ
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 2 года назад
ኣየ ኣስቱ ዓንጃል ነፈርቲ ኣንዲድና ተበሉኺ ሓቂ ዲዩ መሲሉኪ። ኣውቶቡስ ከማን ኣይንደዱን። ድሓር ድማ ምንዳድ እንታይ ጅግንነት ኮይኑ ። ኣየር ምምራኽ እምበር ምንዳድ ዝኾነ ሽፍታ ከንድድ ይኽእል ኢዩ።
@filimonhabtaymehirtab7574
@filimonhabtaymehirtab7574 2 года назад
@@user-qy7fh5kp9j Ata resha dikala wixa kabzi Geza
@azahielmengis8767
@azahielmengis8767 2 года назад
Please keep it up EMN telling history of Eritrean Golden Generation.
@erisweetheart8156
@erisweetheart8156 2 года назад
Thank you our hero proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@gobishzeray791
@gobishzeray791 2 года назад
ጌርና ምበር ጌረ ዘይይወጾ ወለዶ
@motherland1510
@motherland1510 2 месяца назад
ወትሩ.... ካብ ..... ሓሳባተይ... ዘይርሳዕ ታሪኽ ጀጋኑ... ሃገርና... ዝፈጸምዎ.. ቅያ... ጅግንነት! እሞ ካኣ ካብቶም ብኣካል ዝፈጸምዎ ኣብ ሚድያ ቀሪቦም ከዘንትዉልና... ክትቆጻጸሮ ዘይትኽእል... ሃገራውነት ይስምዓካ! ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
@user-og7vx9qn9i
@user-og7vx9qn9i 11 дней назад
ጅግና ጥራይ ኢለ ስቕ ክብል፣ ልዕሊኡ ክገልጽ እንተፈቲነ ንዝገበርኩሞ ከየፍኩስ ፈሪሀ።
@dejengermay4495
@dejengermay4495 2 года назад
ዘኹርዕን ዝሕብንን ታሪኽ ኤርትራዊ
@senaitainalem9645
@senaitainalem9645 2 года назад
Fluyat jeganu 🇪🇷♥️🙏
@timbem9189
@timbem9189 2 года назад
I’m glad I’m Eritrean, Eritrean heroes just like that
@yewhanahaileab855
@yewhanahaileab855 2 года назад
I'm proud of you our hero it's unbelievable mission
@habtegarhanes1065
@habtegarhanes1065 2 года назад
ምድሪ ኤርትራ ተብዓት ከፍሪ ተራይ አዩ ክነበር ነታ ኣብሕጽነይ ዘንበብኩዋ መጽሓፍ ዘኪረ ነዚ ጀግና ኣቦና መስራኩ ፍሉይ ሰሜት ፈትርለይ EMN ይከነይልና
@yonastesfai517
@yonastesfai517 2 года назад
ዘሐብን ታርክ፡ ጅግና ንክሰርሕ ኣይከብዶን እዩ ንክገልጾ ዩ ዝከብዶ፡ ምክንያቱ ንዝገሮ ክዛረበሉ ስለዘይደሊ።
@dawitseltenbelay7218
@dawitseltenbelay7218 2 года назад
ጅግና ቅያ ይሰርሕ እንበር ኣይዛረብን ኢዩ ኩሩዓት እና ብኣኹም ኣቦታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eliastewolde8662
@eliastewolde8662 2 года назад
God bless Eritrea 🇪🇷 🙏 & For Hero Eritrean people
@privacyrespected
@privacyrespected 2 года назад
I thankyou bro yonas sharing one of our beloved hero for the memorize and recognize for the unbelievable sacrified he did for our existence. Thus I respect and acknowledge deeply what he accomplished bravely the secret mission that opened the horizone of Eritrean liberation.
@michaelabrhaley9053
@michaelabrhaley9053 2 года назад
I am proud i am 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 eritrea. ✔️ ✔️ ✔️ ✔️ ✔️ Kedihka zeywdae tarik. Kale ewn alo zeyteterk emo kemzi gierkum ketekrubulna nimhxen. #GBU hiero.
@yohahmichael1442
@yohahmichael1442 13 дней назад
ኤርትራውነት ክቡር መንነት ። ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ዓወት ንሓፋሽ !!!🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌹🌷💐🌾👍
@nayzghibahabolom1990
@nayzghibahabolom1990 2 года назад
ጅግንነት'ሲ ኣብዚ 'ለካ ኣታ 'ዞም ናይ ሎሚ ደኣ እንታይ'ዩ ወሪድና ቀሚሽ ኣደይ ክንብል ንውዕል ብሓቂ ደስ ዘብል ዝኣንታ ንስኹም'ሲ እንቋዕ ወፈርኩም
@starthegunners7089
@starthegunners7089 2 года назад
ዮኒ ጽቡቕ መደብ እዩ ግን ነቶም ብህይወት ዘለዉ ብጥርኑፍ እንተተቕርቦም ኩሎም ተቐባቢሎም ጽቡቕ ዘይርሳዕ ታሪኽ ተሰኒዱ ምስ ተረፈ::
@weldeabgebremariam8138
@weldeabgebremariam8138 20 дней назад
Xbuq hasab eyu❤❤❤❤
@ElhannaTitu
@ElhannaTitu 10 дней назад
Tkkl hasab zyada nay kulom meqeret wn mhalowo
@desudesu693
@desudesu693 2 года назад
Enque Eriterawi konku yeak💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👈👈👈
@helenabraha7801
@helenabraha7801 2 года назад
Jegna I am speechless God bless you my hero ❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@omermahamed
@omermahamed 2 года назад
Tawet Eritrea wi jigna niberrr
@ggmm2340
@ggmm2340 2 года назад
Thank you very much!
@samiamare9205
@samiamare9205 2 года назад
ጅግና ኩሉ ግዜ ኣብ ተግባሪ እዩ ሓይሉ ፡
@petertekle3505
@petertekle3505 2 года назад
Viva eritrea alway proud
@samuelsolomonmebrahtu609
@samuelsolomonmebrahtu609 2 года назад
አርትራውናት ምሩጽ መንናት✊✊✊🇪🇷🇪🇷💖💪💪💪
@danielteklehaimanot6137
@danielteklehaimanot6137 2 года назад
Great program, I always enjoyed EMN. Operation Commando when the Book comes out I heard when I was in Kitchner & I had to call the Eritrean Restuarant inToronto Canada find out if they can find the book for me they did & I asked them if they can find someone sending it two books which they did eagerly to read it , I soon as resaved starts reading it TIL I finish it . It was so great experience. Thanks
@efremgilaou9370
@efremgilaou9370 2 года назад
ሳላኹም ወጊሑ ዓቢ ክብሪ ይግብኣኩም
@wedigashbarka3215
@wedigashbarka3215 2 года назад
Plz Part 2 ታሪክ ጀጋኑ ክሰም ከለኩ ድቃስ ያኣበየኒይ ዕደመን ጥዒናን
@eri-boy8727
@eri-boy8727 2 года назад
I am proud to be Eritrean
@doittodaynottomorrow9958
@doittodaynottomorrow9958 2 года назад
ኣቤት ጅግንነት ፡ንምንታይ ግን ኣብ ኣየር ፖርት ሓውልቲ ዘይተሰርሓሎም?
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 года назад
ኢሱ ከይሰምዓኪ
@user-sp9nn5ft4k
@user-sp9nn5ft4k 2 года назад
Thanks jeganu
@tsegaabraham9800
@tsegaabraham9800 2 года назад
Sooo humble 🙏🏿🙏🏿 thanks you for everything you done for our country 🇪🇷🇪🇷 there's no words to say thank you to ERITREAN hero's and the people.
@eriangelino7800
@eriangelino7800 2 года назад
Heroes make things simple. This guy is a hero and yet he is so humble of his contribution to the accomplishment of the mission.
@asmaithabtomi1751
@asmaithabtomi1751 2 года назад
Proud of you our hero. Jigna ab sirah ember ab zereba aykonn haylu God bless Eritrea. Eternal glory to our martyries.
@user-eh4nr5ko3i
@user-eh4nr5ko3i 2 года назад
Proud to be eritrean 💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣናብስ ኣቦታታይ ኮሪዐ ኢየ ብኣኹም ክፍጽሞ ዘይከብዶ ከዘንትዎ ከቢድዎ 💪💪💪💪💪💪 ጋዜጠኛ ግን ብጣዕሚ ንፍዕ ኣብ ሞንጎ ሞንጎ እንዳ ኣተኻ ትሓቶ ብጣዕሚ መሳጢ ኢዩ ከምኡ ዳኣ ግበር እምበር ኣቦታትና ምስቲ ናይ ዕድመ ግዜ ቅሩብ ክርስዑ ይኽእሉ ኢዮም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@benfish1532
@benfish1532 2 года назад
Thank you for the interview 🙌👏👏
@user-vw6oo7nv4u
@user-vw6oo7nv4u 2 года назад
ኤርትራ ዝገርም ታሪክ ዘለዋ ብልጽቲ ሃገር ።ታሪክታ ክስነድን ንውርሎዶታት ክዋራረስ ኣለው
@yonatanbokere2181
@yonatanbokere2181 2 года назад
Thanks EMN gina sorry nimintay ni kulom zeytemxilna bitami mimekere bal wedi rishan, wedi keshi…I wish soon kulom bihansab kiniriyom zelalemawi zikri nisiwatna Awet nihafash 🥰🇪🇷💪🙏
@meley-eritreanwellbeingmed4010
@meley-eritreanwellbeingmed4010 2 года назад
Wow!! glad to meet our heroes. Rusom Abay tells the most significant event in the history of Eritrea. I am really impressed and proud.
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 2 года назад
EMN tegberwo zelkum tarik mesnad mesgana yegbakum eyu. Nezom serahti keya jeganu b hiwet zelwu bejakum nkulom interview gebrelom🇪🇷❤🇪🇷❤💪
@asmarasolyna3115
@asmarasolyna3115 2 года назад
ታዴኻ የእተወካወ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ሕቡን ኦና💚❤️💛💙
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 2 года назад
ጀጋኑ ሰራሕቲ መዋዳድርቲ ኣልቦ ጅግንነት ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም
@yerusalemmihreteab3695
@yerusalemmihreteab3695 2 года назад
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷hagerey....ERITREA weladet jeganu
@EriSuperBug
@EriSuperBug 2 года назад
HISTORIC!!! it never gets old about this historic operation and the journalist and our hero did a great job ! THANK YOU EMN! 🇪🇷 🇪🇷
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 2 года назад
ክላይ ክፋል ኣይትድንጉይና። ኣቦታትና ጅግና
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 2 года назад
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Adeye mearje wetru ab ♥ Anbesa welda Eritrea 🇪🇷 Adeye edme yhbkum nkulom 💒👏
@tesfaldtberhe3621
@tesfaldtberhe3621 2 года назад
Our hero 🙌❤ god bless you 🙏
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 2 года назад
God bless jeganu 🙏💞🇪🇷
@issaiasbetsueamlak9528
@issaiasbetsueamlak9528 2 года назад
Second part please we are waiting for you EMN big thanks
@abrahamzeweldi4688
@abrahamzeweldi4688 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ማሃርን ሓቀኛ ታሪኽ ኣብ ልዕሊ ምኻኑ ብዙሕ ጠልጠል ዘበሎ ሕቶታት ዝፈጥሩልና ነገራት ካኣ ኣለዉሞ ንምልኡነት ናይቲ ታሪኽ ከምቲ ብዙሓት የሕዋት ጽሒፈሞ ዘለዉ ኣብቲ ኩነት ብስሚዒትን ቀጻልን ንኽንህልዎ ኣስማቶምን ቁጽሮምን ብዓል መን ናበየነይቲ ጉጅለ ከምዝተመቓቐሉ ዝለበስዎ ዓይነት ክዳዉንቲ ተመሳሲሎም ድዮም ዋላ ብሚላኖ ናይ ተጋደልቲ መለለይ ኢዮም ኣትዮም ሓሳባቱ ክእክብን ክሰርዕን ግዜ ወሲዱ ዋላ እቲ ታሪኽ ብዋሕዚ ዘለዎ ክህበና እንዳተማሕጸንኩ ናኻልኣይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ፡እንተተኻኢሉ ድማ፡ብሂወት ተሪፎም ንዘለዉ ምስኡ ኣቕሪብኩም ንዝጎደለ ክመላልኡን በቲ፡እታሓንቲ ጉጂለ ዝነበረቶ ድማ እብተንሰምዖ ዝበለጸ ስእሊ ምረኸብና እሞ ንወዲ ማርጋኖ ድማ ዕድመን ጥዕናን ክህቦ እንዳተመነኹ ዝሰራሕክሞ ታሪኽ ስለ ዝኾነስ ብግቡእን እንዳተሓበንካን ኣዘንትወልና የቐንየለይ
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 2 года назад
ኣብዛ ዓለም ከም ናትኩም ኣብ መደቀሲ ጸላኢ ኣትዩ ብጋህዲ ስርሒት ዝፈጸመ የለን።
@bashailema9043
@bashailema9043 2 года назад
Excellent show, thank you! It would have been nice if a photograph of all the gallant commandos were included. It would have enriched the show.
@aminekibrom8448
@aminekibrom8448 2 года назад
ውውውው ጅግና ኣቦና እንቓዕ ብዕድመ ጸናሕኩምልና ዕድመ ይሃብኩም
@senayasenay9807
@senayasenay9807 2 года назад
💪🌴💪 Eritrea!!!!
@gobromm9662
@gobromm9662 2 года назад
Eniqa eritreawi keniku🇪🇷💪
@tsegaandemicael711
@tsegaandemicael711 2 года назад
We are so proud of you our beloved Hiro. Deky Etey jeganu beakum zeytefexeme jgnnet yelen,zeytenegre deamber , kebrn mogosn nsweatna, kbrn megosn neakum nhlwat jeganuna ✊🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@yordi1683
@yordi1683 2 года назад
Tegadalit eplf mibare betaimi eyu zehogeseni I am proud to be Eritren jigna 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@doromdorom5271
@doromdorom5271 2 года назад
Waw nice jeganu
@ip8141
@ip8141 2 года назад
I could only say thank you for your sacrifices!!
@amanomer7677
@amanomer7677 2 года назад
Thanks EMN be countinu
@yohannessereke2231
@yohannessereke2231 2 года назад
ዋውው ዝገርም ኣገላልጻ፡ ታሪኽና ታሪኽ ኣንክሮ ዓለምና ትማሃሮ፡ ታሪኽና ደኣ ዝዛረበሉን ዝብርብሮን ኢዩ ስኢኑ እንበር ሓደ ፍጡር ክገብሮ ይኽእልዩ ኢልካ ክትኣምኖ ዘይካኣል ታሪኽ ኡዩ ዘለና ፡ እሞ ከኣ እዞም ኩሎም ኣርካናት ሰብ ውዕሎ ብኣካል ከለዉ።
@teklebrhanhabtom2865
@teklebrhanhabtom2865 Год назад
Aye anabs mdre beda deqi mdre bahri deqi Nakfa Eritrea 🇪🇷 ♥ 👌 etom jeganu darga mebzahtieom ksab weldega Ethiopia 🇪🇹 ztesewieu alewu netom bhiwet zelewu gn kulom aqrubulna gzie hibkum bejakum. Awet nhzbi Eritrea 🇪🇷 ♥ ❤
@YourWorstNightmare525
@YourWorstNightmare525 2 года назад
Alem nezi history ezi be film 🎞 tray ea ketserho tekel Eritrean 🇪🇷 people gen ab reality zetserh tariq eu jeganu EPLF alem xubuk gera ketxehfa eya 🇪🇷✊🏼🇪🇷✊🏼🇪🇷🇪🇷❤️
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 2 года назад
It is so miracle ✨ Thank you for your dedication Tegadalay
@nebu5224
@nebu5224 2 года назад
ጀጋኑና ሰራሕቲ ቅያ ኣብ ሰምበል ብምስልኹም ሓወልቲ ክስረሓልኩም ኣለዎ 🇪🇷❤
@ghirmatsionsamuel34
@ghirmatsionsamuel34 2 года назад
you are a real hero and a real symbol for freedom of Eritrea 🇪🇷
@aknafhabtemichael9590
@aknafhabtemichael9590 2 года назад
Eway betame zegerm ab alem teraeue zyefelt anabes jeganuna zehben tarek kebren mgosen neswatna 🇪🇷❤️🇪🇷🌹💪🏼💪🏼
@user-lz5op1fi5w
@user-lz5op1fi5w 20 дней назад
ብአኩም ሑጉሲትን ሑቡናትን እና ❤👌🏼🇪🇷👍🏼❤️
@SIET214
@SIET214 2 года назад
ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ እዩ። ሓደ ካብቶም ሰራሕቲ ቅያ ተለፎኑ ክሰደልኩም ይኽእል እየ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።
@ssolomon594
@ssolomon594 2 года назад
ቅያ 18 ገጋጊመ፡ ኣንቢበያ እየ። ሓደ ካብቶም ናይቲ ስርሓቲ ፈጸምቲ ፡ሎሚ ብኣካል ክርኢ ከለኹ ግን፡ ተሓዲሱኒ፡ ካልኣይ ክፋል ክሰምዕ ድማ ተሃንጥየ እጽበ ኣለኩ። የቀንየልና ክብረት የሃበልና።🙏🏾🇪🇷♥🙏🏾🇪🇷♥🙏🏾🇪🇷♥
@user-mh1bv4db1l
@user-mh1bv4db1l 2 года назад
God bless my Country I love my people 🇪🇷❤️🕌⛪️🇪🇷❤️🕌⛪️🇪🇷❤️🇪🇷 but
@sabaselomon489
@sabaselomon489 3 месяца назад
እዋይይይ ጅእግነነእት አምላእኽ ረእዲእት አምላእኽ በዚ እሕ እዩ እበር 🇪🇷😭🇪🇷😭🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🌺🌺
Далее
220 volts ⚡️
00:16
Просмотров 702 тыс.
ሰለሙን ጸሃየ part 1
34:01
Просмотров 55 тыс.