Тёмный

EMN - “ ዝተቖርጸት ርእሲ ብጸይተይ ናብ ዝባነይ ነጢራ ፡ እዚ ከይኣክል ኣብ መሬት ዓሊባ ኣንፈርፊራ - Eritrean Media Network 

 ERITREAN MEDIA NETWORK
Подписаться 190 тыс.
Просмотров 85 тыс.
50% 1

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - “ ዝተቖርጸት ርእሲ ብጸይተይ ናብ ዝባነይ ነጢራ ፡ እዚ ከይኣክል ኣብ መሬት ዓሊባ ኣንፈርፊራ - Eritrean Media Network
/ officialerit. .
eritreanmedian...
/ eritrea_emn

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 395   
@peaceandlove684
@peaceandlove684 2 года назад
ሃናየ ጅግና ዕላልኪ ኻአ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መመሊስካ ስምዓዮ ይመጸካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
@meron5303
@meron5303 2 года назад
ክብርን ሞጎስን ነቶም ምእንታና ነታ ዘይትምለስ ሂወቶም ዝወፈዩ ጀጋኑ ኣያታትና ይኹን። ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን፡ ብመስዋእቲ ደቃ ዝፈረይት ሃገርና ንዘልኣለም ክብርትን ሕፍርትን ኮይና ክትነብርያ። ዓወት ንሓፋሽ!
@GodisLove-hp9pf
@GodisLove-hp9pf 2 года назад
እብዚ ድማ ብቡሩህ መጻኢ ኢና በሃልቲ ጸውዕቲ ጽላም የቃሽሹም ስውኣትና!!! ስውኣትና እብ እስርኩም ወትሩ 🇪🇷🙏
@berihuhadish8975
@berihuhadish8975 2 года назад
መመሊሱ ዝድንጽወካን ዝምቅረካን ፍሉይ ታሪኽ ፍቕርን ኩናትን ተጋደልቲ ኤርትራ። ኣብዛ ዓለም ልዕሊ ተጋዳላይ ኤርትራ ናይ ህይወት ቅኑዕ ፍላስፋ ፈጺሙ የለን።
@hanaosman6194
@hanaosman6194 2 года назад
Of course bro🇪🇷
@senaitkidane7460
@senaitkidane7460 2 года назад
Nay behaki abey khlu. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
@selamdebas2033
@selamdebas2033 2 года назад
Haqi
@terhastekle9277
@terhastekle9277 2 года назад
Agree!
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 2 года назад
እዋይ ዛንታ! ከም ማይ ዝዛሪ:በጃኻ ኢለካ ካልኣይ ክፋል ኣቕርበልና። ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ታሪኽ ጀጋኑና ዝኽርን ክብርን ንስዉኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ 2 года назад
ዋአሮታት ጅጋኑ አድመይሃብክን የቀንየልና ስለቲ ተወፋይነትክን ሃገር ዘረከብክን ግቡአክን ዝገበርክን አድመይሃብክን ❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@nebiatberhe5043
@nebiatberhe5043 2 года назад
ክብርን ሞገስንነቶም ክብርቲ ሂዎቶም ከፊሎም ናጽነት ዘምጽኡልና አቦታትናን የሕዋትናን ::🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@segenkefele8524
@segenkefele8524 2 года назад
Kubrom kifle wedikfle mis 5 yhwatu shadshay aboy nsle naxnet halifom 6 kab haniti sdra kelil aykonen galzom jeganu mukaney btami yehben
@abrahamberhane1377
@abrahamberhane1377 2 года назад
ታርኽ ጀጋኑ ኤሪትራውያን ተጋደልቲ ደቀንስትዮ ታሪኽ ጅግንነት ዝዋራረስ'ዩ።
@abrahamberhane1377
@abrahamberhane1377 2 года назад
ወይለኹም እዚ ታሪኽ ኒዒቕኩም ምስ ጸላእቲ ወጊንኩም ብሃገር ትጣልዑ።
@saliemteklemariam2507
@saliemteklemariam2507 2 года назад
Gdefo eba ezis yrsae
@evenkiflegebre5622
@evenkiflegebre5622 2 года назад
ኣምላኽ ሰማይን ምድርን ንህዝቢ ኤርትራን ምድሪ ኤርትራን ይባርኽ፡ ክብርን ሞጎስን ነቶም ሂወቶም ዘይበቀቁ ጀጋኑ ስዉኣትና!
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 2 года назад
Amen amen amen
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 2 года назад
መብጽዓኻ ከይትሰብር ቀልጢፍካ ኣምጽአያ። ነቲ ታርኽ እንክትሰምዖ ከምዚ ንዓኻ መአዝንካ ዘጥፍአልካ ንዓና'ውን መአዝንና ስጋብ ንስሕት ጌሩና ኢዩ። ከሙኡ'ውን ኣብዚ ቀረባ ግዝየ ዘምጻካዮም ደጊምና ከነምጽኦ ም ኢልካና ንጽበየካ ኣለና። ንፉዕ ጋዜጠኛ።
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 года назад
እዋይ ታሪኽ ኤርትራዊ!!: ዝኸበርኪ ሃና ምስ ህያብና መዘክር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን🙏: ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ'ምበር ዘይተፈጸመ ታሪኽ የለን: ክብርን ምጎስን ንሰማእታትና: ኣዳለውቲ emn ብጣዕሚ ነመስግነኩም 🇪🇷💖::
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅግና መዘክር ካኣ ሓንቲ ክንድ ሽሕ ትኩነልኪ 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@fyruzrahwa8993
@fyruzrahwa8993 2 года назад
ዘገርም ፍጻሜታት ብሓቂ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ንዓኺ ድማ ዕድመን ጥዕናን ጅግና
@Black_star_of_Eritrean
@Black_star_of_Eritrean 2 года назад
በጃኹም ደዊልና ንሓግዛ ክብሪ ኣደ🤱❤ እንተ ሃሊና ክብርቲ ተጋ ሃና ዓንዶም❤🇪🇷🙏
@meryemabdelkadr432
@meryemabdelkadr432 2 года назад
ዘይተበርበረ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ።❤️❤️❤️🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@vxghxb287
@vxghxb287 2 года назад
እዋይ ወይልኪም ነዚ ታሪክ ከይሃተትኩም ታሪክ ወያነ ከተነብቡ ትወእሉ ሰራዊትኩም ተናኣእሱ ባኣል መን ክንብሎም ግን ፅባህ ጅግንነትክን ክምሰክር እዩ ዛሃፍተይ ክብሪ ንኣካትኩም ሃፍተይ ማኣረይ
@baqr4383
@baqr4383 2 года назад
ሃና እቲ ጅግንነት ፈጻሚቱ ስለዝኾንኪ እንዳ ተሓበንኪ ክትገልጽዮ ኣሎኪ።ታሪኽ ፍረ ጻማኹም እዩ።ዮናስ ድማ ከምኩሉ ግዜ ምስ መሳርሕትኻ ስለቲ ትስንድዎ ዘለኹም ታሪኽ የቀንየልና።ኤርትራ ብደቃ ተኾሊዓ ትንበር
@Flower12347x
@Flower12347x 2 года назад
Amen 🇪🇷🇪🇷🌹♥️
@emablessed1661
@emablessed1661 2 года назад
Amen bro
@abebaderar8298
@abebaderar8298 2 года назад
አቱም ጀጋኑ አምላኽ መመሊሱ ይባርኽኩም ከማኹም አብዛ ዐለም የለን አጆና አጆኹሞ ንኺድ ጥራይ
@nebiatberhe5043
@nebiatberhe5043 2 года назад
እቲ ዝገርም ነገር ሀገር ብኸቢድ መስዋእቲ መጺአስ ሕጂ ናብ ዋጋ ዕዳጋ ከእትውዋ ክትርኢ ከሎኻ እቲ ዝሐለፈ ቃልሲ ድዮም ረሲዖሞ ወይስ ጥቅሚ እዩ ዘኽሕዶም ዘሎ ? ዮናስ ሐወይ ብጣሚ ነመስግነካ በቲ እተቅርቦ ታሪኽ ኤርትራውያን ተጋደልቲዮሕዋትና የቀንየልና:: ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና እግዚአብሔር ህዝባን መሬታን ይሐልወልና::🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@digitalbusinesseastafrica7059
@digitalbusinesseastafrica7059 2 года назад
ቤት ትምህርቲ ሰውራ ኣብ 89 ከባቢ ናቕፋ ኣፖሎ ዝነበሩ ውን በብ ሓደ ክትምጹልና ንላቦ።
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 года назад
ሃና ከምይ ኣለኪ ቀይሕ አባኪ ዝነበሮ ሐልዮትን ፍቅርን ገሊጽካ ኣይውደአን አዩ ኣባኺ ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ኩሎም ብጾቱ ሐልዮትን ማኦዳን ዘይ ፍለዮ ሕያዋይ ሰብ አዩ ነይሩ ቀይሕ አንታይ ይገበር ኩሎም ሴእናዮም ሃና ሕብተይን መካልስተይን ኣብ ኣባልቆ (ናቅፋ )በሐንሳብ ነርና ወርሒ 10"11"1988 ክሳብ ብኣካል ንራኸብ ሰሰናዩ ንዓኺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@dawittekleab9375
@dawittekleab9375 2 года назад
እዋይ ከም ቃል ኣምላክ ሰሚዕካ ዘይምኖ ታሪክ ጂግንነት ኤርትራውያን ፡
@Sami-fk3rw
@Sami-fk3rw 2 года назад
ጌዜ ሃብዎም እቲ ታሪክ ናይ ወሎዶታት እዩ
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 2 года назад
ናይ ብሓቂ EMN ስራሓ ሰሪሒኩም። ዘደንቕን ዘሔብንን ታሪኽ።
@awetyosief7862
@awetyosief7862 2 года назад
ሃኒ ሽኮር ኣብ ትምህርትና ንዝምሮም ዝነበርና መዝሙራት ኣዘኪርክና ኣደ ታሪኽ
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 2 года назад
ማማ ሃና ፅብቅቲ ፍሽክታ ሕጉስ መንፈስ ብምህላዉኪ ደስ ትብሊ ሓበን ህዝቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@arontadesse3954
@arontadesse3954 2 года назад
This is amazing thank you so much I've been listening to the story over and over again especially when you said all the songs that she was singing when she was a child myself I was 11 years old in Port Sudan and singing her Very powerful revolution songs at shool keyhe imbaba I'm so honored to hear your Miracle difficult Story And our heroes Sacrifice for our freedom in a young age thank you again we look forward to hearing your 2nd part and I can't wait to meet you in person one day may God-bless you and blessing family And gobless Eritrea.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@007dc7
@007dc7 2 года назад
ሓቃ ሃና.. ግደፉና ክንነብር.. Usa ብሕልፊ ግደፉና ከዳሚት usa ወይኔ ግደፉና.. ንስኹም ኢኹም ቅድም ሕጋዊ ዶብና ትሕስኹም ልዕሊ 20 ሺሕ ከትልኩምና ሺሕ ሓያላት ይኹኑ.. ከም ጻጸ ክትረግሱና.. ሱቅ ኢልና ኣይንርኢ እና.. ክቀትለና ዝመጸ ዶብና ጥሒሱ ዶቡ ጥሒስና.. አብ ዝጥመና ግዜ.. ቢጽፍታታ ኣሻሓት ከንስንተኩም እና Tegaru ንህዝቢ ኤርትራ ዶቡ ትሕስኹም ኣጽንትኩሞ..2020 ሰራዊትና ቁስልና ብ ሕነ ምውጻእ ኣሕውዎ ሕጂ ወያኔ sorry ንሕና እና ቅድም በዲልና ኢድና ረኩብና.. ካብ ሕነ ሙውስጻእ ምውጻእ ይሓይሽ ኢልኩም ምስ ህዝቢ ኤርትራ ሰላም ግበሩ አነ አብ tmh. አብ comment section ኩሉ ግዜ ዝስሕፍሎም እየ. አብ ትግራይ tv, አብ ዕሱብ ኣሰና ካልኦት ብብዝሒ እየ አብ comment ዝሕፈሎም. ብዙሓት ካብ መራሕቲ ወያኔ... Comments የንብብዎ እዮም... ይብል ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ንሕና ብ media ንዋግኦም ኣለና ሎሚ ፍርቂ ውግእ media እዪ ኮይኑ.. ዓቢና እና ኸምቲ ቀደም ካላሽን ኣይሓዝናን ብ ዓክምና ግን ብኹሉ ን ዋግኦም ኣለና Usa ን ከደምቱ tplf ፈጺሞም ሕልሞም ኣይረኽቡን ኤርትራ ትዕወት
@weinighebrehiwot7718
@weinighebrehiwot7718 2 года назад
እዚ ኩሉ ተሓልፉስ!!!!!! ክንርስዕ : ክንጠልም ኣየምሕረልናን ዩ ኤሪትራውያን :: ኣብ ዝኾነ ግዜ እትሓልፍ ትንፋስ ኢና ሒዝና ዘለና ::
@astuberhe1815
@astuberhe1815 2 года назад
What an amazing story and touching, proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@-tv2682
@-tv2682 2 года назад
ብጣዕሚ ዘገርም ታሪኽን ጅግንነት ኣብ መወዳእታ ዘርኣየቶ ሰብኣውነትን ብልሕን ክኣ መሊልካ ተድንቓ። ጅግና😍
@awetyosief7862
@awetyosief7862 2 года назад
ሃኒ ሓፍተይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@aloniabo7466
@aloniabo7466 2 года назад
በጃኻ 2ይ ክፋል ኣይትደንጉየና።
@kaleabaraia4145
@kaleabaraia4145 2 года назад
ዘገርም ታሪኽ ሓርበኛ ሃና ዓንዶም ብርሃን ሂብኩምና ኣለኹም ካብ ኣምላኽ ብርሃን ርኸቡ ።
@akilehab377
@akilehab377 2 года назад
We are all emotional. #Eritrea's heroic events are endless. We say 'leave as alone' because we deserve life & longevity, like any human being in this planet earth. Eternal glory to our beloved martyrs & fallen heroes. We follow your foot steps till our last breath. Waiting for the follow-up episode. Thank you Hana Andom & EMN!
@diddy558
@diddy558 2 года назад
The Eritrean fighters story is always fascinating.yet they don't brag about it. I would tell the whole world, if it was me. # Respect
@ekeleta5026
@ekeleta5026 2 года назад
Very powerful, its so deep, our heros, the price that was paid for our freedom. This made me cry. Keep up the good work. Thank you for sharing, we did not want to stop, we wanted to listen to you all night. What a story, jeganuna, zelalem zikri ni swuatna
@mihretk5981
@mihretk5981 2 года назад
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 2 года назад
እንታይ ዝበለ ተኣምር ታሪኽ ኢዩ ኩሉ ፍቃድ ኣምላኽ ኢዩ መቸም፣ ቀይሕ ጅግና እንቋዕ ውሉድ ኣትረፈ ዘሐጉስ ኢዩ ኣየ ጽንዓት ብሓቂ ከማኹም ጽኑዕ ፍጡር ዶ ይህሉ።
@brktirezene1671
@brktirezene1671 2 года назад
የቐንየልና ወድኹም ኣዋልድኩም ጀጋኑና ድተሰዋእክኩም ዘለኹም ድሰንከልኩም ይካኣሎ ዋርሳይ ኩሉኹም ብዘይ ኣፋላላይ ብሓቂ ብሰማይን ምድርን ድራህዋን ሓልዮትን ፈጣሪ ንበሩ ብሓቂ መፍቀርቲ ህዝቦምን ሃገሮምን ሂወትኩም ትብጂውልና ካብ ኣፍ ሓራግጽ ኣውጺእኩምና የየየየየቐንየልና ብልቢ ክብሪ ይሰማዕኩም ጂጋኑ ብሓቂ።
@redseaeritrea3722
@redseaeritrea3722 2 года назад
እዋይ ታሪክ ጅግንነት ሰሚዕካ ዘይጽገብ
@ruhtyemane642
@ruhtyemane642 2 года назад
ኣታ በጃኩም ሰንዱዋ እዚ ምቁር ታርክ በብዝተፍልየ ቃንቃ ንደቅና በጃኩምምምም
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 2 года назад
ዝግርም ዩ እዚ ዝሕለፈ ተጋዳላይ ዩ እንታይ ጌሮሙልና ትባሂሉ ዝዝንጠል ዘሎ ብብዓል ሰልጠነ ዓፋፋት ።
@weinitsegay6401
@weinitsegay6401 2 года назад
What a fascinating story proud to be an Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@huruyghidey5700
@huruyghidey5700 2 года назад
ኣየ ሰብ ቐደም ሕጂ ኻኣ ምስ ጁጅ ማጁጅ ተሪፍና
@solomonhabtetsion9522
@solomonhabtetsion9522 2 года назад
Eritrean media ፡ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ፡ኩሉ ታሪኽን፡ውዕሎን ኣርካናት ኣያታትና ክወጽእ ኣለዎ
@yonasgirmay1127
@yonasgirmay1127 2 года назад
ናይ ብሓቂ መመሊሱ ንድሕሪት ዝመልሰካ ዘደንቅ ታሪኽ ጀጋኑና ክብርን ሞገሰን ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mibrakhagos
@mibrakhagos 2 года назад
Atum sebat izi eritrean mikuan kindey yitiimmmm. Thank you for your service our heros
@terhastekle9277
@terhastekle9277 2 года назад
What a miracle! I have no words to describe my appreciation! Gamble! Hero! Hana haftey, I watched this show on and on I couldn't stop crying! We love you!
@terhastekle9277
@terhastekle9277 2 года назад
I mean, Humble! Hero
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት 2 года назад
ኣቤት ጽንዓት ኤርትራዊ ኣደ ኣቤት ታሪኽ ጀጋኑ ጽንዓት ኩሉ በጀካ ኣብ ኤርትራ ኣብ ኻልእ ከምዚ የለን ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና 🇪🇷♥️🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ!!!
@almazfikadu823
@almazfikadu823 2 года назад
Zelalmawi kebren Zekren NJEGNU Smatatna Wetru ab lebna ynveru ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@yared1929
@yared1929 2 года назад
Listen, @26:45 he said Eritrean media ""New york"""" LOL just Nmeshaki... good Job guys, keep it up!
@goitafikri6589
@goitafikri6589 2 года назад
What an amazing story long live our hero
@mhretsilekidane9469
@mhretsilekidane9469 2 года назад
Btami azyu zegerm zanta eu please 🙏 ezi kulu b metshaf melkie wey b film 🎥 ksned alewo manm seb kdegmo zeykiel Tarik I'm proud of you 👏❤♥ 👏
@simretabrehesium4021
@simretabrehesium4021 2 года назад
ሃና ዓንዶም ሰለሙን ሓብቱ ን ብርጌደር ጀነራል ኣብራሃም ዓፋን ኢያ አዛ ጂግና
@007dc7
@007dc7 2 года назад
ብዙሕ ርኢናን ሰምናን.. ከም ሃና ዝበለቶ.. ብዙሕ ዓይነት መስዋቲ ትርኢ.. ዋላ ናይ ሓውካ መሳውት ትሰምዕ.. ግን ኣብቲ ሽዑ.. ግን... ንእስነት ድዩ. እንታይ ኣይፍለተካን.. ሐንቲ ፍስማኤ አላ መጀርያ.. ዘጨከንትን..78 ሓወይ መራሕ መስርዕ አብ 51 ሓደ ነይሩ.. ድሕሪ ኩናት ሕክምና 51 ድሕሪ ድፋዕ ይኸይድ.. ኣብኡ ሓወይ ኣይርኤ ዓይነት.. ኩሉ ነብሱ ብስክጆታት... ተበጃጅሉ.. ርእሱ ተጀንኑ ይጸንሕ.. እዝኑ ርእሱ ኢዱ..ከቢድ ብረት አብ ጎድኑ ወዲቁ እዩ.. ብስክጆታት.. ኩላ ነብሱ ተበጃጅሉ.. ብዘካ ምልሓስ ሐንቲ እዝኑን ዓይኑን ብኹሉ አብ ቃሬዛ ጸኒሑን.. መስዋቱ ዘይተርፍ እዩ ኮይኑ..ከም ሃና ዝበለቶ ብዘይኻ ምእትታት... ኣጽንቴ ሕነ ክፈዲ ተላዒለ.ክስዋእ ግን.. ክስዋእ ይበልጽ ካብ ንእኡ እንዳ ዘከርካ ምንባርብ.. ኩሉ ህልው ተጋዳላይ ህልው ኣይኮነን አብ ለይቲ አብ ሰሙን ሓደ ግዜ አብ ኩናት ኢኻ ትሓድር.. ኣይንዛረብን እና.. ግን ብዙሕ ከማይ ይኸውን ሃና ዝበለቶ ሓቂ እዩ ሕነ ከተውጽእ ኢኻ ብውሽጥኻ ትሓስብ.. ንሰብ ካይነገርካ ሓቃ እያ... ሕጂ ከምኡ እልካ ምዝራብ.. ሕማቅ ይመስል ግን ሓቁ እዩ.. ተጋዳላይ ሕነ ክፈዲ እዩ ዝጋደል ን.. ትሕንሕን.. ብ ዉሽጥኻ... እቲ ሓይሊ ናይ ኩልና ንሱ እዩ ሓቂ እዩ ኣይኮነን ሕጂ ሽዑ ውን ክትዛረበሉ ሕማቅ ይመስል ዋላ ሕጂ ንወያኔ ብ 3 ሰሙን ካብ መቀሌ ዘውጺኣ ወያኔ ሕነ እዩ.. ወያኔ ከም ክፉእ ሕነ ኩፈድዩ እዮም መጽኦም ዋላ ይበሉ. ሕንኡ ዘይፈዲ ወዲ ኣድጊ ይብሉ ናይ ኩሉ ሰብ ባሕሪ እዩ... ንስከፈሉ የለን ወያኔ ገና.. ይፍክሩ አለው ሕነና ክንከፍል ይብሉ ስለምንታይ ድኣ ሰራዊት ኤርትራ ናይ ዝበድልናዮ ሕነ እዮም ኣክፍሎሙና.. ሓደ ብ ሓደ ወጹና ኢሎም ሰላም ይቅሬ ን ህዝቢ ኤርትራ ዘይሓቱ ንሶም እዮም ዶብና ጥሶም ዝትወኣጉና... ፍሉጥ ሕጋዊ ዶብ ጥሶም... ንሕና ኩኣ ሕነና ሰራዊትና.. ምስ ከፈለልና.. ካብ ቂም ኣሕውዩና እንተ ደግሞም ኩኣ... ኣባ ይረኽብዋ.. ወያኔ ዕቡዳት አዱስ አበባ ዝኣትዉ ዘለው.. አትዮጵያውያን... ለምልሞምሎም እንበር ካብ ትግራይ ከይወጹ ከትፍዎም ኔርዎም.. ከም ወዲ ኣፎም ጅግና ምራሕ ስኢኖም.. እምበር ሰራዊት ኤርትራ አብ ጉድጋድ ትንቤን ኣስፊርሎም... ሰራዊት ኤርትራ ኩወጹ ኣብይ ን ኣስመራ መጺኡ ኩሓቶ... ምስ ምንታይ ይቁጸር ኣብይ ፈራሕ መራሒ እዩ
@habtomtes8975
@habtomtes8975 2 года назад
ምረት ታሪኽ ቃልሲ ኤርትራ ዝመለኣ ቆፎ ማዓር ዩ በርባሪ ግን የድዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ጅግና የመስግነካ ዮናስ
@atakltielias
@atakltielias 2 года назад
ናጽነትና ብወዝቢ ኣይኮነን ተረኺቡ ክቡር ህይወት'ዩ ጠሊቡ፡ ካብ ምርካቡ ምዕቃቡ ይብርትዕ ምክብኻቡ፣ ብዘይካ ኣብ ፊልም ንኽትኣምኖ ዘጸግም ታሪኽ ጅግንነታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ እዚ ረዚን ሕድሪ ጀጋኑና ብምስናቕ ንዝመጽእ ተጻብኦታት ነዛ ህያብ ሰማእታትና ዝኾነት ኤሪትራ🇪🇷 ኣለናልኪ ደቅኺ ንብላ። ተሓበኒ ጅግና ዋዕሮ ኣዴና እንቋዕ ውላድ ውላድኪ ርኣኺ፡ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ👊 ኣዳለውቲ ዮኒ ምስ መሳርሕትኻ ኣዚና ነመስግነካ። Eritrea 🇪🇷 prevail, #No More!! For foreign interfer 👊.
@vxghxb287
@vxghxb287 2 года назад
ከመይ ኣይነት ረቢ ዝኣደለኩም ኢኩም ጃህራ ዘይትደልዩ
@berihuhadish8975
@berihuhadish8975 2 года назад
ይገርመኪ/ካ እዩ!!
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
ኣምላኽ ይባርኽ ደቂ ኤረይ ሰራሕቲ ቅያ ንስኹም ትሕሹ ካብ መንግስቲ መንግስቲ ብወግዓዊ ክዝርግሖ ዝግባአ ታሪኻ ተሸፊኑ ይተርፍ ኣሎ!
@issayaskahsay979
@issayaskahsay979 2 года назад
ዮናስ ሓውና 2ይ ክፋል ኣይትዶጊ ብራፖ 🟢🔴🔵🇪🇷
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 года назад
እዛ ከም ሽማ ሓድጊ፡ ጋል ሓርበኛታት ተጋደልቲ ቀይሕን ሃናንሲ፡ ዓቢ ሓወይ ኣማኒኤል ኣርማና ዝብል ሽም ንቦክሪ ጋሉ ሰሚዩዋ፡ ኣብ ወራር ወያነ ዝተሰውአ ተዘኪርኒ፡ ሓወይ ኣባል ማሕበር መንእሰያት ኣብ ካርቱም ከሎ፡ ክተት ምስተኣወጀ ጉዕዞ ኣሜሪካ ራሕሪሑዩ፡ ብ85 ናብ ገድሊ ዝተሰሊፉ።
@አንጻርከዳዓት
@አንጻርከዳዓት 2 года назад
ነዚ ጋዜጠኛ አገናዕ በሉለይ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹👍
@abrahmhaileslase5127
@abrahmhaileslase5127 2 года назад
ክንዲ ሽሕ ትኩነልኪ ንዐኪ ከኣ እድመን ጥእናን ይሃብኪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Habtegafreeman
@Habtegafreeman 2 года назад
Eway jigninet 🇪🇷 Eritrean deki za halali meryet admen teanan forever mama hana
@hbhbhbhb9676
@hbhbhbhb9676 2 года назад
🇪🇷👍✊❤️
@akberetefrem7513
@akberetefrem7513 2 года назад
Eway snat bhaki jigna Kurat hager enqae teweldki jigna kaa welidklna salakum kulu kwun koynu kbrn mogosn nkulatkum sunkulatnan swatnan
@segenkefele8524
@segenkefele8524 2 года назад
Ane Gal wedikfle eye kbret yhabkum btami nbsey mkxxar abunu tarik aboy kznto kelil aykonen edmen tenan yhabkum jeganuna aboy ztesewala bota kere egzabher edme yhabeni
@dawedgherense7580
@dawedgherense7580 2 года назад
ዘደንቕ ታሪኽ ጀጋኑና። ቁሩብ ኣብ መወዳእታ technical problem ነይሩዋ። last minute ኢያ።
@beleri9119
@beleri9119 2 года назад
Great job Amazing History Awet Nhafsh god bless🇪🇷💪❤️🇪🇷💪❤️🇪🇷💪❤️🙏🏾
@luezer3011
@luezer3011 2 года назад
Ewuy werqi mizan zkont ade harbegna xbqti nfati meglexi albo. Mexhaf zkonki ade iki
@ግዜፈራዲ
@ግዜፈራዲ 2 года назад
ዓይኖም ሰለም ዘየበሉ ኣብ 1996 ኣብ ቤት ትምህርቲ ንዝምራ ኔርና።
@Semret_
@Semret_ 2 года назад
ከማኩም ጅግና የለን ኢድመን ት ኢና ይሀድኪ
@adhanoabrha6816
@adhanoabrha6816 2 года назад
ኣቤት ትብዓት
@edengebrihewet8633
@edengebrihewet8633 2 года назад
Nay za adi Golgol tarik bikereba tealile neyre schiau Nebia zigedede lomi kea Nebia adimen tianan Hana haftey kibrin megosin Nisiwatina kebid eu ewe kebid
@Teksha12
@Teksha12 2 года назад
ትኣምር አዩ አዚ ግን ብመጀመርታ አንቃአ ኣብዚ ኣብቀኣኪ ክብል ይፈቱ ክብርቲ ጋል ክቡራት & ጅግና ጋል ጀጋኑ፡ አዚ ናትኪ ሃቦን ኒህን ማንም ሰብ ክክአሎ ዘይክአል አዩ ግን ኪኢልክዮ ትከዲ ኣለኪ፡ አሞ ክንላበወኩም ብስፍህ ዝበለ ካለኣይ ግዜ ኣምጸኡልና ነዛ ጅግና ኣዴና።
@merkeb2426
@merkeb2426 2 года назад
ማማ ሃና ብጣዕሚ ጽንዕትን ጅግናን ቀንዴል ቅድምን ድሕርን ዝገረመንስ መስዋእቲ ክቡር በዓል ቢትኪ ቀይሕን መስዋእቲ ባባየይን ሓደ ዓይነት ኣነን መዘክር ን ከኣ ሐሓንቲ። ተስፋ ይገብር ሓንቲ መዓልቲ ንዓኽን ንመዘክርን ብ ኣካል ክረኽበክን
@Faraholland
@Faraholland 2 года назад
ናይ በሐቁ ጅግና ጽንዕቲ ህርኩቲ መምህር ናይ ሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@Flower12347x
@Flower12347x 2 года назад
Merhaba deki Eri jeganu Tarik Eritrawe mewedaita yeblu Ab Alem meglexi ayrikebon 🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹♥️♥️
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 года назад
መስተንክር አብዛ አለም ከም ኤርትራዊ ጀግና የለን እወ የለን ደቅንስትዮ ኤርትራ ጅግንነተን አዘንቲኻ አይዉዳእንዩ። ሐና ጀግና ብርሐን አይንኺ አጥፊኪ ብርሐን ዝኻብኪ ንኽዝብኺ ክብረት ይሐብኪ ክብርን ሞገስን ንስዉዐትና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danielteklehaimanot6137
@danielteklehaimanot6137 2 года назад
Thanks Yonas & team, She is a good story maker.but, not a good story teller.thank you for serving our lovely Eritra!
@Habenzerierzghi1
@Habenzerierzghi1 2 года назад
ዘገርም'ዩ እዚ ታሪኽ እዝስ እንቛዕ ተቐቢሩ ኣይተረፈ!!! እቲ ካልእ ዝገርመኒ ድማ፡ ጸላእትናስ ከምቲ ምብዝሖም፡ ከምቲ ክፍኣት ግብሮም፡ ክምቲ ብዝሒ ኣጽዋሮም፡ ዋላ ሕጂ'ውን ለይትን መዓልትን ንዓና ከምበርክኹ ድቃስ ስኢኖም፣ ብኸመይ ንስዕሮም ኣሎና? እንታይ እዩ እቲ ሚስጥሩ? ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና!!!! ዓወት ንሓፋሽ!!!!
@shewatewolde6662
@shewatewolde6662 2 года назад
ብጣዕሚ የመስግን ፡ነዚ ታሪኽ ዝዓቆብኩም
@taz3739
@taz3739 2 года назад
ሃና ዓንዶም ዘይምኖ ታሪኽ ገድሊ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ኣዳምኖስ
@ኣዳምኖስ 2 года назад
መዘና ዘይተረክቦ ታሪክ ኣያታትናን መመሊሱ ዮኽራዓና። ነቶም ዝተሰውኡ ኣላህ ይርሓሞም ። ነቶም ዘለው ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም።
@yohanasemere5064
@yohanasemere5064 2 года назад
እዛ ክንድዚ መስዋእትን መውጋእትን ዝተኸፍለላ ሃገር ከይትድፈር ብዙሓት ወላ ይኽዱዕዋ ኣብ ዝሃለና ሃሊና ንምሕላዋ ኣይነድሓርሕርን ኢና ሽግራት ውሽጥና ባዕልና ንፈትሖ ምበር ጓና የእቲና ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ነእትዋ ሃገር ኣይኮነትን፡ ክብርን መጎስን ንሓርበኛታት ሃገረይ።
@eritrea6227
@eritrea6227 2 года назад
jiganu Adett Eritreaweyn jiganu 🥰❤️🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@tsehaineshberhane6279
@tsehaineshberhane6279 Год назад
ጀጋኑ ደቂ ኤረይ መን ክመስለክን ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 👍🇪🇷🇪🇷💚♥💛💙🇪🇷🇪🇷👍
@gebrehiwetabraham7399
@gebrehiwetabraham7399 2 года назад
እዚ ጅግንነት እዚ ብኸመይ ክትገልጾ ከምትኽእል ይድንጽወካ!!
@almazg4749
@almazg4749 2 года назад
Kemzi meri skay zanta walaqa eti kalsi meri mqanu ezign aziu zeskahkh!!!!!!! Nezi kulu zkefelu hiwotom zhalefu zterefu senkilom zhatewu mechem hbunat ena nxnet zemxewa 👏👏👏👏👏👏👏⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@saliemteklemariam2507
@saliemteklemariam2507 2 года назад
What a heart touching story!!!proud to be Eritrean!!!!kibren mogesn n semaetatna.
@amanuelfessahaye1794
@amanuelfessahaye1794 2 года назад
Incredibel pls ENM keep going to interview athers all Tegadalay are history
@meron5303
@meron5303 2 года назад
# EMN
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 2 года назад
ጀጋኑ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር መወዳድርቲ ዘይርከበኩም ፍጡራት፣ ዋዕሮ እንቋዕ ክትጸውይሉ በቃዕኺ፣ ክብርን መጎስን ይሃብኩም። ዮናስ ታሪኽ ኢኻ ትስንድ ዘለኻ እሞ ክብሪ ይሃብካ።
@andayaman4097
@andayaman4097 2 года назад
ወዲ ኣፎም ሓቁንድዩ ኤርትራዉያን ሓሞት ዝስደድ እንተዝኸዉን ንሰደድ ምሰደድና ዝበለ። ንስኺ ኣብነት ኢኺ።
@tesfutekle7661
@tesfutekle7661 Год назад
ክብርን ሞገስን ነጀጋኑ ስውኣትና። "ፍረ --ስውኣት "ኤርትራ ሃገርና ንዘለኣለም ትንበር።!!!🇪🇷♥️🇪🇷
@SuperMobly
@SuperMobly 2 года назад
እዋይ ሽግር ኤርትራውያን ካኣ ምስዞም ንቐይሕ ብታንኪ ዝረገጹ ኣምሓሩ ጎኒ ንጎኒ ተሰሊፎም ምስ ተጋሩ ይውጉኡ ኣለዉ።
@eras4183
@eras4183 2 года назад
ደቂ ካርነሽም ጀጋኑ ።
@yohanneszacharias8456
@yohanneszacharias8456 2 года назад
Eritrea 🇪🇷 is a land of Heroes
@asmeri8401
@asmeri8401 2 года назад
What a a story mama Hana Mama Hana u said right Let them leave us alone to live our life Eritrean ppl especially our hero's deserve happiness and better life
@danieltsegay6601
@danieltsegay6601 2 года назад
Amazing expression, Hana Andom.
@teclegidey570
@teclegidey570 2 года назад
Mehret + Fidel + Hidrimariam deke-Aboy Sheka Tecle Zager, HeteneU n Akotatu-n nTegadalay Tedros Tecle Hayli-Bahri Eti ab (መጻብቦ ባጽዕ - ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ዝተመርኮሰት ሰነዳዊት ፊልም) zelo Snkul nay Gigna Jeganu yom. nGual Mehret gen Abey aleki zbela Tegadalay yelen. Sad
@yordanosmengisteab9017
@yordanosmengisteab9017 2 года назад
Very sad indeed from what the story she is telling. Zehzin tarik eyu.
@huruyyohannes4243
@huruyyohannes4243 2 года назад
tecle gidey buxot mhret n gual mhkret kiehatulan kehenkiequwan gbuie indyu inteziehieliewu way entezietiemom wn kabaka lebewa aymiedeleyielun.kem hade eritrawi zega way nay kereba felatia gn nska intetiegebro wn xubuk yu kab buxot mhret tnekief.msakien nsom geliom dediehri mhret tesewieom ykonu way senkilom.slezi nieska wn gubuka yu nimiebal ye.
@teclegidey570
@teclegidey570 2 года назад
@@huruyyohannes4243 Megadelti Aboy znebere snkul genzeb yeblun, gn ab 2-3 semun gezana enamexe dehayna yfelet neru, Bzuh eyu zsemaAka tmhrti kemey alo ajokum yblena neru. Ezi Moral ezi bGenzeb wun aytmenen u??
@kibreabgebremeskel3220
@kibreabgebremeskel3220 2 года назад
አንታይ አሞ 90 መትሮ ተገሪምካ ማለት ድዩ አዚ ናይ ጁቡቲ ዝነበረ ኩናት 2008 3 መትሮ ዝነበረሉ ቦታ ኔሩ
Далее
КАК БОМЖУ ЗАРАБОТАТЬ НА ТАЧКУ
1:36:32