Тёмный
No video :(

EMNA ህዝቢ ትግራይ፡ ኣብ ቃራና መንገዲ። Eritrean History - Eritrean Media Net Asmera 

EMNA ENTERTAINMENT
Подписаться 57 тыс.
Просмотров 22 тыс.
50% 1

EMNA ህዝቢ ትግራይ፡ ኣብ ቃራና መንገዲ። Eritrean History - Eritrean Media Net Asmera
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Опубликовано:

 

17 янв 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 135   
@merhawiyermanu62
@merhawiyermanu62 Год назад
ኤርትራውነት ክቡር መንነት።ክብርን ሞሳን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ ኣርዓዶምን መንደላይን።ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።
@almazghebremedhin7627
@almazghebremedhin7627 Год назад
ሰላም ንዓኹም ይኹን ደቂ አረ 🙏🇪🇷🇪🇷🙏
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 Год назад
ሰላም ደቂ ኤረ እንቃዕ ደሓን መጻኹም ።
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 Год назад
ሰላም ድምጺ ሓበን🇪🇷💖 ሰላም ኤፊ ሓውና 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹::
@hailesewit49
@hailesewit49 Год назад
ክብርን መጎስን ነቲ ጸኒዑ ዘጽንዓንና ህዝቢ ኤርትራ።ክብርን መጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ። ክብርን መጎስን ነቲ መስመሩ ኣጽኒዑን ኣደልዲሉን መሪሕ ተርኡ ብግቡእ ዝፈጸመን ዝፍጽም ዘሎ መንግስቲ ኤርትራ።"EMNA" ተቕርብዎ ታሪኻዊ ተልእኾ ብልቢ እና ኣመስገንኩን ብስራሕኩም እናተሓበንኩን ኢየ። ሓንቲ ከም ጸገም ኮይና እትስመዓኒ ዘላ ኣብ ድምጺ ዘሎ ጉዳይ ኢዩ።ሙዝቃን ትንተናን ማዕረ ድምጺ ክህልዎ ተመራጺ ኢዩ ምበልኩ።ንሰማዒ ኣይምሃሰዮን። የቐንየለይ ዓወት ንሓፋሽ!!!
@mizangebre7709
@mizangebre7709 Год назад
ብሪኽቲ ሀገረይን ህዝበይን
@kuflomghebre6673
@kuflomghebre6673 Год назад
ዝኸበርካ ኤፍረም ሓውናን ብሓፈሻ ኩሉኹም ኣዳለውቲ EMNA ንእተቅርብዎ ዘለኹም መደባት ዕለታዊ ብቀጻሊ ዝከታተልን ኣድናቂኹምን እየ በዚ ኣጋጣሚ በርትዑ እንዳበልኩ ብዛዕባ እዚ ቁሩሕ ወያነ ብርእሰምትሓትን ቅንእን ሕስድናን ዝተባዕጠ ሰይጣናዊ ጉጀለ ተዳቂቁን ንዕርበቱ ተፋኒዩኳ እንተኾነ እቲ ንሱ ዝዘርኦ መርዚ ካብ ህዝቢ ትግራይን ሊሕቃኑን ብስሪንጋ ተሳሒቡ ስጋብ ዝውዳእ ንህዝቢ ትግራይ ከም መንደቅ ኣብ ቅድሚኡ ተገቲሩ ንቁሩብ እዋን ከሳቅዮን ምስ ጎረባብቱ ሕዝብታት ብቀሊሉ ዘይሕጸብ ርስሓት ጉሒፍሉ ይኸይድ ስለዘሎ ዋጋ ከኽፍሎ ምዃኑ ብኣጉኡ ክዳለወሉ ይግባእን ሰላም ንኽረክብ ምስጎረባብቱ ኣሕዛብ ክተዓረቅ ኣለዎ ይብል።
@hizbawiginbarginbarghinda3872
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 Год назад
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Год назад
የቐንየልና ኤፍሬም ግደ፣ ድምጺ ሓቂ
@hizbawiginbarginbarghinda3872
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegaelias3709
@tsegaelias3709 Год назад
Thank u Efrem Gde
@betiel2034
@betiel2034 Год назад
ሰላም ወዲ ኤረይ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍👍👍👍👍👍💯
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Год назад
ህዝቢ ትግራይ:ንወያነ ፎእ ኢሉ ከይጎሓፋ:ምስ ጎሮባብቱ ኣብ ጽልእን ቂምታን ተሸሚሙ ክነብር ኢዩ።ዲያስፖራ ተጋሩ ገዲፍካ:እቶም ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ተጋሩ:ኣንጻር ወያነ ክላዓሉ ጀሚሮም ኣለዉ።እታ ሕርያ ድማ ንሳ ኢያ።
@missasmara8479
@missasmara8479 Год назад
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💙💚💛
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Год назад
ምስራቕን፡ ምሕሳውን፡ ንሰላማዊ ሰብ ምቕታልን፡ ናይ ወያነ ልማዳዊ ተውህቦኣ እዩ። ባዕሎም ካኣ ይብልዎ ኣለውን። ወያን ካኣ ካብ 1977 ዓ.ም ጀሚሮም እዮም ነዚ ክደጋግምዎ ዝጸንሑ ገና ዘለዉን ንሰምዖን ንርእዮን ካኣ ኣለናን። ስየ ኣብራሃ ኣብ 1998 ዓ.ም ከም ናይ ምክልኻል ሓይልታት ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበረሉ እዋንን፡ ነቲ ምስ ኤርትራ ዝጀመርዎ ኲናትን፡ ኣብ ዓሰብ ቆሪስና ኣብ ኣስመራ ክንምሳሕ ኢና ክብል እዩ ፈኪሩ ነይሩ። ውጽኢቱ ካኣ ርእይዎ እዩ። ንመራሕቲ ወያነ ግን ብህዝቢ ትግራይ ኣይግድሶምን እዩ። ኣብ'ዚ ናብ ሰለስ ዓመት ዝኣቱ ዘሎ ኲናት ኢትዮጵያ ምስ ወያነ ካኣ ስየ እዚ ኲናት እንተዳኣ ተጀሚሩ ኣበይ ጠጠው ከም ዝብል ኣይፍለጥን እዩ። ኲናት ናዓና ከም ባህላዊ ጸወታና ኢና ንርእን ዳሩበለ ክፍክር ዝጸንሐ ስየ'ቲ ግን እቲ ኲናት ምስ ጀመረን፡ ሓይልታት ኢትዮጵያ ንትግራይ ክቐርቡ ምስ ጀመሩን፡ ክምታ ኩሉ ግዜ ዝገብራ ሃዲሙ እዩ ናብ ስድርኡ ንኣመሪካ ዝሃደመን። ኣበይ ዳኣ ኣሎ'ዚ ኩሉ ፈኸራ፧ ኣብ'ዚ ኲናት'ዚ ወድመንን መንን እዩ'ኸ ጠፊኡን፧ ካኣ ንርእዪን ንሰምዖን ካኣ ኣለናን። ኤርትራ ግን ሳላ ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ደቃ ንዘላኣለም ተኸቢራ ክትነብር እያን፡። ኩሉ ግዜ ዓወት ንሓፋሽ።
@yonas9945
@yonas9945 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤
@egrimekel7054
@egrimekel7054 Год назад
♥️🇪🇷👑❤️
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 Год назад
Eritrawinet kubur meninet 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️
@selamawittsefamicael3122
@selamawittsefamicael3122 Год назад
Thank you for your great job ❤️🙏
@ghidegebremichael6470
@ghidegebremichael6470 Год назад
Selamn blxgnan ni hagernan hzbnan mengstnan hayltat mklkal Eritrea kbrn mogosn nsematatna wetru awet nhafash 👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍
@tedrosabraham739
@tedrosabraham739 Год назад
Thank you for your great job.
@HhGg-hg1dq
@HhGg-hg1dq Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@harounekubal8436
@harounekubal8436 Год назад
♥️ 🇪🇷 2023 !!!!
@segentesfalem1810
@segentesfalem1810 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@tsegaelias3709
@tsegaelias3709 Год назад
❤❤❤❤❤
@zahaykassette8094
@zahaykassette8094 Год назад
ሰላም ከሜይ ዜና ህዝብ ስራዊቲ ኤረትራ
@yonasamare6058
@yonasamare6058 Год назад
መርሓባ ደቒ ሓላል መሬት 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rutanegash5195
@rutanegash5195 Год назад
Merhaba deqki er marey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌻🌻🌿🌿🌿🥰🥰👌👌👌🌹🍀🍀🍀🥀🥀💯💯🕌❤️❤️⛪️🙏🙏🙏
@simretweldegergish5921
@simretweldegergish5921 Год назад
Thanks አፋር ግደ
@yorsalemmelake2165
@yorsalemmelake2165 Год назад
Marhbae dakie Eru jageno edmen tenan yhabkum ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 Год назад
Thank you hzbey anabes!!! 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💐💐💐💐💐💐💐🙏🙏🙏
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 Год назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@elyagebru6723
@elyagebru6723 Год назад
Merhba ERITREAN MEDIA NET ASMERA kolkom hegerwien metkelawien kubrun megesen wetru libi netom jgnna serawiten kubrun megesen wetru libi netom jgnna zkire zelalamwie zkire Nsematatina Aewt nhafash 🇪🇷💕🙏✌️❤️
@mahariadhane1390
@mahariadhane1390 Год назад
Merhaba Efriom Gede dhayka aythaba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍
@ametegebreamlak90
@ametegebreamlak90 Год назад
Merhaba merhabaaaaa deki erey 🇪🇷💕🇪🇷💪👍🇪🇷
@mohmmedosman9442
@mohmmedosman9442 Год назад
.ሰላምን ጠዕናን ንሂዝቢ ኤረትራዊያን ዐደመ ጢዕና ሓይልታት ምኸልካል
@abrhaleydrar3529
@abrhaleydrar3529 Год назад
🇪🇷🇪🇷
@girmaygermeso9094
@girmaygermeso9094 Год назад
እሞ እቲ ህዝቢ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዘመሳስል ዘራክብ ስነ ሓሳብ የብሉን ብክፋአት ዝተባዕጠ እዩ ኩሎም ሓደዮም በጃካ ጸግዑም ሒዞም ይንበሩ እዛ ሰላም ተከፊታ ከማን ክንደይ ሕማቅ ነገር ነሩዩ ሕዝቢ ኤርትራ ኣዝዩ ገርሂ ሕዝቢዩ ቁሩብ ዘሰክፉ ጎሬበትዮም በጃካ
@hizbawiginbarginbarghinda3872
እቲ ሕዝቢ ትግራይ ኣብዚ እዋን እዚ ተሓምቲሉ ኢዩ፣ ብኤሪትራ ወገን ብዙሕ ዘስክፍ ዘሎ ኡይመስለንን ግን ንውሽጣዊ ጰጥታ ንምርግጋጵ ምስ ትግራይ ዘዳዉብ ዶብ አሪትራ ተዓጲዩን ብጵዑቅ ወታሃደራውን ስለያን ቁጵጵር ንዝይተወሰነ ግዜ ክምሓደር ይግብአ። እብዚ እዋን እዚ አርትራ እታ እንኮ ሃግር ስግአት አንበጣ ዝሳዓረት ኢያ። እቲ መከት አንጳር ኹሉ ብህርያዊ ተጳብኦታት ሃገራዊ ብህሊ ኤርትራ ኮይኑ ይርክብ። ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nohisack7796
@nohisack7796 Год назад
አምበሳ ሐቂ ተግባራት ተጋሩ ዝነበረን ዘሎን እዩ ተግባራቶምን ብደኦምን አብ ጎሐፍ ታሪክ አውዲቅዋም ዘሎ
@mhretabrahamrussom8976
@mhretabrahamrussom8976 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🌹
@letinagimie539
@letinagimie539 Год назад
Thank you so much 💓 💗 💛 💖 ☺ ♥ 💓 💗 💛 💖 ☺ ♥
@kokobmehari2952
@kokobmehari2952 Год назад
Ajokum bertau 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙❤️💖💚🧡💕💝💜🌹🌷🥀💝🌻🌼🌺💐🌸🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
@Bety12
@Bety12 Год назад
👏🏼✊🏽🇪🇷
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 Год назад
❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@tesfakibrom2447
@tesfakibrom2447 Год назад
ሰላም መርሐባ ድምጺ አሪትራ ንሪትራዊያን በርትዑ አጆኩም
@beecool6613
@beecool6613 Год назад
💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏👏👏
@hannazegay6355
@hannazegay6355 Год назад
🇪🇷👍🇪🇷👍❤🇪🇷👌🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@erishikor1672
@erishikor1672 Год назад
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@galaxy7056
@galaxy7056 Год назад
❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷
@ametegebreamlak90
@ametegebreamlak90 Год назад
🇪🇷💕🇪🇷💪🇪🇷🙏🇪🇷👍🇪🇷💕
@eritreanlijjohnny3074
@eritreanlijjohnny3074 Год назад
🇪🇷💪🏾✊🏾🌹🙏✅
@mizangebre7709
@mizangebre7709 Год назад
ኤርትራ ትባረኽ
@tesfaymengustu3073
@tesfaymengustu3073 Год назад
"ወያነ ጸወታ ተወዲኡ እዩ" “Game is over” ክቡርን ጅግናን ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ እንቋዕ ደስ በለካ፥ እንቋዕ ኣርከብካሉ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@girmaymengstab5727
@girmaymengstab5727 Год назад
Selamn ksanetn nhzbi Eritren neti Jigna hayltat mklkal serawitn selamn ksanetn
@user-on7op7cn5e
@user-on7op7cn5e Год назад
🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕❤️💕💕🇪🇷🇪🇷
@tsehayemael1446
@tsehayemael1446 Год назад
ቁንዕ ዕላማ ወየነ የለን ስለ ዝየለ ደሉዩ ሰአናዋ ዩ ኣብ መሬየት ስለ ዘየለ ኣብ ሜዳ ሰአንዋ ኣብ መንግስትንት ወያነ ሰአንዋ ምኽንያት የለን ተሳማሜዕካ ምንባር አንኮ ያ ዝላቶ ንሳ ኣይተርቦሖን ያ
@natsnetyohannes7584
@natsnetyohannes7584 Год назад
Proud to be eritrean 👏 👍 💪 ❤️ 💙
@gebrehiwetabraham7399
@gebrehiwetabraham7399 Год назад
ህቡብ ጋዜጠኛ ኤፍረም ግደ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ!!
@ametegebreamlak90
@ametegebreamlak90 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏💪💐💕🇪🇷💕
@genethayle7336
@genethayle7336 Год назад
💯👍💯👍💯👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@edenkidane1625
@edenkidane1625 Год назад
🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
@mesgenaasgodom9670
@mesgenaasgodom9670 Год назад
መርሓባ ነጎድጓድ ድምጹ ኢፍርኤም ግደ ብጫ፡
@abduja460
@abduja460 Год назад
ብፍላይ ኣብ 1998 ኣብ ሊዕሊ ኤርትራዊ'ያን ተቀማጦ ኤትዮጰያ ዚተገብረ ጊፈዒ ከምኡ ኢው ኣብ ሳልሳይ ወራር ዘወረዱዎ ኣብ ሊዕሊ ኤርትራ ዳግማይ ኢንተ ትዚርጉሑዎ ጹቡቅ ነሩ ሚኽንያቱ ዘይፈልጡዎ ሓደሸቲ ዎሎዶ ሲለዘለው
@galerey9942
@galerey9942 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@letinagimie539
@letinagimie539 Год назад
Good morning my family
@abrhekesete7839
@abrhekesete7839 Год назад
👍👍👍👍👍👍👍
@alemabraha3268
@alemabraha3268 Год назад
Eritrawinet kibur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kebekebarino6103
@kebekebarino6103 Год назад
Truly
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 Год назад
ብክልል ትግራይ ዝርከብ ዶብና ዓጺና ብ ክልል ኣምሓራን ዓፈርን ጥራይ ንስራሕ፡ ን 20 ዓመት ክሳዕ ድማሃሩ።
@selambrhane3309
@selambrhane3309 Год назад
Xbuk agelalixa des zbil 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Год назад
@ EMNA ርሑስ በዓል ጥምቀት 🇪🇷2023
@samsonermias6303
@samsonermias6303 Год назад
Very good video. We never have any problems with the people of Tigray nether in the future too. Our only enemy was evil TPLF. I hope the people of Tigray see the truth now
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Год назад
ባድማ ካብ'ቲ ንኤርትራን ኢትዮጵያን {ትግራይን}ዘዳውብ ፍሉጥን ቅቡለን ዋሓዚ መረብ፡ ካብ ማእከል ኤርትራ ፈሊቑን ብዱባርዋ ኣቢሉ ብመንጎ ጾሮናን ሃዞሞን ጨዲዱ ብምሕላፍን፡ ምስ'ቲ ሩባ በለሳ ዝባሃል ዋሓዚ እዩ ዝራኸብ። ካብ'ዚ ጀሚሩ ካኣ ንኤርትራን ንኢትዮጵያብ {ንትግራይን} ክሳብ'ቲ ዋሓዚ መረብን ማይ ኣንበሳን ዝራኸብሉ ቦታ ንክልቲኡ ሃገራት ከም ዶብ የዳውበና። ሩባ መረብ ካኣ ካብ ኤርትራ ፈሊቑ እንደገና ምስ ማይ ኣምበሳ ምስ ተራኸበ ሽሙ ቀይሩ ዋሓዚ ጋሽ ተባሂሉ እዩ ተመሊሱ ንኤርትራ ዝኣቱ። መረብ ካብ'ዚ ዋሓዚ መረብን ማይ ኣንበሳን ዝራኸብሉ ከዳውብ ጸኒሑ ካኣ፡ እቲ ዶብ ናብ ናይ መሬት ምድዋብ እዩ ዝቕየር። እቲ ናይ መሬት መዳወቢ ምልክት ካኣ ክሳብ ን 16 ዱግሪ ኣቢሉ ዝኸውን ንምዕራብ ገጹ ተጠውዩ፡ ንጎቦታት ብያራ ሒዙን ንሓዱሽ ዓድን ንባድማን ንደቡ ገዲፉን፡ ንገምሃሎ ቆሪጹን? ኣብ ገምሃሎ ካኣ ብኮንኩሪት ዝተተኽለ ምልክት ናይ ዶብ ነይሩስ ኮነ ኢልካ ብሰንኪ'ቲ ምስ ሰበ'ስልጣናት ኣስራተ ካሳን ልኡል መንገሻን ዝነበረ ብናይ ዶብ ምስሕሓብ ምኽንያት ከም ዝፈርስን ኣዝዩ ከም ዝጠፍእ ከም ዝተገብረ'ውን ይዝንቶ እዩ። ንደቂ ዘርኡ {ንሰምበል} ንሰሜን ንኤርትራ ገዲፉ ካኣ ንባዓል ዓዲ ተዃሉ'ውን ንኤርትራ ገዲፉ፡ ንዓዲ ጸጸር ካኣ ንኤርትራ ገዲፉን፡ ንተከዘ ገጽ ከንቆልቁል ከሎ፡ ንሰሜናዊ ምዕራብ ናብ'ቲ ሩባ ተከዘ ካኣ ይሕወስ። ተከዘ ካኣ ክሳብ ሱዳን የዳውበና። ካብ ዓዲ ጸጸር ንሩባ ተከዘ ምስ ቀረብካ'ውን ብኮንኩሪት ዝተሰርሐ ጋብላ መስተዪ ኣፍራስ ጣልያንን እንግሊዝን ከም ዝነበረ'ውን ይዝንቶ እዩን። እቲ ዶብ ካብ ዋሓዚ መረብ ዘዳውቦ ምስ ኣቋረጸን ናብ መሬታዊ ዶብ ምስተመልሰን ካኣ፡ ንደቡባዊ ምዕራብ ሓይሉ ንደቡብ ኮይኑ ንዓደውዓላ ገጽ ርሕቀት ናይ'ቲ ዶብ ካብ ባድማ ናይ 5-6 ኪ.መተር ኣቢሉ እዩ ዝርሕቕ። ካብ ባድማ ንደቡብ ገጽ ንሽራሮ ገጽ ካኣ ክሳብ 7 ን 8 ክሳብ 9 ኪ.መተር ኣቢሉ እዩ ዝርሕቕ። ካብኡ ንደቡባዊ ምዕራብ ሓይሉ ንምዕራብ ንዓዲ ተዃሉ ምስ እትኸትድ ካኣ እቲ ዶብ ካብ ባድማስ ኣዝዩ ርሑቕ እዩ። ባድማን ከባቢኡን ካኣ ከም መሬት ኤርትራ ካብ 1974 ዓ.ም ኣብ ወርሓት ክራማት እያ ብስዉእ ተጋ/ሓዱሽ ወደገርግስ እትምራሕ ዝነበረት ዕሳባት ኣብ ትሕቲ ጀብሃ ከም ትኣቱ ዝገበራን። እዚ ካኣ ከም መሬት ኤርትራ ተወሳኺ መረጋገጺ እዩ። ነዚ ዘዘንተውልና ዝነበሩ ካኣ ከም ጆመትራ ኮይኖም ኣብ ናይ ጣልያን እዋን ኣብ ኤርትራ ናይ ኤለክትሪክ ዓንድታት ኣብ ምትክልን ናብ ከተማታት ኤለክትሪክ ምእታውን ብሓላፍነት ደረጃ ክሳብ ግዜ እንግሊዝ ካኣ ክሳብ'ተብ ግዝኣቱ ዝነበራ ክፋል ሶማልን ሱዳንን ይንቀሳቐሱ ክም ዝነበሩን፣ ክሳብ ግዜ ሃይለስላሴ ካኣ ከም ዝቐጸሉን እዮም ዘዘንተዉለይ። በረምበራስ {ባለ እምባ ራስ} ገብረኣምላኽ ዝባሃል ማዓርግ ተዋሂቦም ካኣ ኣብ'ቲ እዋን'ቲ ናይ ዶባት ኤርትራን ትግራይን ጽቡቕ ኣፍልጦ ዝነበሮምን እዮም ነይሮምን።
@ferejmahmud9515
@ferejmahmud9515 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 👆👆👆👆👆
@Kokobii101
@Kokobii101 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🌾🌾🌾🌾💐💐💐💐🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌿🌾🌾💐💐💐
@ricowayanay7991
@ricowayanay7991 Год назад
Very good conclusion what will be the choice of tigray people. As time goes by Stefanos (zemach) song SELAM will get into their head
@worldnine8153
@worldnine8153 Год назад
Selam selam adi jeganu
@AngelMichael386
@AngelMichael386 Год назад
Thank you EMNA this is very true and clear analysis,specially Ethiopian tigrians should learn and understand what was Tplf and it's nonsense strategy.
@hermelagirmay2337
@hermelagirmay2337 Год назад
ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘለኣለም ይዓንብብ
@nohisack7796
@nohisack7796 Год назад
ትግራዋይ ብወያነ ጥራይ ዘይኮነ ክፈእን ሕሰድናን ናይ ውሉድ ወለዶ ትግራዋይ ረሳሕን ሐሳድን መንቀኛን እዩ ካብ እግሪ ተክሉ ሒዝዋ ዝአቢ ረሳሕ መፈጠር ደቂ ኤረ ብትግራዋይ መዋእልና ደሚና ኢና
@worldnine8153
@worldnine8153 Год назад
Selam selam selam
@tesfagabrteageszere7305
@tesfagabrteageszere7305 Год назад
Bertie deki za halal Meret,
@edenpazom9452
@edenpazom9452 3 месяца назад
🎉❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@andetseiengebremical71
@andetseiengebremical71 Год назад
መደብኩም ጽቢቅ ኢዩ ቀጽልዎ፡ ግን ሙዚቃ ኣይተብዝሑሉ መደብኩም።
@lucchi3902
@lucchi3902 Год назад
🇪🇷eritrea first 🌴🇪🇷🐪🇪🇷🌴🐪🇪🇷🐪🌴🇪🇷✅
@tesfakibrom2447
@tesfakibrom2447 Год назад
እዛ መግለጺ ብጣዕሚ ጽብቅትን ጽፍፍትን ኢያ ነቲ መንእሰይ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ኢያ ንዓበይቲ ካአኒ መዛካከሪት እያ። ዓንካር ዓንካር ገሊጽካያ አለካ። ዘርዚርካ ክትገልጽ ንጽበ አለና ብፍላይ እቲ ግፍዒ ዝገበርዎ አብ አሪትራ አብነት 1998----- 2000
@teklitsolomon7878
@teklitsolomon7878 Год назад
Game over weyane resahat
@nuraidris5662
@nuraidris5662 Год назад
🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁👍💎👍💎👍💎👍💎👍💎👍💎👍💎👍💎💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@er-jw9vq
@er-jw9vq Год назад
ትግራይ እትብል ሽም ህዝባን ሰራዊታን ካብ ዓለም ክጸንት እዩ ነሩ ትምኒትና ሕጂ ውን ጽቡቅ ሰራዊት ትግራይ ብጃህራን ሓሶትን ከምዘይዕወት ፍሉጥ እዩ ።ንክብርን ምጎስን ንጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤረትራ ።ዓወት ንሓፍሻ 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💪⚔️
@weldittesfit4522
@weldittesfit4522 Год назад
ሕጂ ጥራይ ወዲ ኣፍየ ከምቲ ንግጥሞ (interview) ንህዝቡን፡ሰራዊቱን ከመስግኖም ኣለዎ። ሕውሓት ግን መይታ እያ፡ሕጂ ሕጽቦ ብስልያ ጥራይ ገይርካ ምእራያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hizbawiginbarginbarghinda3872
እንደገና አገናዕ ወዲ ግደ። እቲ መሰረታዊ ሽግር ዝንቡል ሓንጎል ጃንዳን ቅድሚኡ ዝነበሩ ስርዓታት ክድምና እዩ። እዚ አብዚ ግዜ ዘሎ ስርዓት እውን ድሮ ከዳሚ ባህርያት ይርኢ አሎ። ንአብነት መንግስቲ አየርላንድ ከይሓነኩ ብደረት ኣልቦ ንዕቀት ብቅሉዕ ንመንጊስቲ ኢትዮጴያ ሓገዛት ንጃንዳ ብዘይፍተሻ ንክኣቱ ጠለብ ዘቅረበት ሃገር ኢያ። ተማሳሳሊ ዘስደምም ጠለባት ኢውን ብአባላት ሕብረት አውሮፓ ቅሪቡ ኢዩ። ብወገን ኢትዮጲያ ግን ኢዚዩ ድኹምን ደንጉጵለይ በጃኹም ዚመሲል ግብረ መልሲ ጥራሕ ኢዮም ሂቦም። ኢትዮጲያ አብ ድሑር ዓዘቅቲ ኢያ ትርከብ፣ኢቲ መንጊስቲ ግን ዝርድኦ አይመስልን እዩ። ሓንቲ ካብትፍጠር መዋእላ ከዳሚት ሃገር ዚነበረት ልኡላዊነት ክስቆራ አይክእልን ኢዩ። ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meazaeyab4380
@meazaeyab4380 Год назад
Eritwi kubur meninet nber nzelialem kber
@zufanasmalash8012
@zufanasmalash8012 Год назад
The best News🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹
@melesgebrehans7318
@melesgebrehans7318 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Год назад
ሰላም!! ህዝቢ ትግራይ አብ ቀራን ጽሪጊያ ዘየኮነ, አብ ጸድፊ ጠልጠል ኢሉ እዩ ዘሎ!! አገዳሲ!! አብ ትግራይ ምስ ወይኔ አጢቆም ዝሰከሉ ከምእውን አጢቆም ዝተዋገኡ, ህዝቢ ትግራይ ይፍንፍኖም አሉ። አብ ጽራጊያ መኪና ክስቀሉ አቀዲሞም ገንዘብ ከሪኡ አለወም። አብ መኪና ምስተሰቅሉ ተሳፈርቲ ** ቁማል ከይተልግበልና እራሃቅ ይበሃሉ አለው*** ህዝቢ ትግራይ ን ጃንዳ ወያኔ ምስ ወንበዴ ጭፍራ ይፍንፈን አሎ!!!
@sabac.4247
@sabac.4247 Год назад
ዐቅሊ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ንጵቡቅ መጳኢና እዩ ዐወት ንሐፍሽ ክብርን ምስጋናና ንምክልካል ሞጎስንስማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🙏🏾
@hassenomer1194
@hassenomer1194 Год назад
It is an enigma to understand Tigrians mentality! They don't have a tiny element of gratitude for a party helped them ! The best thing is avoiding these people!
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Год назад
I think the wise approach for the long run is to align themselves with fair and just Eritrea, like the good people of eastern Sudan. ሰኒ👍🏼 🤝❤🕊
@gebrezgabherhabtemariam6607
Zmxe temece werar an hadinetn klximn hizbna harari
@zewdemebrahtu
@zewdemebrahtu Год назад
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖💖
@anngreen3106
@anngreen3106 Год назад
Asmara instead Asmera As mera was introduced after red star campaign to make it the word has Amharic meaning
@retakonjo6201
@retakonjo6201 Год назад
መደባትኩም ጽቡቅ እዩ ቀጽልሉ
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Год назад
ወዲ ሰብ ኣብ ሓሶትን ስርቅን ካልእ ገይጋታትን ዝኣቱን፡ ብኡ ክሓስብ ከሎን፡ ክህልዎ ዝኽእል ውሽጣዊ ስምዒትን ጸገምን ኣብ ሓንጎሉ ገለ ናይ ሓንጎል ምምዛበል ምስ ዘጋጥሞ እዩ ናብ ከምዚታት ዝኣቱ። ወዲ ሰብ ናብ ከም'ዚ ጉድለታት ክኣቱ ከሎ፡ ካብ ሰልስ ናይ ሓንጎሉ ገለ ጉድለትን ጸገማትን ንስ ዘጋጥሞ እዩ'ውን ይባሃል እዩን። ብኸምዚ ምኽንያታት ካኣ እዮም እዞም ኣብ ከምዚ ዘይኮነ ሓሶትን፡ ገለ ካኣ ኣብ ስርቅን ምጥፍፋእን ዝኣትውን። በዚ ምኽንያታት ካኣ እዩ እዚ ኣብ ተለቭዥን ድምጺ ህዝቢ ትብል ናይ ሓሶት ዜና ካብ ሽወደን ተደጋጋሚ ዝመሓላለፍ ዘሎን። ኣብ ዓለም ሓሶትን ሰርቅን፡ ከምዚ ናይ ወያነ ቁጹራትን ሳዓብታን፡ ዘይ ናትካ ምድላይን፡ ብኡ ኣመኽኒኻ ዝፍጠር ዘሎ ግርጭታትን ኣይምሃለወን ነይሩን። ገለ ሰባት ክሕስዉ ከለዉስ፡ ምሰኦም ብሓላፍነት ደረጃ ከም ዝነበሩን፡ ነት ዝባሃል ዘሎ ጽቡቕ ገይሮም ዝፈልጡ ከምዘለውን'ሲ ኣይዝክሩን ድዮም፧ ሰብ'ኮ ካብ ሰቡ ንላዕሊ ኣብ ከባቢ ጠፈር ተሓቢኡ ኣይነብርን እዩ። ካብ መሬት ንታሕቲ'ወን መሕብኢ ረኺቡ ካብ ሰቡ ተኸዊሉ ኣይነብርን እዩ። ሕጂ ብቕሉዕ እየ ክዛረብ። ኣነ ከም ምክትል ወኪል ጸጥታ ዶብ ኮይነ፡ ምስተን ካብ ባድማን፡ ሽራሮን፡ ዓደውዓላን፡ ራማን፡ ጾሮናን ሰንዓፈን ዝነበራ ናይ ጸጥታ ዲብ ጉጅለታ፡ ኣኺኣባታትን ሓበረይታታት ኣብ ምሃብን፡ ጸብጻባተን ኣብ ምእካብን ከም ምክትል ወኪል ጻጥታ ዶብ ኮይነ እየ ዝሰርሕ ነይረ። እዚ ኣብ'ዛ ኣብ ሽወደን ዘላ ዝመሓላለፍ ዘሎ ናይ መብዛሕተኦም ናይ ሓሰውቲ ናይ ዜና ዘርጋሒት ማዕከንን፡ ብተጋ/ግርማይ ተስፋስላሴ {ሃይለ} ነበር ዝደጋገም ዘሎን ካኣ፡ ኣነ ብኸምዚ ዝገለጽኩዎ ኣብ ኩሉ ናይ ጸጥታ ዶብ ስራሕ ስለ ዝነበርኩን፡ ተጋ/ግርማይ ካኣ መራሕ ግጅለ እዩ ነይሩ። ኣነን ንሱን ካኣ ጽቡቕ ገይርና ኢና ንፋለጥን። ኣብ'ቲ ደርጊ ንሓራ ከተማታትና ኵወርር ኲናት ዝጀመረሉ ካኣ፡ ከም መራሕ ጉጅለ ናይ ራማ ስለ ዝነበረን፡ ኣነ ካኣ ከምታ ዝነበረትኒ ንእሽቶይ ሓላፍነት ኣብኡ እየ ነይረን። ተጋዳላይ ነበር ግርማይ ካኣ ምሳይ እዩ ነይሩን። ካብ ዳዕሮ ትኽሊ ክሳብ ክሳድ ዒቃን እንዳ ገርግን ካኣ ብሓደ ኢና ነይርናን። ብሓቂ እንተ ኽይኑ ካኣ ኣነ ነቲ ዝነበረ ኩነታ ዝያዳ ግርማይ ይፈክጦ ነይረ ምበልኩ። ግን እስከ ብሓደ ስለ ዝነበርናስ ዋላ ማዕረ ንፍለጦ። ግርማይ ግን ካብ መራሕ ግጅለ ሓሊፉ ክሳብ ምስ'ቶም ላዕልወት መራሕቲ ኮይኑን ክሳብ ምስ ባዓል ስዉእ ወልደዳዊት ከቃልሎም ከሎን፡ ተስፋይ ተኽለዝግን፡ ምስ ስዉእ ተጋ/ መላከ ተኽለን ተመዓራርዩ ዝሰርሕ ከም ዝነበረን፡ ንጉድለታቶም ከይተረፈ ክሳብ ኣብ ምእራም ይሰርሕ ከም ዝነበረን እዩ ዝዛረብ ዘሎን። ኣነ ኣብ ዝኾነ እዋን፡ ነዛ ዝነበረትኒ ንእሽቶ ሓላፍነት ጠቒሰያ ኣይፈልጥን እየ። ምኽንያቱ ኤርትራውያ ናይ ከምኡ ምዝራብ ልማድ ስለ ዘይኮነን። ሕጂ ግን ከመይ ከምዝነበረ ክብርህ ኢለ እየ ደስ ከይበለኒ ጠቒሰያ ዘለኹን። ንስዉእ ወልደዳዊት ገይጋ ገሩ ኢሉ ክቃዎሞን፡ ንስዉእ መልኣከ ተኽለ ከምዚ ክግበር ኣለዎ ኢሉ ካብ ን 3 ተጋደልቲ ምምራሕ ሓሊፉ ክቃዎሞ ከሎን'ሲ እስከ ኩልኻ ተጋዳላይ ዝነበርካ ተዓዘቦን ስምዓዮን። ብሓሶት ኣይትሽየም፡ ብስርቂ ካኣ ኣትህብትምን እዩ'ሞ ነቲ ዝባህል ዘሎ ሓሶት ንፈልጦን፡ ነቲ ዓቕምኻ ዘትኮነ ክትቃዎም ከለኻን'ሲ፡ ኣለና ምሳኻ ዝነበርናን፡ በታ ንእሽቶይ ሓላፍነትና ካኣ ልዕሌኻ ዝነበርናን።
@nazrethmesfin3206
@nazrethmesfin3206 Год назад
Are you guys still thinking to work with Tigray people you don't learn from your mistakes! Wow.
@letehajmanot5883
@letehajmanot5883 Год назад
🙏🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✋✋
Далее