Тёмный
No video :(

EMNA1 ብግፍዒ ዝተቐትሉ ሬሳታት ወዳን በዓል ቤታን፡ ባዕላ ኩዒታ ቀቢራቶም ERITREAN HISTORY AND CULTURE 

EMNA 1
Подписаться 34 тыс.
Просмотров 47 тыс.
50% 1

EMNA1 ብግፍዒ ዝተቐትሉ ሬሳታት ወዳን በዓል ቤታን፡ ባዕላ ኩዒታ ቀቢራቶም ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Опубликовано:

 

6 июл 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 236   
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፊጣሪ አብ ስራሕኻ ዓወትን አሳልጦ ይምነየልኻ ጅግና ሓዉና። ብሳኹም ኤርትራ እግርና መልእና ንረግጻ አለና። ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ወትሩ አብ አሰሮም አለና ዓወት ንሓፋሽ 🙏🏽🇪🇷🇪🇷❤️🌹🎉👍።
@user-id1vg6ty1m
@user-id1vg6ty1m Год назад
ዘርኦም ተስፋይ ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዚ ኩሉ ታሪኽ ተሸኪምካ ትኽይድ ነይርካ ዘርኦመይ በዓል ዓቢ ታሪኽ ዘገረመኒ ናይ ብርሃን ዘጎ መዓት ዉጻእ ኢዩ❤❤❤❤
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Год назад
ብጸላእትና ኣብ ልዕሊ ሃገርናን ህዝብናን ዘይተነግረ እምበር ዘይተፈጸመ ዓይነት ገበን የለን። ጽኑዕ ህዝብን መሪሕነቱን! ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፣ዓወት ንሓፋሽ!🇪🇷🐫✊🏿
@germatsionmesmer8992
@germatsionmesmer8992 Год назад
ብጣዕሚ ይገርም እዩ ናብ ህዝብን ዝወርዶ ዘይተነገረ እምበር ዘይተፈጸመ ዓይነት ገበን የለን ሳላ ጽንዓት ናይ ህዝብን ኩሉ ሓልፉ ዓወት ንሓፋሽ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritree9794
@eritree9794 Год назад
*🌴🇪🇷Eritrea🇪🇷🌴* *I wish this Eritrean sad history was translated and subtitled in both Amharic & English to know & understand their Atrocities. 😭*
@weldittesfit4522
@weldittesfit4522 Год назад
ኣሕ መግዛእቲ ሕሱም። እዚ ኩሉ ዝሰማዕናዮ ዘስካሕክሕ እይ ግን ካብዚ ኩሉ ታሪክ ግን ናይቲ ህጻን ኣብ ፍርናሽ ገይሮም ሓዊ ኣጉደምሉ ምኻዶም ነብሰይ ክቆጻጸር ኣይከኣልኩን😢። እንቃ ከኣ ከምዚ ኢልካ ኣተኻ ካብ ገድሊ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤
@bggebreyesus6179
@bggebreyesus6179 Год назад
ንክትአምኖ ዘጸግም ዘስካሕክሕ ሕልፈት💔 ሰላም ንሃገሪናን ህዝብናን🇪🇷❤ ክብሪን ሞጎስን ንሐይልታት ምክልካል ኤርትራ💞 ስወአትና ወትሩ ይዘከሩ❤ ኤፍሬም ግደ ነዚ ታሪክ ክንፈልጥ ስለ ዝገበርካ ነመስግነካ!
@eriwedihezhez
@eriwedihezhez Год назад
ሰላም ናይ ኤርትራዊ ዛንታ ዘይውዳእ ዕድሜ ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@edkihaedkiha9640
@edkihaedkiha9640 Год назад
God bless Eritrea and its people . We have paid many sacrifices and suffered untold hardships… May all our martyrs rest in peace . Thank you for sharing the story and please keep it up .🙏🏽
@solomonasseratteclu5875
@solomonasseratteclu5875 Год назад
ጽንዓት ንሙሉኣት ስደራ ቤታት ብግፍዒ ንዝተቀተሉ ኤርትራውያን🙏🙏🙏
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 Год назад
ኣብ ነብሲ ወከፍ ናይ ኤርትራዊ ቅትለት ብግዜ ዕግርግር ትግራዋይ ዘይብላ የላን ሕጂ ግን ኣብ ክልተ ዓመት ኢዶም ረኺቦማ ኢድ ሽናሒት ጸናሒት ።
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 Год назад
Tor serawit indabeles tigiraway tibil, iti tigraway iko ghedifuna iyu zibl zelo. Yigherm iyu.
@yonassolomon7711
@yonassolomon7711 11 месяцев назад
@@keseteberhan7769 1967gz - XEGA LEUL..ADWA Tegraway endeyu . seb zeesrun... ze selelu zenebreu tegaru nerom ....Elf feday kea be behade...areyomom eyom
@atobrhantekie5799
@atobrhantekie5799 Год назад
What a fantastic and amazing story ❤️ 🇪🇷 long life big man
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Год назад
ህዝቢ ኤርትራ ክበዝሕን ክሕይልን ጥራይ ኢዩ ዘለዎ።
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Год назад
@user-yy2yn2mi9d ፍቱሕ ስረ! ትም በል!
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Год назад
@user-yy2yn2mi9d ቆንዳፍ ዓጋመ ሳሕሳሕ! ፍቱሕ ስረ! ተሓባእ ወዲ ጋሕባ!
@tsehaineshberhane6279
@tsehaineshberhane6279 Год назад
ውጻእ ማዓት ጅግና ዘርኢ ሰናይ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ መሰልትካ . ሳላኩም ናጽነት አስተማቂርና ዋላካ ብደቂ ማይ ጠላሚት ሰላም እንተሳአና ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥🙏♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥
@frehaile6298
@frehaile6298 Год назад
Oh, my heartbroken ! This all we’re not forgetting 🇪🇷👈🏼 but please walking up Eritreas not slipping 👈🏼 Thanks so much for this video 🙏
@AlaminNaser-ro8hu
@AlaminNaser-ro8hu Год назад
Jigna wedi erey. Thank you for your sacrifice. I am 34 years old Eritrean living in Europe, I am deeply touched by your story and bravery and selflessness. You are True patriot and a hero. Jigna menesey nerka Jigna sebay kemu dima tegedalay eka. I am so grateful to the price you paid for independent Eritrea. Edmen tienan yehabka ❤️❤️❤️.
@luwamzeremariam8043
@luwamzeremariam8043 Год назад
Amen thank you 🇪🇷
@eritrealove7686
@eritrealove7686 Год назад
Ewayyyyy hzbey sqaykan mekerakan kmerr 😢😢😢😢 ekae bdeqka eti xelmat tqentete ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 l love you deki erey
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 Год назад
ህዝቢ ኤርትራ ዝረኸቦ ወይ ድማ ዘጋጠም ተዘርዚሩ አይውዳእን እዩ እቲ ዘቅስነካ ግን ነፃነትና ምርካብና ስለዝኮነ አብ ድሌትና ነፃነትናን ስለዝሰመረ ተመስገኝ 🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍👍💕👍💕👍❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@efremefrem2400
@efremefrem2400 Год назад
ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ተበርቢሩ ደይ ውዳአ ታሪኽ ዩ ደለና ሙ ቀጽልዎ ስራሕና ደው ኣቢልና ኢና ንሰምዓኩም
@akilewedi
@akilewedi Год назад
History is a platform for the future. Many of my generation and younger have shallow knowledge of how incredible difficulties and heroism Eritrea's Struggle had. History needs to be told, preserved and protected from twisters. It is the building block of our identity as people. Victory to the masses!
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 Год назад
ከም ዚ ናይ ጀርመን አብ እስራኤልያዊያን ዝገበርዎ ግፍዒ ፍልልይ የብሉን 🇪🇷🇪🇷❤️👍💕💕ዘገርም ዛንታ እዬ
@wedikeshi5322
@wedikeshi5322 Год назад
ኤርትራዊ ሓዳግ እንበር ረሳዒ የለን 💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sabatecle978
@sabatecle978 Год назад
I read a book "Gifi". I wish this book translated in different languages. The present situation is to working together living these incidences behind.
@lemlemhagerey6769
@lemlemhagerey6769 Год назад
ጅግና ውጻእ ምዓት ሓውና ኤርትራዊ ዝረኸቦ መከራ ጸዊኻ ዘይውዳእ።
@selammenghisteab3736
@selammenghisteab3736 Год назад
God bless you ❤❤❤ I’m proud of you 👍🏻👍🏻👍🏻🙏💞🇪🇷🇪🇷❤️💖🌹🌺
@gillnaahama8068
@gillnaahama8068 Год назад
Thank for sharing your courageous life history as an Eritrean . Even we forgive ,but we always don’t trust and never forget the genocide happened to our families.
@dinahalal1736
@dinahalal1736 Год назад
😭 ዋይ ኣነ ብስድራና እዚ ታሪኽ ዓድና ክንገረና ጸኒሑ እዩ እሞ ብኣካል ኢትፍጻሜ ክነግረሉ ኮሎስ ከቢዱ ርአስካ የናውጽ 😭
@helenab2437
@helenab2437 Год назад
Yes Adey Yehdega was the woman who burried her son and husband by herself. 😢
@eyorzeray6797
@eyorzeray6797 Год назад
Proud of our dear brother!!!!
@girmaymengstab5727
@girmaymengstab5727 Год назад
Merhaba wedi erey xbuk nay zhalefe tarik eritrawi zanta Ajoka kexlo awet nhafash 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zufanghermai7459
@zufanghermai7459 Год назад
ብጽሑፍ ይተሓዝ ንወለዶ!
@nopenot4058
@nopenot4058 Год назад
What a wonderful story a drip of the rich Eritrean history.
@teweldemebrahtu9901
@teweldemebrahtu9901 Год назад
ብጣዕሚ አስካሕካሒ ፍጻሜ አብ ልዕሊ ንጹሃን ህዝብና, ውጻእ መዓት ሌ/ኮ ዘርኢማርያም ዘሕዝን እዩ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ስድራቤት። ኩሎም 6 ደቕካ ክአ ይሳሱኑልና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🌷 ዓወት ንሐፋሽ
@luwamzeremariam8043
@luwamzeremariam8043 Год назад
Amen thank you ❤on behalf of my dad
@OBO994
@OBO994 Год назад
እዞም ከምዚ ዝገበሩ ዲዩም ሕጂ ኣሕዋትና ኢኹም ዝቡሉና ዘለዉ ኣሕ 😢
@ghennettesfagiorgis9074
@ghennettesfagiorgis9074 Год назад
Wow!! That's Amazing history I can't say nothing 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕
@sabazeromtesfai7502
@sabazeromtesfai7502 Год назад
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👌💪💪💪🙏🏻🙏🏻🙏🏻💐💐💐💐💐💐💐💐👍💯💯💯🌹🌹🌹🌹🌹🌹👌👌👌🌹🌹🌹🌹💕🤝💕🤝💕🙏💕💕💕💕💐💐💐💐💐💐👍👍💐🥰🙏💯💯💯💯ዕድመ ጥዕናን ደቂ ኤረየ ❤
@eritreakebretey6255
@eritreakebretey6255 Год назад
Nai Bhaki Jegna.Tarik natka mewadadrti yeblun.Thank you for dedication to Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@eritreakebretey6255
@eritreakebretey6255 Год назад
Jegna.jegna is always Jegna Seb metkel .Thank you for all your sacrifice for ERITREA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 Год назад
ኣብ ዓለም ከም ህዝቢ ኤርትራ ገይሩ ዝተረሸነ፡ዝተሓንቀ፡ዝተጨፍለቀ፡ብታንኪ ከይሓደገ ተጣሒኑ። እዚ ኩሉ ግፍዒ ክግበር ወይ ክወርድ ኮሎ ፡ግን ዓለም ዓይና ዓሚታ ትዕዘብ ነይራ። እዚ ኩሉ ዝገበሩ ከኣ ስርዓታት ናይ ኢትዮጵያ ዘይኮነስ ኣማሪካን፡ሶቬት ሕብረት ገለ ሃገራት ኤውሮጳ ኢዮም ዝገብርዋ ነይሮም። ምስ ስርዓታት ኢትዮስጳያስ ጽቡቅ ጌርና ንፋለጥን፡ይፈልጡና ኢዮም ካብ ዘበነ ኦሪት ኣትሒዞም። እዚ ኩሉ ንኣስታት(80) ዓመታት ለይትን፡ቀትርን ዘሳቂና ዘለዉ ከኣ ብሓይሊ ፈጣሪ ክረብዋን፡ክፍደይዋን ኢዮም። እንተ ህዝቢ ኤርትራ ግን ዋላ ሽሕ ግዜ መስዋእትን፡ስንክልናን የጋጥም ወይ ይውረድ ዕጂብ ኣይብለናን ኢዩ። ስለ ሃገርን፡ክብረትን፡መሰልን፡ሃይማኖትን፡ባህልን ክብሉ ኣስታት(200) ሽሕ ደናግል መንእሰያት ካብ(18-40) ዝዕድሚኦም ሸባባት ተሰዊኦምን፡ሰንኪሎምን ኣለዉ። ኣስታት(2 ሚሎን) ዝከዉን ህዝቢና ከኣ ኣደዳ ሞትን፡ስደትን፡ስቃይን፡መከራን፡ውርደትን፡ጥሜትን፡ሕማምን•••ወዘተ ኮይኑ ተሪፉ። ስለዚ ንሕና ኤርትራውያን ከም ፉጡር ወይ ከም ሰብ ክንህሉን፡ህላዌና ክቅጽል እንተ ኮይኑ ክሳብ ጸላእትና ዝቅበሩን፡ኣላሽ ዝብሉን ግድን ደም ክንከፍል ግዴታት ኢዩ። እንተ ዘይተሰዊእናን፡ሰንኪልናን፡ደምናን፡ዓጽምናን እንተ ዘይከፊልና ከኣ ኣብዚ ዓለም ኣይክንህሉን ኢና።ከም (ዶይናሶር) ከጽንቱና ኢዩ ዕላሞኦምን፡ሪኢኦምን እዞም ገበርቲ ኩፉእን፡እከይን ዝኮነ ፍጥረት።ካብ(ሸይጣን ዘይሓይሽ ተግባራትን፡ሸርሕን፡ዊዲትን ተቀኒቶም ኢዮም ዝከዱ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ። ንሱ ስለ ዝኮነ እቲ ሓቂ ፡ተጋዳላይ ዘርኢማርያም ተስፋይ (ውጻእ መዓት) ከኣ ከም ብጸቱ ክቃለስን፡ክስዋእን፡ክስክልን ንሰውራ ኤርትራ ዝተሰለፋ። ዉዱብ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ዓለም ብሰብኣዊ መሰል፡ፍልስፍና፡ኣዋዳድባ፡ምሕደራ፡ኣሰራርሓ፡ጽፈት ስታቲክስ ጸብጻባትን፡ኦርኒግን፡ሰነደ ኣብ ምዕቃብን፡ምስናድን ኣብ ዓለም ዘርክቦም ዋላ ሓደ ሃገርን፡ዉዱብን፡ውለቀ ሰብን የለን ክብሃል ይከኣል። እግዛብሄር ኣምላክ ነዚ ኩሉ ደምን፡ግፍዕን፡መከራን ናይ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ረኣዮን፡ምስ በጽሖን(ንወዲ ኣፎም ንጉስ ነገስታት)፡ከም(ሊቀ ናብያት ሙሴ ) ገይሩ ፈጢርዋ። ካብ መከራን፡ባርነትን፡ኩናትን፡ጥሜትን፡ግፍዕን፡ውርደትን ኣውጺና ይርከብ ኣሎ። (1) ሕጂ ከኣ ብጀካ ሓደ ንጉስ ነገስታት ወዲ ኣፎም። (2) ሓንቲ ሃገር ኤርትራ። (3) ሓንቲ ዉዱብ ህ፡ግ፡ደ፡ፍ። (4) ክልተ ሃይማኖት ክርስትናን፡ምስልምናን። (5) ሓንቲ ባንዴራ ኣርባዕተ ሕብርታት ዘለዋ። (6) ሽዱሽተ ዛባታት ምስ ክልተ ወደባት ብሕጂ ዉን ዝውሰካ ወደባት ኣለዋ። (7)ኩሉ ዜጋ ማዕረ መሰል ጾታ ብዘይኣፋላላይ። (8) ኩሉ ዜጋ ሃገራውን፡ሃይመናታውን ባዓላት ብሓባር ተሓባቢርካ ምብዓልን፡ምትሕቁቆፍን። (9) ካብ ትሕቲ ሃገራውነት ዝኮነ ኣታሓሳስባን፡ናይ ምዕራባውያን ፍልስፍና ንጹጉን፡ፉንፉን ምኮን። (10) መሰል ስዋኣትን፡ስንኩላትን፡ኣራጋውያን ወለዲን፡ደቂ ኣንስትዮን፡ይጻናትን ምክባርን፡ቀዳምነት ምሃብ።ወዘተ•••• ኩሉ ኤርትራው ዜጋ ክኣምኖን ክክተሎን ዘለዋ፡ወይ ካብዚ ወጻኢ ክኣምን ወይ ክፋላፈስ ኢየ ዝብል ኣብ ሃገርና ቦታን፡ግዜን ከም ዘይብሉ ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ይግባእ። ብዝኮነ ተጋዳላይ ሌ/ኮ ዘርኢማርያም ተስፋይ ስለቲ ጅግንነትካ፡ተወፋይነትካን፡ብጻይነትካ ብስም ጀጋኑ ሰማእታትን፡ስንኩላትን ኤርትራ ክብርን፡ሓበንን፡መጎስን ይሰማዕካ። ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ ምስ መሳርሕትካ ትገብርዋ ዘለኩም ስራሕትን፡ተግባራትን ካብ ኩናት ፈሊካ ዝፈአ ኣይኮነ ናትኩም ስራሓት። ምክንያቱ ብሰንኪ ናይ ትፍዕን፡መከራን ናይ ህዝብኩም እንተ ማሃርኩምን፡ኣቃላሕኩምን ቻነልኪም ተዓጽያን፡መሰል ተከሊኢኩምን። ግን ድሓን ዝገበሩ ይግበሩ ምስራሕን፡ምሚኣትን ጥራይ በቢዘለናዪ ቀሪብና ኢና ክንዕወትን፡ክንስዕርን ናይ ግዜን፡ኣዋርሕን ኢዩ ተሪፉ ዘሎ፡ግዜ ባዕሉ ክፈርደና ኢዩ። ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና። ማይ ካብ በርቂ፡ፍትሒ ካብ ወዲ ኣፍወርቂ!!! ዓወት ንሓፋሽ!!!
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 Год назад
@user-yy2yn2mi9d ክክክክክክክክ
@AllaEritrea
@AllaEritrea Год назад
ሎሚ እዚ ኩሉ ተረሲዑ፡ ትግራይ ት ስዕር ወይ ከኣ ተደምረናል ዝብሉ ኤርትራውያን ክትርኢ ብጣዕሚ ይሕዝን። ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ ንህሉዋት ጽንዓት ይሃብ።
@almazasmellash274
@almazasmellash274 Год назад
Well said. It's sad and heartbreaking to hear those from those they call themselves Eritrean. 😢
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 Год назад
ሰላም ሰላም ኤፍሬም ምስ ኮሎኔል ክብሮም ተስፋግዮርጊስ ኣብ ውግእ ባረንቱ 1985 ኣዛዚ ብርጌድ ዝነበረ ቃለ መሕትት እባ ሒዝካልና ምጻእ።
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 Год назад
አዚ ጨካን ግፍዒ ብኣምሓርኛ ትትርጉሙ አንተትዝርጋሕ ጽቡቅ ኔሩ፡ ልብኻ ዝትንክፍ ኢዩ።
@Eritrea.91
@Eritrea.91 Год назад
Hakka kfeltewo alewom bflay ezom nay hji weledo Ethiopiawyan meare kndey wshtena gudatn hadagatn mkana
@user-bj2sk5xi6u
@user-bj2sk5xi6u Год назад
Amazing story ❤ never slept
@freweiniasmelash4760
@freweiniasmelash4760 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Awet nhafash tsubuq srah qesluwo God bless you Amen 🙏 and bless our Country Amen ❤
@germatsionmesmer8992
@germatsionmesmer8992 Год назад
መርሓባ ወዲ ሓላል መሬት ነዚ ኣዳላው መደብ ኤፍሬም ግደ ኩሉ ተቀርቦ መደብ ዓቢ ዘይርስዓ ታሪኽ እዩ ክብረት ይሃብካ ክምእውን ሓውና ዝኩሊ ዉጽእካ ነዚ ታሪኽ ክትነገር ሌ/ኮ ዘርእማርያም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ❤ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abebateklemariam3033
@abebateklemariam3033 Год назад
ሰላም አዳለውቲ መደብ EMN እፍሬም ግደ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ፡ ሌ/ኾል ዘርእማርያም ካብዚ ኩሉ ሞት ወፂእካ ነዚ ከተዘንትወልና ብምኸአልኻ አምላክ ሙሉእ ጥዕናን ቅሳነትን ይሀብካ ።
@luwamzeremariam8043
@luwamzeremariam8043 Год назад
Amen thank you ❤
@yonastsegay1163
@yonastsegay1163 Год назад
Eway zanta Deki Ere halalat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 gazetenya Efrem ka Ms mesarhtka edmen teanan yhabeley 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@frewoiniakalu7757
@frewoiniakalu7757 Год назад
ብጣዕሚዩ ዘሕመካ ቃላት ትስእነሉ እዞም ቆዳራት ግን ሕጂ ይፍደዩዋ ኣሎዉ ክብርን ሞጎስን ነቶም ብጭካኔ ሂወቶም ዛሓለፈ ኑጹሃት ኤርትራዉያን ።❤❤❤❤❤
@amanuel3396
@amanuel3396 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ተገዳለይ ከምእውን ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ ብትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ታሪኽ ኣቦታትና ንምትሕልላፍ ኣበትኩቶ። ብዝያዳ ከኣ ብመጽሓፍን ፊልምን ክስነድ እቶም ክእለት ዘለኩም ግደኹም ክትዋጹኡ ይላቦ። ናይ ህዝቢ ኤርትራ ቃልስን ኣብ ልዕሊኡ ግፍዕ ዝተፈጸመ ታሪኽ ዘስደምም'ዩ። ህዝቢ ኤርትራ ግን ሓዳግ እንበር ዝርስዕ ኣይኮነን። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰምኣታት ኤርትራ ።
@matyas9926
@matyas9926 Год назад
ወኪ ድባ ድሕሪ 10 ዓመት ብዓይነይ ሪኤያ ደስ ኢልኒ Thanks Efrem::
@hiwotdagnew5666
@hiwotdagnew5666 Год назад
ኤርትራዊ አብ ትግራይ ዝፈፀሙዎ ህጂ ዛንቲ መህዘኒ እዩ 🥹🥹🥹🥹🥹
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 4 месяца назад
የቀንይልና ጀጋኑ ከትሰምዖ ቀሊል ክትውዕሎ ተኣምር ደይ ርሳዕ ታሪኽ ፡ ኩቡር ሓውና እታጸላም ማዓልቲ ንናይ ውኪዱባ በለሳ ዝባንስቀይ ኣስመራ ሕንፍሽፍሽ ክትብል መንእሰይ ብዓፋን ክጭወዩ ኣይ ረሳዕናዮን ኣይ ረሳዕናዮ!!!! ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ጀጋኑ ቀጽልዎ እዚ ታሪኽ ክሃስስ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-il8ch3it8w
@user-il8ch3it8w Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ታሪክ።
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 Год назад
Really ? It is sad
@gulasmeraxaedaengland1869
@gulasmeraxaedaengland1869 Год назад
Appreciate zermaryam jigna hawna edmen tenan yhabka swatna kea wetru ablbna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤hagerna kea amlak brk yeblka Efriem hde kea Tanks ❤❤
@luwamzeremariam8043
@luwamzeremariam8043 Год назад
❤❤❤
@MmMm-zd3vu
@MmMm-zd3vu Год назад
አየ ሕዝቢ ኤርትራ እዚ ኩሉ አሕሊፍካስ ቀሲንካ ክትነብር ዝግባአካ ዩሞ ይወዳአልካ ይአክል ይበልካ❤🎉❤
@rigmeb3294
@rigmeb3294 Год назад
እዋይ ግፍዒ እዚኹሉስ አምንቲምንታ እዩ አብማእከል ዓድናን አብ መሬትናን። ንዓካ ክአ እግዚኣብሔር አለኻ ኢሉካ ካብዛ ኹሉ ግፍዕን ሽግርን መከራን ወጺኻ እነሃለካ እኮ ከተዘንቱ ቡቂዕካ።
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 Год назад
Eritrea eritrea maeken tarik, nberlna moges n jeganuna, lebam jigna. Nemesgneka konerel.
@berheandeberhan1871
@berheandeberhan1871 5 месяцев назад
ብጣዕሚ ዓቢ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ደለኻ። ቀጽሎ። ዕድመን ጥዕናን ኣብ ስራሕካውን ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ ፈጣሪ።
@asterkidane3093
@asterkidane3093 Год назад
ወይ ግፍኢ ነዚ የሕልፉ ሕዝቢ ኤርትራ ነፃነት ረኪቡ
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Год назад
Ygerm eyu kem hizbi eritrea ztegefa yelen 😢
@SabagualEri
@SabagualEri Год назад
ዓወት ንሐፋሽ❤❤❤❤❤❤
@tewodrostakele3990
@tewodrostakele3990 Год назад
Thank s zermaryam abonan hawnan
@tsigeredahabtemariam9915
@tsigeredahabtemariam9915 9 месяцев назад
Our hero AMLAK edme mes tena yhabki kolome bkemzi zhalefe merire mesgedel hiwet hizbi Eritrea tetnegruna xbuq iyu EMNA yeqenyelna Eferem mes bxotka kbret yehbakume kexlwo ❤❤❤❤❤❤
@betelmesfin1888
@betelmesfin1888 Год назад
God bless you our hero🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️🌹🌹🌹🌹🌹🙏
@taz3739
@taz3739 Год назад
ናይ ወኪ ድባስ ግደፎ ባ ኮሙኡ ካአ መሊኡ እዪ አብ ኤርትራ🙏🇪🇷
@shewitfantay658
@shewitfantay658 Год назад
Edmen tenan yehabka Gegna wedi eray .aynereson ena Eritrewyan hadagat enber resait aykonan .
@goitombereketeab3957
@goitombereketeab3957 Год назад
ሰላም ሰላም ኣዳለውቲ መደብ ደቅ ኤረይይ ከመኡ ጌርኩም ታሪክ ኣቅርቡልና ብጣዓም መደብኩም ጽቡቁ ኣሎ ቀጽሉዎ ዘላኣለ ማዊኢ ዘክሪን ንሰማኣታቲና❤❤❤❤❤❤❤
@user-ks2ui8bu7e
@user-ks2ui8bu7e Год назад
Well come em1
@dl4055
@dl4055 Год назад
Eway gfi ezi kulu,neritrawi ehh da Ethiopia ,tbhal hagersi mastha nay hzbi eritrea ywredkum
@azebghidey6457
@azebghidey6457 Год назад
ኤፍረም ሓወይ ንድሕሪት መሊስካና እዚ ኢልካ ጸብጺብካ ኣውዳእን እዪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪⛪⛪🕌🕌🕌🤗🤗🤗
@yiho3837
@yiho3837 Год назад
😢አብ ዝመጽእ ብጽቡቕ ጌርኩም ከተብርሁልና ብተስፋ ንጽበ ንሐድሽ ወሎዶ ክፈልጦ እዚ ታሪኽ አድላይ እዩ።
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Год назад
ንምንታይ ወኪዱባ ክልተ ግዜ ግዳይ ክትከውን ተመሪጻ ዘገርም ኢዩ! ብሓቂ ዛንታ ሓዘንን ጅግንነትን😔 ዓወት ንሓፋሽ! 🇪🇷🐫💐
@NaomiYifde-lt4zh
@NaomiYifde-lt4zh Год назад
Eritreanwi kebuer monnet ❤❤🌻🌻🇪🇷🇪🇷💛🥰🥀🥀💙🐪💚
@amandawd1778
@amandawd1778 Год назад
Jegna tegadaly edemen tenan yehabkuom neber keber❤
@fisaheyehadgu8628
@fisaheyehadgu8628 Год назад
አሕ ኪንደይ ህዝብና ዲዩ ታሐሪዱ ከም በጊዕ
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Год назад
ወይ ተኣምር ዘዝገደደ ኢኻ ትሰምዕ፣ ጆናሳይድ ክበሃል ክትሰምዕ ከለኻስ ዓለም ቄናን ታሪኽ ህዝብና ደኣ እንታይ ጎደሎ ስለዘለዎ ኢዩ ጓሲኽዮ ሓሊፍኪ፣ ህዝበይ ንጽናዕ ንመክት ገጥ ንበል ሕሉፍና ኣይንረስዕ መጻኢና ክንፈልጥ፣ እንቋዕ ከምዚ ኢልካ ክትጸውየሉ ኣብቀዓካ ጅግና፣ ክብሪ ይሃብካ ኤፍሬም ግደ ታሪኽና ክንፈልጥ ዘኽኣልካና❤❤❤❤❤
@abrahamyohannes1648
@abrahamyohannes1648 Год назад
AdMen tanan yhbka ghgna Wedi aza helpline meret 💪💪💪
@user-Eri
@user-Eri Год назад
ሌ/ኮ ዘርኢማርያም ሕያዋይ ተጋዳላይ ኮይኑ: ኣብ ትራክ ቢ ሓላፊ እንከሎ ኢየ ዚፈልጦ።እምብዛ ተደፋኒቐ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኤፋር ድማ ከም ዘተምባህካያ ኣብ ቀጻሊ ናይ ሓፋሽ ውድባት ንጥፈታቱ ከተቕርበልና ተስፋ እገብር።
@luwamzeremariam8043
@luwamzeremariam8043 Год назад
Thank you ❤
@ElsaSonne-fz6tb
@ElsaSonne-fz6tb Год назад
Edmen Tienan mes sedra ymineyelka harbeja ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@hermonfessahaye9742
@hermonfessahaye9742 11 месяцев назад
ብዘይ ሃገር ኽብረት የለን ነዚ 😢 ህዝቢ ወከድባ ጽንዓት ይሃቡኩም ጸላኢ ግፊዒ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረዶ ኣዲኡ ትቅጾር ዘደንጹ ዘገርም ጽንዓት ህዝቢ ኤርትራ
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 Год назад
God bless u deky Ery 🙏🏻❤️🇪🇷
@user-zj7ih3ie4f
@user-zj7ih3ie4f Год назад
ብቕዳምነት ነዞም ታሪኽ ትስንዱ ዘሎኹም ክብረት ይሃብኩም፣ ኣምላኽ ይሓግዝኩም። ቀጺለ እዚ ህልቂት'ዚ ዋላ'ዃ ኣብቲ ቦታ ልክዕ እንተዘይነበርኩ፡ ኣብቲ ከባቢ ስለዝነበርኩ ብርግጽ ዝፈልጦ ዘሕዝን ታሪኽ እዩ። ስለዝኾነ ድማ ከምዚ ክንገርን ክትረኽን ይግበኦ፡ እዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ይኹን መጻኢ ወልዶታት ድማ ክፈልጡዎን ክመሃሩሉን ይግባእ፡ ንምንታይሲ ታሪኹ ዘይፈልጥ፡ መጻኢኡ ስለዘይፈልጥ። ብሕጂ'ውን ሓድነትና ዓቂብና፣ ኩሉ ግዜ እንተዘይተጠንቂቕና ጸላእትና ክድቅሱልና እዮም ዝብል ዓሻ ጥራይ እዩ። ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና!!!! ዓወት ንሓፋሽ!!!!
@almazgebre4091
@almazgebre4091 Год назад
Deqi hawebey jeganu ekum amlak zemenkum ybarek ❤😍
@habtomrussom3689
@habtomrussom3689 Год назад
Great job
@dubatop7581
@dubatop7581 Год назад
Izi tariki izi yigerim iyu
@almazgebre4091
@almazgebre4091 Год назад
Gigina zerom hawey God bless you 🙏❤
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Год назад
Zkeberkum emna 1 nsenekum alena
@Ghebrhiwethabtay
@Ghebrhiwethabtay Год назад
Thanks alot❤❤❤
@senaithailom3322
@senaithailom3322 Год назад
Egzabihear hagerey Eritrea bark 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thanks God bless you 🎉
@edentsegay6379
@edentsegay6379 Год назад
ናይ ቡሐቂ እዚ አገዳሲ ታሪክ እዩ አንቢዕንኒ ንድሕሪት ተመሊሰ ኩሉ አዘኪሩኒ
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 Год назад
just imagine to be eyewitness from this nightmares image what happened to innocence people!THX my hero you telling our really people story.have long life kebrn Mogosn nsemaietna Awet Nihafash!!!!💝💝💝💝💝💝💝💝💝
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Год назад
Iwae Tatariki Sabia Sabia ❤❤❤🎉🎉
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Год назад
Eritrea 🇪🇷 bgezaeti kebid gfei eyu weridwo
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 Год назад
Ewy hezbay rkbi mekra amlak ab gentu yekblom 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@user-fw9vs5mn2n
@user-fw9vs5mn2n Год назад
Selam nexeye hebeye kemzey tareke ketesmuhu xebuk eyu kexe😘❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bene4809
@bene4809 Год назад
You did good. መምህር ልኡል (ኢትዮጵያ) ሰይቲ መምህር መስመር ኣብ ጎደና 809 ትነብር ኣላ። ዝኾነ ክትረኽቡዋ እንተደሊኹም ፡ ርኸብዋ። ትደክም ስለዘላ ፡ ቅድሚ ዕረፍታ ተዘንትወልኩም ኣለዋ።
@lettboc1804
@lettboc1804 Год назад
ናይ ባሓቒ ዘገርሚዩ በቐድሙስ ዘይ ሩጉማት ዓጋመዮም መሪሖሞም ዝመጽ ኣምሓሩ ዳኣ ኢንታይ ይፈልጡና ።
@berhekifle6785
@berhekifle6785 Год назад
ተጋደልትና ምስ መሐሪ ንውልድ ወለዶ ክሐልፍ ዝግብኦ ጅግንነትን። ሐሒዞምዎ ዝስውኡ ዘለዉ ውሕዳት አይኮኑን ኤፍሬምን እዛ ቻነልን ግን ክትቅጽልዎ እቶም ተጋደልትናውን ብኸምዚ ክትምሕሩና ንላቦ።
@sammyabraham6645
@sammyabraham6645 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 weyane junta from Tigray Always they are enemies of great Eritrea 🇪🇷 and the people anyway “ AWET NIHAFASH “ ✌️
@mebrahutnegash3189
@mebrahutnegash3189 5 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💯❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aziebsolomon6172
@aziebsolomon6172 Год назад
Thank you,we need to talk,I now we have more to tell.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Год назад
Kuburom keshi zemeni abi keyihati kusheti gobo misi 18 memiharani munigo stiadakirisitian eyu etigobo ...
@russomhabtemichael4471
@russomhabtemichael4471 Год назад
ነዚ ታሪኽ እንዳ ርኤና እንዳ ፈለጥና ወንጀል ዝፈጸምዎ አምሐራስ ሐደ ኢናምስ ሐረድቲ አምሐራsuper crime to the people of eritrea ዓወት ንሐፋሽ ነዚ ውጹዕ ህዝቢኤርትራ
Далее
ህልኽን ፖሎቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃን
59:52