Тёмный

EMNA1 ኮማንዶ ወያነን ማላዊን ተሓባቢሮም ንሓደ ኤርትራዊ ቀቲሎም፡ ን4 ድማ ብከቢድ ኣቑሲሎም 1ይ ክፋል ERITREAN HISTORY AND CULTURE 

EMNA 1
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 22 тыс.
50% 1

EMNA1 ኮማንዶ ወያነን ማላዊን ተሓባቢሮም ንሓደ ኤርትራዊ ቀቲሎም፡ ን4 ድማ ብከቢድ ኣቑሲሎም 1ይ ክፋል ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 198   
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 3 месяца назад
ከም ህዝቢ ኤርትራ ጸዋር ሓያን ጹኑዕ ኮቶ የለን❤ ኣምላኽ ነዛ ሓላል መሬትን ህዝባን ይሓልዋ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mehari_ffm
@mehari_ffm 3 месяца назад
መርሓባ ኤፍረም ግደ። እዛ ጭፍራ ዘይገበረቶ ግፍዕን ምንጻት ህይወትን ንብረትን አብ ልዕሊ ህዝብን ሀገርን ኤርትራ የለን። መንደላይ ምስአተወ ግን ብጀካ ነቶም ጭፍራ እንተዘይኮይኑ ዝተንከፎ መቃብር ወይ ቅርሲ ወይ ሰላማዊ ሰብ የለን። ብጭዉነት መራሕትናን ሰራዊትናን ድማ ንሕበን። ንአዝዩ መሀሪ መደባትካ ነመስግን ቀጽሎ ሐደራ። ዓወት ንሓፋሽ!!! ❤️👍🙏🌹🇪🇷🇪🇷🎉🎉
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 месяца назад
ኣብርሃም! ኤርትራዊ ምካነይ ገበን ጌርዎ ሕሱም ኣባይ! ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
@venusvenus1654
@venusvenus1654 3 месяца назад
😢😢😢😢🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🥲🥲🥲🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 3 месяца назад
ትግራዋይ ዘርኡ ኣብ ሃገረይ ከይርኢ 💔:: ኤፊ ሓወይ ኣውጽእዎ ናይዞም ማዕጺድ ልቦም ደቂ ርግምቲ ክልል ጉድ: ኣሕሕሕሕሕ::
@Erilebna
@Erilebna 3 месяца назад
You are correct my sister we have to build electric fence, we have to write a petition to our government? What do you think?
@EfremTeklenerayo
@EfremTeklenerayo 3 месяца назад
Ya ab erteria zelw ketefw terah eu zelew
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 3 месяца назад
ዝኸበርካ ኤፍረም ግደ፡ እቲ ወያነ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝፈጸመቶ ግፍዕታት ማእለያ የብሉን። ተቕርቦም መደባት ኣጆኻ ቀጽል ።
@hiwetgebrezgabiher-xo7zz
@hiwetgebrezgabiher-xo7zz 3 месяца назад
ሰላም ኤርትራውያን.እዞም ሰባት አዚአቶም ዝገበርዎ ግፍዕን ጭካን .አይውዳአን ኢዩ.ግን ዳሐን አምላክ ከምታ ኢዶም ሂብዎም አሎ.❤🎉❤🎉❤🎉
@asterhaile3251
@asterhaile3251 3 месяца назад
✅✅✅💯💯💯
@giromkidane2994
@giromkidane2994 3 месяца назад
እዚኦምሲ አምላኽ ጥራይ ይፍደዮም እዚ ኹሉ ደም ኤርትራዊያን ሂዎት ዝሓለፉን ካብዛ ምድሪ የሕፍ አዮም እዞም ቑሩሱሳት እዚኦም ጎረበትና ሙኻኖምሲ ናይ ብሓቂ ዕድለኛታት አይኮናን ንዚኦም ዝ አምን ሕሙም ሓንጎል ጥራይ እዩ ሞ መንእሰይ ዓይንኻ ኽፈት የሕዋትና ከምዘይ ኮኑ ታሪኽና ንፍለጥ ሓደራ ሓደራ መንእሰይ አይትገራህ ዓወት ንሓፋሽ🙏🙏🙏🙏👊👊👊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mebrahtomendrias5173
@mebrahtomendrias5173 3 месяца назад
Ahhhhhhh😅😅😅😅😅😅😅 nayizom komalat dehan gin gena kifdeyuwa yom::
@hagosgafogebrezgabher2151
@hagosgafogebrezgabher2151 3 месяца назад
ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ህላወናን ዝወረደ ግፍዕን መከራን ጸብጺብካ ዝውዳኣ ኣይኮነን ጭፍራስ ናይ ኢዳ ረኺባ ኣላ እንተቶም ተጣበቅቲ መሰል ሰባት በሃልቲ ነዚ ብጭፍራ ወያኔ ዝወረደ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤሪትራ ሰሚዖም ከምዘይ ሰመዑ ሪኦም ከምዘይ ረኣዩ ኣፎም ዝለኾቱ ሓቂ ሓቂ ኢያ በሓቂ ዊዲታቶምን ከዳሚቶም ጭፍራን ሓመድ ድበኣ ኣቃላጢፋቶስ ነበረያነበረ ኮይና ታዓዚራ ናይ ኢዳ ረኺባታ እቶም ክሳብ ሕጂ ብግንዖ ጭፍራ ዝሰኸርኩምን ዝደንዘዝኩም ግን ይቅረ ዘይባሃሎ ካብ ጌጋ ናብ ጌጋ ትሰጋገሩ ዘለኹም ሓደ መዓልቲ ተጣዒስካ ዘይምለሰሉ እዋን ቅድሜኹም ይጽበየኩም ኣሎ ። ሳላ ዉሕሉሉን ቱኩርን ኣማራርሓ ህዝዊ ግንባርን ካብ መትከል ኣየታቱ ፈልከት ዘይብል ጅግና ሓይልታት ምክልኻል ሰራዊት ኤሪትራን ተባዕ ህዝብን ንኩሉ ጸላኢ ኤሪትራን ህዝባን ማይ ኣዕሚኾሞ ታሪኽ ክደጋግሙዎ ንሪኦም ኣሎና ። ወይለኻ ከዳዕ ወይለኻ ሸውራር ሓንጎል ኤሪትራስ ንዘልኣለም ከቢራ ክትነብር እያ። ጅግና ይፍጠር ጅግና ተኪኡ ሰለ ህዝቡን ሃገሩን ብጅግንነት ይሓልፍ ። 291🇪🇷❤🐪 ክብርን ዝኽርን ንሰማታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 3 месяца назад
ወያነ ሕማቕን ኣሰቃቕን ተግባራት ኣብቲ ንጹህ ህዝብና ዘይተነግረምበር ዘይትርገብረ የለን ሕጅውን ገና ይሓስቡን ይሕንሕኑን ኣለዉ ወዲዛ ብርኽትን ዓዲ ጀጋኑን ሃየ ትኩራን ጥንቁቓትን ንኹን ከምኩሉ እዋን ሓደ ኢድ ንኹን ።የቐንየልና ከብሒ ታሪኽናን ቀጽሎ ድማ ብሩኸይ።
@wonder580
@wonder580 3 месяца назад
ዘይተነግረን ምበር ዘይተገብረ የለን ኣብ ዓድናን ሕዝብናን ኣማላኽ ናይ ኢዶም ይሃቦም እዚኦም ሩኹሳት ዓጋመ
@mussieawate2749
@mussieawate2749 3 месяца назад
ኩሉ ዓይነት ግፍዒ ወሪድዎ ክንሱ፡ መንገዲ ሕደገት ንዝመርጽ ሕዝቢ ዝስዕሮ ሓይሊ የለን❤ ክብረት የሃበልና ጋዘጠኛ❤
@vgjhgtggih116
@vgjhgtggih116 3 месяца назад
Ezom. Kedat Eritreawyan kemo wen. tewelije. Kab abohagotatom. Abotatom. Zeweresiw. Kidat Yekre mebal. Abi gega eu. So. No mor
@AlayGere
@AlayGere 3 месяца назад
እዞም ቆማላት ዓጋመ ናይ ኢዶም ረኺቦማ ኣለዉ ድሓን ። ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ከኣ ኣብ መትከል ኣለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@songohan7170
@songohan7170 3 месяца назад
ተላላኪው አሸባሪውሰራ አስፈጻሚዊ ትግራይ ወያኔ የነዚ ኑጽሁን ኤርትራውያን ህይወት ደመ ከልብ ሕኖ አልቀረም በጀግናው የ ኤርትራውያን እንዲሁም ኢትዮጵያውያን መከለካይ ጧር አከርካሪው ተስብሮ ጥግ እንዲይዝ ተደርገውል ክብር ለግዛብሄር ይሁን :: 👈🏽🇪🇷✔️
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 2 месяца назад
አምላክ ን ኤርትራ ባርከልና 🇪🇷🇪🇷❤️🕊️🇪🇷🇪🇷🕊️❤️💎🕊️🇪🇷🇪🇷🦁🦁🇪🇷🇪🇷
@YosiefAbraha-qw1oz
@YosiefAbraha-qw1oz 3 месяца назад
ሕጅዉን ኤርትራዉያን ጥምረት ጥራሕ እዪ ከም ሃገር ከቐጽለና ዝኽእል 🇪🇷🇪🇷 ወያነ ግን ደሓን ምዉት ስለ ዘይክሰስ ኣብኡ ይኣክል:
@cheaisahlezghi7510
@cheaisahlezghi7510 3 месяца назад
ናይዞም ሓሳዳት ወያኔ ቀስ ኢልካ ምጽብጻብ ከድሊ እዩ። እንተ ናይ መንግስቲ ማላዊ'ኸ መንግስትና እንታይ ስጉምቲ ወሰደ?
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 3 месяца назад
ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ነቲ ኣብ ልዕሊ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዝወረደን ዝወርድ ዘሎን ኣብ ታሪክ ክንስንዶን ይግባእ ብፍላይ ከኣ ነዛ ብመንደላይ ዝጠፋኤት ኣሳሳይት ምዕራባውያን ዝነበረት ዝፈጸመቶ ግፍዕታት ንህዝብናን መንእሰያትናን ከነዘንትዎ ይግባእ ማላዊ ውን ኣብ ልዕሊ የሕዋትና ዝገበረቶ ግፍዕን ኣሰቃቂ ጭኮናን ንግዜ ገዲፍና ዋጋ ከክፍላ ምኳኑ እናዛካከርና ኝሕና ኤርትራውያን ብሃሱሳትን ሽበራውያን ትካላት ምዕራባውያን ከይተዳህለልና መከተና ከነሕይል ይግባእ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 3 месяца назад
Welcome❤❤❤❤❤
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 месяца назад
ጸላእትና ኣብ ልዕሌና ዘየውረድዎን ዘይፈጸምዎን የለን።ትግራዋይ ዝብሃል ፍጡር:ኣንጻር ኤርትራዊ ዝፈጸሞ ገበን:ማእለያ የብሉን።ትግራዋይ ተዳሂኹን ተጸቒጡን ጥራይ ክነብር ኣለዎ።
@yonasamare6058
@yonasamare6058 3 месяца назад
Good Morning ☕☕☕ደቒ ኤረ ጻዕዳ 🇪🇷🇪🇷🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@JohnHaylab
@JohnHaylab Месяц назад
ሰላም ክቡር ሓወይ እዚ ድካምካ ከይ ጸብጸብካ ነዚ ሓዱሽ ወለዶ ታሪኩ ክትነግርን ነቶም ታሪክ ሃገርናን ህዝብናን ከይ ፈለጥና ናብዝን ናብትን ክንብል ዝጸናሕና ኣዝዩ ጠቃምን ምሃርን እዩ እሞ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@goitomtewelde3233
@goitomtewelde3233 3 месяца назад
Kulu halifu etom geberti ekey tewayat lbi nay edom rekibom eyom.ab gudgadom sefirom eyom wetru awet nhafash
@harvester.74
@harvester.74 3 месяца назад
ከመይልካ ክርሳዕ ወሎዶታት ዘቁጸረ ኣዝዩ ዕምቆት ዘሎዎ ዝካሓነ ግፍዒ የሕሊፍና ስምብራቱን ዝኽሩን ኣብ የዒንትና ስኡል ኣብ ከብሒ ኣእሙሮና ስኑድ ብቀሊል ዘይፋሓቕ ኣዘንቲካዮ ድቃስ ዘይህብ ግፍዒ ጭፍ እምባ በረድ እዩ ገጢምና ሳላ ቃልስናን ኣምላክናን ግን እንሆ ባብ መስቶርሆት ይኽፈት።ኤፍረም ግደ እዚ ትስንዶ ዘለካ ሓቀኛ ታሪኽ ብምዝንታዉካ አመስግነካ ዕድመን ጥዕናንይሃብካ። 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌿🇪🇷❤🌿🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 3 месяца назад
ኤፍረም ጂግና ሃየ ቀጽሎ ብሩኸይ ከማኻ ይብዝሑ።
@vgjhgtggih116
@vgjhgtggih116 3 месяца назад
Thank you. Efren. Gede kept up heji. Heji Gerem Tarik gefajatata Txelati Eritrea Hezbi. Eritrea. Zewerede. meglaska. Nemesgineka. Thank you and over ezi. hadish. Welodo. Be tariko. Keheben Kefelit. Alow Must learn the history, brutal of the enemy to an enemy to be aware.
@weinisolomon
@weinisolomon 3 месяца назад
እዋይ በዞም ሓሳዳት እዚኦምሲ ዘይተተንከፈ ኤርትራዊ የለን ክትብል ትደፍር ዋጋ ናይዚ ኩሉ ግፍዕን በደልን ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኤርትራውያን ዝፈጸምዎ ሲ መዓልቱ ሓልዩ ናብኦም ከምዝወርድ ይፈልጡ ዶ ኔሮም ይኾኑ እምበር ኤርትራውስ ስልጣኖም ተጠቂሞም ደም ኣንቢዖሞ እዮም☝️😥
@TasfaiEryu
@TasfaiEryu 3 месяца назад
Nezi chekan chifra weyane zgebro xebxibka aiwdaen , nezi kulu kezentu zebqo Amaneal wedi Hagos edmen tienan.yhbo.
@tsehayeatobrhan6569
@tsehayeatobrhan6569 3 месяца назад
ተጋሩ,ነዓና ኤርትራውያን ሲ, አንታይ ዘይ ገበሩና ኩሉ ሒማቅ ዝበሃል ኣብ ልዕሌና ፍቲነኦሞ :ጌረሞ... አቲ ዘገርም ከኣ ሒጂ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ምስ ተጋሩ ኮይኖም, ኣሕዋት ኢና አናተባህለ ዝገበር ዘሎ ኣንጸር ሃገርን ህዝብን ኤርትራ አዩ,
@Erilove8102
@Erilove8102 3 месяца назад
Ayyyyyyyy😭😭😭😭😭 lbka zedkm entay aynet chikane yu gn eziom gorebietna kkonus mergem yu egziabher bhaxuru ykellelna n eritrana🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@marybrhan4922
@marybrhan4922 3 месяца назад
Every one have to know these ,God of Eritrea bless Eritrea
@Sawa-tv7cb
@Sawa-tv7cb 3 месяца назад
መዓስ ኢና ዕዶኦም ንምልሰሎም ?🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫🐫❤
@Erilebna
@Erilebna 3 месяца назад
Ephrem please bring us what wayene did to our people 🇪🇷 listen this is part of our history.
@MhretBeyan
@MhretBeyan 3 месяца назад
ጎይታ የሱስ ንህዝብናን ሃገርናን 9 ብሄራትናን 6 ዞባታትናን ሰራዊትናን መራሕትናን ብደሙ ይሸ ሓሶት ሓጻር እያ እግራ ንሰራዊት ኤርትራ ጸለመ ጸላኢ ጸሎሎ ቀባኢ ። በትሪ ሓቂ ትሓቅቅ እምበር ኣይትስበርን እታ ዝዘርእዋ ይዓጽድዋ ኣሎው እዚኦምሲ ጎረቤትና ምዃኖም ፧ የቀንየልና ኤፍሬም ግደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታ የሱስ ኣዕዚዙ እባርክካ ።💯🙌🙏👆🇪🇷🇪🇷💯
@zafumesfun
@zafumesfun 3 месяца назад
ኤርትራዊ ሓዳግ እዩ እዚ ኩሉ ግፍዒ ተፈጺሙልና ከሎ ብዓቅልን ትዕግስቲን ኢና ጌርና ስለዚ ኣጆኻ ጽቡቅ ጌርካ ትገልጾ ኣለኻ እሞ ኣጆኻ ጅግና ወዲ ኢረይ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 3 месяца назад
ክላ ሱቕ በል ካብቲ ስርዓት ክትሃድም ከለኻ ቡኡ ገርካ ኢኻ ሃዲምካ የቕንየል በል።
@lemlemselomon7824
@lemlemselomon7824 3 месяца назад
Eway gud how can you ever forget this kind of crime against innocent Eritrean people committed by evil brutal weyone???? We should never forget all the atrocities and crimes they committed for the last 23 years😭😭😭 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kingsolomon9771
@kingsolomon9771 3 месяца назад
Wow!! It’s very sad when some says nothing happens that is very sad. We can not forget what happened.Time will tell and they are paying the price everyday.
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 3 месяца назад
ወያነ ደርሆ እዩ ደርሆ እታ ጽብቅቲ እንተ ርእያ እያ ትሓርእ ኣምላኽ ኢዶም ይፍደዩ ኣለዉ እንዳቀጸለ ጸንሖም ውን ሰብ ክበልዑ እዮም ጀሚሮሞ ኣለዉ።
@SelamMaekele
@SelamMaekele 3 месяца назад
Kabtom abu zenberu Interview gebrlom begkum
@tsegiegebremariam1719
@tsegiegebremariam1719 3 месяца назад
አባሪርዎን ከይኳነ ሰጊጉዎሞ ማለት ይሀይሸ አሞሊጡ ሀዲሙ ክንጥቀሞ ይሀይሸ ትግረኛና አይንጥፍእ
@vgjhgtggih116
@vgjhgtggih116 3 месяца назад
Thank you. Efren. Gede kept up heji. Heji Gerem Tarik gefajatata Txelati Eritrea Hezbi. Eritrea. Zewerede. meglaska. Nemesgineka. Thank you and over ezi. hadish. Welodo. Be tariko. Keheben Kefelit. Alow Must learn the history, brutal of the enemy to an enemy to be aware.
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 3 месяца назад
Nayza hasad chifra ekey tegbar zirsae aykonenn..gin kitskemo zeytikel wagea tekefila alla. 🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷✌️
@fisshayemezgebu8858
@fisshayemezgebu8858 3 месяца назад
Kab hade Malawe hade Gawena Yehaesh. Hakom-eyom Tseadu. Africa-gawena-keblu.
@awetawita4115
@awetawita4115 3 месяца назад
ኣዝዩ ዘሕዝን ተስፋ እገብር ብመገዲ ድፕሎማሲ ካሕስኦም ክረኽቡ! መንግስቲ ኣብ ዘጋታትና ዘለዎ ህድኣት የተሓሳስብ'ዩ
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 3 месяца назад
❌️❌️❌️❌️🦎🦎🦎🐒🐒👎🏾🦮🦮🇻🇳🇻🇳🤮🤮🤮🐍🐍👹👹👎👎🐒🐒😭😭😭😭 etiopia medra deyblos tigray medrawt sheol
@africamymom5163
@africamymom5163 3 месяца назад
Ane zefolto seb 5 amet seleya nerka elom zeaseru neru. Gen wetehader ayneberen ete wede gen mes hade ab Eritrea tebaesu neru dehreu ab ethiopia algatame mesterekebu seleya eyu elu aseru. Buzuh gefe rekebu ete wede
@Balla291
@Balla291 3 месяца назад
Nice job,kulu bekmzi Aynet Agbabe gerkum zerguhlna nezey neflto kenflt metan thank you so much for sharing 🇪🇷👑🇪🇷
@araiafamily5328
@araiafamily5328 3 месяца назад
Eza hasad gorebet entay emo zey geberwo nhzbi Eritrea, edl iygebernan gorebetna mkanom.
@HagereyEritrea
@HagereyEritrea 3 месяца назад
Agame Haji nay idom rekibom
@Awet1975
@Awet1975 3 месяца назад
ተጋሩ አብ ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ጽፈጸሙዎ ግፍዒ ጸብጺብካ አይዉዳእን እዩ ካብቲ ዝገርመኒ ጌና እዝ ሀሳስ ሕዝቢ የሕዋት ኢና ሐደ ኢና ክብሉ ትሰምዕ ይገርም አዴታቶም ተዐሚጸን ገዝኦም ፈሪሱ ጌና ወያነ ትዕወት እብሉ
@Asmara1991
@Asmara1991 3 месяца назад
እዚ ልቢ ነብስወከፍ ኤርትራውያን ፈታው ሃገሮም ዝኾኑ ዝትንክፍ ዘሕዝን ዛንታ ብጽሞና ሰሚዐዮ።ብሓቂ ከአ ልበይ ተንኪፉኒ።ነቲ ብሞት ዝተፈልየ መንእሰይ ኤርትራዊ ከኣ መንግስተ ሰማይ የወርሶ ይብል። ንዝዓገበካ ሰብ ሕድገት ምግባር ዝድግፍ ውልቀ ሰብ እየ። ናተይ ሕቶ ግና፡ "ሕድገት ክሳብ ክነደይ ሳዕ?"እዩ።ተጋሩ ብጠቅላላ ህዝቢ ኢትዮጵያ፡ኣብዚ ዝሓለፈ200 -300 ዓመታት ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ዝኾነ ህዝብና ዝፈጸምዎ ገበን እዚ ኢልካ ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን ገለ ካብቲ ዝተፈጸመ ገበናት፤ ብሽፍታ ኣሉላ ብግፍዒ ዝተቀትሉ ካብ ሰለስተ ሚእቲ ሽሕ ንላዕሊ ዝኾኑ ኤርትራውያን። ብግዜ ዮውሃኑስ፡ኣብ ዳሕራይ ግዘ ብድርቡሽ ክሳዱ ተቆሪጹ ጌና ርእሱ ኣብ ሙዘዩም ሱዳን ምስ ደሙ ትርከብ ዘላ ወረበላ፡ካብ ሓምሳ ሽሕ ንላዕሊ ዝኾኑ ሂወቶም ዝሰኣኑ ኤርትራውያን። ቀጺሉ ከኣ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብና፡ ብግዜ ሃይለ ስላሴ፡ደርጊ፡ወያነ፡ብሰንሰላዊ ጭፍጨፋ፡ልዕሊ ሚእቲ ሽሕ ሂወት ንጹሃት ኤርትራውያን ዝቀዘፈ ግፍዕታት ምጥቃስ ይከኣል። እቲ ኣውራ ዘገርም ከኣ፡ድሕሪ'ዚ ኩሉ ግፍዕታት ምፍጻሞም፡ ጌና ክንቀትለኩም፡ክንውሕጠኩም ኢና እናበሉ ክፍክሩ ምርኣይ እዩ። ኣብ ቀንዲ ሕቶይ ክምለስ፤ "ድሕሪ ሕጂኸ ነዞም ህዝቢ'ዚኦም ይቅረ ምባል ቀጻሊ ድዩ"? እዩ።
@edenpazom9452
@edenpazom9452 3 месяца назад
ዓክ ከመይ ክርሳዕ ናይዚኦም ግፊዒ ዘይ ሀስስ በሰላ እዮ ዘለና ውድቦም ጥራይ ዘይኮነ ዋላ ህዝቦም ዳግማይ ሀገረይ ክርእዮዋ አይደልይን እየ።ነዚኦም ዶብና ሐጺርና አከለ ሓሳዳት ብዳታት ዋጋ ዝከፊልላ ማዓልቲ ኣላቶም ነብሶም ምሉእ ዝክፊል ዕዳ አለዋ እዛ ውድብ ዋላ እታ ሀገር ።ሕጅ ድኣ ሕነ ይፊደይ አሎ ማስጣና ይወርዶም አሎ ገና ከማን ካልእ ክርእይ እየ ።ድሐን ንኩሉ ግዜ አለዋ አዶና ሐያል መሪሕ ሰለ ዘለና ሕነ ፊዳይ ሰራዊተይ የመስግን እየ።
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 3 месяца назад
ኣገዳሲ ናይ ታሪኽ ሰነድ የቐንየልና :
@GebremariamTesfamariam-yx3fu
@GebremariamTesfamariam-yx3fu 3 месяца назад
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@Akliluhaile-fw5wv
@Akliluhaile-fw5wv 3 месяца назад
አብ ቐረባ አምላኽ ኽፈርድ ኢዩ 🙏🙏🙏🙏
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 3 месяца назад
Selam. Deki.erey ..ertrawinet kubur mininet. Kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna..viva.erey. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪❤️🇪🇷🇪🇷
@michaelogbamichael4770
@michaelogbamichael4770 3 месяца назад
😮It can happen ; and it is, and it was the real act of Weyane, the most Important about not forgotten and we have to teach our kids for generation to come.
@AmbessaAmbessa21
@AmbessaAmbessa21 3 месяца назад
Aye Ewe zey resa megebe hezna neusurat kenbexh bekendey mekera agame chekanat fetret ayresaenayon gena masta eze lewah eritrawe ket kefelwa ekum 😭😭😭💔 thank you efref
@EilatEilat-h1c
@EilatEilat-h1c 3 месяца назад
Hine tefedi ayu sela jena mklkal heltit aeweti nhefashi❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@tesfomkahsay2223
@tesfomkahsay2223 3 месяца назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@TekaHaile-hu3wh
@TekaHaile-hu3wh 3 месяца назад
Deqi Erye bawnte ziblequne eti mewati wedi haweboye eyu Asmerome Abrhale wedi Areza u yezkro
@EfremAfewerki-z3v
@EfremAfewerki-z3v 3 месяца назад
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@zemeneyob1887
@zemeneyob1887 3 месяца назад
Just listen the Song and they gonna know about Eritrea
@eritrea6227
@eritrea6227 3 месяца назад
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@azahielmengis8767
@azahielmengis8767 3 месяца назад
If it is possible Efrem, brings some of them to make interview then complete the story.
@melatstrass-y7l
@melatstrass-y7l 3 месяца назад
💔💔💔😭😭😭😭
@Erilebna
@Erilebna 3 месяца назад
Please like, share and subscribe
@yohannesande3573
@yohannesande3573 2 месяца назад
TEGARU BEZUH ZEKEFLEO EDDA SELEZELO KENEMLISO EYA NAY GIZE GUDAY TERAH EYU AWET NEHAFASH.
@HabtemariamAbraham
@HabtemariamAbraham 2 месяца назад
Tsaern tegstn Erey koto aytsnqkeqkn wetru awet eiu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alexjohn996
@alexjohn996 3 месяца назад
Weyane Hasad eyu. Kitfei alewo
@MeazaYohannes-yq3ce
@MeazaYohannes-yq3ce 3 месяца назад
😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ❤❤❤
@Abdalla..adulis
@Abdalla..adulis 3 месяца назад
Eritrea 🇪🇷❤
@mesfinhabtemariam4837
@mesfinhabtemariam4837 3 месяца назад
We Never forget
@ElsiRecipes
@ElsiRecipes 3 месяца назад
Ahhhhh 😭😭😭😭😭😭
@JacobNayadina
@JacobNayadina 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 3 месяца назад
😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@vgjhgtggih116
@vgjhgtggih116 3 месяца назад
Unforgivable crime. Ab leli. Nusohat. Eritrewayan Zegebriw. Malawi. zebahal. hager tehateti. Eum Ab tarik Kesefer alow ezi gefi. Ezi. Ne dehri. Menti key. Degm. Ekreta. Zey bahalelu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪 thank you Efrem. Gede Edme. Edme Ehabka
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 3 месяца назад
ኣይረሳዕናዮን እወ ኤፍሬም ሐወይ ድሐን መንዲና ???
@mikaelmeconen7764
@mikaelmeconen7764 3 месяца назад
🇪🇷🇪🇷💪💪
@Erilebna
@Erilebna 3 месяца назад
Please Ephrem if you find someone who were there please interview them.
@sam201006
@sam201006 2 месяца назад
Ewaye neziatom kabta bota bunkur abilu zetefeE yemxealom😢
@zenawikibreab6421
@zenawikibreab6421 2 месяца назад
እዚኦም ሓሳዳት ካብ ጥንት ጥቕምቲ
@birhanegirmay5177
@birhanegirmay5177 3 месяца назад
🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@zewdemebrahtu
@zewdemebrahtu 3 месяца назад
🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉
@AsfahaKiros
@AsfahaKiros 2 месяца назад
Ahhhhh way Hizbna zehlefo Mesgedel Mewedaeta yeblun. Gezaeti Ethiopia mewaelom keteltna eyom .
@atewebrhandebretsion4224
@atewebrhandebretsion4224 3 месяца назад
ዘሕዝን ፍጻመ
@MahdereTeklay
@MahdereTeklay 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@segentesfalem1810
@segentesfalem1810 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senaitfoto
@senaitfoto 3 месяца назад
,😔😔😔
@S.revolution
@S.revolution 3 месяца назад
❤❤❤❤
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 3 месяца назад
❤❤❤
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 2 месяца назад
አዞም ኢትዮፕያዊያን ኣምሓሩ ይኹኑ ተጋሩ ብሕጂ ዝመጽአ ወለዶ ህዝቢ አርትራ ክጥንቀቀሎም ኣለዎ ኣየሎን ከድምዩና ክነብሩ ኢዪም።✅✅✅✅✅✅
@Aman80770
@Aman80770 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@wedimelake9436
@wedimelake9436 3 месяца назад
Weyane zeri mergem maltu yxebe nihna hadeshiti welodo emo kintahahzo ena bifuxum ayngedfon ena💪💪
@RuftaiLabiey
@RuftaiLabiey 3 месяца назад
Weyane kanser Africa bihilfiy ni Eritrea 🇪🇷 mesta Hizibina gin rokiboma aelew . !
@TasfaiEryu
@TasfaiEryu 3 месяца назад
Ezi Hasad chifra ab lieli hzbi eritrea zifexemo gebenat zerzirka aywdaen nezi tarikh zxehfe Nwedi Hagos edmen teenan yhabo fetari.
@eyobaaa
@eyobaaa 3 месяца назад
I remember president Isayas try to taking president of Malawi but his answer was he don't know anything
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 3 месяца назад
Till the remaining (ledt over) of the WEYANE admit their atrocities; we Eritreans will never forgive them and forget their acts Awet nhafash
@teklayhashel8861
@teklayhashel8861 3 месяца назад
why the Eritrean government now, asking a legal action against the Malawi government.
@abadittesgazghi7094
@abadittesgazghi7094 3 месяца назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍጻመ ይዝከረኒ ሰሚዕናዮም ማላዊ ዝበሃል ሃገር ክሰምዕ ከለኩ ሓዘን ይስማዓኒ ኣፍሪቃውያን በላዕቲ ደቆም እዮም ከም ኤርትራዊ ሰለማዊ ዘየለ ከም ግብረሽበራ ክርእይዎም ብጣዕሚ የሕዝን black Histry
Далее
Вопрос Ребром - Серго
43:16
Просмотров 1,7 млн