Тёмный

ERIPM | ዮውሃንስ ትዃቦ ኣብ ቤይ- ኤርያ ኦክላንድ ካሊፎርንያ 

ERIPM
Подписаться 40 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 26   
@sleepless1.0
@sleepless1.0 3 месяца назад
🎉ወ'ትካቦ ነብሲ ፡ከም'ከመይ'ዲና'ንሕና? እንዲያሞ!!
@THT2025
@THT2025 3 месяца назад
So sad to see the legend put himself down
@mahzron
@mahzron 3 месяца назад
What you're saying only makes sense to you, bruh wedi tikabo is the greatest thing ever with great vision
@sleepless1.0
@sleepless1.0 3 месяца назад
*ኣብ ንጹር ዕላማ !!ስፋሕ፡ስፋሕ፡ስፋሕ፡ታዓወት!* *"ደቀንስትዮና ኣኽሊል ዓወትና"!!* *"ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ መስመር ዕላማ ንቅድሚት፡ሰማያዊ ማዕበል ሬጂም ቼንጅ"!!*
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 3 месяца назад
ወዴ ትካቦ አቦ ሐቂ ድምፄ ዉፁዒት ጎይታ ብርከ የብልካ ንቅድሚት ጥራሕ አጆካ አብጎንካ አለና🙏🏾💕
@YemaneNegash-wd5ns
@YemaneNegash-wd5ns 3 месяца назад
Johnny, you are hero star of new generation and old generation you are number one
@wedigere1549
@wedigere1549 3 месяца назад
It was wendeful night I am happy
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 3 месяца назад
Thank you, Yohanes it’s never late. You could have done this long ago Repetitive. You have been late but never late than ever. please Yohanes you have to do more. It’s your responsibility. When you were singing with the regime, so many people paid the ultimate price by listening to your Songs and lyrics. You are partially responsible for their death. You can reimburse it by doing some justice for what you have done without knowing. You owe for the people of Rea to share your talent on the flipside.
@yosiefhabte5602
@yosiefhabte5602 3 месяца назад
💙💙💙
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 месяца назад
Wedi tekabo our star 🌟 the dictator is old now soon finish
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 3 месяца назад
🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
@bobsmart8302
@bobsmart8302 3 месяца назад
2023 great
@TemesgenSgale
@TemesgenSgale 3 месяца назад
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 3 месяца назад
Asyyyyy zemdekiy Amlak abe Eritrea ajokum zemdekiy Amlak yehagezena🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
@yesman-cs6fj
@yesman-cs6fj 3 месяца назад
Wedi tikabo bel kitdierer birgedy 💙💙💙💙💙
@samsonm2011
@samsonm2011 3 месяца назад
ካብ 20 ክፍለ ዘመን ጀምሩ ኣብ ዝተቐልቀለ ናይ ፖለትካ ስርዓት፤ናይ ፖለቲካ ምንቅስቓስ በቲ ማእከላይ መደብ ናይ ሕብረተሰብ middle class ወይ በቶም petty bourgeoisie elites እዩ ዝምራሕ፤ ብኣንጻሩ ብሓራስቶት ዝምራሕ ምንቅስቓስ peasant revolution ግን ክዕወት ኣይራኣይን እዩ ሳሕቲ እንተታዓዊቱ ከኣ ከይወዓለ ከይሓደረ ካብ ስልጣን ይእለ። እዚ ዝኾነሉ ቀንዲ ምኽንያት ብሓራስቶት ዝምራሕ ምንቅስቓስ ኣብ ከባቢኡ ዝተደረተ ጸቢብ ኣረኣእያ ስለዘለዎ እዩ። እቲ ህላዊኡን ኣድላይነቱን ምስ Feudalism ዘብቅዐ እዩ ዝመስል። ዓለምና ናይ እንዱስትርያላዊ ግብረ ምህርቲ industrial mode of production ምስተሳጋገረት ዓቢ ናይ ሰራሕተኛ ሓይሊ ተፈጢሩ ምስኡ ከኣ ምስ ምዕባለ ትምህርቲ petty bourgeoisie ኣብ ሕብረተሰብ ዓቢ ግደ ምጽዋት ጀሚሩ። ኤርትራ ካብ ጊዜ ጥልያን ክሳብ ጊዜ ደርጊ ዘሎ ጊዜ ከከም ኩነታቱ ብዝተፈላለየ መንገዲ ብኢንዱስትርያልያዊ ካፒታልስት ስርዓት ፖለቲካ ሓሊፋ እያ ብኡ መጠን ከኣ ብጀካ እቶም ዝመኸኑ ኮሚኒስታዊ ሓሰብቲ ከም በዓል ሻዕብያ ብመጠኑ እውን እንተኾነ petty bourgeoisie ኣጥርያ እያ። ኣብዚ ንርእዮ ዘለና ናይ ፖለቲካ ሃዋህው እቶም ምሁራት ገለን ብፍርሒ ገለን ብጥቕሚ ጸግዖም ስለዝሓዙ ኣብ ክንድኡ እቲ ዝጨነቖ ሓረስታይን ወተሃደር ነበርን ደርገፍገፍ ክብል ይርኤ ኣሎ። ናይ ፖለቲካ ለውጢ በቲ ቀጥታ ኣብ ልዕሊኡ ኣደራዕ ዝወረዶ ሓረስታይ ፤ መንእሰይ ፤ ሽቃላይ፤ ወተሃደር ክልዓዓል ይኽእል እዩ እንተኾነ ብቑዕዓት ቆራጽነት ተኣማንነት ብዘሎዎ elite ክምራሕ ይግባእ።እዚ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ንዕስራ ዓመት ዝተኻያደ ናይ ፖለቲካ መንቅስቓስ ግን ከይዱ ከይዱ ኣብ ሓረስቶትን ደቂ ሓረስቶትን እዩ ወዲቑ። ከምቲ ኣቐዲሙ ዝተጠ ቕሰ ብምኽንያት ጸቢብ ዓለታዊ ኣውራጃዊ እንዳዊ ቀቢላዊ ኣረኣእያ ናይቲ ሓረስታይ መደብ እቲ ምንቅስቓ ብሃገር ደረጃ ውዳበ ፈጢሩ ነቲ ምንቅስቓስ ኣብቲ ዝድለ ሽቶኡ ከብጽሖ ኣይክእልን እዩ። እኳ ደኣ ከምቲ ናይ ቻይና ናይ ቬትናም ኮምኒስቲ ዝትመከርዎ እም ዝወደቐ ናይ Agararian revolution and Agrarian based cultural revolution ዓይነት እዞም ኣብ ናይ ኤርትራ ፖለቲካ ምንቅስቓስ ኣብ ቅድሚት ተስሪዖም ዝርኣዩ ሓረስቶትን ደቂ ሓረስቶትን እቲ ኣብ ሓደ ደረጃ ምዕባለ በጺሑ ዝነበረ እንዱስትርያላዊ ካፒታሊስታዊ ምዕባለ ከቆናጽብዎ ይርኣዩ። ነቲ ንሳቶም ኣዝማሪኖ ኢሎም ዝጽውዕዎ ኣታሓሳስባ ኣደራርፋ ፤ ኣካዳድና ከይተረፈ ከነኣእስዎን ከቆናጽብዎን ይርአ. እዞም ናይ ሓረስቶት መደብ ዘይተረድእዎ ነገር እንተሃልዩ ኣብ ናይ ዓለምና ታሪኽ ብዙሓት ሃገራት ካብቲ ናይ ሓረስቶት ማሕረስብ ኤኮኖምን ኣብኡ ዝነብር ማሕረሰብ ንምቕያር ንዓሰርተታት ዓመታት ብዙሕ ጻዕሪ ውግእ ውን ከይተረፈ ከምዝሓትት ዝተረድእዎ ኣይመስልን። ሓደ ሃገር ለውጢ ዝሃንጽ ኣብቲ ዝተሃንጸ ስርዓተ ክብርታትን ኤኮኖምያውን ማሕበራውን መሰረት ብምግባር ንዕኡ ከየፍረስካ እዩ። ካብዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ሕጽር ዝበለ ግን ወሳኒ ጭብጥታትን ተበጊስና ካብ እቶም ተበለጽትን ዘይእሙናትን ምሁራት በቲ ሓደ ሸንኽ በቲ ካልእ መዳይ ከኣ ካብ እዞም ንርእዮም ዘለና ሓረስቶትን ደቂ ሓረስቶትን ወጻኢ ነዚ ተባሪዑ ዘሎ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ ኣብ ቦትኡ ከብጽሖዎ ዝኽእሉ እሙናት ብቑዓት ተበዓት መራሕቲ እንደዳልወሉ ግዜ ሕጂ እዩ
@Hiwet-z6z
@Hiwet-z6z 3 месяца назад
Amlak nadkum. yebkum wusuat. ajokum kwegh eyu adkum ktatwu eykum 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🌹💙💙
@tsigabberhe4281
@tsigabberhe4281 3 месяца назад
💙💙💙💙👌🏿
@meksebey854
@meksebey854 3 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 3 месяца назад
✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿✔️🆒😎
@Yordina490
@Yordina490 3 месяца назад
💙💙💙
@naodtesfaldet421
@naodtesfaldet421 3 месяца назад
💙💙💚💚
@Irina-mf6gq
@Irina-mf6gq 3 месяца назад
Legend Wedi Tikabo, you’re better than this. Please stay away from those anti Eritrea group.
@Tesla291-
@Tesla291- 3 месяца назад
ሻሕ በል
@THT2025
@THT2025 3 месяца назад
@Irina, I agreed with you
@akiyor3615
@akiyor3615 3 месяца назад
Hans ንስሪ
Далее
🦊🎀
00:16
Просмотров 376 тыс.
Ответы Мэил Ру
01:00
Просмотров 1,3 млн
ታሪኽ ንጉሰ ወዲ እልፉ
1:08:37
Просмотров 24 тыс.
🦊🎀
00:16
Просмотров 376 тыс.