Тёмный

ERISAT: ኣቦና ሓርበኛ ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ (ሽወደን) ብዛዕባ ኣቦና ሓርበኛ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ዘዳለዎ ብጻያዊ ምስክርነት !!! 

ERISAT
Подписаться 146 тыс.
Просмотров 19 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 43   
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 3 года назад
ክቡር ጅግና አምባሳደር አድሃኖም ለዕሊ ንዕሰነትኩም ዘተቃለሰኩሙላ ሃገር ነዓኹም ነቶም ብልበኹም ትቃለሱላ ዝነበረኩም አይጠቀመትኩሙን ተሰዲደካ ዝገበረካዮ ሃያል ቃልሲ ካባኻ ብዙህ ኢና ተማሒርና ሒወት ዝትካእ አንተዝኸውን አበይ እሞ ሐርበኛ አድሃኖም አጆኻ ብዙሃት መንእሰይት ተኪዕኻ ኢኻ ትኸይድ ዘለኻ ሰለዚ ጅግና አይነበረን እዮ ታሪኹ ግን ነባሪ እዮ ። ነዓኻ መንግሰተ ሰማያት የዎረሰካ ። ንሰድራቤትካ ድማ ፀንዓት ይሃቦም።
@LYE4EVER
@LYE4EVER 3 года назад
ፈጣሪ ኣብ ገነቱ የቀበልካ ሓርበኛ ኣያና ኣምባሳደር ኣድሐኖም ወትሩ ነባሪ ሓወልቲ ኣብ ልብና ❤️ ኣለካ ከምኡ ውን ኣብ ፍትሐዊት ኤርትራ ናይ ምስልኻ ሓወልቲ ከም ዝትግበር ርግጸኛ እየ እቲ ነባሪ ሓወልትኹም ቅዋም ሃገርና ኤርትራ ውን ርሑቅ ኣይ ኮነን ማዕልቱ ቅሰኑ ሰማእታትና ዘልአለማዊ ኽብርን ዝኽርን ንዓኹምን ቅያታትክሙን ጅግንነትክሙን ይኹን ሓርበኛ ኣይ ነብርን እዩ ታሪኹ'ዩ ዝውረስ የቀንይለና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ጠጥዕሙ ምሳኻ ይኹን 💚🇪🇷❤️🇪🇷💛💙🇪🇷
@michaelgod6714
@michaelgod6714 3 года назад
It is a big loss for Eritrea!
@LYE4EVER
@LYE4EVER 3 года назад
@@michaelgod6714 unfortunately it's big lost may his soul rest in peace 💚❤️💛💙
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 3 года назад
ሓርበኛ ጅግና ተጋ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማሪያም ብሰላም ዕረፍ! ሰማእታት ኤርትራ ንዘልኣለም ክዝከሩን ክኽበሩን እዮም!
@tesfaybiniam6828
@tesfaybiniam6828 3 года назад
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ኣቦና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hadishketema1545
@hadishketema1545 3 года назад
Thank you
@berhehagos864
@berhehagos864 3 года назад
ሰላም ዕረፍ ጅግና ተጋዳላይ ኣያና ኣድሓኖም
@teshomemesgun347
@teshomemesgun347 3 года назад
ተሪር ኣብ መትከሉ ጸኒዑ ንኹሉ በዲሁ ምእንቲ ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ነጻነትን ድሕሪ ነጻነትን ከይተሓለለ ክሳብ ዕለተ መስዋእቱ ዝተቓለሰ ኣብነታዊ ጅግና ኢዩ።
@amlesetmisghina3268
@amlesetmisghina3268 3 года назад
ዘሕዝነኒ ነገር እንተ ሃልዩ እቶም መስጢር እሰያስ እትልጡ ንሐድሽ ወለዶ ከይነገርኩሞ ብምካድኩም ብጣዕሚ የሕዝን
@simi118
@simi118 3 года назад
Gina abti meda kelo kekbtswo nerwom.
@tm.h.3262
@tm.h.3262 3 года назад
የቀንየልና ብዛዕባ ጅግና አም. አድሐኖም ሑሉፍ ታሪኹ ንዝገለጽካልና ። ዝገርመኒ ነገር እንተሎ ናይዚ ጠላም መስፍን ሐጎስ አብ አሰና መግለጺ ሂቡ ከምኡውን አብ ERISAT ግን ብዛዕባ ጅግና አም.አድሓኖም ብጨቅ አየበለን በዚ ምኽንያት እየ ጠላም ዝብሎ ይዝክሮ እዩ መስፍን አብ ቨርጂንያ ክልታኦም ብሐንሳብ ኮፍ ኢሎም ኔሮም ። ንመስፍን ካብ አኼበኛ ሐደ ሰብ ገበናት እሰያስ ግለጸልና ኢሉሐተቶ ግዜኡ አይኮነን ኢሉ ዝመለሰ ሰብ ።
@danielabraham1060
@danielabraham1060 3 года назад
T.M.H ክክክክክ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ክደይ ተጋደልቲ ረሺኑ ኸ ሓቲትካ ትፈልጥ ዶ ኣታ ርእሲ ታኒካ ሓጎል ዉጩ
@tm.h.3262
@tm.h.3262 3 года назад
@@danielabraham1060 እዚአ እያ ትሕዝቶኻ ጸርፊ ድአ ናይ ሕማቅ ሰብ መሳርሒ እንዳአሉ ። ድሐር ክአ ናይ ጅግና አድሐኖም ፈላጢኡ እዩ ዝፈልጦ ። ንስኻ ርእይቶይ ማለት እቲ ሐቂ ምጽሐፈይስ የሒሙካ ተደንግጽ ተመሃር መስተውዓሊ እምበር በሊሕ አይትኹን ። እቲ ትጸርፎ ሰብ ክጸርፈካ ከምዝክእል ተረዳእ ። የግዳስ ጸርፊ መፍትሒ ስለዘይኮነ አበቲ ናትካ ደረጃ ክወርድ አይደልን ።
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 года назад
ሰላም ዕረፍ ሓበን ሃገር '
@mhretyewrdelna7116
@mhretyewrdelna7116 3 года назад
ክቡር ሓርበኛ ኣያና ኣምባሳደር ኣድሓኖም ከም ሽምካ ብሉጽ ታሪኽ ፈጺምካ ኢካ ሓሊፍካ እሞ ኣምላኽ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቐበልካ፡፡
@Eritreanp
@Eritreanp 3 года назад
🙏😭🎈🎈🥰😍amlak yhalika❤️❤️❤️❤️
@teklehadish8832
@teklehadish8832 3 года назад
R.I.P
@amlesetmisghina3268
@amlesetmisghina3268 3 года назад
መነግስተ ሰላም የዋርስካ ስውእ ኤርትራዊ አድመኖም😭😭😭😭
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 3 года назад
R.I.P Gedim Tegadalay Harbegna Ayana
@rthea5208
@rthea5208 3 года назад
My you RIP Amen
@tesfaluulmichael8020
@tesfaluulmichael8020 3 года назад
Rest In Peace.
@mggb9549
@mggb9549 3 года назад
Rest in peace our hero 🌿🌿🌿
@ahmedidris890
@ahmedidris890 3 года назад
R.I.P. nigegna Ambesader
@yesabhabteab1680
@yesabhabteab1680 3 года назад
Mengste semay yewarso jigna abonaaaaaa
@yonassimon74
@yonassimon74 3 года назад
ግርም ዩ ምጽብባቅ ትሕቲ ሃገራውንት ዝነበረ። ክክክክ ኣብ ኣዲስ። እንትይ ይገብር ነይሩ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦዩ። ክብዲ ይጽሮ ። ናይ ቆልዑ ስራሕ ናይ ሓሙሳታት ዝሰርሕ ዝነበረዩ ። ብዝኾነ RIP
@meronsimon7049
@meronsimon7049 3 года назад
Entay yu geru bro
@muluasfaha2
@muluasfaha2 3 года назад
ኣህ በኣል ኣድሃኖም ኣትፌካስ ሃገር ቢሊሀድሚኡ ሙላኣ ኣንጻር አስያስ ተዋዲኩ ኪሳብ አለተ ሞቱ ኒኣና ኣብ ካንቢ አትሂኦፒያ ኣኪቡ ተዛሪቡና ዘረቡኡ ቢዛአባ ሃገር ትራይ
@hhailemichealzerom2487
@hhailemichealzerom2487 3 года назад
Ab yeman edu ynbrka Fetari Harbeja aynbrin u tariku ziwres
@amlesetmisghina3268
@amlesetmisghina3268 3 года назад
"
@danielabraham1060
@danielabraham1060 3 года назад
ስዉእ እኮ ጠፊእና ዝተረሸነ ስዉእ ዝርሽን ዝነበረ ደሓር ዝተረሸነ ስዉእ ኣየናይ እዩ እቲ ሓቀኛ ስዉእ ? በጃኹም ተገዲስኩም መሉሱለይ
@sabasirak9765
@sabasirak9765 3 года назад
Haqegna swue dea eti ab qdmi gnbar koynu gnbaru nearer zhabe bteyt xelae ztesewee mbelku👉🇪🇷👈
@abanobkb1238
@abanobkb1238 3 года назад
Nimtay eyu gin tarik eritrawi mis mote trah ziglex bihiwet kelo kiglexin wey biakal nezi hadish woledo kiglex alewo
@tewisaak9248
@tewisaak9248 3 года назад
ሰብ ምስ ሞተ ጸጽቡቁ ምዝራብ ምውት ኣይሕተትን ኢዩ 1 ሃገራዊ ኣገልግሎት ሃገርዊ ባርነት ዋንኣ መን 2 ዓንቀጽ 39 ናይ ወያነ ማኒፈስቶ ኣብ ኤርትራ ክፈላሊ እንዳመን። 3 ከም ህዝቡ ተጋዳላይ ፍልይቲ ካላሽን ነራቶ ዲያ ? ህዝብና ኩሉ ጅግና ኢዩ። 4። ብቅዓት ሰብ ኣስተዋጽኦ ናይ ኩሉ ሰብ 5 ኣብ ሰራየ ኣየድምዔን 4
@LYE4EVER
@LYE4EVER 3 года назад
ካብዞም ምሩዛት ዘራግያን ፌክ ትግራዋይ ትጨኑ ኣለኻ ኪድ ገጽካ ትርሐቅ እስኻስ ምስ እዚኦም እንታይ ስለ ዝገበርካ ብወያነ ትርጉም መንነት ተማሂርካ ጽልእን ዘለፊን ስለ ዘራባሐካ ድሁል ሃሳስ ሻሕ በል ኣብዚ መስመር እስኻን ከማኻን ኣይ ተድልዩን ኢኹም ተፈንፊንኩም ብኹሉ ፌክ ተጋሩ ፡፡
@akberethagos8363
@akberethagos8363 3 года назад
እንታይ አፍሊጡካ ደንቆሮ ሱቅ ይሕሸካ። ዕሱብ
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 3 года назад
Tew Issak# ጽቡቕ ኣለኻ፡ ሰብ እንከሎን ምስ ሞተን እታ ዝነበራን ዝገበራን ከምዘላታ ክትንገር ኣለዋ። እሞ እዞም ኣሽሓት ሰባት ንተጋዳላይ ኣድሓኖም ኣብ ዝተፈላለየ መድረኻትን ስራሓትን ዝፈልጥዎ ከምታ ትመስሎም ጌሮም ይገልጽዎ ኣለው። ጽቡቕ ስለዝርኣይሉ ብጽቡቕ ይገልጽዎ ኣለዉ። ኣማኢት ኣሽሓት ተኸታተልቲ ማሕበራዊ ሜድያ ክኣ ከምዛ ትሪኣ ዘለኻ ሓዘኖምን ኣድናቖቶምን ይገልጽሉ ኣለዉ። ከምዚ ናይ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ዝረኸቦ ክብረትን ኣድናቖትን ምናልባት በጻብዕ ዝቑጸሩ ዝረኽብዎ እዩ። ሓቀኛ ፍርዲ ናይ ህዝቢ ነዚ ይመስል። ንምዃኑ ንጉስ እንክመውት ገዛኻ ውዓል፡ ወዲ ንጉስ እንክመውት ቀብሪ ተሳተፍ እዩ ብሂል ሕብረተሰብና፡ ኣብዛ ናይ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ግን ብንንጻሩ እዩ። ቅኑዕን፡ ዉፍይን፡ ውጺታውን፡ ጅግናን፡ ሃገራውን ስለዝነበረ ጥራሕ እዩ። እዚ ንዓኻ ንምንታይ የቖጥዓካን የበሳጭወካን? ንሓበሬታ ክኾነካ፡ ኣብ ሰራየ ይኹን እንዳ ፍትሒ ውጽኢታዊ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ትኣምራታዊ ስራሓት እዩ ኣጻፊፉ። ታሪኽ ክስነድ እዩ!
@ahmedidris890
@ahmedidris890 3 года назад
Tew Isak genna hemam Awraja Zaywexeaylka Eka timesil Mengistay Semay Yewariso Swue Jegna Kab Awraja Halifu Ambesader Ab Nijeryan Skandinaviens Bexihu Neayru yebluka Alewuu ways Beal Nijeryan Skandinaviensn Ab Tihti Awraja Seraye Yerikebu Tiblena Aleka?
@ghirmaihaile4419
@ghirmaihaile4419 3 года назад
ኣንታ ጨናዊ ኣፍ ተኣለ ጓሓፍ ወዲ ሸርሙጣ ኣብኡ ዘይፍሉጥ::
Далее