Тёмный

Eritrea, ሕቶን መልስን ምስ ወዲ ጎጀላ፡Questions and answers With Veteran Eyob  

Eri Man
Подписаться 4,5 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

recordedl ive from paltalk eritrean justice seekers • Eritrea ጉዕዞ ሂወት ኣብ 3 መ... #eritrea #tefetawitalkshow #habesha #neweritrean #tigrignamusic #neweritreanmovie #eritreanmusic #eritreanfilm

Развлечения

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 23   
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 13 дней назад
Yes ባህልን ልምድን ዓንድን ሱርን ኤርትራውነት ንምዕናው እዩ እቲ ዝነበረ ቃልሲ ሕጇውን ንሱ እዩ ዝቅጽል ዘሎ💙🌿🫶
@Wediharestay
@Wediharestay 2 месяца назад
Welcome 💙
@wediblata5279
@wediblata5279 2 месяца назад
Welcome 🙏
@zemenzemen9268
@zemenzemen9268 2 месяца назад
ጽቡቕ ትምህርቲ ናይ ብሓቂ ቀጽለሉ።ግን ተቖሪጹ ኣሎ።እንተዘይተጋግየ።ሙሉእ ኣበይ ንረኽቦ?ወይ ብኽፋላት ተተቕርበልና ጽቡቕ ነሩ።
@GisheTa-qy8pn
@GisheTa-qy8pn 2 месяца назад
Yes
@kidanehadgu6431
@kidanehadgu6431 2 месяца назад
Welcome ✋
@BETESEB1972
@BETESEB1972 26 дней назад
እዞም ሸፋቱ ሳሕል ገሊጽካ ኣይውዳእን እዩ ተግባሮም ግን ዝሓወይ ኤርትራዊ ዝጭፍጭፎ እዩ ዝፈቱ ኣይትድከም ኣብ ዓዲ ከለና ምእንቲ ካልእ ሰብ ምንእንቲ መሰለይን ክልተ ግዜ ተኣሲረ እየ ቀቢጸዮ እየ ኤርትራዊ ኣብ ስደት ምስ ዋላ ሓደ ኣይቀርብን እየ ብሕጽር ዝበለ ኤርትራዊ ኣስካሕኪሕኒ እዩ😢😢😢😢😢😢😢
@abdusiad8729
@abdusiad8729 2 месяца назад
Ahehhh. Hazna. Betam taskekom natsnit amtskom. Jegnooo😢😢😢😢
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy 2 месяца назад
ሕቶ ንወዲ ጎጀላ: - " ስመይ ስም አቦይ ስምአደይ አደይ ዐዲ አደይ ሓቲቱኒ ምስቶም እሱራት ምስ ሓወሱኒ" ኢልካ:: ስለምንታይ ሓቲቶምኒ ትብል:: - አይዶንጎኻንውን ናብቲ ዝሐሸ ቦታ አሰጊሮሙኻ ስለምንይ? - ዕጥቅኻ ሒዝካ ክተሀድም ሒዞምኻስ ግን ክአ ቀልጢፎምዮም አውጺኦምኻ ምስቲ ባህሪኦም ሪኢኻስ ሕቶ ይፈጥረልካ:: - ተሰዲድካ ክተብቅዕ ተመሊስካ ምስኦም ምስራሕካኸ??
@BETESEB1972
@BETESEB1972 26 дней назад
ኤርትራዊ ለክባጥ እዩ ሓቅካ ኢካ ኩሎም ረስሓት እዮም
@abdusiad8729
@abdusiad8729 2 месяца назад
Ani wen zerakwo wadi rase zbhal 7 awlde hgrwe aglglot atnso masrfe khta kmtsa rnklwa shermot ayntay elo ybkyen naro.
@Insider24840
@Insider24840 2 месяца назад
Interesting 👍
@Eri-blue
@Eri-blue 2 месяца назад
Thanks for the visit
@Ae91scd
@Ae91scd 13 дней назад
ዳዊት ሀብቱ ; ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኔሩ : ቅድሚ 2 ዓመት ሞይቱ::
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 2 месяца назад
ሓቅኻ ካብ ዓድና ደቀምሓረ ድንበዛን እውን ብ70ታት ንኣያ ቀሺ ዓንደሚካኤል ቀሺ ዓንደመስቀል ለይቲ ናብ ገዝኡ መጺኦም ንደልየካ ኣሎና ኢሎም ካብ ስድርኡ ወሲዶሞ:: ክሳብ ሕጂ ንቤቱ ኣይተመልሰን:: መንእሰይ ኣቦ እዩ ኔሩ: ሓረስታይ እዩ ኔሩ:: ወዱ መማህርተይ ኔሩ:: ኣያ ቀሺ ተወልደ መድህን ሓደ ካብ ብዙሓት ኣቦታት ህዝባዊ ግንባር ካብ ገገዝኦሞ ዝጨወየቶም ገባር ኣቦታት እዮም:: ኣበዚ ኣትዮም ከይተባህሉ ስጋብ ሕጂ ኣይተመልሱን:: እዚ ኹሉ ኣብ ትሕቲ ህዝባዊ ምምሕዳር ወዲ በላዕ ጣዕዋ እዩ ኔሩ: እዚ ኣብ እንግሊዝ ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ዝነበረ ማለት እዩ::
@Eri-blue
@Eri-blue 2 месяца назад
ኣቡኡ (ንወዲ በላዒ ጣዕዋ) ውን ናይ ኢትዮጵያ ወትሃደራዊ በዓል ስልጣን ኢዩ ኔሩ፡ እንተዘይተጋግየ። ብሓፈሻ ናይ ጀብሃ ደገፍቲ ኔርኩም ብዝብል ምስምስ ብዙሕ ገባር ኣጥፊኦም ኢዮም ሻዕብያ ኣብዚ ትብልዮ ዘለኺ ከባቢ።
@negasiwoldu5025
@negasiwoldu5025 26 дней назад
እሰኹም ከ ካብ ወንጀል ነጻ ዲኹም?
@BETESEB1972
@BETESEB1972 26 дней назад
ስቅ በል ለክባጥ
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 2 месяца назад
ገጽካ ትርሓቕ ቡኩል
@zekariasasfaha8852
@zekariasasfaha8852 2 месяца назад
እቲ ትዛረበሉ ዘለኻ ዕላምኡ ስርዓት ደርጊ ንምእላይ እዩ ኔሩ ብዓወት ክኣ ተዛዚሙ ። ስለዚ ብዛዕብኡ ሃለውለው ምባል ትርጉም የብሉን ።
@habtomkiflay3247
@habtomkiflay3247 2 месяца назад
ደርጊ ምእላይ ዕላማ ኣይኮነን። ሕግን ቅዋምን ምትካል፡ ውልቃዊ ሓርነት ህዝቢ ምርግጋጽን ምውሓስን ወዘተ እዩ። ሻዓብያ ግን እዚ ኹሉ ህዝብና ዋጋ ከፊሉ ሕግን ቅዋምን ሓርነትን ይትረፍ'ሲ ባኒ ኢሉ ከማን ክሓትት ኣይክኣልን።
@BETESEB1972
@BETESEB1972 26 дней назад
ዘካርያስ ካብዞም ብደም ዝሕተቱ ዲካ ጉሒላ ደርጊ ምሓሾ ህዝብና ለክበጥበጥ ኣይትበል 😂😂😂😂
Далее
ОБЗОР ПОДАРКОВ 🎁 | WICSUR #shorts
00:55
Tesfamicael ( Kusun )
47:51
Просмотров 1 тыс.
ДЕЛАЛИ ПОД СЕБЯ
0:33
Просмотров 6 млн
Крика помощи 😢
0:51
Просмотров 4,9 млн
#кино #фильмы #моменты
0:57
Просмотров 2,8 млн
Тупняк 🤣
0:11
Просмотров 808 тыс.
Тупняк 🤣
0:11
Просмотров 808 тыс.