Тёмный

Eritrea ሰነድ ተሓኤ ካብ ምርመራ ተስፋሚኪኤል ጆርጆ  

Eri Man
Подписаться 3,5 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

#eritrea #tefetawitalkshow #neshneshtv #tigrignamusic #eritreacomedy #neweritreanmovie #elf#eplf#habeshatiktok

Развлечения

Опубликовано:

 

2 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 61   
@Eri-blue
@Eri-blue 2 месяца назад
Like and Subscribe
@hajimusa
@hajimusa 2 месяца назад
Thank you Eriman it is important document, keep revealing it all
@Insider24840
@Insider24840 2 месяца назад
History from the very beginning✌
@constitution4688
@constitution4688 2 месяца назад
ንተስፋንኪኤል ጆርጆ ዝቀተለ መቀለ ዝበሃል ጀነራል ሻዕብያ እዩ ። ተኣሲሩ ኣሎ
@Massawa2002
@Massawa2002 2 месяца назад
Thanks 🙏
@Insider24840
@Insider24840 2 месяца назад
እዚኩሉ ይገብር ኔሩስ መሪሕዎም ክኣቱ ከኣ ኣፍቂዶምሉ እዞም ሻዕቢያ፡ ወይጉድ !
@Wediharestay
@Wediharestay 2 месяца назад
💙💙💙💙💙
@asmaratimes3140
@asmaratimes3140 2 месяца назад
Jebha guaHaf , naxnet hzbi Eritrea ab sdet hases tbl zela koblalit. You can’t compare urself with eplf.
@desbelehabte25
@desbelehabte25 2 месяца назад
ስለምንታይ ግን እዚ ጉዳይ ኣቀዲምካ ንህዝቢ ኣብ ግዚኡን ኣብ ሰዓቱን ንህዝቢ ክንገር ዘይተደለየ ?
@mulugeta481
@mulugeta481 2 месяца назад
What a story bro
@mattg5712
@mattg5712 2 месяца назад
Sirah zisane felasi kobu kedidu yisefi. Long live PIA, long live Shaebia, Long live the people of Eritrea!!!!!!
@markjames7934
@markjames7934 Месяц назад
😂😂😂😂 typical loser.
@constitution4688
@constitution4688 2 месяца назад
ወልደንኪኤል ( ሽሚት ) ከሳብ ሕጂ ኣብ ስልጣን ኣሎ
@user-ru2pm5og7u
@user-ru2pm5og7u 2 месяца назад
The picture is Not Mr Copeland. The one with suits is Prof. Aleme Eshete....
@Eri-blue
@Eri-blue 2 месяца назад
Mr Copeland is the one with Isaias and Wedi Giorgio in the picture, not the one in suits.
@alula763
@alula763 5 дней назад
9:59
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 2 месяца назад
We will never forget TEF(tahaE) GUHALAU NISKATKUM IKUM NI 30 KIDIMGI GIERKUM HJI NUXUHAT INA KITBLUNA??? HASOT HASO HASOT!! ISSAIAS AFOWERQI JIGNA NAY JEGANU EYU!!! ANGERERRR BELU AYSMAEN EYU ??? MKNYATU HASOT KULU EWAN HASOT EYU!!!
@samuelhabtemariam9404
@samuelhabtemariam9404 2 месяца назад
ኣንበሳ ኩሉ ግዜ ኣንበሳ አዩ ተገበርካ ተገበርካ ዝቕየር ንገር የለን ወዲ ኣፎም እንበሳ ካአ ኩሉ ጊዜ ተዛሪብካ መዲርካ ኣንበሳ ንጉስ ናይቲ በረኻ አዩ እዚ ውህበት እግዛቢሔ🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤️👌
@user-iy8dd1fh8s
@user-iy8dd1fh8s 2 месяца назад
ኣንታ ክንደይ ይሕሱ እዩ እዚ ሰባይ
@nardostesfa4852
@nardostesfa4852 2 месяца назад
Nay asmat gega alewo
@berhaneberaki1565
@berhaneberaki1565 2 месяца назад
ናይ ምህላውን ዘይምህላውን እዋን እዩ ኔሩ እቲ ገያጽ እዋን
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 2 месяца назад
Federeshin ztesemame men eyu, ab 80, tezarebelu, kulu jebha zneberu yfeltuwo eyom. Aythasu,
@berhaneberaki1565
@berhaneberaki1565 2 месяца назад
ጀብሃ ንክትጠፍእ ዝተፈጥረት እያ ሓቂቃ
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 2 месяца назад
እዛ ደርፊ ነዚ ዝወሃብ ዘሎ ምድንጋር ትገልጽ።
@user-ou1pv7jm6c
@user-ou1pv7jm6c 2 месяца назад
ኣብዚ ግዜ ዚ መርሕነት ተሓኤ ነቶም ኣብ ውሽጣ ዝነበሩ ዲምክራሲያውያን ፋሉል ቢላ ብምስማይ ኢድ ናይ ህ ግ ሓ ኤ ኣለዎም ትብሎም ነበረት ማዕረ ማዐሪኡ ምስ ኢትዮጵያ ብርቱዕ ኩናት ይካየድ ነበረ በህግሓኤ ተሓኤን ዳርጋ ውድድር ዝመስል ናይ ከተማታት ሓራ ምውጻእ ነበረ ስራዊት ተሓኤ ኣብ ባርንቱ
@meharitekie3047
@meharitekie3047 2 месяца назад
When Will harnet learn from its misstake?
@garzaalem2301
@garzaalem2301 2 месяца назад
ካብ ዝተፋላለየ ሓቤረታት ኢኹም ረኺብኩሞ ግን ኣይሓበርኩምን።
@negasiargebre6394
@negasiargebre6394 2 месяца назад
Selam zikeberka asanadei nayza medeb mexhaf tesfanqel kemeay kem nirekiba eba habirena
@Eri-blue
@Eri-blue 2 месяца назад
እታ መጽሓፍ ምሳይ የላን፡ ግን መምህር ተስፉ ዘውደ (ኣባል መንካዕ ዝነበረ ቅድሚ ዓመት ዝዓረፈ) ኣብ ዩትዩብ የንብባ ኒሩ ኢዩ እታ ኦሪጂናል ኔራቶ፡ ንዝበለጸ ግን ኣብዚ ሊንክ ኣብ ጎግል ብpdf ኣንብባ፡ www.scribd.com/doc/244836627/Tes-Fa-Mike-Giorgio-a-Marina
@mulugeta481
@mulugeta481 2 месяца назад
His name is ጠዓመ he is colonel not general he was the one who went to harare to kill mengestu
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 2 месяца назад
መን እዩ " እዚ ብዛዕባ ክድዓት ንትንትን ዘሎ ሰብ ? ንምዃኑ " ክድዓት ማለት ትርጉሙ ፡ እንታይ ምዃኑ ዶ-ኾን ይኸውን ?
@miag1791
@miag1791 2 месяца назад
ብምጅማር ብዝተኽለ ሕጽር ዝበለን ጽዑቅን እንተዝከውን ምተመርጸ
@user-ou1pv7jm6c
@user-ou1pv7jm6c 2 месяца назад
ኩነታት ከዐውታ ከምዘይኽእል ምሰ ተገንዘበት ንባርንቱ ሓለዋ ገዲፋትላ ናብ መንደፈራን ዓዲ ዃላን ኣቁርደትን ኣተኮረት 😮😮😮😮😮😮😮😮
@user-by1pt7gy6w
@user-by1pt7gy6w 2 месяца назад
ሎቃምጽ ሓሰውቲ ተሓኣ ኣካይድኡ እንተዘጸብቅ ኔሩ ክሳብ ሕጂኣብ ስልጣን ምሃለወ ህዝብ ኤርትራ ኸኣ ኣብ ሓድሕድ ኩናት ኣይምኣተወን ተሓኤ ብሰንኪ ዝተኸተሎ ሃይማኖታውን ኣውራጃውን ረሳሕ ዝኾነ ምምሕዳር ህዝብ ኤርትራ መሪርን ዝተናወሐ ኩናትን ንኸሕልፍን ቃልሱ ንኽናዋሕን ተገዲዱ 11:09
@berhaneberaki1565
@berhaneberaki1565 2 месяца назад
Game is Over
@solomonzere4294
@solomonzere4294 Месяц назад
Issayas kemti tblo entezkewn kemey eilu d a hager amsu
@Realistic87-zb2nw
@Realistic87-zb2nw 2 месяца назад
I hope you’re doing good with your family haile k haw it’s me realistic why all those unclassified documents are will you be allowed to listen to the media I hope you understand my question
@testes5314
@testes5314 Месяц назад
Hemak dmxi
@fitwidrar5524
@fitwidrar5524 2 месяца назад
Ksab lomi kea America nhzbi Eritrea bezi esub drbay iseas abila ksab lomi texnto ala which is very sad 😢😢
@user-ou1pv7jm6c
@user-ou1pv7jm6c 2 месяца назад
ክዋጋእ ከሎ ንኣሊሻ እታቀንዲ እሰትራጂካዊት ቦታ ምስሓዘ ፋሉል ብቀጥታ ነቲ ከቢድ ብረት ኣበላሽዮም ከብቅዑ ኣብ ኩናት ምክፋል ኣበዩ ቱ ውን ሓይሊ ወስኸት እናበለት መረሕነት ተሓኤ ኘሮፖጋንዳ ትነዝሕ ነበረት መንግስቲ ኢትዮጵያ ከም ኣብ ኩሉ ካልእ ኣብ ባርንተ
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh 2 месяца назад
እዚ ይኹን እቲ! እቲ ትንቢት ተፈጺሙ እዩ :: እንቃዕ ናይ 31 ጽንኩር ቃልሲ ብሕወትና ከለና ዝረኣኹዎን ስለዝኾነ ናይ ማንም ምስክር ዘድልዮ ኣይኮነን :: ተመስገን ::
@fridaystar
@fridaystar 2 месяца назад
ኣንታ እንታይ ጉዱ እዩ።መወከሲ የለ ምንጪ ሓበሬታ የለ ጭብጢ ሰነድ የለ ህያው ምስክር የለ ትም ኢልካ ትህውትት።
@Eri-blue
@Eri-blue 2 месяца назад
እዚ ዶኩመንት ናይ ተሓኤ ኮይኑ ቅድሚ 1981 ንተስፋሚካኤል ጆርጆ ኣብ ቀይዲ ምስኣእተውዎ ካብ ዝተገብረሉ ምርመራ ክፍሊ ጸጥታ ናይቲ ውድብ ዘዳለዎ ኢዩ ተወሲዱ።ሕጂ ዝተዳለወ ኣይኮነን። ነታ ወድጆርጆ ዝጸሓፋ እንተ ኣንቢብካ ውን ብዙሕ ዝፍለ የብሉን።
@alganeshyemane2046
@alganeshyemane2046 Месяц назад
ክለማኻ. ሓሳዊ. ኣእተራአን.
@YarydKidane
@YarydKidane 2 месяца назад
🇪🇷🇪🇷 ሃገር ንምንታይ ይጠቅም ? ሃገረይ እትብሎ ሃገርካ መብትካ ተኸቢሩ ተመርዒኻ ወልድካ ዘሚድካ ሃገርካ ብሰላም ብኽብሪ እንተዘይነቢርካሉ ሃገር ሃገር አለኒ ኽብል እኽእልዶ ? ሽም ጥራሕ ሃገር ሃገረይ ሃገረይ ምባል እንታይ ይዓብስለይ ? ? 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሃገርና ንዘሕደገና ሃገር ንዘስኧነና ኢሳያስ እንድግፍ ኤርትራውያን ጥዕና ንፀግብዶ ?
@mattg5712
@mattg5712 2 месяца назад
Tigray hagerka ke nabey keydatika ab Eritrea tihbae agame wahid. Eritreans the most proud people with their identity.
@Samuel-sp9wc
@Samuel-sp9wc 2 месяца назад
ሐሳዊ ንሕምቀትኩም መሸፈኒ ንጀጋኑ ናጽነት ዘምጸኡ ሽም ንምጥፍእ ክንደይ ተኸፊልካ ?
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 месяца назад
ሕቡእ መንነትን ዕላማን ጉዕዞ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክቃላዕ ንጽዓር! ሓቂ ንኽትቅበር ዝተገብረ ቅትለት ኣብ ልዕሊ ተስፋሚካኤል ጆርጆ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጦ ይግባእ።
@aklilufissehatesfu3488
@aklilufissehatesfu3488 2 месяца назад
ፈሊጡ ዝደቀሰ ተቀስቀስካዮ ነይሰምዕ።
@Eri-blue
@Eri-blue 2 месяца назад
ትኽክል ✌
@boezteame6935
@boezteame6935 2 месяца назад
ክንደይ ይሕስው'ዮም እዞም ሰባት ኢዝኦም ። ሓሙሳ ዓመት ኣብ ሓሶት ይነብሩ ኣሎዉ ። ሓሶትኩም ዝኣምን ሰብ ዘሎዶ ይመስለኩም ። ህዝቢ ኤርትራ እንተኻእሉ ብሰላም እንተዘይኮኑ ድማ ብሓይሊ ናጽነት ኤርትራ ምርግጋጽ'ዩ ኔሩ ። እዚ ድማ ብመርሕነት ህዝባዊ ግባርን ብመስዋእቲ ዓሰርተታት ኣሻሓት ኤርትራውያን ኩውን ኮይኑ'ዩ። እንታይ ሽግርኩም ። ሓሶት እንትርፎ ግዜ ምጥፋእ ዘምጸኦ ፋይዳ የለን።
@GEO.16
@GEO.16 2 месяца назад
ተምቤናይ ኢሳይያስ ከዳዕ ልኡኽ ሃይለስላሴን ዕሱብን CIA ን ኢዩ
@SamEriboy
@SamEriboy 2 месяца назад
ኣታ በጃኹም ሕፈሩ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ጅግና ህዝቢ ኤርትራ እዩ። ሕጂ ሃለውለው ኢልኩም ተምጽእዎ ነገር የለን።
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 месяца назад
ወዲ-መድህን በራድ፡ ኣይከስርናን፡ ከምኡውን ን ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዋሳ ንስኻ ምርሓና፡ ንስኻ ኢኻ ወኪል፡፡ ባጽዕ ኣላ? የላን። ዓሰብ ኣላ? የላን። 2018 ኣብ ኣስመራ፡ ተደምረናል፡ ኣንድ ሆነናል፡ ፍቅር ያሸንፋል,,,ወዘተ ተባሂሉ ምስ ተጨርሐ እንታይ ተሰሚዑካ?
@SamEriboy
@SamEriboy 2 месяца назад
@@tomasmogos6239 ኩሉ ፕረዚደንት ዝብሎን ዝገብሮን ስለ ዝኣምኖስ፡ ኣብ ቃላቱ፡ ሓሳባቱ፡ ግብሩ ተጠራጢረ ኣይፈልጥን።
@goitomfoto5276
@goitomfoto5276 2 месяца назад
ንስካትኩሞ ትትንትንወ ታሪክ ዳሰምዒ መንእሰይ.ባኣኩም ዝትረመሰ ቁሉዊላዉ መንነት ዘለወ.ብክብዱ ዝግዛእ ብዳራግን ሓሺሺን እምሩኡ.ዝተመዛበለ.ገብንኩም ክትሽፊኑ.መሻርክቲ ክዲዓትኩም ትጥቀምሎም ዘለኩም መንኢሰያት መጋበርያ ክትጢቀምሎሞ ዓገብ ነዝኦም ትሰምዑ ምናልባት እንተሃሊኩም ተጠንቀቁ.መዳናገርቲ ተላኣኣኪቲ ዑሱባት ናይ ረብሓ ጠቂሚ ዝተመረዘ ሑሱራት ብማኒነቶም ዝሳቀዩ ኤርቶራን ህዝባን ክብቱኑ ዘመደ ከብዶም ሉሙሳት ነጋዶ ናይ ኩላት ብፊልሰት መንኢሰያት ከብዶም ዘግፋሑ ነጋዶ ገበኖም መሸፈኒ ከይጥቀምልኩሞ ኣለሊይወም ንብለኩም ነጋዶ ናይ ይቱብ.እዮም በጸላኢቲ ኤርትራ.ዝተዋህቦም ጋዜጣ ዘንቢብቡ ሸፋቱ.ኣመንዝራ ወያኔ ኢዮመ ንብለኩም ዓወት.ንህዝቢ ኤርተራ ዉዳቀት ንክዳዓትን ሉሙሳት ኣመንዝራ ወያኔ ንኤርትራን ህዝባን እንዳ ዘለፊካ.ትህነጽ ትግራይ የላን ንዘንቲ እለት.ዉን.ኣይክትሁሉን ኢያ
@gedemb1961
@gedemb1961 2 месяца назад
Your are one of the weyane Sabotage and puppet fascist Esayy
@hailehabtegaber1560
@hailehabtegaber1560 Месяц назад
LIE AND LIES
@hailehabtegaber1560
@hailehabtegaber1560 Месяц назад
Regardless Free Eritrea is here
@Eri-blue
@Eri-blue Месяц назад
Were you expecting the current Eritrea comparing the huge sacrifices paid for?
Далее
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
0:29
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
0:12
Просмотров 48 млн
Не плавайте тут! 🏊🚫
0:24
Просмотров 5 млн