Тёмный

#Eritrea 

AAN MEDIA NETWORK
Подписаться 121 тыс.
Просмотров 66 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

26 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 330   
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 2 года назад
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ደቂ ኤረይ ንሃገርናን ሰራዊትናን ህዝብናን ንዓመታ ኣብ ሃገርና ምስ ስድራና ካብ ሓሳድ ጎሮቤት ካብ ሽለት ዘመድ ካብ መልመጽቲ ሎቃምጽ ይሓልወና ካብ ባሕሪ ዝብሉ የድሕነና ኤርትራ ንኤርትራውያን ብኤርትራውያን ዓወት ንሓፋሽ !!
@robialabelebekayemelesekaa7662
@robialabelebekayemelesekaa7662 2 года назад
Yes ሕጅ ውን ሽግር ኤርትራውያን ብኤርትራውያን እዩ ዝፋታሕ ።
@deqeyalemey5087
@deqeyalemey5087 2 года назад
♥️🇪🇷♥️🇪🇷🕌🕌⛪⛪♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Wedi_kahsay
@Wedi_kahsay 2 года назад
በጃኻ ሎሚ ዓመት በሎ።
@sawatube
@sawatube 2 года назад
ኩቡራት ኤርትራውያን የሕዋተይ ርሑስ ሐድሽ ዓመት ዓመተ ፍቅሪ ዓመተ ሰላም ዓመተ ዓወት ዓመተ ፍትሒ ይግበረልና ደቂ ኤረይ
@redsealine
@redsealine 2 года назад
🇪🇷🇪🇷ኤርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷
@abogelu3230
@abogelu3230 2 года назад
ባሕሪ ኤርትራ ኣብ መጽሓፍ ክዱስ ዝሰፈረ ሎሚ በዞም ተጋሩ ዘሓስበዎ ካብ ኢትዮጵያ ከማን ኣይተማህሩን አንተኾነ አቲ ሓሳብ መንከለኡ ካብቶም ኣከደምቶም ዝተበገሰ አምበር በጋሩ ዝሕሰብ ኣይኮነን አቲ ዕላማ ኣምሓሩ ንሱ ስለዝኾነ ሕልሞም መተሓልምቲ ነክኾኑ ዝተማህዘ አዩ አለ የሓስብ
@emmanuelhdru3787
@emmanuelhdru3787 2 года назад
ክሳብ መዓስ ኢና በዚ ባሕሪ መዋእልና ክንጭነቅ ክነብር ፡ ከመይ ዝበሉ ጎረቤት እዮም በጺሖምና።
@dejenkidane5493
@dejenkidane5493 2 года назад
May may ksab zblu
@saraeyob1517
@saraeyob1517 2 года назад
ክሐልሙ ክነብሩ እዬም ሕልሚ ከአ ጋህዲ ኮይኑ አይፈልጥን። እትዬጲያዉያን ተጋሩ አምሐሩ ወዘተ ሐደ እዩ ሕማሞም።
@ghebersemere6856
@ghebersemere6856 2 года назад
Germna iko iway iza bahr iza 😆
@nasermohammedjemal8473
@nasermohammedjemal8473 2 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelnegusse2652
@michaelnegusse2652 2 года назад
ዘይናትካ ምድላይ :ኣብ ትግራይ ዝዓበየ ሕማም መንሽሮ ዩ ::👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MUSSACO
@MUSSACO 2 года назад
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትግራይ ዝባሃል ካንሰር ከይጠፈአ ሰላም የለን ።
@amalsami7804
@amalsami7804 2 года назад
አምላክ አዚኣ ዓመት አዚኣ መትፊኦም የግበረሎልም ሓሳዳት ኤርትራዊ ኩቡር መንነት 🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷😘
@fsahatsionhabtegabrgebrein5042
@fsahatsionhabtegabrgebrein5042 2 года назад
ሰላም ስዒድ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ባሕሪ ኤርትራ እምብር ባሕሪ ኢትዮጱያ ወይ ባሕሪ ትግራይ ዝብል የለን ጥራይ በሎም።
@mnasealem3462
@mnasealem3462 2 года назад
Way neski dea kedemki keytetefi entay hezkila neza hiwetki fooo entay aynet sebat ekum gen tifat nay deki seb bah zeblkum ember k amlak teferhu do 🥺☝️
@alextek8741
@alextek8741 2 года назад
@@mnasealem3462 suk bel kezab Agame
@a.k9939
@a.k9939 2 года назад
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣባ ጥረግ
@saraeyob1517
@saraeyob1517 2 года назад
Happy new year 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤረትራዉያን አሕዋተይ ወርቃዊትን ብልጽትን ዓመት ክትኮነለኩም ናይ ወትሩ ድልየተይ እዩ❤❤❤❤
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 2 года назад
ሊህቃን ከይኮኑስ ሊጣውያን እዮም ዝብሀሉ:: ሕጅም እንተ ኮነ ንኤርትራና ገንሸል ብምግባር ብህይወት እትነብር ትግራይ ፈፂማ አይክትህልውን እያ:: ዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንወያኔ ፈሽፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💯
@ኣብቲጽንኩርእዋን
@ኣብቲጽንኩርእዋን 2 года назад
ሱሱዓት ደቂ ከልቢ ኣጆና ጥራይ
@tekleghebrehiwet9846
@tekleghebrehiwet9846 2 года назад
እንቋዕ ናብ ሓድሽ ዓመት 2022 ኣብጽሓና! ዓመት ፍቅርን ሕውነትን ዓመት ሃገራውነትን መንነትን ዓመት ፍትሕን ርትዕን ዓመት ዕርቅን ሰላምን ይግበረልና❤😍❤
@ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ
@ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ 2 года назад
Happy new year to all eritrean may this year be full of peace and love 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@redsealine
@redsealine 2 года назад
እስኪ ኩሉኹም ኤርትራውያን ኣብ ኩሉ ትሰምዕዎ channel ኬድኩ ኤርትራውነት ክቡር መንነት በሉ ጸላእትና መንነትና ዕረ ይጥዓሞም::
@momona369
@momona369 2 года назад
ባሕርና ገመል ከነስቲየሉ ኢና።44
@ghebersemere6856
@ghebersemere6856 2 года назад
😁😁😂
@redsealine
@redsealine 2 года назад
ሕልምን ጋህድን ክልተ ኣርእስታት እዩ ጥራሕ በሎም ዘይሓፍር ድሙስ ገብረማርያም ስሙ
@hakima8589
@hakima8589 2 года назад
No no zeyhafer dumu weyane shemu .
@AngelMichael386
@AngelMichael386 2 года назад
Happy New Year For Everyone!!የቐንየልና ANN ሜዲያ ኣብዛ ትመጽእ ዘላ ሓዳሽ ዓመት ብዛዕባ እዞም ሓሳዳት ካብ ምዝራብ ኣውጺኡ ናብ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓቅን ዕርቅን ነተኩር ይግበረና።"ዓኾኻይ ዓኾኻይ ፖለቲካ ህወሓት ውጻእ ምዕባለን ዕቤትን ኤርትራ ኡቶ"።ክንዝምር ኣለና።
@biniamamine1175
@biniamamine1175 2 года назад
Mara ashikatni eza melektey hazet tsihiftika
@blessedyou6019
@blessedyou6019 2 года назад
Thank you AAN media for your hard work throughout the year 2021to update and aware us and You have played my favourite artists as well. 😍♥️😍♥️ Happy new year!🍾🥂🍾🥂🍾
@Eri22
@Eri22 2 года назад
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ደቂ ኤረይ ሰብ ስረ !! ንክብርኩም ኢለ እየ እምበር ከርማሕ ኢለ እዩ ዘለኩ ምስ ዊስኪ ሓወይ 🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪 01.01.2022
@91ERI
@91ERI 2 года назад
ድሮን አብዚ ሓድሽ ዓመት ምሉእ ጥዕና፡ሰላምን ፍቅርን ይምነየልካ! ንሊህቃን ተጋሩ ድማ ነዚ ን 3 ዘመን በተሓሳስባን ትምህርትን ሓሊፍኩም ዘሎ ኤርትራዊ ባራዩ ምኳንኩም ትእውጁለ ዘመን ምኳኑ ብኩርዓት የበስረኩም! ኤርትራን ኤርትራዊነትን ንዘላለም ይንበር ! 🇪🇷 9 ዓወት ንሓፍሽ!!!
@tesfabrhantesfamariam7291
@tesfabrhantesfamariam7291 2 года назад
ጺሒፋ ንዘይትርብርብ ብርዕኻን ንፉሕፉሕ ዝብል ሃገራዊ ወንኻን ክብሪ ንዓኻ ወገነይ።ኣጆኻ ቀጽሎ ።ደቂሪመይ ከኣ ብስመይ ላይክ ሃቡለይ እናበልኩ ርሑስ ሓድሽ ዓመት።ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘላለም ይንበሩ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@kifig.weldeab362
@kifig.weldeab362 2 года назад
Happy New Year to All My family Eritrean🇪🇷♥️✨
@hiwettedla2870
@hiwettedla2870 2 года назад
ኤርትራ ንኤርትራውይን ክብርን ሞጎስን ነስዋትና ሰንኩላትና ይደበሱ
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 2 года назад
ኣዛሚድያ'ዚኣ ጥራሕ'ያ ንኤርትራ ትሰርሕን ትከላኸልን፡ፈጣሪ ንተጋሩ ካብገጽ መሬት የጥፍኣልና
@josiasnaphtali6788
@josiasnaphtali6788 2 года назад
ሲዒድ ሓወይ ጀግና ብኹሉ ምድላውካ አዝየ ሕጉስ. ብሓቂ ድሮን አአብቲ ፍንሕን ዛቤሉ በታ ዶሮንካ ጌርካ ተዝንበሎም ስለዘለኻ ሽምካ ክርቃሕ ከሎ ይስንብዱን ይሃድሙ አለዉ. ንሓቂ ደው ዝበልካ ሰዓሪ ኢኻ. 3500 ሙሁራን ተአኪቢማ ባሕሪ ምጥቃም መሰል አሎና ዝብሉ አብ ሓንቲ ልዑላዊት ሃገር ዘይ ፈቀደቶ ክጥቀሙ ይትረፍ ክሓስብዎ የብሎምን. አየ ናይ ተጋሩ ምሁራን ህዞብኹም እናጽነትኩም ምስ ኩሉ ጎረባቡቶም ጽልኢ ስለዝተኸልኵምሎም ነዚ ድኹም ተማሂርኩም. ካብ ጽልእን ኩናት ካብ ትኹዕቱ መሬትኩም ንህንጻ ዘይትኹዕቱ.
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 2 года назад
Happy new year to eritreans inside and out side 🇪🇷
@memoriesneverdie2875
@memoriesneverdie2875 2 года назад
ማቲ ን ድሮን ከኣ ኣብ ሰቲት መዴያረጊጽና ን ሺሻይ ኣተባቢዕና ከም ትእዛዝካ መጺና ኣለና በለለይ!!!
@jon-sb8bw
@jon-sb8bw 2 года назад
Eritrawine kibur meninet god bless Eritrea forever 🇪🇷🇪🇷💪🏾🐪🇪🇷🇪🇷💪🏾🐪🇪🇷🇪🇷🐪💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 2 года назад
Eritrea kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 2 года назад
Eritrea kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🐪🐪🐪🌹🌹🌹🌹
@jon-sb8bw
@jon-sb8bw 2 года назад
@@محمداحمد-ص3ف2غ I m a proud Eritrean period 🇪🇷🇪🇷💪🏾🐪🐢🇪🇷🇪🇷💪🏾🐪🐢🇪🇷🇪🇷💪🏾🐪🐢🇪🇷🇪🇷💪🏾🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ኩራዕኤርትራዊ
@ኩራዕኤርትራዊ 2 года назад
ናይ ጁንታ ነገር ትርጉም የብሉን ዓባይ ሃገር ክምስርቱ ክብሉ ክንድዛ መሽረፈት ትኾውን ክልል ሒዞም ተሪፎም፡፡
@eliaskeleta9962
@eliaskeleta9962 2 года назад
ብቀዳምነት ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ንኹሉ ህዝብ ኤርትራን ህዝብ ዓለምን! ቀጺለ ክኣ እቶም ብሽም ሙሁራት ትግራይ ዝወጸ መግለጺ ሓንቲ ክልል ካብ ሓንቲ ሉዑላዉነታ ዘረጋገጸት ሃገር ብሕር ክዉንኑ ዝሃቀኑ ዕዉራት ሙሁራት ትግራይ ብዛዕባዚ ሙሁራት ኤርትራ ክ እንታይ ይብሉ?
@gheribau3886
@gheribau3886 2 года назад
እዞም ደቓሉ ግደፎ'ሞ ባሕርናን ጉዳይ ሕሞራን ብድሕሪ ሕጂ ትግራይ ይመቱላ እንበር ቀሲኖም ኣይነብሩላን። ክንጻገብ ኢና ጌና ትምኒታቶም ኣደብ ክሳብ ዝገብርሉ…………
@zereelyas4501
@zereelyas4501 2 года назад
Very Good teaching to our people !keep going don't Stop it God blesse you. Good Job. 👍🏻👍🏻🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@HabeshaGamerMom
@HabeshaGamerMom 2 года назад
Ruhus hadshi Ameti deki Edey Tseada 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷1962🎉🎊🎉🎊🎉🎊🎇🎆🎇🎆🎇🎆🎇🎆🎉🎊🎉🎊🎉🎊🍾🥂🍾🥂
@weditesheeritrawiiii9639
@weditesheeritrawiiii9639 2 года назад
Happy New year 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🕌⛪
@DanielA-xh2fj
@DanielA-xh2fj 2 года назад
Good analysis Wedi Ali. You’re making us proud. Keep it coming.
@samuelbokre2307
@samuelbokre2307 2 года назад
ኣዝዩ ብሱል ብጣዕሚ ብሱል ጽሑፍ።ተሓጎስ ብኹሉ ነዚኣ ዘዳለኻ።
@aytmenneniamlakey7184
@aytmenneniamlakey7184 2 года назад
ኣገናዕ ነዚ ሰፊሕ ትንታነ ኣቕሪብካ ዘንቃሕካና!
@hayatahmed9992
@hayatahmed9992 2 года назад
ርሑስ ሐዱሽ ዓመት እምነየልኩም ኣብ መላእ ዓለም ሀገርን ወጻኢን ዘለኩም ደቂ ኤረይ ናይ ሰላምን ቅሳነትን ምዕባለን ክትኮነልና እምነ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@HabeshaGamerMom
@HabeshaGamerMom 2 года назад
سنة جديدة سعيدة يا أخي eritrawiyan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎊🎉🎊🎉🎊🎉🎊🎇🎆🎇🎆🎇🎆🎇🎆🎇🎆🎇🎆
@tjukk_region2612
@tjukk_region2612 2 года назад
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@MrYebiyo
@MrYebiyo 2 года назад
ጨለ ተንታኒ ኣምሓሩ ባሕርና ካብ ሕልሞም ገና ዘይተሰናበቱ ባሕርና ክርእዪ ዘንባህቁ ብዛዕብኦም ብዙሕ ኣስፊሕካ ክትንትን ስግኣት ዘለካ ትመስል :: ኣነ ክመኽረካ ዝደሊ ንዓና ኤርትራውያን ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ይኩን ሕልሚ ዓባይ ኢ/ያ ብማዓረ ጥፍኣት ኤርትራና ህያብ ስዉኣትና እዩሞ ልቢ የዕቢካ ብዙሕ ኣብዘይምልከተካ፠ጉዳይ ኣይትሃዉትት ዕዮ ገዛና ጥራይ ነሰላስል መፍቶ ኣባይ ከይንከውን ሓደራ::
@AAS-tl2vv
@AAS-tl2vv 2 года назад
ልክዕ ኣምሓሩ ብዛዕባ ባሕርና የንባህቁ ካብኡ ሓሊፎም ግን ዋልሓንቲ ዝገብርዎ የብሎምን፡ እዞም ቆራዲድ ግን ሓሊሞም መዲቦም ፕላን ኣውጺኦምን ማፕ ቀይሮምን ብተግባር ካኣ ነቲ ኤርትራውነት መንነት ፉንፉንን ሑሱርን ን ሃገረ ኤርትራ ኻኣ ቡዙሓት ኮራኹርን ዑሱባትን ኣዋፊርካ ዋጋን ሰብን ብቅዓትን ዘይብላ Failed state እንዳበሉ ንኤርትራን ኤርትራውነትን ኣዳኺምካን ኣማህሚንካን ዓባይ ትግራይ ኣፍደገ ባሕሪ ዘለዋ ንምፍጣር ነዊሕ ዓመታት ዝተሰርሓሉን ዝተሓልመሉን ሓደገኛን መርዛምን ኣካይዳ ትግራዎት ከመይቢልካ ምስ ናይ ኣምሓራ ሕልሚ ቀይሕ ባሕሪ ተወዳድሮ? ዳሓር ድማ ኣብዘይምልከተካ ኣይትሃውትትከ እንታይ ማለት ኢዩ? ይገርምዩ
@MrYebiyo
@MrYebiyo 2 года назад
@@AAS-tl2vv ሕልምን ጋህድን ክልተ በበይኑ ዓለም እዩ ንስካ ይኩን ካልእ ፍርቂ ኣፍሪቃ ከም ናትካ ጌርካ እንተሓሊምካ ስጋብ ካብ ሕልምካ ትበራበር ጥራይ እያ ከም ናትካ፠ትብጽሓካ ምስ ተበራበርካ ግን ዋንነት የብልካን:: ኤርትራ ዉን እኮ ብሕልሚ ኣይኮነትን ልዑላዊት ሃገር ኮይና እንታይ ድኣ ብዘይሕለል መስገደል ብዝኮነ መሪር ቃልሲ ኣእላፍት ሂወት ወገናትና ከፊላን ኣሰንኪላን ዝተረክበት ሃገር እያ ነዚ ድማ ብዘይጭበጥ ሕልሚ ሊሂቃን ተጋሩን ኣምሓራን ዝቅለበስ ኣይኮነን ሰብ ዝድላዩ ክሓልም ይክእል እዩ ኣብ ጋህዲ ግን ቦታ የብሉን ከም ኣቦና ወልድኣብ ወ/መርያም ዝበልዎ ህዝቢ ኤርትራ ብገዛእ ቅልጽሙ እዩ ዝፋኑ ሰቂሉ ነዛ ዝፋን ዝትነኪ ድማ ወይልኡ ኣብኣ ትደዮ:: ኤርትራውያን ውሽጣዊ ጸገምና ኣሊና ሕድሕድና ከይተወናጀልና ከም ዓረ ሓድነትና እንተትሪርና ን ዘንባሁቅን ዝሓልምን ብኦኦም ሓንጎልና ኣይሰረቕ ንልዑላዊት ሃገርና ከም ዉርሻ ዝሓለፉ ዜጋታትና ዝገበርዎ ጌርና ሃገርና ከምቲ ብደረጃ ዓለም ተፈላጥነት ዝረከበትሉ ጽንጸያ ዓይና ከምዘይነድፍረላ ምንም ጥርጥር የብለይን:: ኣስተዉዕሉ እቶም ዝከፍኡ ጸላእትና ሕጂ ዊን ኣምሓሩ እዮም ባህላዊ ህድሞና ብሓዊ ዝሃመኩ ኣጥቧት ኣደታትና ጥኑሳት ከይኣናሕሰዩ ብሳንጃ ዝተሰህሉ ተረሲዑ ድዩ ህልቂት ሽዕብ ዜጋታትና ብታንኪ ክጭፍለቁ ግፍዒ ማርያም ጸላም ኡምሓጀር ኣብ ከረን ወኪድባ ኣምሓሩ ዶ ኣይኮኑን ህዝብና ደጽነቱ ገና ካርታ ኤርትራ ምስ ኢ/ያ ሓዊሶም ዶ ቀሪብና ኢና ስንና እንዳመወጽና ሎሚ ሕሞራ ጽባሕ ኣስመራ ይብሉና ዶ የለዉን ንመን ይስወሮ እዚ ብወገነይ ቀንዲ ስግኣት ኤርትራ ኣምሓሩ እዮም ተጋራ ምስዝተረፈ ወገናት ኢ/ያ ኣብ ሕነ ምፍድዳይ ዘበናም ክበሊ እዩ ስጋብ ኢ/ያ ከም ዩጎዝላቭያ ትከዉን ከቶ ዝሓለሙ እንተሓለሙ ኣይትስጋእ ፍጹም ከረካክቡልና ኣይክክእሉን እዮም ምስ ኤርትራ ክብርታታ ልዑላዉነታን ተሓሊዩ ተመሳሲሎም ጥራይ እዮም ከም ጎረቤት ክነብሩ ዘዋጽኦም ኣይትተሃመል ክቡር ኤርትራዊ ክቡር መጠን ነብሱ የክብረካ ሕሱር ድማ መጠን ነብሱ እዪ ከሕስረካ ዝደሊ እሞ ሕጂ ዉን ጉዳይና ብሓድነት ብምዕቡል ኣገባብ ብዘይተጉላባ ኣይንገራህ ኣብዜይ ጉዳይና ኣይነኩድድ ኣይንሃዉትት ኣዉዒሉ ኣሓዲሩን ዘንብርን ዑዮ ሃገርና ኣሎና ጉዳይ ኢ/ያ ብዋናታቱ ጉዳይ ኤርትራ ድማ ብኤርትራዉያን ረሑስ ሓድሽ ዓመት ዓመት ራህዋን ቅሳነት ኣብ ንቡር ሂወት ንምለሰሉ ይግበረልና ኣምላኽ::
@AAS-tl2vv
@AAS-tl2vv 2 года назад
@@MrYebiyo ኣሜን ኣሜን ኣሜን... እዛ ሓዳሽ ዓመት ኩሉ ንደልዮ ጸጽቡቁ ሒዛ ክትመጽእ ተስፋ ንገብር። እቲ ኢትዮጽያውያን ዘውረድዎ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዖናን ወኪን ካልኦት ከተማታትን ገጠራትን ማንም ኤርትራዊ ዝርስዖ የለን እቶም ንህዝቢ ኤርትራ ዝረሸኑን ዘጋፍዑን ዓድታት ዘንደዱን ብትግራዎትን ከዳዓት ኤርትራውያንን ተመሪሖም ከምዝመጹ ውን ማንም ኤርትራዊ ኣይስሕቶን፡ ናቱ ግብረመልሲ ኻኣ ቀያሕትን ለይለያትን ከፊሉ ስጋብ ሾዋ ኣሳጒጉዎምን ሕርሕራይ ገይሩ ቀይሕ ባሕርን ዶባታት ኤርትራን ዓይኖም ሰም ከምዘየብሉሉ ኣርእይዎም፡ እቲ ስጋብ ሸዋ ከሳጉጎም ከሎግን እቶም መቃልስትና ዝነበሩ ዱጉል ሕልሞም ካልእ ከምዝነበረ ብግብሪ ኣርእዮሙና ኢዮም ብሕልፊ ኣብዚ ዝሓለፈ 20/22 ዓመታት። ኣብዚ ዝሳሓግሉ ዘለዉ እዋን ከማን በቶም ብሽም ኤርትራ ክጣልዑ ዝጸንሑ እሞ ዝተበልዑ ኮረት መረት ኤርትራውያን ኢና ባሃልቲ ከይተረፈ ፈኸራን ሓሶትን ሽርሕን ተንኮልን ጌና ይቅስሉሉ ኣለዉ፡ እንድሕር ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመት ሪኢና ብሕልፊ ካብቶም እሊታት ተጋሩ ንኤርትራን ኤርትራውነትን ፉንፉን ጌሮም ዓባይ ትግራይ ክብሉ ነታ ንእሽተይ ትግራይ ዘጥፍኡ ዘለው እቶም ስንና እንዳመወጽና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና ዝብሉ ንላዕሊ የስግኡና ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመት ጥራይ ክንደይ ታህዲድን ፈኸራን ሪኢናን ሰሚዕናን AAN media ጥራይ ክንደይ ጊዜ ኣስተውዕል ኤርትራዊ ዘይበሉ
@MrYebiyo
@MrYebiyo 2 года назад
@@AAS-tl2vv ኹናት የዕናዊ እዩ ዝሰዓረን ዝተሳዕረን ድማ ስጋብ ንወሎዶታት ዕንወትን ንዘንተ መዋእላት ኣብ ዕዳ ሸሚሙ ንዘበናት ባርያ ናይ ዕዳካ ዝገብር ምኻኑ ዝተመስከረ እዩ ኣብ ሳልሳይ ዓለም ርእሰ ተኣማንነት ኣዝዩ ትሑት ስለ ዝኮነ ንኣህዛብ ብስምዒት ኣላዒልካ ኩናት ከተካይድ ቀሊል እዩ :: ሳልሳይ ዐለም ኩናት በቲ ብዓቅሙ ከሰርሖ ዝክእል ናዉቲ ዘይኮነስ ብዝተራቀቀ ሚሳይላት ብዕድጊ ልቃሕ ካብቶም ነቲ ኹናት ደሳዉርዎ እዩ ዝሽመት ::በዚ ድማ ኣሳወርቲ ብረቶም ዕዳጋ ይረክብ ኣብ ድኻታት ኣህዛብ ዉጽኢቱ ይፍተነሎም ተወሳኪ ድማ በቶም ግዜያዊ ዓወት ዘዉሕሱ ጌሮም ነቲ ከባቢ ደጀኖም ይገብርዎ ከምዚ ኣብ በዓል ዒራቅን ካልኦት ንርእዮ ዘለና እቶም ደቀባት ድማ ኣብ ብኹናት ዝዓነወ ሃገሮም ከርፋሕ ሂወት ክመርሑ ይግደዱ ስለዚ እንተወሓደ ኤርትራዉያን ጸላእትና ኣይንንዓቅ በቶም ተንተንትን በቶም መራሕቲ ኣብ ስልጣን ክነብሩ ኢሎም ዝህቡና ፋሉል ገምጋም ነቲ ጠንቅታት ኩናት ኣይንምዘኖ እንታይ ድኣ ብናትና ርእሰ ተኣማንነት ንምዘኖ ዝኮነ ሰብ ድማ ብነጻ ሓሳቡ ክገልጽ ከምንቡር ይወሰድ ኩሉ ግዜ ምስበልዔ ዉጽኢቱ ሪእና ምስቲ ቅድመ ኩነት እንብሎ ነመዛዝኖ ምቅናይ ምቅናይ ኩሉ ንምርኣይ እብል ብወገነይ:::መራሕቲ ህዝቢ ኣብ ኹናት ከቶ ኣይኣትዉን እዮም መሰሉ ገፊፎም ንተራ ሰብ ጥራይ እዩም ኣብቲ ኹናት እንዳጋገዩ ከምዝሃልቁ ዝገብሩ እቲምንታይሲ ሂወት መሳኪን ኣይንታዮምን እዩ ኣብ ስልጣን ንመዋእል ንክነብሩ እዩ ዘገድሶም::ብዝኮነ ከምቲ ዝበልካዮ ንህዝቢ ኤርትራ እዛ ዓመት ርእሱ ኣቅኒዑ ብርእሰ ተኣማንነት ብሰላም ኣብታ ዝፈትዋ ሃገሩ ኾሪዑ ንቡር ሂወት ዝጅምረላ ዓመት ትኩነሉ ኣብዚ ኾና ዝበልና እንተበልና ዝጸሓፍና እንተጻሓፍና ብዙሕ ክንቅይሮ ንክእል ነገር ዘሎ ኣይመስለንን ስለድጸልወና እቲ ኣብ ልብና ዘሎ ነጻ ሓሳብ ክንገልጽ ስለዝደለና ኢና ህርድግ ንብል ዘለና ::ኣምላኽ ንህዝብና ኣብዚ ሕማቅ እዋን መስተረሆት ይፍጠረሉ::
@AAS-tl2vv
@AAS-tl2vv 2 года назад
@@MrYebiyo ኣሜን ኣሜን
@hntsarussom
@hntsarussom 2 года назад
Happy new year to all eritrean
@kesseteissac8365
@kesseteissac8365 2 года назад
Great analyses as always
@hiwetberhe3001
@hiwetberhe3001 2 года назад
Thank you for what you do, hard work. I love this program. I see a good future for Eritra in you, AAN MEDIA NETWORK.
@idrisadam4097
@idrisadam4097 2 года назад
Thx so much AAN for your hard working to update us with latest news. And happy new year 2022 . All the best for the future.
@timwalker4122
@timwalker4122 2 года назад
Happy New year for all Eritreans.
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 2 года назад
ኤርትራዊ ክቡር መንነት:: አነ ምክልካል ሰራዊት ኤርትራ እየ::
@awatemehamud4115
@awatemehamud4115 2 года назад
Ruhus hadsh amet diki errey💯💯🙏🙏🙏❤
@hussenmohammed7976
@hussenmohammed7976 2 года назад
ኢቲ ጅግና ሰራዊት ኤርትራ ኮሎ ሕልሞም ሕልሚ ደርሆ ኮይኑ ክተርፍ ኢዩ ።
@gulsiumnhameda2029
@gulsiumnhameda2029 2 года назад
Kab nay eziom si hilmi derho eko yhaysh
@mussieghebrengus3478
@mussieghebrengus3478 2 года назад
AAN ን ማቲ አብዚ ዝመጽእ ሓድሽ ዓመት አበርቲዕኩም ምእንቲ ክትሰርሑ ጥዕናን ሰላምኩም ይብዛሕ
@gchhhgg5511
@gchhhgg5511 2 года назад
ማቲወስ ዘላኣለም ብጣዕሚ ጽቡቅ እካ ትቅርብ ሓደ ካብ ተካታትሊካ እሞ እዛናይ ለንቀነ ዮስየፍ ገብሪህወት ትንታነ ንበላ ወይ ሕልምታት እስኪ ገለ በላ
@timoasmara6267
@timoasmara6267 2 года назад
Please kindly put the document in the description for our information,thank you
@AAS-tl2vv
@AAS-tl2vv 2 года назад
Happy New Year AAN media and all Eritreans, ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ 2021 ካብተን ኣለዋ ዝባሃላ ቻነላት ሓንቲ መሃሪትን ኣካቢትን ኤርትራዊት ቻነል ኮይና ወጺኣላ፡ ከም ወትሩ ኣብዚ ሓድሽ ዓመትውን ከይተሓለልኩም ኤርትራውነት ኣቀዲምኩም ከምትሰርሑ ጥርጥር የብለይን ንሕና ተዓዘብትኹምን ተኻታተልትኹም ድማ ካብ ሳብስክራይብ ላይክን ሼርን ኣንክንሓምቅን ኢና
@thefutureisnear
@thefutureisnear 2 года назад
Merry Christmas & Happy New Year the children of my country. ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ደቂ ኤረይ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌍
@sallusallu2894
@sallusallu2894 2 года назад
ሙሁራትዶ በልካ ኣበይ ኢዮም ተማህሮም ብናይ ሓሶት ድግሪ ካብ ዓለም ብቀዳሚነት ኢዮም ዝስረዑ
@redsea4821
@redsea4821 2 года назад
Happy new year to all Eritrean. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷
@asmeromembaye419
@asmeromembaye419 2 года назад
እዞም ርጒማት ከም እቡድ ከልቢ ምስ ኲሉ ጎረባብቲ ይናከሱ
@byanuteg8736
@byanuteg8736 2 года назад
I don’t have any words to appreciate you. It’s amazing your information of the sentences. Thank you 🙏 it’s righteous fighting for the right. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ምድርባሕሪአድሉስ
@ምድርባሕሪአድሉስ 2 года назад
Mulu tena rahwa hagos n kulu deki erey nb Eritrea 🇪🇷 natwata amet yegbrna fetari 2022❤️🇪🇷
@samsomtsegay843
@samsomtsegay843 2 года назад
Happy new year. Ertrawnet kbur mennet. Best media of 2021 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@shefamohamed2173
@shefamohamed2173 2 года назад
Happy new year ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ very good explanation Ertirea for Ertireans for ever🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritreafirst8659
@eritreafirst8659 2 года назад
Thank you form ERITREA FIRST. 🇪🇷and happy new year to you. aan
@eritree9794
@eritree9794 2 года назад
🌴🇪🇷Eritrea🇪🇷🌴 እዛ ተጋሩ ለይትን መዓልትን ዝሓልሟን ዝምነይዋን *ጆነሳይድ* እትበሃል ቃል አብ ግብሪ ንኽትውዕል በዚ ዘቅረቡዎ ጽሑፍን ከምኡ'ኻአ ብምኽኒያት እዚ ሓዲሽ ዓመት 2022 ዓ.ም. ጋህዲ ንኽትኾነሎም ካብ ልብና ዝነቀለ ትምኒትና ንገልጸሎም ። ✌ወትሩ ንኹሉ ድሉዋት✌
@Elias_25Nebil
@Elias_25Nebil 2 года назад
ኪኖ ሐጹር ይስግሮም
@mahamedjemal1269
@mahamedjemal1269 2 года назад
Droon 🇪🇷🇪🇷👑
@Weddi_Ammadder
@Weddi_Ammadder 2 года назад
But the allowability of access to water is if Eritrea willed, consented and on her terms, not on the desire and demand of others. And it’s only on access to the water to import and export products and goods; not sharing of the seas resources and the like. You should be clear Weddi Ali on this. I don’t like it when you said the resource is enough for all of us!!! No way!!! Watch what you mean … and I think you don’t mean it.
@AAS-tl2vv
@AAS-tl2vv 2 года назад
I think what he meant is the benefit is for both, not using the access as they wish and for what they want
@asmeromgebrheweit176
@asmeromgebrheweit176 2 года назад
Happy new year 2022 to all Eritrean
@senaithaile8584
@senaithaile8584 2 года назад
Happy New year mat & sied and mklkal serawit Eritrea
@weldemichealsolomon6627
@weldemichealsolomon6627 2 года назад
ታዓወትት (((100%))) ኹራዓለይይ አንታ ጅግና ወዲ ጀጋኑ አንታ እዛ ሃገረይይ ዕንበባሰ ብጣዕሚ ዐድለኛ እያ ብኡኖትት ሙኹታረይይ ሐወይ ኹራዐዓለይይ ንበረይይ ኸበረለይይ አገናዕዕዕዕዕዕዕዕ
@Eritrea204
@Eritrea204 2 месяца назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 2 года назад
እታ ካልኣይቲ ኣማራጺ ምውሓጥ ኣብያቶም እምበር ዝሓሸት እያ። ብልጽግና፡ ነቲ ናይ ባጀት ምምቕራሕ ይኹን ተሳትፎ ስልጣንን ፖለቲካን ብመጠን ብዝሒ ህዝቢ እዩ ጌርዎ። ስለዚ ኣብ ትሕቲ ኢትዮጵያ ምጽናሕ ነታ ብተፈጥሮ ዘይትዓደለት ትግራይ ኣብ ሕሱም መነባብሮ ክድርብያ ምዃኑ ኣጸቢቖም ይፈልጡ እዮም። እዚ ኩሉ ኣጽዋር ሒዝካ፡ ነዚ ክኸውን ምፍቃድ ኣይክእሉን። ንሱ እዩ ዘዕለብጦም ዘሎ። መዋጽኦ ስኢኖምሉ።
@Fatima-rr2yi
@Fatima-rr2yi Год назад
🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌿🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹👍👍
@wediali8024
@wediali8024 2 года назад
ሪሲ ኣማሓራይን፡ ትግራዋይን ዛኣጎለ እቃቅሖን እቲ ኣድምዕ እቲ ኣይብላዕን
@skeriland9305
@skeriland9305 2 года назад
Good Job drohn arkey and happy new year to all Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🎆
@mussieghebrengus3478
@mussieghebrengus3478 2 года назад
ብሓቂ ምሁራት ተጋሩ 0 = 0
@ghebersemere6856
@ghebersemere6856 2 года назад
Happy new year 🥳😘🇪🇷💕🇪🇷💕🥰🇪🇷🌾
@alitaha1157
@alitaha1157 2 года назад
Happy new year to all eritreans. Thanks Munir Ali and Sied Muhammed.
@HolaBruv
@HolaBruv 2 года назад
They won’t return to their sane minds we just have to force them by fearing us. These Ethiopians in general won’t listen we just need to get stronger in unity and prosperity.
@tgist7172
@tgist7172 2 года назад
Happy new year 2022 am from 🇹🇷 🇪🇹 🇪🇷♥️🔐
@شمسقمر-ش2ف
@شمسقمر-ش2ف 2 года назад
🇪🇷❤🇦🇪❤🇶🇦❤🇹🇷❤🇸🇦❤🇪🇹
@yebyohabtemichaelsamuel5831
@yebyohabtemichaelsamuel5831 2 года назад
I appreciated your work but I had watched many videos of yours , you can have different opinions with Eritrean government but when you're talking or sharing your thoughts about Eritrea Government speak with respectful manner. 🇪🇷Eritrea never knee!!
@temesgenamlak6912
@temesgenamlak6912 2 года назад
ንኤርትራና ባሕራ ምስ ምድራ አይትጠምቱልና ኤርትራውነት ክቡር መንነት
@sanmiguel7339
@sanmiguel7339 2 года назад
Lbi tigrai zbehal tsirgya kem zelo aynresee yehwat
@kesseteissac8365
@kesseteissac8365 2 года назад
Happy new year to AAN Media and all followers
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 2 года назад
ኤርትራዊ ኩቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤺🤺🤺
@ngusenegasi9278
@ngusenegasi9278 2 года назад
Yesssssssssssss
@medhanegebrengus5517
@medhanegebrengus5517 2 года назад
ትግራይ ካብ ቀደሞም ገፊሒ አዩ ከብዶም
@miniasghid6386
@miniasghid6386 Месяц назад
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🙏💕
@ሕቡንኤርትራዊ-ቈ9ፀ
@ሕቡንኤርትራዊ-ቈ9ፀ 2 года назад
ኤርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jemilajimie4269
@jemilajimie4269 2 года назад
Happy new year 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰😍❤🙏🙏
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 2 года назад
Rocket 🚀 we are really part of you thanks so much
@bereketezra9207
@bereketezra9207 2 года назад
እንታይ ሞ ክንብሎም እና ፡ሙሁራት ደናቁር እዮም!!! ግና ሸለል ዘይ ምባሎም፡ግድነት AAN Media ናብቶም ክስምዑ ይክእሉ እዮም ትብሎም ሙሁራት ኢወትራዉያን ብፉልይ መልህክቲ ስደደሎም !!!
@hdjdhieueu3446
@hdjdhieueu3446 2 года назад
Mesnay. Ykrrtu. Elti zytgbrlu
@ማንቸበል
@ማንቸበል 2 года назад
Wellcome bro
@bereketbrhane2474
@bereketbrhane2474 2 года назад
ጀግና ቀጽሎ
@SolutionByBrain1
@SolutionByBrain1 2 года назад
Ameen
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 2 года назад
Thank you my brother
@edengebreweld1431
@edengebreweld1431 2 года назад
Happy new year🎆🎊 deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷AAN media keep up the great work
@moonperson1281
@moonperson1281 2 года назад
Happy new year deki ereyyyyy deki halal meriet 💎💎💎💎💎💎💪
@nadoez7922
@nadoez7922 2 года назад
ቢጣሚ ጹቡቅ ታንተና ቃጽሎ ሙኽታር
Далее
Ethiopia - በኢራን የተፈራው ሆነ
10:58
Просмотров 89 тыс.