Тёмный

Eritrea music Abraham Afewerki - Sdray/ስድራይ Official Audio Video 

Abraham Afewerki Music Channel
Подписаться 196 тыс.
Просмотров 2,8 млн
50% 1

Eritrea music Abraham Afewerki - Sdray/ስድራይ
Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር

Видеоклипы

Опубликовано:

 

28 июн 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 767   
@gebrehiwethabtegebretnsia8047
ነ ብርሃም ዝናፍቅ ላይክ ይሃበኒ።
@rbl.6917
@rbl.6917 5 лет назад
ስድራይ! ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ የሰንፈኒ ሎ ናፍቆት ስድራ-ቤተይ ይናፍቅ ኣለኹ ይናፍቅ ስድራ- ቤተይ ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ ኣቤት ዘፍቅረኩም ስድራይ ምፍቃር እካ ክውሕደኩም እትረፍ ተፈሌኩም ምሳይ ከለኹም እካ ዝናፍቀኩም ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለኩም ኣሃይይ ትምኒተይ ሓሳበይ ኣሃይይ ኮቶ ነይጠፋኣኩም ኣሃይይይ ኣደይ ዘፍቅረኪ ርሖይ ምፍቃር እካ ክውሕደኪ እትረፍ ተፈሌኪ ምሳይ ከለኺ ካ ዝናፍቀኪ ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለኪ ኣሃይይ ትምኒተይ ሓሳበይ ኣሃይይ ኮቶ ነይጠፋኣኪ ኣሃይይ ወላዲተይ ብህያዊ ፍቅሪ መላኣኽ መሬት ልእኽቲ ፈጣሪ ዕንቆት ፍቅሪ ዊቃኖስ ናይ ባሕሪ ተግባራትኪ ፍረ ለዋህ ባህሪ ክንደይ ምስጢር ትሓቁፍ ከብድኺ ክንደይ ምኽሪ ትልግስ ልሳንኪ ክንደይ ጽንዓት ተዘንቱ ሽምጥኺ ክንደይ ሓበን ተፍሪ ማህጸንኪ ክንደይ ተስፋ ትዕድል ሂወትኪ ክትህቢ ዩ ፈጢሩ ንዓኺ ከምቲ ዝፈትወካ ኣቦይ ኣቦይ ምፍቃር እካ ክውሕደካ እትረፍ ተፈሌካ ምሳይ ከለኻ ካ ዝናፍቀካ ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለካ ኣሃይይ ትምኒተይ ሓሳበይ ኣሃይይ ኮቶ ነይጠፋኣካ ኣሃይይ ብዙሕ ዘፍቅረኩም ወለደይ ፍቅሪ እካ ክውሕደኩም እትረፍ ርሒቀኩም ከለኹም ኣጽዒቀ ዘይጸግበኩም ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለኩም ኣሃይይ ትምኒተይ ሓሳበይ የሀይይ ኮተ ነይጠፋኣኩም ኣሃይይ ክበሩለይ ፍቁራት ወለዲ ናይ ሂወተይ መራሕቲ መንገዲ ኩሉ ሓላፋይ ዩ ኢልኩምኒ ኣእሚንኩም ድማ ኣብዚ ኣብጺሕኩምኒ ዘዋህለልክዎ መብጽዓ ለኒ ዋልታ ክኸነኩም ከብቅዓኒ ጻማ ናይ ጻዕርኹም ከኽሕሰኒ ጸለትኩም ሞት ርእዩ ፈለየኒ መርቁኒ ምርቓ ወላዲ ከብርሃለይ ናይ ሂወት መንገዲ ፍቁራት የሕዋተይ ናብራ ናይ ገዛና ዘሕለፍናዮ ሂወት ናፊቀ ዘይከውን ኮይንኒ የ ርሒቀ ይምርሽ ኣለኹ ሓልየትኩም ፍቅርኹም ሰኒቀ እንታይ ክኸነኩም ድቀይ ምፍቃር ዳኣ ከይውሕደኩም እትረፍ ትፈሌኩም ኣብ ሕቅፎይ ከለኹም ዝናፍቀኩም ወሊድካ ፈትኖ የሀይይ ተባሂለ ቅድሜኹም ኣሃይይ ሃየ ሓንቁቅለይ ኣሃይይ ንፍቅርቲ ኣዴኹም ኣሃይይ ኣለኒ ግዜ ናፍቆት ከሰንፈኒ ምኻኣል ይስእኖ ኩሉ ጠንጢንካ ሃጽ ኢልካ ኺድ ይመጸኒ ከም ሻሙ ዳሕራይ ብዓይነይ ክርእየኩም ስድራይ(2) ይናፍቅ ኣለኹ ይሓስብ ኣለኹ ባኣኹም ፍቁራት ስድራይ ከይትሽገሩ ከየሕምቀኩም ናብራ ከይህሉ ጸገም ኣነ ከለኹ ኣብ ዓለም (2) ነብሰይ ርሒቁ ኣሃይይ ይኳታህ ኣሎ ኣሃይይ ቀልበይ ባኣኹም ኣሃይይ ተገዚኡ ሎ ኣሃይይ ልበይ ምሳኹም ኣሃይይ የዋግዕ ኣሎ ኣሃይይ ባህገይ ምሳኹም ኣሃይይ ኣሳፊሑ ሎ ኣሃይይ (2)
@fetawikirosasfhaeye8041
@fetawikirosasfhaeye8041 5 лет назад
Mearemta xolotkum wetru ayfeleyeni eya thank btaemi nfue
@rbl.6917
@rbl.6917 5 лет назад
@@fetawikirosasfhaeye8041 ክብረት ይሃበለይ ሓወይ ናተይ
@luchiamengstu864
@luchiamengstu864 5 лет назад
Takk habibi
@rbl.6917
@rbl.6917 5 лет назад
@@luchiamengstu864 You're welcome
@salmwelela610
@salmwelela610 5 лет назад
great
@erilove6277
@erilove6277 5 лет назад
ድሕሪ ኣብርሃም ደርፊ የለን ድሕሪ ኣብርሃም ደርፊ የለን
@mhretabbeyene6616
@mhretabbeyene6616 3 года назад
Barya & Abraham 💞
@sarhal5163
@sarhal5163 2 года назад
ኣብርሽ ኣቦ ፍቅሪ
@imissmama3978
@imissmama3978 5 лет назад
ብሽም ኣብሪሂሞን ብሽም ፍቑራት ስድራናን Like ኣይንብቀቐሉ 100%•√ ኣ/ም r.i.p
@brzafhaftay5150
@brzafhaftay5150 3 года назад
❤️❤️❤️
@fithawitmedhin1315
@fithawitmedhin1315 3 года назад
❤❤
@hadasniguseokbasilasie6390
@hadasniguseokbasilasie6390 3 года назад
Pøø09øøø
@user-ie5jo1kh9s
@user-ie5jo1kh9s 12 дней назад
​@fithawitmedhin131❤5
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 5 лет назад
*ኣብ ሓንቲ ደርፊ ስድራቤት ሙሉእ ወለዲ ብዓልቲቤት ውሉዳትን ናብራን ባህልን ጥርንፍ ኣቢሉ ዝደረፈ ባሃር!* *መምስ ወለደና ብሓደ ነዋግዓላ ግዜ ይሃበና* "ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ......... ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ የስንፈኒ'ሎ ናፍቆት ስድራቤተይ እናፍቅ ኣለኹ ናፊቀ ስድራይ ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራቤተይ" ኣቤት ዘፍቅርኩም ስድራይ ምፍቃርኳ ክውሕደኩም" ይትረፍ ተፈሌኩም ምሳይ ከለኹምኳ ዝናፍቀኩም ልሳነይ ኣይገልጾን """" ትልበይ ዝብለኩም"""""" ትምኒተይ ሓሳበይ """""" ከቶን """"" ♥ኣደይ♥ ዘፍቅርኪ ሩሐይ ምፍቃርኳ ክውሕደኪ እትርፍ ተፈሌኪ ምሳይ ከለኺኳ ዝናፍቀኪ ልሳነይ ኣይገልጾን """""ትልበይ ዝብለኪ። ትምኒተይ ሓሳበይ ከቶን ኣይጠፍኣንን ♥ወላዲተይ♥ ብህያው ፍቅሪ መልኣኽ መሬት ልእኽቲ ፈጣሪ እንኮ ልብኺ "ወቅያኖስ" ናይ ፍቅሪ ተግባራትኪ ፍረ ለዋህ ባህሪ ክንደይ ምስጢር ትሓቁፍ ከብድኺ ክንደይ ምኽሪ ትልግስ ልሳንኪ ክንደይ" ጽንዓት ተዘንቱ ሽምጥኺ" ክንደይ "ሓበን ተፍሪ ምህጸንኪ" ክንደይ ተስፋ ትዕድል ሂወትኪ ክትህቢ ኢሉ ፈጢሩ" ንዓኺ " ከምቲ ዝፈትወካ ኣቦይ ምፍቃርኳ ክውሕደካ እትርፍ ተፈሌካ ምሳይ ከለኻኳ ዝናፍቀካ ልሳነይ ኣይገልጾን ትልበይ ዝብለካ ትምኒተይ ሓሳበይ ከቶን ኣይጠፍኣካን ብዙሕ ዘፍቅርኩም (ወለደይ)ፍቅርኳ ክውሕደኩም ይትርፍ ርሒቀኩም ምሳይ ከለኹምኳ ኣውጊዐ ዘይጸግበኩም ልሳነይ ኣይገልፆን ትልበይ ዝብለኩም ትምኒተይ ሓሳበይ ከቶን ኣይጠፍኣኩምን ክበሩለይ ፍቁራት ወለዲ ናይ ህይወተይ መራሕቲ መንገዲ። ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢልኩምኒ... ኣሚንኩም ኢኹም ኣብዚ ኣብጺሕኩምኒ... ዘዋህለልኩዎ መብጽዓ ኣለኒ ዋልታ ክኾነኩም ከብቅዓኒ ጻማ ናይ ጻዕርኹም ከኽሕስኒ ጸሎትኩም ወትሩ ከይፍለየኒ መርቁኒ ምራቀ ወለዲ ከብርሀለይ ናይ ህይወተይ መንገዲ ፍቁራት ኣሕዋተይ ናብራ ናይ "ገዛና" ዘሕለፍናዮ ሂወት ናፊቀ ዘይከውን ኮይኑኒ ሎሚ ርሒቀ እምርሽ ኣለኹ ሓልዮትኹም ፍቅርኹም ስኒቀ። እንታይ ክኾነልኹም ደቀይ ምፍጣር ድኣ ከይውሕደኩም እትርፍ ተፈሌኩም ኣብ ሕቁፈይ ከለኹም ኳ ዝናፍቀኩም ወሊድካ ፈትኖ ተባሂለ ቅድሜኹም። ሃየ ሓብሕቡለይ ♥ንፍቅርቲ ኣዴኹም♥ ኣለኒ ግዜ ናፍቆት ተስንፍኒ ምኽኣል እስእኖ ኩሉ ጠንጢንካ ሃጽ ኢልካ ኪድ መጸኒ ከም ሽሙ ዳሕራይ ብዓይነይ ክሪኤኩም ስድራይ ናፈቀ ኣለኹ እሓስብ ኣለኹ ብኣኹም ፍቁራት ስድራይ ከይትሽገሩ ከየሕምቀኩም ናብራ ከይህሉ ጸገም "ኣነ ከለኹ ኣብዛ ዓለም" ነብስይ ርሒቃ ኣሃይ እኳተሃለወ ኣሃይ ቀልበይ ብኣኹም ኣሃይ ተገዚኡሎ ኣሃይ ልበይ ምሳኹም ኣሃይ የዋግዕ ኣሎ ኣሃይ ባህገይ ምሳኹም ኣሃይ አስፊሑሎ ኣሃይ ኣለኒ ግዜ ናፍቆት ተስንፍኒ ምኽኣል እስእኖ ኩሉ ጠንጢንካ ሃጽ ኢልካ ኪድ መጸኒ። ክቡራት ወለደይ ኣመና ናፊቀኩም።
@yemanebrhane9188
@yemanebrhane9188 4 года назад
ኣምላኽ መንግስተ ሰማይ የዋስካ ኣብሪሂሞ፡ ሰብ ይውለድ፡ ይዓቢ፡ ይመውት እዩ። ኽሳብ ዝኾነ ታሪኽን ቖልዓን ገዲፍካ ምሕላፍ እያ ምኽስባ እዛ ዓለም።
@user-cr8zi3rp1t
@user-cr8zi3rp1t 4 года назад
AMEN habibi ges Sedrana yereyena 👈
@JohnTesfagabir
@JohnTesfagabir 2 месяца назад
ናይ ግጥሚ ኣጽሓሕፋ ኣለዉ ክብረተይ ልቢ ወለድ ኣምሲልካዮ
@user-wq8mk2xh7t
@user-wq8mk2xh7t 5 лет назад
መን ከማኻ መን ከማኻ መን ከማኻ 1000000000000000
@betelhembeyene9061
@betelhembeyene9061 2 года назад
ፈጣሪ ስድራና ሓልው ፀገሞም ንዓይ ግበሮ🙏🙏🙏🙏🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍😍😍😍😍😍😭😭😭😭😭😭
@adonaygebrekstos1940
@adonaygebrekstos1940 4 года назад
ምስ ስድራና ኮይና ክንሰማዓ """ ፈጣሪ ኣካክቦ !""ይፍጠረልና ደቂ ኤረይ ጀጋኑ
@qweryyytrewqq2173
@qweryyytrewqq2173 4 года назад
ኣሜን አሜን አሜን
@danielbrhane4924
@danielbrhane4924 3 года назад
Amen(3)
@zizuweldu9672
@zizuweldu9672 3 года назад
Amen amen 🙏 yebelo fetari
@senayttsegay6458
@senayttsegay6458 2 года назад
Amen (3)
@huruytesfay7984
@huruytesfay7984 3 года назад
ስድራይ መርቁኒ ምርቃ ወላዲ ከብራሃለይ ናይ ሂወት መንገዲ። ሓደራ ወለድና ነክብርርርር።
@tarikeeric8360
@tarikeeric8360 4 года назад
I am ethiopian and was in prisoned 2006 and somebody were snik in CD player the guy was from Eritrea and when he freed he gave me the player with Abrham afeworki Cd and from the first day until my freedom day was listning and, when never this music play, I cry like a baby, OmG .. I love abrham afworki, never forget him, . I hope one day will go to Ertrea and see his grave,
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 3 года назад
Welcome our dear brother we love you love and peace ✌️
@salinagebremedhin7583
@salinagebremedhin7583 2 года назад
🙏🏾😍
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 2 года назад
Respect for you our brother 😍
@jonas1428
@jonas1428 2 года назад
🥺 Oh, What a beautiful story ❣
@hanibaltewelde4254
@hanibaltewelde4254 5 лет назад
I dedicate this song to all my Eritreans brothers Nd sisters In Europe without their family we will see them soon
@proudsemayawi9052
@proudsemayawi9052 5 лет назад
Me too, I'll dedicate this music to my lovely Eritrean ppl that lives all over the world.
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 Год назад
hopefully bro
@HeyabTikabo
@HeyabTikabo Год назад
​@@amanoneloves2506❤😊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊 Idedicatethissongtoaimyeritreansbrothers Akajkanjjgyftcgfdgchcgg Hhd🎉🎉🎉🎉🎉
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 лет назад
እዛ ዓለም እዚኣ ን ኣብርሃም ኣፎርቂ ወሲዳ ንኢሰያስ ኣፎርቂ ክትገድፈልና ሲ ማዕረ ክንደይ መርገም ዩ ኣብርሂሞ ኣቦ ፍቅሪ መንግስቲ ሰማይ የዋርሰካ 😍😍😍😍🥰🥰🥰
@user-tf7jw9ck3w
@user-tf7jw9ck3w 5 лет назад
wiz Fugra እውውው ኣይተጋገካን ሓወይ ዓለም ጨናዊት እንድያ ኣምላክ ከኣ እቲ ሰብ ዝፈንፈኖ ኣይወስድን ኢዩ ንኣብርሂሞ ከኣ ከምቲ ንሕና ነፍቅሮ ኣምላክ ውን ሓሪዎ ህህህህህ😭😭😭ኣብ ሕቅፊ ኣቦና ኣብርሃም የንብርካ ኣብርሸይ ሃላል ❤️🇪🇷
@wedijohn5139
@wedijohn5139 5 лет назад
wiz fugra ካብቲ ዝገርመካ ዓለም ንለዋህን ፈቃርን ለጋስን ፍትሓውን ምቑልልን ኣይትኾነሉን ኢያ ዓለም ዝረግጻን ሂወት ወዲ ሰብ ዝጥፍእን 88% ተንብሮ ኢያ ኣምላኽ ንኣብርሃም ኣፍወርቂ መሊሱ ከም በዓለ የማነ ማንኪ. ወዲ ቴንቤናይ። ክሻ ፡ ፍሊፖስ፡ ኣብርሃ ካሳ።የማነ ታርሊ፡ሰምሃር ዮሃንስ ፡ኢሰያስ ሃለቃ፡ ወዲ መምህር፡ዑስማን ሳልሕ ክወዶም ኔርዎ ግን ኣይኮነንን
@vanessambabazi1534
@vanessambabazi1534 5 лет назад
Ahhh abey emo entay ke mdelena neyran abramey ente tgedfelna eza rgmti alem
@harnetnashih9012
@harnetnashih9012 5 лет назад
wiz Fugra ne abirsh meas fetri ketlwo kulu geza eba amelki wesdwom ay nebl wale sebi zkatlom ya jemat ne abirsh ka bejka ezom hasdat zektlo ylen zarkey
@alemdebesai2575
@alemdebesai2575 5 лет назад
Denkoro seb dzarebo ayfltny emo kab weledo eritrea delewo kmotena anfetun
@Tesfay7862
@Tesfay7862 5 лет назад
ኣብርሃም ኣቦ ኪነጥበብ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ሰላም እት ምቁር ድምፅኻ ናይ ሸዉሃት ምግቢ እዩ። ኣብ ገነት ትኹን ናብራኻ።
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 лет назад
ዓክክ ኣብራሃም ንስካ ዶ ካብዛ ዓለም መተፈለካና ኣብዛ ሓንቲ ደርፊ ጥራይ እሞ ራኣዩ . ንኩሎም ስድራቤት. ነዱኡ . ነቡኡ. ንሕዋቱ. ንደቁ. ንሰበይቱ. ገልጽዎም ባዓል ሰፍሕ ልቦናን ሓሳቢን ነቢ እካ ንስካ።
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 лет назад
ምስ ስድራና ኮይና ክንሰምዓ ደጊምና ፈጣሪ አካኽቦ ይፍጠር ፈጣሪ 😍😍
@teshememehari3349
@teshememehari3349 5 лет назад
Amen Amen Amen
@meharialem8661
@meharialem8661 5 лет назад
Amen (3) kbur hawey
@user-uf7js5bs2p
@user-uf7js5bs2p 5 лет назад
Amen nekulna
@titiyetigraylij5115
@titiyetigraylij5115 5 лет назад
amen (3)
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 лет назад
Amen (3)
@user-mj2rc3zy6p
@user-mj2rc3zy6p Год назад
(መለይ ) የሚለውን ለመስማት ገብቸ በዛው ቀረሁ እንዴት ልውጣ አፈሩ ይቅለልህ አብርሃም 100%ለሙዚቃ ነው ተፈጥረህ የነበረው ጀግና
@banaharnet2987
@banaharnet2987 2 года назад
ከምዚ ከማይ ብናፍቖት ስድራ ተጸሊሉ ዝሰምዓ በዚ ሐጂ ጊዜ ኣለኹም ዶ ኣሕ ዓደይ😓💔 ኣብርሸይ ንጉስ ጥበብ❤ ብኻ ንስኻ ተመሊስኻ ዓለም ከምተገልበጥት መሐሸ ኣብሪሂሞ💔
@karmatube8420
@karmatube8420 Год назад
ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ የሰንፈኒ ሎ ናፍቆት ስድራ-ቤተይ ይናፍቅ ኣለኹ ይናፍቅ ስድራ-ቤተይ ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ ኣቤት ዘፍቅረኩም ስድራይ ምፍቃር እካ ክውሕደኩም እትረፍ ተፈሌኩም ምሳይ ከለኹም እካ ዝናፍቀኩም ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለኩም ኣሃይይ ትምኒተይ ሓሳበይ ኣሃይይ ኮቶ ነይጠፋኣኩም ኣሃይይይ ኣደይ ዘፍቅረኪ ርሖይ ምፍቃር እካ ክውሕደኪ እትረፍ ተፈሌኪ ምሳይ ከለኺ ካ ዝናፍቀኪ ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለኪ ኣሃይይ ትምኒተይ ሓሳበይ ኣሃይይ ኮቶ ነይጠፋኣኪ ኣሃይይ ወላዲተይ ብህያዊ ፍቅሪ መላኣኽ መሬት ልእኽቲ ፈጣሪ ዕንቆት ልብኺ ዊቃኖስ ናይ ፍቅሪ ተግባራትኪ ፍረ ለዋህ ባህሪ ክንደይ ምስጢር ትሓቁፍ ከብድኺ ክንደይ ምኽሪ ትልግስ ልሳንኪ ክንደይ ጽንዓት ተዘንቱ ሽምጥኺ ክንደይ ሓበን ተፍሪ ማህጸንኪ ክንደይ ተስፋ ትዕድል ሂወትኪ ክትህቢዮ ፈጢሩ ንዓኺ ከምቲ ዝፈትወካ ኣቦይ ምፍቃር እካ ክውሕደካ እትረፍ ተፈሌካ ምሳይ ከለኻ ካ ዝናፍቀካ ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለካ ኣሃይይ ትምኒተይ ሓሳበይ ኣሃይይ ኮቶ ነይጠፋኣካ ኣሃይይ ብዙሕ ዘፍቅረኩም ወለደይ ፍቅሪ እካ ክውሕደኩም እትረፍ ርሒቀኩም ከለኹም ኣውጊዐ ዘይጸግበኩም ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለኩም ኣሃይይ ትምኒተይ ሓሳበይ የሀይይ ኮተ ነይጠፋኣኩም ኣሃይይ ክበሩለይ ፍቁራት ወለዲ ናይ ሂወተይ መራሕቲ መንገዲ ኩሉ ሓላፋይ ዩ ኢልኩምኒ ኣእሚንኩም ድማ ኣብዚ ኣብጺሕኩምኒ ዘዋህለልክዎ መብጽዓ ለኒ ዋልታ ክኸነኩም ከብቅዓኒ ጻማ ናይ ጻዕርኹም ከኽሕሰኒ ጸለትኩም ሞት ርእዩ ፈለየኒ መርቁኒ ምርቓ ወላዲ ከብርሃለይ ናይ ሂወት መንገዲ ፍቁራት የሕዋተይ ናብራ ናይ ገዛና ዘሕለፍናዮ ሂወት ናፊቀ ዘይከውን ኮይንኒ የ ርሒቀ ይምርሽ ኣለኹ ሓልየትኩም ፍቅርኹም ሰኒቀ እንታይ ክኸነኩም ደቀይ ምፍቃር ዳኣ ከይውሕደኩም እትረፍ ትፈሌኩም ኣብ ሕቅፎይ ከለኹም ዝናፍቀኩም ወሊድካ ፈትኖ የሀይይ ተባሂለ ቅድሜኹም ኣሃይይ ሃየ ሓንቁቅለይ ኣሃይይ ንፍቅርቲ ኣዴኹም ኣሃይይ ኣለኒ ግዜ ናፍቆት ከሰንፈኒ ምኻኣል ይስእኖ ኩሉ ጠንጢንካ ሃጽ ኢልካ ኺድ ይመጸኒ ከም ሻሙ ዳሕራይ ብዓይነይ ክርእየኩም ስድራይ ይናፍቅ ኣለኹ ይሓስብ ኣለኹ ባኣኹም ፍቁራት ስድራይ ከይትሽገሩ ከየሕምቀኩም ናብራ ከይህሉ ጸገም ኣነ ከለኹ ኣብ ዓለም ነብሰይ ርሒቁ ኣሃይይ ይኳታህ ኣሎ ኣሃይይ ቀልበይ ባኣኹም ኣሃይይ ተገዚኡ ሎ ኣሃይይ ልበይ ምሳኹም ኣሃይይ የዋግዕ ኣሎ ኣሃይይ ባህገይ ምሳኹም ኣሃይይ ኣሳፊሑ ሎ ኣሃይይ ኣለኒ ግዜ ናፍቆት ከሰንፈኒ ምኻኣል ይስእኖ ኩሉ ጠንጢንካ ሃጽ ኢልካ ኺድ ይመጸኒ ከም ሻሙ ዳሕራይ ብዓይነይ ክርእየኩም ስድራይ ይናፍቅ ኣለኹ ይሓስብ ኣለኹ ባኣኹም ፍቁራት ስድራይ ከይትሽገሩ ከየሕምቀኩም ናብራ ከይህሉ ጸገም ኣነ ከለኹ ኣብዛ ዓለም ነብሰይ ርሒቁ ኣሃይይ ይኳታህ ኣሎ ኣሃይይ ቀልበይ ባኣኹም ኣሃይይ ተገዚኡ ሎ ኣሃይይ ልበይ ምሳኹም ኣሃይይ የዋግዕ ኣሎ ኣሃይይ ባህገይ ምሳኹም ኣሃይይ ኣሳፊሑ ሎ ኣሃይይ ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ ናፊቀኩም እንብር ናፊቀክም ስድራይ የሰንፈኒ ሎ ናፍቆት ስድራ-ቤተይ ይናፍቅ ኣለኹ ይናፍቅ ስድራ-ቤተይ ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ
@erilove6277
@erilove6277 5 лет назад
Men kem Abraham afewerki abo Sedra 😘😍😘😍😘😍😘😍😘😍😘
@desuwedierilove7962
@desuwedierilove7962 4 года назад
❤️❤️❤️❤️
@nahomboynohgod231
@nahomboynohgod231 5 лет назад
ዓሕሕሕሕሕሕሕሕ ዓለም ጎዶሎ ንብዓል ኣብርሃም ወሲዳ ባ ነዞም ጉሓፋት ገዲፋትልና ኣብርሃም መምህር ፍቅሪ ኣቦ ሰለ ጥበብ መንግስተ ሰማይ ይዋርስካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t 4 года назад
kemzi kemay ksab hji dsema fqri nay family delewo like agrchwu abluni 15.03 2020
@user-bi2rw1co2b
@user-bi2rw1co2b 3 месяца назад
ንዛ ደርፊ ኣብ 2024 ዘስተማቀራ
@user-bi2rw1co2b
@user-bi2rw1co2b 3 месяца назад
ኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣ ብብብብብብብብብ ራራራራራራራራራራ ሸሸሸሸሸሸሸሸ ይይይይይይይይይ
@AzamitBasey
@AzamitBasey Месяц назад
Me😢😢
@merawediandat6238
@merawediandat6238 5 лет назад
ኣብርሃም ኣፈወርቂ ዘይበርስ ሓወልቲ።
@kakisramzi338
@kakisramzi338 2 года назад
تحية الى الشعب الاريتيري اللطيف لا يمكن نسيان مدينة اسمرا 🇪🇷
@beckhamtsegaibeckham7434
@beckhamtsegaibeckham7434 5 лет назад
Ata ane si eza fekar adey b selam do yreaya ykowin !
@markuslambrecht4980
@markuslambrecht4980 5 лет назад
Ajka ketra eka hawey
@beckhamtsegaibeckham7434
@beckhamtsegaibeckham7434 5 лет назад
@@markuslambrecht4980 . Thanks hawey natey afka ysear ember wedi swui iye krtet iyla yeabyatini gn zeykowin koynuni tefelyeya ksab hji kea krekba aykealkun gn ab tsefa 😢
@erigang9336
@erigang9336 5 лет назад
Beckham Tsegai BECKHAM one ☝️ bro❤️❤️
@beckhamtsegaibeckham7434
@beckhamtsegaibeckham7434 5 лет назад
@@erigang9336 . Yekenyeley kbur haw yehbiru kea netom kab sdrana tefelina zelena meteakakbo yfterelna .
@delinapetros5554
@delinapetros5554 3 года назад
🥺🥺🥺🥺❤️
@user-lb9me9zq3n
@user-lb9me9zq3n 2 года назад
አብርሃም መምህር ፍቅሪ አብ ገነት የንብርካ እቲ ልዑል ፈጣሪ አሜን ፍቁራት አሕዋተይ ናብራ ናይ ገዛ ዘሕለፍናዮ ናፊቀ !!!
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 2 года назад
Amen 🙏🙏
@SamielMebrahtu-cg3rb
@SamielMebrahtu-cg3rb 6 месяцев назад
Amena nafke nafkekumi kuburati sdrayyyyyyy❤🎉❤🎉❤🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
@FtsumHabtu-np8hq
@FtsumHabtu-np8hq Месяц назад
❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
@user-ps3ot1kb9n
@user-ps3ot1kb9n 5 лет назад
ዓለም ርግምቲ፡ግለትምለት ገዲፋ ንኣልማዛውያን ኤርትራውያን ትወስድ።
@hannazecarias7555
@hannazecarias7555 4 года назад
Amena nafike Sdray Nay bahki nfike weldey;aboy;adey;hawey;mengste semay yewarskum alem godolo.Abrahamino kulu gize ab lbna aleka msti tuum zematatka zeymno R I p
@tesfaygebar958
@tesfaygebar958 2 года назад
Mis sdray zrekebela yereni amlak fetari ❤️🥰🥰
@user-xq1eq8qb3q
@user-xq1eq8qb3q 4 года назад
Am from Ethiopia Addis abeba ... I don't listen tegrigna but I swear his above Ethiopian singer 🙌🙌🙌.... Love u all Eritrean people
@sirakteweldebrhanabrha4456
@sirakteweldebrhanabrha4456 5 лет назад
Zey mnewu abraham afewerki aza znbeatni nmejemerat nsdet zwetsekulu mealti kab rama nab anda baguna ana kedku ab bus zbkeytani
@kisanetmehari283
@kisanetmehari283 4 года назад
Ahhhhh neza derfi ksemi kulu gize ye zbeki eritrawi hawey mis sdrana nrakbelu gize yhabena
@habtabakberom4677
@habtabakberom4677 2 месяца назад
ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሕ ኣብርሃመይ መኣረይ ❤❤❤❤
@elsahagos1792
@elsahagos1792 4 года назад
ኣብርሽ ኣቦ ፍቅርን ሂወትን ዘልኣለም ኣብ ልብና 👍💖💖💖💖💖❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹
@yonasahferom9911
@yonasahferom9911 5 лет назад
አብራሃም አቦ ፍቅሪኢ ወአቱሩ አብ ልብናአ
@itsmefani364
@itsmefani364 4 года назад
Sdrabetu znafeke kemzi kemay ske like habuni rest in peace our legend 😢❤️
@amlesomtesfalem3363
@amlesomtesfalem3363 5 лет назад
King 🤴 of music 🎶 U are always in our heart ❤️
@dameramedia4477
@dameramedia4477 2 года назад
ፈታዊ ኣንርሽይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ
@alexdiso2186
@alexdiso2186 3 года назад
🔥አቶም ምስ ስድራኹ ትቕመጡ ክሰብሎም🤗 ስድራ ተረከብቲ ኣይኮኑን. . አምበር ብአኣል ኣነስ ስደትና ይሐጽረልና ኢዩ ደብል 😏🙏🔥🤘
@salehabdelwase713
@salehabdelwase713 3 года назад
Neb hakii bro
@Kryptosami
@Kryptosami 5 лет назад
Kgermekum neza derfi ms Sema,e ku Geza dewile.😢😢😢😢
@cr7bestblyerey863
@cr7bestblyerey863 4 года назад
Kidmi mesmaca aytedewelin nerka malet diu
@rahasemeraf3686
@rahasemeraf3686 3 года назад
@@cr7bestblyerey863 POINT HAHAH
@godislove4163
@godislove4163 3 года назад
Ajoka wegeney hade mealti ms sdrana koyna kndemia ena
@SamiAbraham-zh7vc
@SamiAbraham-zh7vc 3 месяца назад
Ahhh alem godelo Abraham Aferki ❤❤❤❤amena nafiqe nafiqe nsdray yesenfeni Alo nafqot sdra betey
@user-ju4yy8lo3w
@user-ju4yy8lo3w 4 года назад
ክላወድያ እዛ ዓለምስ ዘይትመልእ ጎደሎ ኣቦ ፍቕሪ ኣብሪሃምየ ነብስኻ ኣምላክ ይቀበላ😭😭 ኣሕ
@fitsummesfin5897
@fitsummesfin5897 Год назад
❤❤❤ስድራይ መርቁኒ ምርቃ ወላዲ ከብራሃለይ ናይ ሂወት መንገዲ❤❤❤❤
@filmontesfay9703
@filmontesfay9703 5 лет назад
❤️Maestro And Teacher Abraham Afewerki!🎶 ❤️So Loving,Talented, ❤️🎶Man Of Loving Music! ,Messageful,Positive and Wise Legend!🎶 “Good Art Never Dies!”
@smretteklit1104
@smretteklit1104 5 лет назад
Etref rihekum msay kelekum znafkekum Akk welidka fetno naybhaki😥 abraham nugus nay eritrea
@user-zt3oq1di7w
@user-zt3oq1di7w 5 лет назад
መለይ ትብል እባ ስደደልና ኣሕ 😥😥😥
@abrhammehari2531
@abrhammehari2531 Месяц назад
እዛ ደርፊ መጀመርታ ስደት ዝወጻኹሉ 2008 እየ ዝዝክር ብውሑድ 7ግዜ ይሰምዓ ኔረ ክውል ኢለ ውን ትሃን ናይ ናፍቆት ስድራ ብንብዓት የውጽኦ ኔረ ❤❤❤
@Lucky.channel23
@Lucky.channel23 4 года назад
*kemezi* *kemay* *alo* *do* *kalat* *ziwhdo* *n* *abraham* *zigelix* 😭😭😭💔💔🤴
@onelove2881
@onelove2881 3 года назад
The best song of all time. I miss family; my kids, wife, mother, brothers and sisters.
@filimonsolomun3690
@filimonsolomun3690 2 года назад
Xun4
@dameramedia4477
@dameramedia4477 2 года назад
ፈታዊ ኣብርሸይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ
@erilove6277
@erilove6277 5 лет назад
Abrhshey halal ❤❤❤
@ramosismadridsta4666
@ramosismadridsta4666 2 года назад
Legend ዘየ ደገም ታሪኸ ሰርሕካ ኹድካኼ አሙ አቢ ዘለካዪ ሰላም ኒዓካ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@addisugebru1554
@addisugebru1554 4 года назад
There is only one Abreham Afewerki.🙏❤
@dinudina2713
@dinudina2713 5 лет назад
❤️❤️❤️😍😍❤️💯💯💯Legend Always in our hearts... Thanks for giving us the best memories of u
@HabtitOklib
@HabtitOklib 5 лет назад
Abrihimo nay libey! October, Saturday 2007, ኣብ ሳዋ ን'ክላስ አንዳኸድና ከለና፡ ሃንደበት ነዚያ (ስድራይ) እንዳ ደረፍክዋ ከይደ። ክልስ ምስ ኣተኹ፡ ካብ ኣዋልድ ዝመጸ ዘይተረጋገጸ ዜና'ዩ፡ "ኣብራሃም፡ ሄለን፡ በረኸት መንግስታብ...ብዙሓት ደረፍትን ሙዚቀኛታትን ሞይቶም ን'ባጽዕ እንዳወረዱ ትውረ'ላ"። ልክዕ ቅድሚ ሰሙን ምሳና ሓዲሩ'ስ፡ ክላእ ዘይከውን'ዩ" መን ይእመኖ ወረ። ድሓር ግን ዘይተፈስወ ስለ ዘይጨኑ'ዩ መስለኒ፡ እቲ ፍሉይ ኣብራሃምን ሮብን ምዃኖም'ዩ ካብኡ ኣትሒዘ ንዓለም ጸሊአያ ኣሎኹ!!!
@addisugebru1554
@addisugebru1554 4 года назад
😥😥😥
@zelenayo1964
@zelenayo1964 3 года назад
😢😢😢👐👐
@dejuhagusaa5112
@dejuhagusaa5112 5 лет назад
Temesgen thanks btami eye hugus sle ztehaberkuna baba abrham (amlak ab yemanay edu yembrka and we all miss you so much 💕❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wedialembrhan5900
@wedialembrhan5900 4 года назад
Dehri 2 semun mes zeharfom sedray kerakeb eye amlak yemsgen 🙏
@amanselomun188
@amanselomun188 5 лет назад
Abraham entay elna kem ngelxeka eko tefina🎤🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌠
@bsusjs9048
@bsusjs9048 4 года назад
Ezom dis laik hebkum zelekum feqri nay sedra zeytflyu ekum
@user-fi9pk6vc8v
@user-fi9pk6vc8v 2 года назад
ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ምስ ስድራይ ዝሕጎሰላ 😭❤️
@keplerglance9637
@keplerglance9637 5 лет назад
Finally come back our Proud, our Legend Eritrea 🇪🇷
@Redae1993
@Redae1993 5 лет назад
ኣብርሃም እንታይ እሞ እዛ ጨካን ዓላም እዲ መንጢላትና መምህር ፍቅሪ
@user-jw1wg8fw3b
@user-jw1wg8fw3b 4 года назад
Anyone 2020? All time when i missing my family specially my world my mama sidet ebud
@mahmmudsalh6380
@mahmmudsalh6380 5 лет назад
ውላድ ሐላፊ ዩ ደርፍታትካ ግን ታሪኽ ዩ ነበሪ ዩ አብሪሽ መኽሰብ
@tigrinya_nationalgeographi5708
ሎሚ ጥዕም ሙዝቃ ናይ ትግርኛ ክሰምዕ በቅዕና ።የቀነልና ስድራ ኣብርሃም ኣፎርቂ ።ፍልልያትኩም ኣወግድኩም ነዚ ህያብ ፈጣሪ ዝኾነ ድምጺ ኣብራሃም ደስምዕኩምና ።
@Saymon-tm5ub
@Saymon-tm5ub Месяц назад
20/6/2024 5:08 AM🇱🇾😢 ለይቲ ሙሉእ ዝሰምዓ ደርፊ one day Italian
@hsmk.
@hsmk. Месяц назад
Ane lele kab Nairobi
@redwanmitiku1693
@redwanmitiku1693 5 лет назад
WWWWWWWWWWWWWWWOW REALLY BRO THANKS FOR RELEASING ABRISH SONG I WAS WAITING FOR ALONG PERIOD OF TIME THANKS TOO MUCH !!
@user-tx9gg7de3q
@user-tx9gg7de3q 2 месяца назад
Abrshey marey Abrshey marey Abrshey marey geleba belena ❤namaste 🙏 😮
@mudaayzadlej7792
@mudaayzadlej7792 2 года назад
King 🤴 of 🇪🇷 forever ኤርትራዊ ባልሆንም ችሎታህን ግን አደንቃለሁ መቼም አትረሳም
@BelteBelte-pp2ic
@BelteBelte-pp2ic 10 дней назад
ኩሉ ሀሊፉ ❤❤❤
@bkiyaa8539
@bkiyaa8539 5 лет назад
ናፍቋለከኹ ነብሲን ይማረው አብረሀም ሙሉ ሙዚቃቹ ደስ ይለኛል ሙሉ ትረጉሙ ባይገባኝም .
@deseyaskale2843
@deseyaskale2843 5 лет назад
Abrhimo Abo fekri !!!!!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎸🎸🎸
@fieruzbrhane1130
@fieruzbrhane1130 5 лет назад
Abrhshey halal 👍👍👍
@semehersemeher6909
@semehersemeher6909 4 года назад
Abrhamey ngus tbeb 🤲🙏ab genetu yenbreka,😭😭😭😭😭😭😭😘😍👍✌️🎤🌠🎤🎤🎤🎤🎤🎤👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑🎤🎤🎤🎤🎤🎤🌠🌠🌠🌠🌠🌠🌠😭😭😭😭😭😭😭, wetru ab lbi kulna aleka.zeyhass srhat wetru ab ezni semai.
@abelgoitom1031
@abelgoitom1031 5 лет назад
kalay 2 zey digem sinetibebawi ach mengisite semay yiwarisika 👍🏼👍🏾⛪⛪👍🏼⛪
@berhanezemuy3910
@berhanezemuy3910 4 года назад
Ewayyy eza alem ezias kthasim N Abrish Afewerki wesidas mis Hgdef Afewerki ktgedfeni kola u zehzneni Abrish Abo fkri Ab genetu yenbrka Halal seb.....
@fh5087
@fh5087 2 года назад
ሰይ ሰይ አቤት ወነ ዘልዕል ደርፊ ነብስ ይምሓር አብርሸይ
@aroneri8872
@aroneri8872 5 лет назад
መምህር ኣብራሃም ኣፍወርቂ ከማክስ ኣሎ ዶ ኣክሕ ዓለም ብልሽ 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wedifish1692
@wedifish1692 3 года назад
When listening this music, I can't stop crying. I will hope, we return back our country and Familys. I don't have words to Explain (Legend) Abraham Afewerki we love you for Ever ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ Deqi Erey ✔️✔️✔️✔️✔️✔️
@dameramedia4477
@dameramedia4477 2 года назад
ፈታዊ ኣብርሸይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ
@ermiastesfom3241
@ermiastesfom3241 Год назад
Haqka endika emo ❤❤❤❤
@user-qn8gs2up1n
@user-qn8gs2up1n Год назад
ኦ ፈጣሪ መስ ሰድርና ንርኽብሉ ማልቲ yehxrlna
@robelchelseawie3315
@robelchelseawie3315 4 года назад
ዓሕሕሕሕ ዓለም ጨናዊት ትመርጺ ንሕና ዉን ደርፍካ እናሰማዕና ስድራናን ናዓካን ናፊቅና ኣብርሸይይይ ዓለም ጎዶሎ እዞም ዲስ ላይክ ዝገብሩስ እንታይ ስለ ዝኮኑ ይኮኑ ወደይ ከማ ትኩን ኢዶም ዶ ወላስ ሕጽረት ትግርኛ ኣለዎም ዩ
@abdurezakmohammed2979
@abdurezakmohammed2979 3 года назад
I am an Oromo guy and always listen to this incredible music
@iamafricain5329
@iamafricain5329 Год назад
We love you, bro, I am eritrean I have Oromo friends from Jamas 🥰
@FOZIAMEHAMED
@FOZIAMEHAMED Год назад
Familyh nafkehal malet new endeza new trgmu nafkot new
@luwamgbrhiwet8044
@luwamgbrhiwet8044 3 года назад
Kulu ftweu abrhs hwey, meher mengsta semay ywarska
@alexghirmay3793
@alexghirmay3793 2 года назад
I from portugal 🇵🇹 but I love tigray music for ever
@dede_fire
@dede_fire Год назад
ግርማይ🤣🤣🤣
@erigang9336
@erigang9336 Год назад
Alex Germay zebel dea nay mentya eyo hasawi😂😂
@eritreashikor1991
@eritreashikor1991 Год назад
Alex Wedi 😂
@BackIr383
@BackIr383 3 года назад
I’m from shire tigray but I Listen to eritrea music 🎶
@jonas1428
@jonas1428 2 года назад
Love don't know ethnicity. Lets just follow the peace and love singers
@user-uz9qe6rw4z
@user-uz9qe6rw4z 3 года назад
ኣብሃም ኣፈወርቂ እዛ ዓለም ከዳዕ ቦግ ኣቢላትልና ንዓኻ መምህር ሃገርና መምህር ተስፋ ዝኾንካ ኣነስ ኣብረሃም ዝመተሉ ግዜስ ንእሽተይ እየ ነይረ ግን ኣብረሃም ሞይቱ ምሰማዕኩ ከምዚ ናይ ዓቢ ሰብ እየ ነቢዐ ዘይርስዖ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ድንግል ማርያም ትቀመልካ ምስቲ ለዋህ ፍቅርን ዝኾነ ፈጣሪ ወዳ
@slaamslaam7629
@slaamslaam7629 2 года назад
አመና ናፍቐ ስዲራይ🥺😥😥😥2022 ዓ/ም💔
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 лет назад
ሰብ ጠፊእና ልዕሊ ብሩር ወርቂ ንሱ ከ መን ዪ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ' ኣብርሸይ መምህር ጥበብ ዓሕሕ
@HaniHanibal-xp1et
@HaniHanibal-xp1et 8 месяцев назад
አዋይ ናይ ኣደ ኣጋላልፃ 🙏🌹🌹🌹🌹
@user-tl4kd3uq8w
@user-tl4kd3uq8w Год назад
😭😭💔💔🙏💊From tigray l love you 💔💔😭😭😭ኣብርሸይ መምህረይ 👑👑👑👑፣
@helengebregziabher9963
@helengebregziabher9963 4 года назад
aberham hawna akk kemaka zemtse eka eyu zyel abe alem meskin seb gen aytsenhn eyu delay fekrrriii😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@m.s.e.4192
@m.s.e.4192 2 года назад
For all Eritreans in diaspora ... Hope we get to go back home one day.
@billusemere3163
@billusemere3163 2 месяца назад
Eweyyyyyy ata Abreshhhhhhhh ❤❤❤❤❤❤❤
@user-tf7jw9ck3w
@user-tf7jw9ck3w 5 лет назад
ግርማ ኤርትራውያን ኣብርሸይ ደሓን እተው ደጊመ ክሰምዖ ዝገበርኩም ኣብርሸይ ምቁር ህህህህህህህዓለም
@yonaskiros9503
@yonaskiros9503 2 года назад
I am from ethiopia but I love Eritrea music I love Abraham afewerki
@BereketTadesse-es3vf
@BereketTadesse-es3vf Месяц назад
Ahhh dula jegna❤❤❤❤❤❤
@msgielove1722
@msgielove1722 5 лет назад
Abraham abo kulu kemey deye zeftwoka ane 😍
@mypowerisfromgod5290
@mypowerisfromgod5290 5 лет назад
When i see this legend my hopp is come back! i am proud by you RIP Abraham
@alextesema1677
@alextesema1677 4 года назад
Ya bro
@user-qh2xx5tk7h
@user-qh2xx5tk7h 5 лет назад
Plzzz don't dislike for this amazing music also one dislike
@saronisaac6239
@saronisaac6239 4 года назад
Abrahamey kulu gize ab ❤️ Libna aleka I loved
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 2 года назад
Abraham Afewerki Entay Emo Azea Risha Alemei you are king 👑 for Africa music 🎶
@user-ri9zo2bf7o
@user-ri9zo2bf7o Год назад
Best song ever! Best singer ever!May you rest in peace.
Далее
QVZ PREMYER LIGA
00:18
Просмотров 1,9 млн
Secret Experiment Toothpaste Pt.4 😱 #shorts
00:35
Best of Tesfay Mengesha Music (Non-Stop) 2021
1:21:42
Просмотров 376 тыс.
Best Eritrean Classical music #mesob media
55:04
Просмотров 311 тыс.
Msay
6:27
Просмотров 81 тыс.
지민 (Jimin) 'Who' Official MV
3:28
Просмотров 23 млн
СЛОТ - С.М.Г.О.  (Official Music Video)
4:01
Просмотров 127 тыс.
Tamiga & 2Bad - Tell Me | Official Video Extended
4:45
MACAN, A.V.G - Привыкаю
2:55
Просмотров 394 тыс.