Тёмный

Eritrea music Abraham Afewerki -Tesfa'Ya Sinqey /ተስፋ' ያ ስንቀይ Official Audio Video 

Abraham Afewerki Music Channel
Подписаться 191 тыс.
Просмотров 7 млн
50% 1

Eritrea music Abraham Afewerki - Tesfa'Ya Sinqey /ተስፋ' ያ ስንቀይ
Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር
Subscribe now: / @abrahamafewerkimusicc...
Find us on facebook: / aamusicc
/ abraham.afewerki.9484

Видеоклипы

Опубликовано:

 

12 июл 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 892   
@user-yp8wp2rq1r
@user-yp8wp2rq1r 5 месяцев назад
ኣብ 2024 ደጊምካ ትሰምዓ ዘለኻ ኣብዚኣ ረጊጽካ ሕለፍ ❤
@dawitgebrebrhan5914
@dawitgebrebrhan5914 4 месяца назад
@mesigaltigray9656
@mesigaltigray9656 4 месяца назад
ማዓልታዊ ሰሚዐ ዘይመንዋ ኣለኹ ኣነ🥺🥰
@MosayGergis-ww6vk
@MosayGergis-ww6vk 2 месяца назад
Ane aleku ❤❤❤❤
@nahomwedi5075
@nahomwedi5075 2 месяца назад
Ena beza music eya ab hiwtey zegaz zelaku
@AhmedAli-df5pw
@AhmedAli-df5pw 20 дней назад
​@@mesigaltigray9656 me too 😔
@robelfkadu176
@robelfkadu176 3 года назад
መን ኣሎ ተስፋ ቆሪጹ ነዚኣ ምስ ሰመዐ ተስፋ ዝሰንቕ ደቂ ኤረይ. ኣብርሸይይይይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤♥♥♥♥♥
@galbeyene8627
@galbeyene8627 Год назад
Me 🥰
@mebrathailemariam9186
@mebrathailemariam9186 Год назад
@samsomzeray1534
@samsomzeray1534 Год назад
ኣነ ኣለኩ ተስፍ ዝሰንቅ ናይ ብሓቂ፣
@danielbrhane4924
@danielbrhane4924 Год назад
አነ
@matiwosyohannes3451
@matiwosyohannes3451 11 месяцев назад
ane alek❤❤
@streritube1948
@streritube1948 3 года назад
ኣ . ኣኽባሪ ህዝቡን ፈትውቱን ብ ብርሃን ዉጹዓት ራ ራኢ ጽባሕ ብተስፋ ዝነብር ሃ ሃሰው ብሃሊ ናብራ መደልደሊ ም ምፍቃር ህዝቡን ሃገሩን ኣብርሸይ ወትሩ ኣብ ልብና ኣብራሃም ኢኺ ስንቅና 💔😥
@mierimieratey6672
@mierimieratey6672 3 года назад
እዝጊ ናዘረበካ ክቡር ሓው
@homesweethome2995
@homesweethome2995 3 года назад
❤❤❤
@samsomhabteab5006
@samsomhabteab5006 3 года назад
@@mierimieratey6672 a
@goitomhaile3115
@goitomhaile3115 3 года назад
@@mierimieratey6672 p
@user-wq4ou7wy8u
@user-wq4ou7wy8u 3 года назад
♥️🙏
@nahor29
@nahor29 Год назад
መምህር ኣብራሃም ዓቢ ትምህርቲ ገዲፍልና ሓሊፉ ትብሉ like ርገጹ
@senafehakirurabsolutelyrig4269
@senafehakirurabsolutelyrig4269 4 года назад
ኣብ ሙላእ ዓለም ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ኢልኩም ዘለኹም ህዝበይ ተስፋ ዓወት ይምነየልኩም።
@tesfitrusom5875
@tesfitrusom5875 4 года назад
Amen amen amen zhwey gin abi sedeti do awet alo elkyo aleda welfi kena alena ahhhh alemi senawit
@fathergascoigne4609
@fathergascoigne4609 4 года назад
Amen
@fillifalla8810
@fillifalla8810 4 года назад
Amen buruk haw
@tekleweinihaile9608
@tekleweinihaile9608 4 года назад
Amen Amen (3) bruk hawey gn sdet merir ayu
@sebkreta9397
@sebkreta9397 4 года назад
Amen 3
@user-yk1lw2bx9r
@user-yk1lw2bx9r 4 года назад
ተስፋ እያ ስንቀይ ናይ ሎሚ ጽኑዕ ቆላሕታይ ዝመጽእ ኣዕሚቐ ተጸሚመ ክምርሽ ሽግ ናይ ተስፋ ወሊዐ እወ ብዙሕ ተስፋ ኣለኒ ዋላ ዓይነይ እንዳነብዐ ኣብዛ ዓለም ብጽንትዓ እንታይ'ከ ከይመጸኒ ኢለ። ////// መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ድሩት ክእለተይ ተስፋ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ። መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ዉስን'ዩ ዓቕመይ! ተስፋ እያ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ። ስላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ ስላም በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ /////// ሕተቱለይ ስብ ቅያ ጽንዓት ንዝኣመኑ ኣብ ዓለም ዘመስከሩ ሂወት ተስፋ ምኻኑ ኣብ ታሪኽ ጽኑዕ #እምነት ምጻሩ ዝስልጠኑ ንሶም ጸይሮማ ክብሪ ራኢቶም ዘይምንኑ። #እምነት ድራሮም ተስፋ ስንቆም ሓቦ ቀለቦም ሃርጋፍ ዓለም ሃብታማት እዚ ተስፋ ዘይውንኑ #እምነት ድራሮም ተስፋ ዝስንቆም ሓቦ ቀለቦም ስላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ ተስፋ ንገሩለይ ጸዋር #ክትኮነለይ ///////// ኣሽንካይ ሎሚ ግዳ ስላም ስፊኑ ዘሎ ቀደም እካ ሓሊፉ ናብራ ሓሲሙ ከሎ ኣብ ጭንቀት ተዋሒጠ ዕድለይ ጸቢቡ ከሎ ቃሕ ኢልካ ሰማይ ምድሪ ረዳኢ ዘይመጾ ባሕሪ ተስፋ ዝስንቀይ ሓቦ ቀለበይ ኣሕሊፈዮ ቋሕ ኢልካ ሰማይ ምድሪ ረዳኢ ዘይመጾ ባሕሪ ተስፋ ዝስንቀይ ሓቦ ቀለበይ ኣሕሊፈዮ ስላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ ተስፋ ንገሩለይ ጸዋር ክትኮነለይ ////////// ናይ ሎሚቅነ ቆላሕይታ ንዝመጽእ ኣሕሚቐ ተጸሚመ ክምርሽ ሽግ ናይ ተስፋ ወሊዐ እወ ብዙሕ ተስፋ ኣለኒ ዋላ ዓይነይ እንዳነብዐ ኣብዛ ዓለም ብጽንትዓት እንታይ'ከ ከይመጸኒ ኢለ። ////// መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ድሩት ክእለተይ ተስፋ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ። መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ዉስን'ዩ ዓቕመይ! ተስፋ እያ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ። ስላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ ስላም በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ /////// ዓብዩ ብልሓታት ተስፋ ጸገም ክምክተኒ ካብ ውሽጠይ ዝመጸ ሓይሊ #ክቕጽል ዝደፍኣኒ ዓቕሚ ጸልማት ከለኹ #ጩራ ተስፋ ይመርሓኒ በይነይ ከለኹ ጽሞዋ ኣብ ፊተይ ይመስለኒ ተስፋ'ዩ ስንቀይ ነዊሕ ግዜ መከራ እንታይ ሒዝካ ኣሕሊፍካዮ ጉዕዞ ናይ ዓቕሊ ጋና መን ኣሚንካ ከይድካዮ ሓወይ ብስራት ናይ ስላም ታይ ዓጢቕካ ኣምጺእካዮ ኣብቲ ድሩት ክእለተይ ጽኑዕ ኮይኑ #እምነተይ ተስፋ ዝስንቀይ...።.....።።..።።።።........ ኣጆኺ በልዋ ተስፋ ሃብዋ #ኣብርሽይ ዘይትርሳዕ ንዘላኣለም♥
@yonasghebre7940
@yonasghebre7940 4 года назад
Thanks
@merhawiasghedom2473
@merhawiasghedom2473 4 года назад
Yekenyelna
@birhantecle7685
@birhantecle7685 4 года назад
ሰሚዕካ ዘይምኖ ሓይሊ ዝሕብ ደርፊ
@meharihailehaile4126
@meharihailehaile4126 4 года назад
ተስፋ ኢዩ ስንቀይ appreciate bro
@erilove6277
@erilove6277 4 года назад
Thanks bro
@hailemariamgizaw7511
@hailemariamgizaw7511 Месяц назад
እኔ እትዮጵያዊ ነኝ ወንድም እርትራ ሰላማቹሁ ይብዛልኝ የማነ ባራ እና አብረሀም አፈወርቅ እርትራና ሱማሌን በጣም ነው የምወዳቸው እውነቴን ነው የምላቹሁ ማርያምን እወዳቹሀለሁ ❤❤❤❤❤❤❤
@mary1475
@mary1475 10 дней назад
We lave u too bro 🇪🇷❤️🇪🇹
@hailemariamgizaw7511
@hailemariamgizaw7511 10 дней назад
@@mary1475 አመሰግናለሁ ወንድሜ ባለህበት ሁሉ ሰላምህ ይብዛልኝ
@user-uu3tj1lu1l
@user-uu3tj1lu1l 4 года назад
"ብሽም (ኣብርሃም ኣፎወርቂ) ኣብ ኩለን ደርፍታቱ ኬድና ላይክ ንግበር መኽንያቱ ሓደ ካፍቲ ናይ ምንባር ትምህርቲ ድሕሪ ቃል #ኣምላኽ ቃል ኣብርሃም እዩ ምሳይ ዝሳማማዓ Like ይርገጸኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fillifalla8810
@fillifalla8810 4 года назад
Kemzi kemaka ybzhu ahhhh ewe
@carter6carter674
@carter6carter674 4 года назад
hah mochal arkey like regixeka aleku
@eritv2305
@eritv2305 3 года назад
Nay behaki ኣብርሸይ ኣቦ ፍቅሪ ተስፋ ሓልዮት ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ abrichey
@abrhaley938
@abrhaley938 3 года назад
Deep thanks Maku maku
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 Год назад
ብርግጽ
@eritreaeritrea9955
@eritreaeritrea9955 4 года назад
😭😭😭😭😭 ንዓኻ ሕማቅ ሓሲቡ ዝበደለ ኣምላኽ ባዕሉ ይተሓሳሰቦ ምኽንያቱ ደርፍታትካ ምስ ሂወት ደቂስባት ዝጎዓዝ እዩ ሕማቅ ዉን ኣይወጸካን መንግስተ ሰማይ የዋርስካ
@kibromkidane2474
@kibromkidane2474 4 года назад
Nisa tiray eya tibehal kab xireakayo zeybilka miheitat kemza natika tibehal
@adiamteklezghi882
@adiamteklezghi882 2 года назад
Naybahaqi
@user-im9no1xm8z
@user-im9no1xm8z 2 года назад
ኣሜን
@freedompeace3359
@freedompeace3359 4 года назад
ኤርትራውያን ንፋቀር! ሐደ ልቢ ንኩን! ከይተፈላሌና የሕዋት ኤርትራዌያን ከብለና ዝክእል ! ንሱ እዩ!🌷🌷🌷🌷🌷
@fathergascoigne4609
@fathergascoigne4609 4 года назад
@fillifalla8810
@fillifalla8810 4 года назад
Ertrawian fllyna bezihu eyu gn ab abraham hade nkun tblu
@Meko86
@Meko86 6 месяцев назад
ኣብቲ 1 ዓመት ዝወሰደ ጉዕዞ ስደተይ ፈቀዶ ቤት ማሰርቲ ምስ ደርፍትት ኣብራሃም ኣፈወርቂ እየ ዝውዕል ነይረ። ኣብ 4 ቤት ማእሰርቲ ኣብ መናድቕ ነንሽተይ ጽሑፋት ውን ገዲፈ እየ። ኣብራሃም ብሉጽ ተስፋ ወሎዶይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@simonnaizghi1942
@simonnaizghi1942 4 года назад
................................ ተስፋ እያ ስንቀይ 👉ናይ ሎሚ ጽኑዕ ቆላሕታይ ንዝመጽእ ኣሕሚቐ ተጸሚመ ክምርሽ ሽግ ናይ ተስፋ ወሊዐ👈 👉እወ ብዙሕ ተስፋ ኣለኒ ዋላ ዓይነይ እንዳነብዐ ኣብዛ ዓለም ብጽንዓት እንታይከ ከይመጸኒ ኢለ😍👈 👉መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ድሩት ክእለተይ ተስፋ እያ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ💗 ✌መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ዉስን ዩ ዓቕመይ ተስፋ እያ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ👆 👉ሰላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ ሰላም በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ👈 👉ሕተቱለይ ሰብ ቅያ ጽንዓት ንዝኣመኑ ኣብ ዓለም ዘመስከሩ ሂወት ተስፋ ምኻኑ ኣብ ታሪኽ ጽኑዕ እምነት ምጻሩ ዝሰልጠኑ ንሶም ጸይሮማ ክብሪ ራኢቶም ዘይምንኑ👈 እምነት ድራሮም ተስፋ ዝስንቆም ሓቦ ቀለቦም 👉ሃርጋፍ ዓለም ሃብታማት ዚ ተስፋ ዘይውንኑ እምነት ድራሮም ተስፋ ዝስንቆም ሓቦ ቀለቦም👈 ሰላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ ተስፋ ንገሩለይ ጸዋር ክትኮነለይ 👉ኣሽንካይ ሎሚ ግዳ ሰላም ሰፊኑ ዘሎ ቀደም እካ ሓሊፉ ናብራ ሓሲሙ ከሎ ኣብ ጭንቀት ተዋሒጠ ዕድለይ ጸቢቡ ከሎ ቃሕ ኢልካ ሰማይ ምድሪ ረዳኢ ዘይመጾ ባሕሪ ተስፋ ዝ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ ኣሕሊፈዮ👈 👉ቋሕ ኢልካ ሰማይ ምድሪ ረዳኢ ዘይመጾ ባሕሪ ተስፋ ዝ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ ኣሕሊፈዮ👈 ሰላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ ተስፋ ንገሩለይ ጸዋር ክትኮነለይ 👉❤️🎷🎸🎤🎸🎻❤️👈 👉ናይ ሎሚቅነ ቆላሕታይ ንዝመፅእ ኣሕሚቐ ተጸሚመ ክምርሽ ሽግ ናይ ተስፋ ወሊዐ👈 👉እወ ብዙሕ ተስፋ ኣለኒ ዋላ ዓይነይ እንዳነብዐ ኣብዛ ዓለም ብጽንዓት እንታይከ ከይመጸኒ ኢለ👈 👉መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ድሩት ክእለተይ ተስፋ እያ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ👈 👉መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ዉስን ዩ ዓቕመይ ተስፋ እያ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ👈 ሰላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ ኣጆኺ በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ 👉ዓብዪ ብልሓታታት ተስፋ ጸገም ክምክተኒ ካብ ውሽጢ ዝመጸ ሓይሊ ክቕጽል ዝደፍኣኒ ዓሚቕ ጸልማት ከለኹ ጩራ ተስፋ ይመርሓኒ በይነይ ከለኹ ጽምዋ ኣብ ፊተይ ይመስለኒ👈 ተስፋ እዩ ስንቀይ ተስፋ እዩ ሓይለይ ሓቦ ቀለበይ 👈መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ዉስን ዩ ዓቕመይ ተስፋ ዝ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ👈 ተስፋ በሉለይ ጸዋር ክትኮነለይ ተስፋ እመኒ ሓያል ሰብ ክትኮኒ 👈ነዊሕ ግዜ መከራ እንታይ ሒዝካ ኣሕሊፍካዮ ጉዕዞ ናይ ዓቕሊ ጋና መን ኣሚንካ ከይድካዩ ሓወይ ብስራት ናይ ሰላም ታይ ዓጢቕካ ኣምጺእካዮ👈 👉ኣብቲ ድሩት ክእለተይ ጽኑዕ ኮይኑ እምነተይ ተስፋ ዝ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ👈 👉መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ዉስን ዩ ዓቕመይ ተስፋ እያ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ👈 ሰላም በልዎ ተስፋ ሃብዎ ሰላም በልዎ ተስፋ ሃብዎ ተስፋ በሉለይ ጸዋር ክትኮነለይ ተስፋ ሃብዋ ሰላም በልዋ 👉ኣጆኺ በልዋ ተስፋ ሃብዋ ሰላም በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ ሰላም በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ ኣጆኺ በልዋ ተስፋ ሃብዋ❤️👈 Enjoy Lovers 👉❤️🎷🎸🎤🎸🎻❤️👈
@abielnega1522
@abielnega1522 4 года назад
simon Naizghi u r smart boy √√√√
@zezoaboody1904
@zezoaboody1904 4 года назад
Tanks
@samilovexxxtentacionwelday6554
@samilovexxxtentacionwelday6554 4 года назад
Danke bro
@user-ob2rs5rg5w
@user-ob2rs5rg5w 4 года назад
ንዝገበርካዮ ፈተነ እንዳናአድኩ ትሕዝቶ ናይቲ ግጥሚ ግን ሙሉእ አይገበርካዮን
@msgannabaire
@msgannabaire 4 года назад
Thank you for posting the lyrics
@user-hs2cs4kg7v
@user-hs2cs4kg7v 4 года назад
ኣነ ኣብ ግዕዞ ሂወተይ ኣብርሃም ኣፎርቂ እዩ ስንቀይ እንቓዕ ናትና ኮንካ ጅግና መምህር ሂወት I love you ❤
@filmonyemane3534
@filmonyemane3534 4 года назад
Ya Muksi
@user-ki8gj2ys6h
@user-ki8gj2ys6h 4 года назад
Barya okubagaber abrham kemakum yelen ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏😭💯
@yenamerbekele9152
@yenamerbekele9152 4 года назад
RiP
@seliseli4207
@seliseli4207 4 года назад
From tigray abraham afeworki is alweys in my hart
@yenamerbekele9152
@yenamerbekele9152 4 года назад
Rip my love
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 11 месяцев назад
ናይ ሎሚ ጽኑዕ ቆላሕታይ ንዝመጽእ ኣሕሚቐ ተጸሚመ ክምርሽ ሽግ ናይ ተስፋ ወሊዐ እወ ብዙሕ ተስፋ ኣለኒ ዋላ ዓይነይ እንዳነብዐ ኣብዛ ዓለም ብጽንዓት እንታይከ ከይመጸኒ ኢለ መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ድሩት ክእለተይ ተስፋ እያ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ዉስን ዩ ዓቕመይ ተስፋ እያ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ ሰላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ ሰላም በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ ሕተቱለይ ሰብ ቅያ ጽንዓት ንዝኣመኑ ኣብ ዓለም ዘመስከሩ ሂወት ተስፋ ምኻኑ ኣብ ታሪኽ ጽኑዕ እምነት ምጻሩ ዝሰልጠኑ ንሶም ጸይሮማ ክብሪ ራኢቶም ዘይምንኑ እምነት ድራሮም ተስፋ ዝስንቆም ሓቦ ቀለቦም ሃርጋፍ ዓለም ሃብታማት ዚ ተስፋ ዘይውንኑ እምነት ድራሮም ተስፋ ዝስንቆም ሓቦ ቀለቦም ሰላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ ተስፋ ንገሩለይ ጸዋር ክትኮነለይ ኣሽንካይ ሎሚ ግዳ ሰላም ሰፊኑ ዘሎ ቀደም እካ ሓሊፉ ናብራ ሓሲሙ ከሎ ኣብ ጭንቀት ተዋሒጠ ዕድለይ ጸቢቡ ከሎ ቃሕ ኢልካ ሰማይ ምድሪ ረዳኢ ዘይመጾ ባሕሪ ተስፋ ዝ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ ኣሕሊፈዮ ቋሕ ኢልካ ሰማይ ምድሪ ረዳኢ ዘይመጾ ባሕሪ ተስፋ ዝ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ ኣሕሊፈዮ ሰላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ ተስፋ ንገሩለይ ጸዋር ክትኮነለይ ናይ ሎሚቅነ ቆላሕታይ ንዝመፅእ ኣሕሚቐ ተጸሚመ ክስጉም ሽግ ናይ ተስፋ ወሊዐ እወ ብዙሕ ተስፋ ኣለኒ ዋላ ዓይነይ እንዳነብዐ ኣብዛ ዓለም ብጽንዓት እንታይከ ከይመጸኒ ኢለ መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ድሩት ክእለተይ ተስፋ እያ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ዉስን ዩ ዓቕመይ ተስፋ እያ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ ሰላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ ኣጆኺ በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ ዓብዪ ብልሓታታት ተስፋ ጸገም ክምክተኒ ካብ ውሽጢ ዝመጸ ሓይሊ ክቕጽል ዝደፍኣኒ ዓሚቕ ጸልማት ከለኹ ጩራ ተስፋ ይመርሓኒ በይነይ ከለኹ ጽምዋ ኣብ ፊተይ ይመስለኒ ተስፋ እዩ ስንቀይ ተስፋ እዩ ሓይለይ ሓቦ ቀለበይ መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ድሩት ክእለተይ ተስፋ ዝ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ ተስፋ በሉለይ ጸዋር ክትኮነለይ ተስፋ እመኒ ሓያል ሰብ ክትኮኒ ነዊሕ ግዜ መከራ እንታይ ሒዝካ ኣሕሊፍካዮ ጉዕዞ ናይ ዓቕሊ ጋና መን ኣሚንካ ከይድካዩ ሓወይ ብስራት ናይ ሰላም ታይ ዓጢቕካ ኣምጺእካዮ ኣብቲ ድሩት ክእለተይ ጽኑዕ ኮይኑ እምነተይ ተስፋ ዝ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ መሪር ጉዕዞ ሂወተይ ኣነ ዉስን ዩ ዓቕመይ ተስፋ እያ ስንቀይ ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ ሰላም በልዎ ተስፋ ሃብዎ ሰላም በልዎ ተስፋ ሃብዎ ተስፋ በሉለይ ጸዋር ክትኮነለይ ተስፋ ሃብዋ ሰላም በልዋ ኣጆኺ በልዋ ተስፋ ሃብዋ ሰላም በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ ሰላም በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ ኣጆኺ በልዋ ተስፋ ሃብዋ
@dagnegetnet3378
@dagnegetnet3378 9 месяцев назад
tnx.
@herihero4255
@herihero4255 4 года назад
ናይ ሎሚ ጹኑዕ ቆላሕታይ ንዝመጽእ ኣሕሚቐ ተጸሚመ ኽምርሽ ሽግ ናይ ተስስፋ ወሊዐ እወ ቡዙሕ ተስፋ'ለኒ ወላ ዓይነይ እንዳ ነበዐ። 𝑨𝒃𝒓𝒂𝒉𝒂𝒎 𝑨𝒇𝒆𝒘𝒆𝒓𝒌 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤝👌
@tesfahagerey5625
@tesfahagerey5625 4 года назад
ሓወልቲ ኣብራሃም ኣፈወቂ ኣብዛ ናይ ፑሽኪን ዘላታ ክትስራሕ ኣለዋ።
@awettesfay4945
@awettesfay4945 3 года назад
That's true brother
@user-rg7lg4ph7k
@user-rg7lg4ph7k 19 дней назад
ከምዚ ከማይ ኣብ 2024 ትሰምዓ ዘለኻ ከይ ረገጽካ ከይ ትሓልፍ❤❤❤
@user-qg9ky4eb4v
@user-qg9ky4eb4v 2 месяца назад
ወትሩ ኣብ ዉሽጥካ ኣትዩ ተስፋ ዝህበካ ደርፊ ዘይምኖ ❤❤❤❤❤❤❤
@Alekubani12
@Alekubani12 Год назад
ንግሆ ምድሪ ተስፋ ቆሪጸ ስልችው ኢሉኒ ግን ኣብርሸይ ኣቦ ተስፋ ተስፋ ኮንካኒ ኣብ ልብና ኣለኻ ተስፋ ኣይንቁረጽ ኣቱም ሰባት ጸሎት ነብዝሕ 💔😌😌😌🙏❣️
@teddytvteddytv8191
@teddytvteddytv8191 4 года назад
አየ ወ ክንደይ ሽግር ወ ብተስፉ ሓሊፉ አብ ሊብያ፣ አብኡ ዘለውን አብ ካልእ ሽግርን ዘለው አዋጽኦ ይፊጠረሎም።
@user-xs7zi6ll6j
@user-xs7zi6ll6j 4 года назад
ዕልልልልልልልልልልል ዘይ ሰማዓናዮ ዘይ ተዘርገሐ ተልዩ ክትዝግሕልና ንላበወኪ ሓብትና ናይ ኣብሪሽ ኩሉ መግቢ እዩ።
@user-ox3jr8ig6m
@user-ox3jr8ig6m 4 года назад
ተስፋያ ሰንቀይ ኣብርሸይ ኣብ ገነት የንብርካ
@crsjunior2676
@crsjunior2676 4 года назад
ን አብርሽ ዝኮን comment የብለይን ! አብ ገነት የንብርካ ፈጣሪ !!! ተስፋ'ያ....
@luwamgebremikael6727
@luwamgebremikael6727 3 года назад
ተስፋ'ያ ስንቀይ ...! ሂወት ብዘይ ተስፋ፡ ተስፋ ብዘይ ሱጉሚ ኣይከዳን እየን። 💖💖❤️❤️🙏
@eagleriver2751
@eagleriver2751 4 года назад
ተስፋ'ያ ስንቀይ 🙏🏾 ደጋጊምካ ዘይምኖ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ሙኡዝ ዝኮነ ደርፍታት እንተሎ ብርግጽ 100% ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ጥራሕ'ዩ ክከውን ዘለዎ።🇪🇷❤
@yonasyemane
@yonasyemane 4 месяца назад
Mesaka Aleku hawey 👍
@user-mf1ll1dw7s
@user-mf1ll1dw7s 4 года назад
ተስፋ ኢያ ስንቀይ ናይ በሓቂይ ኣቢይ ኣቦ ግጥምን ዜማን ነዚኣ ተንብብ ዘለኻ ወዲይ ሓላል መሬት ቅዱሱን ብሩኹን ሰንበት ይግበረልና
@michalehabte8040
@michalehabte8040 3 месяца назад
ግጥሚ ኣኽሊሉ ተስፋጼን ዩ ኢብዎ
@DejenTeklit
@DejenTeklit 3 года назад
ኣብ ደመይ ዝሰረጽ ዘዕበየኒ ደርፊ ኣብርሃም ኣፈወርቒ ንዘልኣለም ኣለኻ ኣብ ልብና! ኣብዛ ዓላም ጭንቕ ክብለካ ክልተ ኣማራጺ ኣለካ፥ ወይ መጽሓፍ ቕዱስ ተንብብ'ሞ ትጸናናዕ ወይ ድማ ደርፊ ናይ ኣብርሃም ኣፍወርቒ ትሰምዕ'ሞ ተስፋ ትሰንቕ!
@hrytitsegai5535
@hrytitsegai5535 11 месяцев назад
Really me to brother
@elilitansangualan5948
@elilitansangualan5948 Год назад
ጉዕዞ ናብ ዓዲ ጓና ንመን ኣሚንና መጺእናዮ (ተስፋ) 😢
@asmeromtewelde7535
@asmeromtewelde7535 4 года назад
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣቦ (ልበይ❤) i love you my hero
@hdebesai3033
@hdebesai3033 4 года назад
ሓደን ንዘልኣለም ተስፋ ዝህበኒ ስነ ጥበባዊ ኣብ ‘ዛ ፕላኔት ነብሰ ይምሓር ኮኾብ ናይ አፍሪካ
@user-rc9wv9uw9q
@user-rc9wv9uw9q 4 года назад
ኣብሩሽ ነዓይ ኢሉ ዝደረፋ ይመስለኒሎ ተሰፋ ሃብዋ .... መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣቦ ጥበብ 💘
@FF_SALU_D
@FF_SALU_D 3 года назад
መምህር ሂወት ኣብርሃም ኣብ ገነቱ የንብርካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ኣሕሕሕሕ😭😭😭
@wedihajimnbarhlmi1952
@wedihajimnbarhlmi1952 7 месяцев назад
Nay baqi Ahhhhhhh😂😂😂😂😂
@yimenuzeleke9476
@yimenuzeleke9476 Месяц назад
this is many ethiopian memories. great time Waaaa from Ethiopia
@erilove6277
@erilove6277 4 года назад
ኣብራሃም ንዓካ ሽሕ ለይክ ኣታ ንስካ ንዓይ ኩሉ ኢካ
@user-xz9ch8fy2k
@user-xz9ch8fy2k 4 года назад
Tesfalem abraham miss u bro .
@KusuKusu-gd5on
@KusuKusu-gd5on 2 месяца назад
Abiteyy kingl❤❤❤
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 4 года назад
ናይ ባሓቂ መምህር ኣብራሃም ኣዚያ. ተስፋ. ሓቦ .ቆራጽነት. ዓቅሊ. ተጻወርነት. ተስንቅ ብሉጽቲ ካብተን ዝፈትውን ደርፍታት ኣብርሂሞ ዓክክ ብቃላትካ ተማህርና ተስፋ ሰንቅና እና ሞ ወትሩ ኣብ ልቡና እካ ኣምላክ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ።
@kidaneteklesenbet5306
@kidaneteklesenbet5306 4 года назад
ነመስግነካ ኣብርሃምኖ ተስፋ ዘስነቅካና ዘይነጽፍን ዘይውዳእን ነባሪ ስራሕ ገድፍካልና‼️❤️
@kemdlayey2493
@kemdlayey2493 4 года назад
ዝጽበያ ዝነበርኩ ተስፋ ያ ስንቀይ ኣብርሽ መምህረይ
@zemezemen4431
@zemezemen4431 4 года назад
ናይ ኮባኹብቲ ኮኾብ። ኣብ ገነቱ ይቀበልካ ፈጣሪ።
@user-pg8ii1js1d
@user-pg8ii1js1d 2 месяца назад
Abrshey marey abti zelekayo bl ytamka
@berakiflubahta9458
@berakiflubahta9458 4 года назад
Nay abrihimo derfi ms tseme msah drar ayedlekan eyu Legend
@user-xt1hb9wq2p
@user-xt1hb9wq2p 3 года назад
❤ ane terah ayneberkun , wey ke tesfa megbi eyu
@dreamdoit9434
@dreamdoit9434 3 года назад
RIP~ ABRHAM~AFWERKIE 😢❤💧 AAAAA AAA AAA AAA AAA AAAAAAAAAA AAA AAA AAA AAA i am proud to be eritrean... “we all die. The goal isn’t to live forever, but to create something that will.” ╭┈┈┈┈╯   ╰┈┈┈╮  ╰┳┳╯    ╰┳┳╯ 💧        💧 TESFA 'YA SINQEY"
@elsahagos1792
@elsahagos1792 4 года назад
ኣብርሽይ ሂወት ተስፋ ፍቅሪ ኩሉ ኢኻ 👍💖💖❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹💖❤️💖❤️
@milenyehdego6602
@milenyehdego6602 4 года назад
Hej! ? Skolan är stängd torsdag 19/9. ? The school is closed Thursday 19/9. ? Hälsningar, ? Viktoria
@marthachanel1821
@marthachanel1821 4 года назад
ኣብ ሂወተይ እቲ ዓቢ መምህር ቅጻሊ ኣብ ጉዕዞ ሂወተይ ዘሳልየኒ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ፡መምህር ናይ ሂወተይ
@user-vp9fr1rr1t
@user-vp9fr1rr1t 3 года назад
ብደርፍታትካ ፍቅሪ ሓልዮት እምነት መንነት ተስፋ ተመጊበ እየ ም። እንቃዕ ቃንቃይ ትግርኛ ኮነ rip our legend !!!
@DrBin-em5hv
@DrBin-em5hv 4 года назад
Nzelalem ktkebr eka🙏🏿💒🙏🏿💒🙏🏿💒🙏🏿💒🙏🏿💒🙏🏿💒🙏🏿💒
@abrahamafewerkiaraya699
@abrahamafewerkiaraya699 3 года назад
ከምዚ ከማይ ኣብራሃም ከይ ሰመዐ ዘይ ውዕል እስኪ ረገጽኒ ኣቦ ተስፋ ኣብሃም ሓወይ ናተይ ከም ልበይ
@haile.785
@haile.785 4 года назад
ኣብርሽ ሃላል ኒስካስ ክርብ ጽንህ እዶ ኣይምበልካልናን ኣለም ጎዶሎ RIP.
@peacepilot2251
@peacepilot2251 4 года назад
Legend እዋይ ንእስነተይ ኣዘኪርካኒ።ይበኪ ኣለኹ እዚ እንዳሰማዕኹ።ዛህር ጠፋ ኮለና ኣብ ኣስመራ ጅሮ እንዳገበርና፣ኣብ ባራት እንዳጨረምና ኩሉ ተዘኪርኒ።ተስፋ እዩ ስንቀይ።
@Yod1728
@Yod1728 4 года назад
I love you abrsh, R.I.P🙏 this song always reminds me "gezana" back home❤❤🙏🙏🙏
@aleygoitom8369
@aleygoitom8369 4 года назад
መን ኣሎ ከምዚ ናተይ ዘጋጠሞ : ብሰንኪ ጣዕሚ ዜማታቱ, ግጥምታቱ ከስተማቕሮም ዕድል ኣይረክብን ::::::::::: ንዝመጽእ የሕሚቐ: ወላ ዓይነይ እንዳ ነብዐ : ጸገም ክምክተኒ: ኣብ ፊተይ ይመስለኒ : ረዳኢ ዘይቡሉ ባሕሪ ተስፋ ቀለበይ ::golden tongued Legend.
@BahebelomZerom
@BahebelomZerom 19 дней назад
ጉዕዞ ናብ ዕዱ ጓና ንመን ኣማንና መጸእናዮ ተሰፍ
@filieri9056
@filieri9056 4 года назад
Abrhimo abi seb nay bhaki tesfa eyu snki abza alem 😍😍😍😍😍😍😍
@user-vn5rd1lt1b
@user-vn5rd1lt1b 4 года назад
tesfa 'ya sinqey ab 17/12/2019 zsemia min alo ente halikum alena belo deqi Eri yho abraham afewerki amlak ab genetu yiqebelka bro we Love u for ever
@mkmz7
@mkmz7 4 года назад
ደርፍታት ኣብራሃም ኣፈወርቂ እናክሰምዕ ዝስመዓኒ ፍሉይ ነገር ኣሎ፡ ንሱ ድማ ኣብራሃም ብሓቂ ድዩ ሰብ ጥራይ'ዩ ኔሩ ዝብል ሕቶዩ፧ ማለትስ ፍቕሪ ክሰብኽ ዝመጸ መልኣኽ ኔሩ ከይከውን።
@aronwedieri
@aronwedieri 3 года назад
Kemu endyu emo brother
@habtutrfu8543
@habtutrfu8543 3 года назад
ናይ ባሓቂ
@amanyobel7761
@amanyobel7761 3 года назад
NSeb habo natu ..egizabier kae yifetu. Arku seb eyu neru...kem seb gin n fiqiri (nefiqaritika..n hagerka n sidiraka .n egizbiaer n nebisika) gelixiwo..tubuq geru..
@rawdaabdella4642
@rawdaabdella4642 3 года назад
Abrahmey enka nahina koyinka ERITRWi kulu gez ab libey❤❤💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷💘💘
@yednekfikru5902
@yednekfikru5902 4 года назад
he is so talented and amazing every time i listen it. so much lov and respect from Ethiopia!!!
@tesfahagerey5625
@tesfahagerey5625 4 года назад
ዋው እንዳ ተፈለጠኒ ከምዚ ኤለትርክ ዝሓዘኒ ተዘዝዝዝዝዝ ይብለ ሓጎስ ውርርርርርር ይብለኒ እንዳ ተፈለጠኒ!!!!
@ittaqullahandfearallah4263
@ittaqullahandfearallah4263 9 месяцев назад
😢ያኪ እዚ ሰብ አይኮነን, መልአክ, ሃዋርያ ተሰፋ ደቂሰብ
@specialmultimedia
@specialmultimedia 4 года назад
I HERE IT SO MANY TIMES Ertrean brothers and sister GOD BLESS YOU የምር በጣም ከመዉደዴ የተነሳ ደጋግሜ ሰማሁት ኤርትራ እህት ወንድሞቼ ሁሌም እንናፍቃችኋለን ሰላማችሁን ያብዛዉ ያብዛልን
@marvj5627
@marvj5627 3 года назад
peace and love to you brothers and sisters. we love you more . thank you .
@banasweet2607
@banasweet2607 4 года назад
Nay Abreham musica kesemeo aydelen ye meknyatu entjemrio kekaretso Aykeleen sel zekonku Love u king Af
@selihommedhanie1598
@selihommedhanie1598 Год назад
ኣጆና ክሉ ሰላም ክኸዉን እዪ ኣጀኹም፡ኣጀኹም ደቂ Eri klu kem,semay mdrn ዚገበረ ፈጣሪ ክኸዉን እዮ
@championshipblock7349
@championshipblock7349 Месяц назад
ኩቡር ሓው ነብስካ ኣብ ገነት ትንበር
@gegeygegey7740
@gegeygegey7740 3 года назад
Ya jamea besm aberham eski like habuni des elni alo bejakum yehwatey natey
@merhawilbsu8458
@merhawilbsu8458 4 года назад
መን ኣሎ 7/6/2020 ድሰማዓ ነዛ ደርፊ ።
@ashenafishewakenaw4455
@ashenafishewakenaw4455 3 года назад
አቶ ቆምጬ
@aziebzekarias5213
@aziebzekarias5213 3 года назад
Selam beluley tesfa habuley
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 года назад
ተስፋ ዪ ስንቀይ እውይ ከብደይ ግልብጥብጥ ኢልኒ
@merrytube8231
@merrytube8231 4 года назад
Xelaeka hawey natey ajoka
@helenbirhane
@helenbirhane Год назад
Mieti
@selamabkulu4179
@selamabkulu4179 4 года назад
Abrsh hawey kndi 100000 enqae nska hawey konka neaka ztkea ayreakun B tigrigna sne tbeb
@merhawiweldeyesus1757
@merhawiweldeyesus1757 4 года назад
ኣብርሃም ኣፍውርቂ መምህር ናይ ሂወቲ ፍቅር ስኒት ሓቦ
@kidanemhret5257
@kidanemhret5257 4 года назад
አብርሀም.. .....!!!!!።.አቺደንተ ዓለም......ትሽዓተ ሂወቱ ዘሕለፈት ንብዓል ውዕለት ኮንቱ ..ኾነት ዕለት
@ItIsNotLate
@ItIsNotLate 2 года назад
እዚ ደርፍታት ክሰምዖ ከለኹ መመሊሱ ይሕድሰኒ ቅድሚ ሕጂ ዘይስማዕክዎ ኴይኑ ይስመዓኒ። ብስላም ዕረፍ ኣብራሃም፣ ሓድግታትካ ተስፍ የስንቕናን ንሂወትና ትርጕም ንክህልዋ ይገብረና ኣሎ። ተስፋ ክስእን ከለኹ ዓሰርተ ይስምዓ እሞ ሽዑኡ ልበይ ብተስፋ ይመልእ። የቐንየልና ኣብራሃም።
@bayrubayru5470
@bayrubayru5470 4 года назад
ኣብርሃም ማለት መግለጺ የብለይን ንዑኡ ዝኸውን ቃላት የብለይን
@Dr.Afewerki
@Dr.Afewerki 4 года назад
❤️★★★ዘስነቕካኒ ጩራ #ተስፋ እስከማ ኣለኹ: #ኣይሞትካን::★★★❤️ ★★★#መንእሰይካ ተስፋ ኣስኒኻዩ እስጉም ኣሎ። ★★★ ❤️ኪንዲ ኣብርሃም ገይሩ ዝመሃረኒ ኮቶ የለን::❤️ ❤️ከምዚ ከማይ ተሎ፡ #ብስራሕ ክብሪ ኣብርሃም ክገልጽ ዚፍትን #like ይበልእስኪ❤️
@desiemhreteab2835
@desiemhreteab2835 4 года назад
Nay bahaqi ajoka ajoka ajoka awrdelna nayti kubur snetbebawi Abraham Afewerki.
@habtutewelde3311
@habtutewelde3311 4 года назад
Selam beluley ndeqi Ereyyy
@kabeman1867
@kabeman1867 Год назад
አብርሃም በጣም ምወድህ አርቲስት ኤርትራ ❤❤❤❤❤😢
@juletomas1138
@juletomas1138 3 года назад
10. 000 ግዜ ሰሚዐያ ይኮውን እዛ ደርፊ ። ኣብርሃም መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 4 года назад
Eti kalat keman hji sina kulu elkayo Ababeyyyy memhr nay hiwet❤️❤️❤️❤️🥰❤️❤️❤️
@helenteklemariam8339
@helenteklemariam8339 4 года назад
Tesfa eyu sinkey nay behaki abram memhir ab genetu yesfrka amlak 🙏😘🥰
@burukamareamare7687
@burukamareamare7687 4 года назад
Kulu giziye semie zeymeniwo derfi entehaliyu nay Abreham tiray eyu
@biniamkidane8787
@biniamkidane8787 4 года назад
ተስፋ ያ ስንቀይ ሓቦ ቀልበይይይይይይይ
@amanuetadesse9935
@amanuetadesse9935 3 года назад
Abrshe we miss you from Ethiopia 🇪🇹
@Rahawa91
@Rahawa91 4 месяца назад
📗📒📕🙏🏻
@temelsoberhe2608
@temelsoberhe2608 Год назад
Whenever I feel like giving up immediately go to RU-vid and play this music I refresh my brain then keep fighting so thank abrish we live by your music
@zebibmilat9988
@zebibmilat9988 2 года назад
Tesfa Abe zekorxelu kulu gezya beza derfy eya tesfa zesanek 🙏😇😇😇 you are my hero abrhamey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kulu gezya Abe lebna💔🙏
@ShawelayMeley
@ShawelayMeley 4 года назад
ተስፋ ዪ ስንቀይ ኣብርሽ
@yaredyesfayebutele3128
@yaredyesfayebutele3128 Год назад
From Ethiopia i don't now the mining but when i Liston these music i cry love You 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 love you wedi afewerkiiiii
@abrhamberhe6671
@abrhamberhe6671 4 года назад
መግልጺ ስኢነሉ መልኣኽ ሕያዋይ
@haile.785
@haile.785 4 года назад
ኣብርሽይ ተስፍ ኢዩ ስንቐይ።
@wizfugra2920
@wizfugra2920 4 года назад
----ተስፋ እያ ስንቀይ ---- ተስፋ ጌርና ንኹሉ ንጸሮ እሞ ንስዕሮ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ ንጉስ ጥበብ ጸላእትና ጹቡቕ ገርና ስለ ንፈልጦም ጽቡቕ ገርና ኢና ብሕግን ብሓይልን ኩሉሳዕ ንስዕሮም ዓፍራኦም ከኣ ውጺኢት ውሽጣዊ ክፍኣቶም ስቓዮም ኢዩ ብዓል ሽንፍላ ህግደፍ ጸረ ህዝቢ ኤሪትርያ ንስኹም ኣዚለ ምሃይምነት ዘይ ኣትፋእኩም ሲ ክንደይ ዓማጺ ተፋንዩ ማዓልትኩም ኣኪላ እያ 2021 ሱርኩም ኣይ ክርከብን ዩ 100%
@ghfg418
@ghfg418 4 года назад
Kini bro 👊💥 fugra
@dnadna5309
@dnadna5309 4 года назад
Sahsah zerii telam kabakaa etomm enda jihad abarka zkalesu zelowu yhshu seb metkel. Medharhari megdiie tray tihusu ab adii sdett konkaa eimaroo wahidd bejaa ezomm jeganu eplf fighters 7t mamukk etoo malelit wahidd
@waterfull2907
@waterfull2907 4 года назад
Kla siq bel gunuuf! Ab feqedooo Europa dea Lemin lemaani. Sir'ka Zey'Atekia's buzuh tifikir Lumus nay shigara.😅
@jemalmolay7085
@jemalmolay7085 4 года назад
Kkkkkkk fikari
@jemalmolay7085
@jemalmolay7085 4 года назад
Kkkkkkk fekari
@merhawibeyene9830
@merhawibeyene9830 4 года назад
Thank you ☺️ regat AF
@samsonzemicheal2875
@samsonzemicheal2875 4 года назад
ተስፋ ክብል ከሎ ተስፋ ትሰንቅ እምነአት ክብል ከሎ እምነት ተጥሪ ሓቦ ክብ ል ከሎ ክሉ ህወትና ዝሰርዓልና ህወአት ዝዘርኣልና ሰነ ጥበባዊ ....ገሊጽዎ ኣሎ እሞ ንግለጾ በሉ ኣብ ህወትና።
@blockbosses3860
@blockbosses3860 4 года назад
እንታይ ኢና እሞ ክንብል ኣብርሃም ገና ክይጸገብናካ ተፈሊካና ውሽጥና ቆሪሩ እታ ኣብ ከረን (ስነማ) ዘርኣኩካ ወትሩ ኣብ የእሙረይ ትማላለስ ኣለካ፡ ኣምላክ ኣብ ገነቱ ይቀበልካ።
@tekleyemanegash8739
@tekleyemanegash8739 4 года назад
ብዘይ ጨው ዶ መግቢ ይብላዕ ? ብዘይ ናይ ኣብርሃም ድርፊ ድማ ጨው ዘይብሉ ኮይንና ኔሩ እንቃዕ ፈነኩሞ ንኣብርሃም ድማ እዝግኣቢሄር ኣብ ገነት የንብርካ !
@user-ss1zg4dt5j
@user-ss1zg4dt5j 4 года назад
ዘርግሕዎ ጥራይ ናይ ኣብሪሽ ጅግና በቃ።
@medhaniegenzebu6945
@medhaniegenzebu6945 4 года назад
ተስፋ ያ ሰንቀይ ኣብራሃም ዓቢ መምህር።
@meashogerye1268
@meashogerye1268 2 года назад
ብልክዕ ተስፋ እዩ ስንቀይ
@febengebrehiwet9840
@febengebrehiwet9840 2 года назад
@@meashogerye1268 Aaaaaaaaaaaaaaaaaaaa
@mulueabrhaley2441
@mulueabrhaley2441 Год назад
መምህር ተስፋ መምህር መንእሰይ ጸጽቡቂ ኩሉ ኢኻ!!
@habensameul3526
@habensameul3526 4 года назад
😭😭😭 anes benay abraham Derfy zay kele
@samueltesfamariam424
@samueltesfamariam424 4 года назад
Our legend! your work will be cherished forever!!
@bakeetozzoz4416
@bakeetozzoz4416 4 года назад
ابرهام أفورقي الفنان الإنسان الله يرحمك تركت لنا حروف لن ننساها حروف ألقتك بين شعبك ومحبينك ايها الفنان الجميل كن بسلام في قبرك
@bitewededjgnaertrawiye5348
@bitewededjgnaertrawiye5348 4 года назад
Tesfa ya snkey Abrsh 😍
@E-R-us7ix
@E-R-us7ix 19 дней назад
Nay Abrham ksem keleku wshtey meliu u zfess ❤️🙏
@tesfaeusnqey1615
@tesfaeusnqey1615 4 года назад
Abraham memhr hiwet ahhh Wedi seb btesfa eu znebr
@abebetesfa33
@abebetesfa33 2 года назад
Wow! My beloved Eritrean Fathers Mothers Brothers & Sisters Long Live to you & all members of your Family.
Далее
Китайка и Пчелка 10 серия😂😆
00:19
Best Eritrean Classical music #mesob media
55:04
Просмотров 291 тыс.
Люся Чеботина - ЗА БЫВШЕГО
2:50
Просмотров 875 тыс.