Тёмный
No video :(

ERITREA:-  

SETIT
Подписаться 22 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

ብስም ኤርትራ ክትዛረቡ ክትክእሉ ኣለኩም

Опубликовано:

 

27 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 46   
@hethabt7149
@hethabt7149 Месяц назад
Educational topic
@tsegaygebru
@tsegaygebru Месяц назад
ተቃወምቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝብሃሉ ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ገዲፎም ህዝቢ ትግራይ ዝማገቱ ስለዝኾነ እዩ ተቃወምቲ መንግስቲ ኤርትራ የለውን ዘብል።
@user-xh4dp6ij4r
@user-xh4dp6ij4r 28 дней назад
እቶም ደገፍቲ መንግስቲ እንብሃልከ ፡ ዘይተኣደነ ዘቤታዊ ዕማማት ወንዚፍና ፡ ንትግራይን ተጋሩን ክንዝልፍ ወርቃዊ ግዜና ከንቱ ክነባኽኖ ምውዓልናኸ ፡ ምስ ሃገራዊን ህዝባዊን ሓልዮትን ሓገዝን ምብርካትዶ ይጽብጸብ ? ? ?
@yohannesyemane8701
@yohannesyemane8701 Месяц назад
ብሩኻት ጽቡቕ መብርህን መግለጽን ኢዩ። እዚ ደምበ ተቓወሞ ዝብል ስም ግና ንስኻትኩም 'ውን ነቲ ዘይግቡእን ዘይውክሎን ስም ሒዙ ዘሎ ደምበ ተቛመርቲ ኣፍልጦ ከም ምሃብ ኢዩ። ንስርዓትን ንዘይ ብቑዕ ኣስራርሓ መንግስትን ክትቃወምን ርእይቶኻ ክትገልጽን ጽቡቕን ክኸውን ዝግብኦን ኢዩ። ኤርትራ ሓዳሽ ሃገር ኣይኮነትን ድሮ 33 ዓመታት ኣቑጺራ ኣላ ነብሳ ዝኸኣለትን ሉኣላዊትን ሃገር ካብ እትኸውን። ስለዚ እዞም ደምበ ተቛመርቲ ድሌታቶምን ክበጽሕዎ ዝደልዩ ዘለዉ ዕላማን እንታይ ኢዩ? ህዝባዊ ግንባር ድሌት ህዝቢ ኤርትራ ናጽነት ምዃኑ ተረዲኡ ንህዝቡ ኣንቂሑ ወዲቡ ኣብቲ ሃገራዊ ቃልሲ ኣሳቲፉ እታ ህዝቢ ኤርትራ ዝብህጋ ዝነበረ ናጽነት ክውንቲ ጌሩ። ድሕሪኡ ዝሰዓቡ ሽግራት ምስቲ ስርዓት ዝኽተሎ ዘሎ ኣገባብ ምሕደራ ደኣ እምበር ምስ ሉኣላዊ ኣቃውማ እንታይ ዘተሓሕዝ ኣለዎ? ባንዴራ ኤርትራ ምስ ምቅዋም ብምንታይ ክተሓሓዝ ይኽእል? ተቓወሞኻ ምስ'ቲ ስርዓት ዲዩ ወይስ ምስ ክብርታትን ታሪኽን ሃገር? ምእንቲ ፍትሒ ዝቃለስ ሰብ ነቲ ተወጺዕካ ኣለኻ 'ሞ ካብዚ ጨቋኒ ስርዓት ከናግፈካ ኢየ እናበልካ ካብቲ ንስኻ ከም ጨቋኒ እትገልጾ ስርዓት ብዝኸፍአ መንገዲ ትቐትልን ተሳቕን እንተሊኻ ንመን ኢኻ ትቃለስ ዘለኻ? ኤርትራ መሬታዊ ሓድነታን ህዝባን ዝዕቅብ እምበር ምስ ትማሊ ንዓኣ ንምጥፋእ መወዳድርቲ ኣልቦ በደል ምስ ዝፈጸመ ጸላኢ ተመሓዚኻ ብዛዕባ ኤርትራ ምዝራብ ካብ ጥፍሽና ዝሓልፍ ትርጉምን ኣመትን ክህልዎ ኣይክእልን ኢዩ። እቶም ህግደፍ እናተባህሉ ክዝለፉ ዝውዕሉ ዘለዉ ሰባት ነዛ ሃገር ኣብ ምምጻእን ኣብ ምውሓስን ኣዝዩ ከቢድ ዋጋ ዝኸፈሉ ኤርትራ እትሕበነሎም ጀጋኑ ኢዮም። ንኣበርክቶኦም ክብሪ እናሃብካ ኣብቲ ዝጋገይሉ እዋን ድማ ሓሳብካን ርእይቶኻን ወይ ተቓወሞኻ ምስማዕ ናይ ለባማትን ክኸውን ድማ ዘለዎን ኢዩ።ስለዚ እዚም ለሓስቲ ተረፍ መረፍ ናይ ወያነ እናልመጹ ብዛዕባ ሃገር ክዛተዩ ኮነ ዋዕላ ክገብሩ ብሕጊ ኮነ ብሞራል መሰል የብሎምን።ኩሉ ኤርትራዊ ኣበይን መዓስን ይቃወምን ይድግፍን ብንጹር ክርዳእ ይግባእ።
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Месяц назад
Yes
@Sulinaist
@Sulinaist Месяц назад
Thanks You Brothers Setit Good Analys ❤👏🇪🇷💕👏
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k Месяц назад
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ዓወት ንሓፋሽ ወትሩ ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@eriiistars3089
@eriiistars3089 Месяц назад
Setitawian thanks
@eriromeoeva8876
@eriromeoeva8876 Месяц назад
Thanks afi, yoni and abdat thanks so much bros
@Sulinaist
@Sulinaist Месяц назад
Thanks You Brother Afewerki ❤️👏👏👏🇪🇷
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 Месяц назад
Good discussion
@semayneshweldemariam3222
@semayneshweldemariam3222 Месяц назад
Keep up the good job brothers for your good analysis and discussion 👍
@abrahamtesfai6597
@abrahamtesfai6597 Месяц назад
Fair to say that Eritrea has no opposition but opportunists.
@Ali-horreAburus4823
@Ali-horreAburus4823 Месяц назад
James Brown song: living in America.
@michieleyohannes6324
@michieleyohannes6324 Месяц назад
Jeganu 💪💪💪💪💪💪👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lettetecle4258
@lettetecle4258 Месяц назад
Jeganu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@user-xx7jh5rv1i
@user-xx7jh5rv1i Месяц назад
تحية لكم شباب سيتيت ميديا ، تحليل ممتاز
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Месяц назад
Nefu meinisy afework gezuluwo nefat abdu nefu hedu mestwali ica💪🇪🇷🐫akil gemeil caby 💪🇪🇷🐫🇪🇷🕊🤝
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Месяц назад
Welcome deqi Eriyyyy❤❤❤❤❤❤❤
@eliltadawit4973
@eliltadawit4973 Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsigeredaafewerki260
@tsigeredaafewerki260 Месяц назад
Thanks setit
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Месяц назад
😔besimaim poletikentt america bedkum goenica yedkumica setanawy rebha bezey caby deflotom yelen nezom hupait tefait nefhuto 💪🇪🇷⭐️🌙👌👌👌👌👌👌
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Месяц назад
Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔🇪🇷🇪🇷
@michaelhagos1701
@michaelhagos1701 Месяц назад
ጋዜጠኛታት ሰቲት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ጸግዒ ህዝብን ሃገርን ዝኾነ ከቢሩ ይነብር ንስኻትኩም ካኣ ኩቡራት ኢኹም። አምባሳደር ሃይለ ውን ኤርትራውያን ኮይንኩም ተቃለሱ ምባሉ ዓቢ ምስጋናን አኽብሮትን ይግብኦ።
@tsigeredaafewerki260
@tsigeredaafewerki260 Месяц назад
❤❤❤
@MassawaMendefera
@MassawaMendefera Месяц назад
ከማኩም ርእሲ ዘለዎ የለን ኣታሓሳስባኩም ትዕግስትኩም ውህደትኩም ኣነ ብጣዕሚ ኢየ ዝንእደኩም እዚ ሓሳዊ ሕዝቢ ግን ኣብቲ ዘይጠቅም ኢዩ ዝውዕል
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 Месяц назад
ዮናስ ተቃዋማይ እንታይ ኢካ ትቋወም ኣረድኣና:ነዚ ከዳዕ ሃለሞንቆርየስ ዓሰርተ ግዜ ክቡር ኢልካ ትጽውዕ :ነቲ ጅግና ሓበን ሃገር ብረዝደንት ኢሰያስ ከኣ ትዝንጥል :ወረጃ ማዕዶ :ሃይለ ከዳዕ ነታ ተቃሊሱ ዘምጽኣ ባንዴራውን ኣየክበረን:ዮናስ ሎሚ ወዲ ኣፍወርቂ ብዛዕባ ሳዋ ዝተንተኖ ወሲድካ ውን ከም ናትካ ክትንትኖ ፈቲንካ እሞ ትኣረም:ሃይለ ግን ካሓዲ መልመጺ ብያቲ እዩ::ኣብ ኤርትራና ኮራይ እምበር ተቃዋሚ ዝበሃል የለን::ሰቲት ሜድያ ዮናስን ብዛዕባ ሃይለ ከዳዕ ከም መዓድን መካርን ከተቅርብዎ ምፍታን ኣብ ምልክት ሕቶ እያ ተእትወኩም እሞ ካብ ከምዚ ተኣሪምኩም ከም ሓውና እንጅነር ስሌማን ለባማትን መስተውዓልትን ሒዝኩም ተቀረብኩም ይሕሸኩም::
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 Месяц назад
ንዓካትኩም ጥራይ ሰሚዕካ ሱቅ ተትብል ብሱልን መሃርን ኣቀራርባን ትሕዝቶን ተባረኹ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ነዞም ደገ ዘለዉ ምንም እምነትን ክብርን የብሉን ንብዙሓት ክዛረቡ ትሰምዕ ኢንዲኻ ደገ ዘለዉ እሽንኳይዶ ለውጢ ከምጹልና ክኣትዉናኳ ኣይንደልን ይብሉ ኣለዉ ምክንያቱ ኩሉ ዝበሃል ህዝቦም ክጸርፉ ሰራዊት ኤርትራ ምስ ጸላኢ ኮይኖም ክኹንኑ ነታ ሃገር ከቃልሉ ስውኣት ክጸርፉ ተጋደልቲ ከቋሽሹ ዝውዕሉ እዚ ኩሉ ይስነድዩ ዘሎ ካልእ ይትረፍውን ንሉኡላውነት ሃገር ኣሕሊፎም ክህቡ ምንም ዘይመስሎም ዕሱባት ንህዝቢ ሓልዮም ዘይኮነስ ንከብዶም ነዚዩ ድማ ብገንዘብ ክበኣሱ ዝውዕሉ እዚ ኩሉ ውሽጢ ዘሎ ህዝቢ ይስንዶ ኣሎ ነዚዮም ድማ ፍንፍን ኣቢሎሞም ኣዴታቶም ዝፈግኡ ብኣውራጃ ህዝቢ ዘናውጹ እቲ ዝኸፍኤ ድማ ልኡካት ወያነ ሙካኖም ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብከብዶም ዝተሸጡ ዕሱባት እምበር ተቃለስቲ ከምዘይኮኑ እዮም ዝኣምኑ ። ብቀረባ ዓዲ በጺሑ ዝመጽእ ሰብ ብዛዕባ መርገጺ ናይቲ ህዝቢ ዝምስክሮ ሓቂዩ። እኳ ደኣ ጁጅማጁጅ ኣውጺኦምሎም!! ለውጢስ በቲ ውሽጢ ዘሎ ደኣ ኤርትራ ኮ ሰብ ኣለዋ እኳ ደኣ ዘይተበከለን ጽሩይን ህዝቢ ኣብ ውሽጢ ኣሎ ጁጅማጁጅ ሲ ኣብ ደገ ደኣ ጁጅ ይበሉ!!
@l.4290
@l.4290 Месяц назад
Selam wan born in Asmara from Ethiopian military father and mother in villajo military camp
@tsegaygebru
@tsegaygebru Месяц назад
ተቃወምቲ መንግስቲ ኤርትራ ከምዘየለዉ ንብኣል ኪሮስን በየነ ተወከልቲ ጌሮም ክዛረቡ ከለዉ ከምዝተወድአ ይሕብር
@kidantekle2443
@kidantekle2443 Месяц назад
Leave alone about haile merkorias we knew him the people we were living in Ethiopia that is why we were ashamed about him.
@bisratghoitom7155
@bisratghoitom7155 Месяц назад
ኣፌ እታ ናይ ዓለማዊ ፋይናንስ በጃኻ መደብ ጌርካ ብሰፊሕ ድገማ፡ ንባዕላ ኣርእስቲ ኢያ ። ከምኡ ውን ኣገዳሲት ኢያ።
@dejenyemane3048
@dejenyemane3048 Месяц назад
ብጣዕሚ ዓብዳት ድስ ዝብል መደብ እዩ ቀጽልዎ ብዛዕባ እዚ ብጻይ ዝበላ ናይ ባንዴራ ግን ላዝም መደብ ግበሩላ ፕሊስ ።
@afewerkighebremichael8684
@afewerkighebremichael8684 Месяц назад
ሰላም ሓው ደጀን፡ ብዛዕባ ባንዴራ ንጽባሕ ቀዳም ከነዳሉ ኢና! ክትካተትለና ንዕድም! ስለ ምስታፍካን ሃናጺ ርኢቶኻን ነመስግን!
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 Месяц назад
ተቛወምቲ ኤርትራ ንጥቕሞምን ስልጣንን ክብሉ ንኤርትራ ኣብ ባርነትን ምኽዳም ምዕራባውያንን ከዉድቕዋ ዝደልዩ ስሱዓትን ሸቃጦን እዮም።
@berhanamichael5519
@berhanamichael5519 Месяц назад
Kemzi gerkum timrtawi hazel zikone zereba ember nihna woyane ena endabelka neti shabia hageru set abilu hizu zelo mengisti endaszerefka aykonen
@ThePer777
@ThePer777 Месяц назад
ደስእንተዘይልካ ከምድልያኻ ኢኻ ተከማስዕ
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Месяц назад
Abhizb dekeblu hiezb kelu adtt abett mketal ticawmit americawy merhit khegzkum bemkir bhewitu kelo nhawukum bhewtu kelo hawy adedwo ferhom kemzkum ielena deblu teicamt🤔
@semiramusa3217
@semiramusa3217 Месяц назад
መቸም ግዜ ምስ አከለ አብ ግዚኡ ሐቂ ክትወፅእ እያ እቲ ግዜም ይአክል አሎ ሃገርን ህዝብን መንግስትን ትንፊስ ይረክብ ኡፈይ አብዝብልሉ መን እዩ ዝሐትትን ዝሕተትን ቀስ ኢልና ክንርእዮ ኢና።ዮናስ ትደጋግማ አላ እንታይ ኢካ ትቃወም ሕቶ እያ ሃይለ መንቀርዮስ ሐደ ካብቶም ነዚ 25ዓመታት አብ ልዕሊ መንግስትን ሃገርን ዝጠንጠኖን አብ ኢትዮጰያ ኤምባሲ ከሎ ዝቀበሮ ፈንጂ እዩ ።ንሱ ዘይከዓቶ ጉዳጉዲ የለን ነዛ ሃገር ነዚ ሕጂ ዘለናዮ ቁጠባዊን ፖለቲካን ፀቅጢ ፈጢሩ ምስቲ ዝነበሮ ዓቅምን ርክብን ምስ ዓለማት ተጠቂሙ ። ሕጂ ሐዲሽ ቅርአን መካሪ ኮይኑ ምምፅኡ አይገርመንን እዩ።ዳሕራይ ከአ መንነቱ ስለ ዝቀየረ አብ ፓለቲካ ናይ ኤርትራ አይምልከቶን እዩ።ባዕሉ ቃሉ እዩ ኤርትራዊ አይኮንኩን ኢሉ ስለዚ ክቡር ክቡር ክቡር አብዚሕካሉ ።
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 Месяц назад
ሰቲት በዓል ዓብዱ ጸርዮም ዘይጸርዩ መሕጎሲ ዘይብሎም ሸቃጦ እዮም። ኩሎም ተቛወምቲ ድሕሪ ንዓመታት ምዕዛብ እምነተይ ኣብ ህዝባዊ ግንባረይ ይብል።
@l.4290
@l.4290 Месяц назад
Hello !!! buy the way there isn’t such “ “ Dembe Tequawmo if there is one ! call it “ Powe hangers and Mixed with Awrajawian “ Let us Stop Colling Haile Menkerios ambassador .!!! Selam Kidane is a Tigrawety born in Asmara Vilajo military camp !Qual teacher Bisrat and shaleka Kidane !!!who was killed in Somalia loyal Ethiopian soldier
@tesfitkudus9879
@tesfitkudus9879 Месяц назад
ቅድም አኮ አቲ ዕላማ ብ አሾኽ ዝተለበጠ ፕሮፓጋንዳ አዩ ዝካየድ ኔሩ ግዚኡ ምስ ኣኸለ ግን አቲ አሾኽ ምቅልቃል ጀሚሩም ተጋሂዱን አንበር ደንበ ተቃወምትስ ብ ዛዕባ ህጽቢን ሓገርን ሓሲበን ፖለቲካ ናተን ሓንጺጸን ዝተበገሳሉ ግዜ የለን።
@amlesettekie6223
@amlesettekie6223 Месяц назад
ደንደ ተቃዉሞ ገለመለ ኢልኩም ሽም ኣይተጸባብቁ🤬 ደንበ መጥፋእቲ ዓዲ፣ ደንበ ዕንይንይ በልዎ ። ዓመት ዓመት እኸይድ እየ ዓዲ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ክፍንፍነኩም መዓት እዩ። ቦታ የብልኩምን ኣብ ኤርትራ‼️
Далее
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
Просмотров 2 млн
ЛОВИМ НОВЫХ МОНСТРОВ В LETHAL COMPANY
2:42:22
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
Просмотров 2 млн