Тёмный

ERITREA:-  

SETIT
Подписаться 22 тыс.
Просмотров 3,4 тыс.
50% 1

ነብስናን መሻረኽትናን ኣይነታልል

Опубликовано:

 

18 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 22   
@qatardoha5290
@qatardoha5290 4 дня назад
የቀንየና ጽቡቅ ትንታኔ ዳኑ ሓዉና ። ኣነ ደስ ትብለኒ ወይዉን ከስምረላ ዝደሊ ዕቤት ቁጠባና ኢዩ ። እቲ ጸጥታ ኣብነታዊ ኢዩ ዘሎ እቲ ሓድነት ካብኡ ኣይፍለን ኢዩ ዲፕሎማሲ ኣብ ደሓን ኩነታት ኣለ ወይ ዝሓሸ ካብ ዝሓለፈ እዋናት ። እታ እንኮ ዕቤት ቅጠባ ኣማራጺ ዘይብላ ክስርሓላ ብትኩረት ኢዩ ። ስለዚ ኣብ ዝኮነ ኣጋጣሚ ካይተጠቅሰት ክትሓልፍ የብላን ። ምክንያቱ ዓዱ ጸሊኡ ዝስደድ የለን በጀካ ራኢ ናይ ስራሕ የለን ዝብል መንእሰይ ኢዩ ዝበዝሕ ስለዚ ለባማትን በላሕትን ሰብ ሞያ እዚ ዓዉዲ ከም በዓል ዳኑ ሕብረት ፋተሩ ምስ መንግስቲ ብፍቅሪ ተጋፈጡ ስለ ህዝብኩምን ዓድኩምን ዝለዓለ ዋጋ ክፈሉ በርትዑ ኣጀኩም ።ግን ኣይትሰርሑን ኣለኩም ማለተይ ኣይኮነን እንታይ ድኣ ብሓሙሻይ ማርሻ ክትከዱ ስለ ዝደለኩም ኢየ። ጌጋ እንተለኒ ካብ ዓቅሚ ምንኣስ ምካኑ ተረድኡለይ ።ዓወትን ንህዝባን መንግስታን ይሃባ ፈጣሪ ።
@Rosemary-c2i
@Rosemary-c2i 5 дней назад
👍👍👍👏👏👏🙏🙏🙏
@fishagergis4331
@fishagergis4331 4 дня назад
Thanks.Edmen.tenan.yehabkum
@Asmara.Eritrea.1892.
@Asmara.Eritrea.1892. 4 дня назад
Good job keep it up 🇪🇷👑
@negushtzehaye9523
@negushtzehaye9523 2 дня назад
ኣፍሪቃውያን ድሕሪ ነጻነት ምጉንጻፈን፡ ሓድሽ መግዛእቲ ቁጠባዊ ማሕነቅቲ ምስ ተደኾና ፡ ሓራ ካብዚ ማሕነቅቲ ንምውጻእ ምስ ሶቭየት ሕብረት ክጽግዓ ኣብ ዝፈተናሉ ብቁዕ ምስክር ኣለና እዞም ሽምግል ዝበልና ስብራት ኣይሓወየን። ኣብ ኤርትራ ዓቢ ተስፋ ኣለኒ መራሕትና በዚ ዝተጠቅሰ ዝሓለፉ እዮም፡ እሞ ብዙሕ ጥንቃቀ ዝሓትት ዛዕቢ እዩ። ማርያም ትሓግዝ ዓወት ንሓፋሽ።
@fishagergis4331
@fishagergis4331 4 дня назад
❤❤❤🙏
@Efremghebray-gc9sx
@Efremghebray-gc9sx 2 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
@negushtzehaye9523
@negushtzehaye9523 2 дня назад
Fidare e Bello,nn Fidare e' meglio. ዓወት ንሓፋሽ
@lettetecle4258
@lettetecle4258 3 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉
@qatardoha5290
@qatardoha5290 4 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤
@genetmenghis7586
@genetmenghis7586 5 дней назад
መርሐባ ደቂ ኤሪ ሽኮሪናታ 🇪🇷💪🙏💌 በጃኩም ተቃወሙ ደግፉ ቢሕጊ ስርዓት መሕጎሲ ባዒዳዊይን ኣይንኩን ኣፍሪቃዊይን ደናቁር ኣይተቡሉና ❤❤❤💌💌💌
@Sawa-tv7cb
@Sawa-tv7cb 5 дней назад
ሐታቲ ተሐታቲ ጠቓምን መሃርን ወደስመራ ዝብል ዛዕባ የቐንየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫🐫 1.. 2; ሐንቲ። ሀገር። 2 ሐይማኖት ❤
@genetmenghis7586
@genetmenghis7586 5 дней назад
ምስቶም ካሎኦት መናኢሰይ ኣፍሪቃውይን ዝርርቢ ዘይትገቢሩ ካቢ ኩለን ኣፊሪቃ ❤❤❤
@nurjemal2107
@nurjemal2107 5 дней назад
merhaba setit
@gebreted2612
@gebreted2612 4 дня назад
እዚ ትብልዎ ዘለኹም ዓብዳትሐወይ እሳያስ መልሽዎ ኣሎ ኣብዚ ኢንተርቪው ዋላ እንተገሽና ኣብ ባይታ መንጠሪ ዝኸውን ስለዘይገበርና ጌና ስለዘየብልና ፒኣርጥራይ እዩ መገሻና ኢሉና ኦኤዩ ኢጋድ ወዘተ የለዋን እኮ ኢልና ንግደት በሊዖም ተማጣሊዖም ይምለሱ ኣለው መራሕቲ ኣፍሪቃ
@hailer4678
@hailer4678 4 дня назад
ግርን ትንያኔ ደቀባት፡ቅርጽሉዎ ፡ሃይልር
@xhakaggfvhh
@xhakaggfvhh 4 дня назад
ናይ ሀገርኩም ኤሌትሪክ ምእታው ዘይካአልኩምስ አፍሪካ ትብሉ😂😂
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 5 дней назад
Hatew ketew metkel albo
@ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
ሰቲታውያን እዚ ዕቡድ ሰብኣይ ኣብ ዝበሎ ካብ ምትንታን ንሃገርን ህዝብን ኣብ ዘገድሱ ኣገደስቲ ጉዳያት እንተ ተተኩሩ። ጥርሑ ገረወኛ ድምጹ ጥራይ እዩ ብርቱዕ እምበር ጥርሑ ምዃኑስ ማንም እዩ ዝፈልጥ። ህግደፍን መራሒኦምን ብዘይካ ጸርፊ ካልእ ከፍሪ ኣይተዓደለን።
Далее
Какой звук фальшивый?
00:32
Просмотров 956 тыс.
✴️-ኣስሕብ ኮይና መሬት 14.09.2024
1:50:16
Какой звук фальшивый?
00:32
Просмотров 956 тыс.