Тёмный

Eritrean Music 2017//ዓይኑ ይብራህ\\ Zekarias Berhane (Zaki) 

CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ
Подписаться 129 тыс.
Просмотров 1,1 млн
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,5 тыс.   
@nselamnzemr3385
@nselamnzemr3385 7 лет назад
ኣቱም በጃኹም like ሃቡለይ ነዚ ሰብ ደቂሰ ክሓድር
@AbelGebray-jl8vz
@AbelGebray-jl8vz 8 месяцев назад
Heblka alku xebuk gerka dakes
@AmanielYohanns
@AmanielYohanns 21 день назад
0o​@@AbelGebray-jl8vz
@dejenmehari7566
@dejenmehari7566 7 лет назад
ዳርጋ ኩሎም ደርፍቲ ንረብሓ ክብሉ ምስ ምልኪ እኳ እንተ ወገኑ፡ኣምላኽ ፍጹም ከይንደሃል ከም በዓል ዛኪ ክንዲ ሽሒ ጀጋኑ ሂቡና ደርፉ ውሽጠይ ምትንካፋ ከይኣክል ናይ ህዝባዊ ስምዒቱን ናይ ቃልሲ ትብዓቱን ካብ ገጹ ምስ ኣንበብኩዎ ግን ፍጹም ሓበን ተሰሚዑኒ፡ኣጆኻ ኣጆኹም ቀስቲ ውርደትና ክስበር እዩ፡ዘንጊ ናይ ምልካውያን ውን ከምቲ ብሓዊ ቃልቃል ኢሉ ዝቕህም ቀሸም ማዓልቱ ክህሞኽ እዩ፡ኣተባብዑለይ ሞራል ሃቡለይ ሓደራ subscribe ንግበራ ኩልና፡ዛኪ ሓወይ ጩራ ባንድ ክብረት ይሃበልና ሰላምኩም የሰስኖ፡ ደጋጊመ ምምናው ሲኢነያ ኣለኹ ናይ መሳጅን ሂይወተይ ኣዚኪራትኒ።
@samirabdad5247
@samirabdad5247 7 лет назад
Zaki abesa ajeka keslo tiray jgna
@JV-fo9zz
@JV-fo9zz 7 лет назад
Samir Abdad
@dawitsiele4545
@dawitsiele4545 6 лет назад
You are right deju meksen
@netsaseb6445
@netsaseb6445 2 года назад
tsbuk aleka zehzen neger 1 million keman ayrekebetin zeyrebih derfitat 6 millon yibetsih ab geza merietu seb tefiuni lo kebdika tibelea derfi.
@yonasteame1016
@yonasteame1016 7 лет назад
ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ እስርቤታት ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኮይኑ ነዚ ዘሎ ከም ቀንድን ክጥቀስን ስለ ዘለዎ ዩ ምበር ኣብ ኤርትራ ካብቲ ህዝቢ እስርቤታት ይበዝሕ በዚ ኣጋጣሚ ዛኪ ወገነይ ካባኻ ንጽበዮ ዩ ሞ መመሊስካ ሰውድ ነዚ ጨፍላቒ ስርዓት በብዘለናዮ ኢደይ ኢድካ ንበል ንምውድቑ zakios ወገነይ ካኣ keep your job ዓይኑ ይብራህ ዝራኣየ እንተሎ ዓርከይ ክንዲ ሓወይ ሰብ ጠፊእኒሎ ትኽ ትንፋሰይ ኔሩ ናይልቢ መማኽርቲ ማዓቢተይ ዓርከይ ማንዛይ መጻውቲ ዝራኣየ ዶሎ መንዩ ዝነግረኒ ሓወይ ምቃል ጎነይ ዓርከይ ጠፊእኒ ምስ ሰቡ ወፊሩ ገዝኡ ዘይተመልሰ ተኣሲሩ ኢሎሞ ገለ ከይ ኣበሰ ኣብ ዓሰብ ዶ ይህሉ ኣብ ዳህላክ ኣብ ናኹራ ኣብቲ ሃሩር ጉድጏድ ናይ ደንካልያ ሸላ(ሳህራ) ኣብ ገደም ዶ ይህሉ ኣብ ሚዒጢር ገልዓሎ ወይስ ኣብ ጋሕቴላይ ኣብ ዓላ ዶንጎሎ ኣብ ዓጊብ ዶይህሉ ኣብ ገደም ዒራዒሮ ኣብ ሰምበል ዶ ዳኣ ኣብ ጸጸራት ካርሼሎ ወይስ ዓዲ ንፋስ ኣብ ዓዲ ኣበይቶ ትራክቢ ዶይህሉ ተኣሲሩ ኦቶ ኣብ ኣደርሰን ዶ ይህሉ ተሰነይ ኒብራ ኣርባዓ ግርማይካ ተማራት ናይቀደም እንዳ ሰብዓ ባረንቱ ዶ ይህሉ ብሪሞ ካንትሪ ወይስ ኣብ ማይ ስርዋ ፍሉይ መሐየሪ ማይ ዓይኒ ዶ ህሉ ወይስ ዓዲ ኳላ ወይካኣ ሰንዓፈ ካምቦ ፍርስታላ ማይ ዱማ ዶ ይህሉ ሾልቂ ቆላ ሰረ ወይድማ ብንቢና ጥቓ እንዳ ባድረ ይሳቐ ይግረፍ ብሓለንጊ በትሪ ምስኩቱር ጥሜቱ ኣብ ኣፈሞት ጻዕሪ ዓርከይ ክንዲ ሓወይ ዝራኣዮ ዶሎ ኣብገዛእ መሬቱ ሰብ ጠፊእኒ ኣሎ ኣብኩለን ሓቲተ ዝራኣየ ኢለ ደልየ ሲኢነዮ ኮሊለ ኮሊለ ተስፋ ምስሳኣንኩ ኣነ ድማ ኣንቂለ ኤርትራ ወጼላ ዶባ ተሳጊረ ናብራ መሪርኒ ሓሽከር ኮይንካ ምንባር ኣርዑት ናይ ምልካውያን ሲኢነ ምጽዋር ናፉቖተይ ቋጺረ ሾው ኢለ ወጼላ ክሳብ ዝምለሳ ዓደይ ወጊሕላ።
@yonashadish6342
@yonashadish6342 7 лет назад
Yonas Teame kkkk ብእሱርቤት ሃብታማት ኢና
@miremeles1343
@miremeles1343 7 лет назад
kkķkkk yenu asli xebuk aleka habtamat ina ba da so xebuk serah ikum teserhu zelekum chura bandi xelal héžbī ajekum ketkahsu ikum be hezkukum jeganu
@ክልልል
@ክልልል 7 лет назад
Mire Meles mara eyu zegerm nay zom shefatu SaHl Hgfd mendef Khalif eyu deqi eri one day
@habking7779
@habking7779 7 лет назад
Yonas Teame yoni shikorrr
@miremeles1343
@miremeles1343 7 лет назад
logo chiwa Hamasen ewe hawey abu rgexe xebuk aleka nay ezom komalat hegdef gizom abkiu eu
@jgnabitewededabraha2718
@jgnabitewededabraha2718 7 лет назад
ኣታ ኣነ እዞም ናይ እስራኤል chura band ከጸልሉኒ እዮም ያ ምጣዕሚ ንፍዕ ዛኪ ጅግና ኣጆካ ኩሉ ሓላፋይ እዩ ። ሙኩራት ደቒ ኢረይ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ሰላምን ጥዕናን ኣብ ዘለክሞ
@henilovehani791
@henilovehani791 7 лет назад
ዛኪ ጅግና ናይ ብሓቂ ንብዓት ሓጺብካኒ ኣጆኻ መቅሰነይ ቀጽሎ ካልኣይቲ ከኣ ምስዚኣ ክንሳቀ ኣይትደንግዩና እንዳ ጩራ ጀጋኑ ኣበይ'ሞ ኩላትና ከም ናትኩም ሕልሚ ተዝህልወና እዞም በላዕቲ ስጋ ሰብ (ህግደፍ) ሓንቲ መዓልቲ ኣይምሓደሩን ኔሮም
@fshatsigab9364
@fshatsigab9364 7 месяцев назад
Who is listening this music 2024💙💪🏾👍,
@ሓውኩምነሽነሽ
@ሓውኩምነሽነሽ 7 лет назад
"ዓርከይ ክንዲ ሓወይ ዝራኣዮ ተሎ ኣብገዛእ መሬቱ ሰብ ጠፊእኒ ኣሎ ኣብ ኩለን ሓቲተ ዝራኣየ ኢለ ደልየ ሲኢነዮ" ኣብዚ ዓመት ካብ ዝፈረያ ደርፍታት ድሕሪ ባህጊ ኣለኒ ዝሰራዕክዋ ብልጽቲ ስራሕ ያ ። ላይኽ ባ ሃቡለይ
@artrawieyeamlakhagzeni1725
@artrawieyeamlakhagzeni1725 7 лет назад
ፍቕሪ ዓማጺ! Ayttahamel ke mebel kndey seriekaya
@gezana7140
@gezana7140 7 лет назад
Artrawi Eye Amlak Hagzeni Aytitahamel dea aysemaenayan keman gn dahan bdhrit kedameyti serienaya alena
@afewerkiseltene
@afewerkiseltene 7 лет назад
Artrawi Eye Amlak Hagzeni aytetehamele da derfi zeykone xerfie eu eko abeye emo keredakume ember hegdefe denagula
@bereketmebrahtu1368
@bereketmebrahtu1368 7 лет назад
btaemi des tbil derfi kebdka tebela qexol jgna
@natanhuruy6561
@natanhuruy6561 7 лет назад
Neshnesh an huruy yebahal ab kulu xubuk ika texhf xubuk ka tetababa nefua seb ika ab nay semahr gen tegagika nementay abey keyna yekrta tahatit tebl abey keyna da derfato abta zedrfta zexrftna keyna ka yekrta tadatit entay delaya ila xerfatnas hiji aythzla gedfwa tebl entay ika kenka eka germni kemu ilka ketxhf ab nata aytxbkuka kemu ilka aytzrb nihzbi lomi kemzi ela derfa xebah ka kali ketblna eya ok selazi kemu aytblom endgna da aytkblwa meblka ember komo kitbla kemu ketbl aytxbkukan nera
@MelodyMix-2
@MelodyMix-2 Год назад
ናይ ብሓቂ ገላጺት ደርፊ። አነ ብወገነይ አብ ትራክቢ፣ ተሰነይ፣ አዳርሰር ነረ። ሻዕብያ ሕሱማት
@tesfiehabteab8904
@tesfiehabteab8904 7 лет назад
ዛኣኪ ሓወይ ልብና ተንኪፍካና ብጠዓሚ ልብካ ትትንክፍ ደርፊ ኣጆካ እዚ ውን ክሓልፈልና ኢዩ ኣብ ጸበባ ኣይንነብርን ኢና እቶም ተዓዘብቲ ንምታይ ኢኩም ብናትኩም ቻነል ተኣትውዎ በጃኩም ንሓግዞም በቀዳማይ ኣብ ናትኩም ቻነል የኣቲኩማ ኔርኩም በጃኩም ዓገብ ግበሩ።
@teklekidane9867
@teklekidane9867 7 лет назад
Tesfie Habteab ኮመንቲ የንብብ እየ እሞ ከማካ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ተስፋ ዝህብ ዝጽሕፍ ኣይረኣኩን ከይስእነካ ግን ፕሮፋይልካ ኣይትቀይራ
@teklekidane9867
@teklekidane9867 7 лет назад
Tesfie Habteab ጽቡቅ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ እሞ ንዓና ውን ከማካ የማስለና
@dejenmehari7566
@dejenmehari7566 7 лет назад
ኣርባዕተ ግዜ ሰሚዐያ ጌና ይቕጽል ኣለኹ
@habenkflom615
@habenkflom615 7 лет назад
Dejen Mehari ሓወይ ሎሚ'ዩ ዝርንዛሕ ዘንባዓኒ ሓራም ኪሉ ስርሐይ ይኹን ናውተይ ጠንጢንካ ሓፍ ኢልካ ዕዝር በል እንካ መጻኒ ኡፍ ባቃ ኡፍ ያ ከምዚ ናትና ታሪኽ'ስ ይህሉ'ዶ!
@tsegaitesfagabr6745
@tsegaitesfagabr6745 7 лет назад
Haben kflom i am crying countinously . There is nothing the worst history like ours.
@samuelyemane7552
@samuelyemane7552 7 лет назад
deju hawey 20 gize bexihna
@dejenmehari7566
@dejenmehari7566 7 лет назад
ሓቡ ሓወይ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝነካ ናትና ነገር ሳሚ 4 ግዜ ጅምር ምስ ኣበልኩዋ ብዘይምቁራጽ እዩ፡እምበር ድሕሪኡ ዳኣ ክንደይ ክትብሎ
@solomuntewelde3517
@solomuntewelde3517 6 лет назад
wala ane dejen arkey !!!!!!!!!!
@beryewedigebar374
@beryewedigebar374 7 лет назад
ዛኪ ሓወይ ናይ ብሓቂ ልበይ ተንኪፍካኒ ክቡር ሓላል ሓወይ ኣጆኻ ቀጽሎ ፡ብዓብዩ ከኣ ጩራ ባንድ ሰብ ምሉእ ተስፋ ኢኹም ኣጆኹም ክብለኹም ይፈቱ ዕንግዳዓኹም ንሓቂ ትውፍዩ ብምህላውኩም ካብ እዞም ናይ ሎሚ ደረፍቲ ፈተውቲ ገንዘብ ምዃን ኣይኰነን ጠፊእኩም ፡እንታይ ደኣ ናይ ህዝብኩም ወጽዓ ሓልዮት ኣለኩም
@Tumzgi-millionaire
@Tumzgi-millionaire 6 лет назад
ናይ ባሓቂ ሓወይ ጠፊኡኒ ኣሎ ኣብ ገዛእ ሜሬቱ ኣጆኻ ዘካርያስ ሓውና
@fromasmara6771
@fromasmara6771 7 лет назад
ዛኪ ዛኪ ክቡር ሓወይ አቶም ሎሚ ዝነብዑ ጽባሕ ክስሕቅ አዮም ትብል ቃል ኣላ ናይ ሶቅራጦስ አሞ አዚ ውጹዕ ህዝብና ደነብዕ ኣጆካ ትብልዎ ዘለኩም ንኩሉኩም ሰብ ሕልና ክብሪ ይግባኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብሓሊ ፈጣሪ ካ ክወግሓልና አዩ ኣጆኩም ደቂ ህዝቢ
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ 4 года назад
ነዛ ደርፊ ክሰምዓ እንከለኹ መሳጅን ናቅፋ ዘለዉ መንእሰያት ይዝክሮም። ዓሕ ንምዓልቲ ከይሰማዕክዋ ዘይውዕል ደርፊ ኣይትትዓንቀፈኒ ወዲ ኤረይ ጅግና
@samiyoungafro3908
@samiyoungafro3908 7 лет назад
ኣቤት ዓደይ ኮይኑዋ ቤት ማሕቡስ ኮይና ተሪፋ! ልቢ ትትንክፍ ደርፊ i hope ኣብ ሓጺር ግዜ ናብ ቤት ትምህርቲን ቤተ ንባብን ክንቅይሮ።
@ወድሰብንፈተናከምኣፊጫንጨ
ኣንቱም ሰባት ብኣሱሪቤት ኣባ ሃብታማት ኢና ፡ዓሕ ኣዋይ ወገናተይ ቅድመኩም ኣብዚ ዘመን አዚ መዕረፍና ኣንበር ከርተት ዶ ምበልና ።
@selamawittekle8762
@selamawittekle8762 7 лет назад
ዛኪ ሓወይ ጽብይቅ ስራሕ ከብድካ ትብልዕ ደርፊ ሓላዩ ህዝቡ ብንዓት ምክኣል ስኢነ መግለጺ ሲኢነልካ ኣበይ ኣሎ ዓርከይ ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ ኣሕ እዋይ ግጥሚ ።ኮታስ መግከጺ ሲኢነልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓላዩ ህዝቡ።እዛ ደርፊ ብልጽቲ ናይ 2017 ኢያ እሞ ላይክ ሞራል ንሃቦ ኣሕዋት ነዚ ብሩህ መንእሰይ
@dadabrata7067
@dadabrata7067 7 лет назад
selamawit tekle anti nay hmamey tefieki kea kenki habibti
@omaribrahem4869
@omaribrahem4869 7 лет назад
Knhbo eina soli shikor
@efremgaim768
@efremgaim768 7 лет назад
Efrem
@charechare2337
@charechare2337 7 лет назад
selamawit tekle ምቲሪ ኣብ ናይ ዩቱብ ድኪ ትሰርህ ሃንቲ ማልቲ ባ ይህልፍና ኣርባት ንትቢ
@charechare2337
@charechare2337 7 лет назад
selamawit tekle mara habiyeki namuberki ba sdedeley
@Maharireda84
@Maharireda84 7 лет назад
ዛኪ ሓወይ ሚሒር በሊሕካ ጸግዒ ህዝቡ ጡዑማት ዘማታትካ ከም ማይ እንዳ ዘኒቡ ሕልናኻ ዝወቅስ እንባታት ዘድይቡ ንበረልና ሰውድ ንዓና ክሕሸና ብትብዓት ክንጎዪ ከነድሕን ህዝብና ዝጠፈአ ዓርክና ከነውጽኦ ካብ ዓፈና
@afewerkiablel4064
@afewerkiablel4064 7 лет назад
ናይ በሓቂ ዛኪ ሓወይ ከብዲኻ ትበልዕ ምስ ኩሉ ኩነታት ሓቂ ገላጺት ደርፊ ኢያ ኣጆኻ ቀጺሎ ዓይኑ ይብራህ "ኣብ ገዛኢ መሬቱ ሰብ ጠፊኡኒ ኣሎ ""
@minbarjemir1407
@minbarjemir1407 7 лет назад
ዛኪ ሓወየ ኣቢ ኩሉ ገዛ አዩ ኣቲዩ አዚ ቲዛረቦ ዘለካ ሓኪ አዩ አኒታይ አሞ ኪኒቢል መዋጺኦ የፍተረሎም ነተሞ አኡሱራት ቲሕቲ አዲመ ኣይፈሊቱ ኣቢ ኣይፈሊቱ ኒኩሉ ዳጊኖሞ መሳኪን አሕዋተይ ሓወይ ኣለኒ ኡሱር ወዲ 16 ሚስ ተኣሰር ዱሮ አኮ ኣመት ገሩ ሒጂ 17 ገሩ አኒታይ አሞ ኪኒብል ኣምላክ የዊጸኣዮም ቢዚኮነ ደስ ቲቢል music eya ajokum bertiu xehif ayfelitin eye sele zitesemeani eye xehfe
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 7 лет назад
ኣብ ዒራዒሮ ኣነ ዝራኣኩዎ ኣለኒ እሱራት ኣሕዋተይ ሕድሪ ዝበሉኒ ንኸይ ርሶዖም ሓደራ ኢሎም ቃል ዘእተውኒ ፣ ዜኬ ኣምበሳ በርትዕ ጹቡቅ ስራሓት ኣብ ዓዲ ከለኹ ከምዚ ኣብ ላዕሊ ጠቂሰዮ ዘለኩ ኢለ ይደርፍ ነይረ ስለዚ በርትዕ ዛኪ ወዲ
@EfremMasho
@EfremMasho 22 дня назад
ዛኪ ሓወይ እዛ ደርፊ ኣብ ደመይ አያ ታኣትወኒ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ስራሕ እስኪ ላኣይክ ሃብለይ ደቂ ኢረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@teswedierihalalmeret46
@teswedierihalalmeret46 7 лет назад
መግለጺ ስኢነልኩም በቃ ፍቅሪ ዘለኒ ምሳኹም ኣጆኹም ጥራይ ኣብ ጎኑኹም ኣለና ወገናተይ ኣምላኽ እሓግዝኩም ኣብ ትገብርዎ ኩሉ ጻዕሪ🤞🏽💪💪💘❤❤❤📢📢📢🔊🔊🔊🔊🎵
@teklekidane9867
@teklekidane9867 7 лет назад
ሰሚዕካ ዘይትጽገብ ደርፊ ኣብዚ ዓመት ዝፈረይት ብልጽቲ ደርፊ ጅግና
@kahasesolomon7534
@kahasesolomon7534 7 лет назад
ዘኪ ሓውና ፡ጽብቅ ስራሕ ዋይ ኩሉ ሕልፍ ዝክረዮ በዛ ድርፍካ እቲ መግረፍቲን ስቃይን መከራን ዝወረደናን ዝውርድ ዘሎ አብ ህዝብና፡ ጭራ ባንድ ከም ስምኩም ጭራ ሃገር ቐጽልዎ!!!!!!!!!!!
@siemabraham3445
@siemabraham3445 7 лет назад
ጽፍፍቲ ስራሕ ኣጆካ ቆጹሎ
@rinajasa8029
@rinajasa8029 3 года назад
A
@dlethabesha6492
@dlethabesha6492 7 лет назад
Zaki bro kebdka tbeli derfi ajoka kulu ms gize khlf eu yimerirn yikefn enber 💯🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wedihagos5774
@wedihagos5774 7 лет назад
ኣይኑ ይብራህ ዝራኣየ እንተሎ ዓርከይ ክንዲ ሓወይ ሰብ ጠፊኡኒ ኣሎ ትኽ ትንፋሰይ ነይሩ መማኽርየይ መተኣቢተይ መዛይ መጻዉተይ ዝረኣየእንተሎ ይንገረኒ ሓወይ ክንዲ ኣቦይ ሰብ ተፊኡኒ ምስ ስድርኡ ወፊሩ በቱ ዘይ ተመልሰ ተኣሲሩ ኢሎምኒ ገለ ከይ ኣበሰ 1000%!!!!! ኣድኒከካ ዛኪ ሃዉና ኣጆኻ በርትእ እስከ ኩሉኩም ብሃበራ ጩራ ባንዲ ኣጆኹም ወገናተይ
@miremeles1343
@miremeles1343 7 лет назад
uffffffff kebdey belatni eza derfi zaki hawey ajokum alena ab kedenukum antum xelal héžbī chura bandi kulu maltiy mes hzbi mukurat
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 7 лет назад
እዛ ደርፉ ምስ ሰማዕኩዋ ንድሕሪት 10 ዓመት ተመሊሰ እቲ ኣብ ዊዓ ዘሕለፍናዮ መሪር ሂወት ኣዘኻኺርኒ።ናይብሓቂ ገላጺትን እዋናዊትን ደርፉ።
@ሄለንእድብቲ
@ሄለንእድብቲ 7 лет назад
ስደት ናይ ጸጋም ጫማ ኮይናትና ላንጋ ላንጋ ዒፍ ኢሉና ሎምስ
@filimongebremadhin5318
@filimongebremadhin5318 7 лет назад
Simon Tsegay nay behaki habibi
@salliokbazgi7706
@salliokbazgi7706 7 лет назад
Simon Tsegay ዒፍ ጥራሕ
@seareteklay2720
@seareteklay2720 7 лет назад
sdet fgue yak
@Chelsawi-d3p
@Chelsawi-d3p 11 дней назад
መን ኣሎ ከማይ ንብዓት ዝሰዓሮ😢😭
@muluetekle9423
@muluetekle9423 7 лет назад
ውውውውውው ዛኪ ሓወይ ናይ ባሓቂ ንፉዕ ኣጀካ ቀጽሎ ጭራ ባዲ ድማ ናይባሓቂ ክናኣዱ ዘለዎም እዮም
@russomabraham1654
@russomabraham1654 6 лет назад
Uffffff.....Can't stop crying....it is amaizing and realy true. Chura band in General and this song in particular have a heart touching message. Plz keep it our best. Love you all❤❤
@danielteklit7705
@danielteklit7705 Год назад
I feel you Russom brother. Heart breaking.
@danidaniel7685
@danidaniel7685 Год назад
Kid hasawi kindey ke tkilelu
@Selemawi1
@Selemawi1 7 лет назад
Zaki hawey ajoka😍, kulu halafay eyu. gzie ynewh ember kwedk eyu eti chekan srat
@hagosabrham9288
@hagosabrham9288 2 года назад
ዛኪ ሓወይ ጅግና
@dani-tu9zo
@dani-tu9zo 7 лет назад
ዛኪ ዓይነይ እንታይ እሞ ክብለካ እየ ምሉእ ብዘይ ጎዶሎ
@teklekidane9867
@teklekidane9867 7 лет назад
ኣታ ጅግና ኣሕ እዋይ ልቢ ትትንክፍ ደርፊ ኣጆካ ናይብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ
@WediDebas
@WediDebas 7 лет назад
You Are Man Of The Eritrean Singers. Bravo!!!!!!!!! ዘካሪ ዝሰኣኑ ንጹሃት ኤርትራውያን ንስኻን ጸሓፍን ዘኪርኩሞም። ጅግና ዛኪ። ጸሓፊ እዛ ግጥሚ ድማ ልዕሊ ደራፋይ ተዓወት።
@Samihabtemariam25
@Samihabtemariam25 7 лет назад
Zaki Natey Thx U Wegeney ❤💌✌✌
@Dave-nx7yv
@Dave-nx7yv 7 лет назад
ዛኪ ጅግና ንስኻስ ወደይ እንቋዕ ተወለድካ ቡሉጽ ስራሕ መግለጺ ዘይርከቦ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ እቲ ዉጹዕ ህዝቢ ክወግሕ እዩ ኣጆኹም ደቂ ውጹዕ ህዝቢ።
@habenm0k0nen31
@habenm0k0nen31 7 лет назад
ቀጽሎ ዘኪ ጅግና ከም ንዕወት በዓል ሙሉእ ተስፋ እየ።
@robel3523
@robel3523 7 лет назад
Ata Anbesa ahhhh ajoka tray kulu bitesfa kitbxho eka Abo zeyma wedi Abrham Afewrki😘😘😘😘
@mikihabte4865
@mikihabte4865 6 лет назад
ዛኪ ዛኪ ዛኪ ኮኾብ ኤርትራውያን ኣደ ወሊዳ ትምከን ኣታ ከማኻ ጅግና የለን ናይ ብሓቂ ጅግና ኣብ ገዛ መሬቱ ሰብ ጥፊእኒ ሎ !
@Tesfit195
@Tesfit195 7 лет назад
ናብራ መሪሩኒ ሓሽከር ኮንካ ምንባር ኣሩዕት ናይ ምልካዉያን ሲኢነ ምጽዋር ናፍቆተይ ጸይረ ሸዉ ኢለ ወጺኤላ ክሳብ ዝምለሳ ዓደይ ወጊሑላ ክሳብ ዝምለሳ ሃጽ ኢለ ወጺአላ ክሳብ ዝምለሳ ኤረይ ሓሊፉላ zaki ጅግና ናይ ብሓቂ ሁሉው ኹነተት ትገልጽ
@ተመስገንልኡልእግዚኣብሄር
ናብራ መረሩኒ ሓሽከር ኮንካ ምንባር ኣሩዕት ናይ ምልካዉያን ሲኢነ ምጽዋር ናፍቆተይ ጸይረ ሽዉ ኢለ ወጺኤላ ክሳብ ዝምለሳ ዓደይ ክሳብ ዝምለሳ ሃጽ ኢለ ወጺአላ ክሳብ ዝምለሳ ኤረይ ሓሊፈላ zaki ጅግና ናይ ብሓቂ ሃሉው ኹነተት ትገልጽ
@sebhatabraha375
@sebhatabraha375 7 лет назад
ዛኪ ሓወይ Good job ናይ ብሓቂ ልብኻ ትትንክፍ ደርፊ ኢያ ቀጽሎ ።
@yorus3292
@yorus3292 7 лет назад
Ahhhhh kebdka tbelO derfi Hawka abey alo? You are right God Bless You Bro perfekt 👏👏💖💖✔💯✔💯
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 2 года назад
ልቢኻ ዝበልዕ ደርፊ ፡ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ዛኪ ብርሃነ ፡ ሰሚዐ ኣይጸገብኩዋን እዛ ድርፊ ።
@ኣብራሃምነብስካኣይተዓሽዋ
ዘኩ ሃወይ ብጣአሚ ሓያል ደርፊ ብክያተይ ወዲአ ከብድካ ትበልዕ ሓወይ ጠፊኢንይ ኣብጋዛአ መሬቱ ንድሕሪት ተመሊስካ ክትዝኮሮ ከለካ ምስቶ ኣሬሜናት
@habtomhaile6890
@habtomhaile6890 7 лет назад
😢😢😢😢 away azekirkana kulu sejen thanks habibti
@abelfekarfekar2593
@abelfekarfekar2593 7 лет назад
Zaki nay mudey eza derfi bithwak kixebeye xenihe thanks
@abibeletse5198
@abibeletse5198 7 лет назад
ኣቱም ሰባት ከብድካ ትበልዕ ደርፊ ደጋጊመ ሰሚዐ ምምናው ሲኢነያ ዛኪ ሓውና በዓል ሕልና የቀንየልና
@BeruShikor
@BeruShikor 7 лет назад
መጀመርያ መጀመርያ እቲ ምዉቕ ሰላምታይ የቕርበልኩም ካብዚ ብቕጻል ድማ ጩራ ባንድ ማለት ናዓይ ጩራ ጻሓይ ማለት እዩ እታ ሓቀና ጻሓይ ትህበና ሞቆት መሊስና ካባኹም ኢና ንረኽቦ ዘለና ኣብቲ ዘለኹሞ ኣሸጋሪ ቦታ ኮንኩም ከምዚ ዝሰራሕኩምሲ ናይ ባሓቂ ኩሉ ሰብ ክፈጦ ዘለዎ ሓቂ እዩ so ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና። ቅጽል ኣቢለ ድማ ንኩላትኩም ጩራ ባንድ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ድማ ኣሳልጦ ይምነየልኩም ኩቡራተይይ so ወዳሓንኩም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@kusuntv1803
@kusuntv1803 7 лет назад
ናይ ባሓቂ ኣንቢዒካኒ ዛኪ ሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ እግዛብሔር ድማ ነዚ ፍሕ ኢሉ ዘሉ ህዝቢ ባሓንሳብ ታኣኪቡ መዝሙር ሰላም ክዝምር ሰናይ ፍቃዱ
@samuelhaile3103
@samuelhaile3103 7 лет назад
ዛኪ ናይ በሓቂ ከብድካ ትትንክፍ ኣጆኩም በሓበራ ጩራ ባንድ ጩራ ህዝቢ
@adamsamuel9316
@adamsamuel9316 7 лет назад
ጽቡቕ ደርፊ ዘኪ ሓወይ ቀጽሎ ሓቂ እዩ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ዓዱ ሰላምቭራህዋ ፍትሒ ክረክብ ደረቱ ነፊሑ ብሕጊ ተማእዚዙ ክኸይድ ድሌት ኩላትና እዩ ግናኸ ንማንም ሰብ ኣይነላግበሉ ንመንግስቲ ኮነ ውልቀሰባት ኣይነላግበሉ ሕመኣቅና ድኽመትና ፍትወት ነብስና እዩ ኣብዚ ኩሉ ኣውዲቑና ዘሎ ነዚ ዘረጋግጽ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተራእየ ዓቢ ጭብጢ ከቕርብ ይኽእል እየ ንሱከኣ ኣብ ክንዲ ሓቢርና ሓደ ኣካል ደቂ ሓንቲ ሃገር ኮይና ንሰርሕ ንመሰልናን ጉቡእናን ናይ ሓባር ጉዕዞ ንናይ ሓባር ስራሕ ንቃለስ ከም ደቂ ዛግራ ብዓደይ ዓድኻን ኣውራጃይን አራጃኻን ተፈላሊና መፍቶ ድኽነትን ውድቀትን እንጉይ ኣዛብእን ኮይና ኣሎና ስለዚ ደርፊ ጥራይ
@adamsamuel9316
@adamsamuel9316 7 лет назад
ሳሙኤል ገብረሂወት
@afiealexissanchez9971
@afiealexissanchez9971 7 лет назад
ዓርከይ ክንዲ ሓወይ ዝራኣዮ ዶሎ ኣብገዛእ መሬቱ ሰብ ጠፊእኒ ኣሎ ኣብ ኩለን ሓቲተ ዝራኣየ ኢለ ደልየ ሲኢነዮ ኮሊለ ኮሊለ ተስፋ ምስሳኣንኩ ኣነ ድማ ኣንቂለ ኤርትራ ወጼላ ዶባ ተሳጊረ!!😭!!! ጅግና ባዓል ሕልና 💪🌷⚘💘🌷🌺💯✔✔✔ጩራ ባንድ ናይ ጽባሕ ዕንባባ ግዜ ርህዩሎም ዓለም ጠቀስ ዑደት ናብ መላእ ደላይ ለውጥን ፍትሕን ክበጽሑ ባህጊ ኣለኒ ኣጆኩም ወትሩ ኣብ ጎድንኩም ኣለና!! ካብ ልቢ ዝፈትወኩም ሓውኩም።
@awetsolomon2807
@awetsolomon2807 7 лет назад
ዛኪ ሓወይ ተባዕታይ ኩሉ ሙሉ መሉእ ግጥሚን ዜማን ዉህደት ሙዝቃ ኮፊደንስካን 100%100 ኣጆካ ጻዕራም ሰብ ጻምኡ ኣይስእንን ኢዩ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ጉዕዘካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ
@abrehalemmahray6155
@abrehalemmahray6155 7 лет назад
ናይ ብሓቂ ከብድካ ዝበልዕ ደርፊ ስብኡት ኢኩም ጩራ ባንዲ ደኣ አንታይ አሞ አዚ 60%ህዝቢ ኤርትራ ለክባጥ አንዶ ኮይኑ ናይ ረብሓ ጥራይ ኮይኑ
@dawitgebrehans8761
@dawitgebrehans8761 2 года назад
ኣብ ገዛእ ሜረቱ ሰብ ጠፊኡኒ ሎ 😭😭😭
@kibromwel586
@kibromwel586 7 лет назад
ዛኪ ዓርከይ በሪሁ ሓጎስ ዓርክና ኣዘኪርካኒ ይኣኸ ብዝኾነ ብጣዕሚ ተሓጒሰ ደስ ተብል ደርፊ ኣጆዃ ቀጽሎ ዝዓርከይ
@sifusifu6623
@sifusifu6623 2 года назад
ኡፍፍፍ ኣይከኣልኩን ብንብዓት ሎሚ ኣኽክክ 😭😭😭 ሎምስ ወላ ኣምላክ እዩ ረሲዑና መስለኒ 😭😭😭😭
@atiyebrhane8962
@atiyebrhane8962 7 лет назад
zaki arkey tebaetay lbka ttnkf ab tzita yetiyatni yake i proud of you keep it up
@chitawedialem8893
@chitawedialem8893 7 лет назад
ዛኪ ኣምበሳ ናይ ብሓቂ ዝሓለፍናዮ ሂወት ኣዘኪርካና ነቶም ኣብ ኡሱርቤት ደለዉ ካኣ መዋጽኦ ይፍጠረሎም እቶም ከማኡ ዝገብሩ ካኣ ናይ ኢዶም ኣይሰኣኑ
@eastafricanrunner5159
@eastafricanrunner5159 7 лет назад
Zaki jgna nberelna eski ms mesarhtka ጩራ ባንዲ kaleeyti sm eza bandi ka👉 (ኮምፓስ ህዝቢ) 😚😚👍👊
@ሓንቲመዓልቲ
@ሓንቲመዓልቲ 7 лет назад
ufff ይቅሬታ ምጽሓፍ ስኢነ ኩሎም የዕሩኽተይ ኣብ ሓሽፈራይን ኣብ ዓላን ተኣሲሮም ኣለዉ
@dejeneyob8597
@dejeneyob8597 7 лет назад
ጥበብ ብ ሰነ-ጥበባዋይን ክግለጽ ከሎ ፉሉይ ጦብላሕታ'ዩ ዝፈጥር። ንህልዉ ኩነታትን ተረኢ ምስቲያዊት ደርፊ፣ ጹቡቅ ስራሕ ዛኪ። ሃይ በሉ ነታ subscribe & like ዝብላ ንጠውቀን ንምትብባዕ ዝኣክል መታን ዝበለጸ ስራሕ ሒዞምልና ክመጹ።
@russomamare2586
@russomamare2586 7 лет назад
ዛኪ ኣታ ጅግና ሰብ ህዝቡ ምስ ዘክብር እዩ ዝከብር እሞ ኣጆካ ኣይትሕመቅ እዚ ትገብሮ ዘለካ ብሓቂ ዝነኣድ ስራሕ እዩ
@Bahre8872
@Bahre8872 2 года назад
we love you guys God bless you in all fronts
@Fache.
@Fache. 7 лет назад
አሕ አሕ አሕ አብ ስደት ምስ ምጻኩ ብ ልክዕ ዘብከይትኒ ደርፍ እይ 😭😭😭😭😭😭😭 እንታይ እሞ ክብለካ እየ ዛኪ ሓወይ አጆካ እስከ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪
@mnbarbihwetankolekukkesbel7516
ህግደፍ ከርበጥ አሎም ሎሚ ተረዲኡዎም ይመስል ኣፊም ሒዞም ከይተጻረፉ ሓቆም ካኣ ክንዲዚ ትካላት ትገብሮ ኣንበር ኣሱር ቤት ጽቡቅ ኣይረከበትን ሃገረይ ዛኪ ጅግና ቀጽሎ። ፍቅርን ሰላምን ይግበርልና። ኣስራትና ይፈቱሕልና።
@redseapawerentertainment3118
@redseapawerentertainment3118 7 лет назад
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ከብድ ካ ዝበልዕ ደርፊ ዛኪ ሓውና ግጥምን ዜማን ኣብ ቦቱኡ ብጣዕሚ ተስ'ፋ ዘለካ መንእሰይ ኢካ ሞ ኣጆካ በርትዕ ነቶም ኣብ ስደት ዘለና ስደትና የሕጽረልና ናቶም ፍቆዶ ዝሳቀዩ ዘልዉ ከኣ መውጽኦ ይፍጠረሎም፡፡፡
@sofiafeshaye1569
@sofiafeshaye1569 6 лет назад
I am ten years old and I don't even know Eritrea but the song is very touching but according to the resources I think it happened to everyone. When people are talking at table everyone has a story to tell. It even happened to my own grandma. She was jailed in senafe and track b. It's very sad. Eritrea has turned into hell.😭
@danidaniel7685
@danidaniel7685 Год назад
Tegaruyom aytimeniuom haftina Eritrawit tekiynki
@hailenteklen
@hailenteklen Год назад
Ni mintay tihsu ?
@zemitdani516
@zemitdani516 7 лет назад
ኣቱም ሰባት ብሓቂ ይብለኩም ኣለኩ አዞም የሕዋትና ስነ ጥበበኛታት ፡ነፊዕምልና ፡ኣለዉ ፡ከምቲ፡ዛኪ፡ክብርኣብ፡መስትያት፡ቤትና፡ዝበሎ፡ንሓደ ፡ስራሕ፡ድኮነ፡ይኩን፡ክትሰርሕ፡ከለካ፡ተማይጥካ ትገርብሮ፡ስራሕ፡የዕውተካ፡እዩ፡ስለዚ፡ካኣ፡ጽቡቅ፡ኮይና፡ረኪበያ፡እዛ፡ደርፊ፡ከመኡውን፡ሓቀኛ፡ዛንታ፡እያ፡ንዓይ፡ከመይ፡እንተበልኩምኒ፡ሓደ፡መትዓቢተይ፡ከመኡውን፡ዓርከይ፡ኮይኑ፡ብቀረባ፡ዝፈልጦ፡መንእሰይ፡ከምቲ፡ንፈልጦ፡ብስግረዶብ፡ተታሒዙ፡ናብ፡ዓሰብ፡ወሲደሞ፡ሰሚዕና፡ኔርና፡ቀዚሉ፡ንውሕዳት፡ምዕልታት፡ይድውል፡ኔሩ፡ካወኡ፡ቀጺሉ፡ድሃይ፡ከጥፍእ፡ጀምቢሩ፡እዚ፡ኩሉ,እሱር፡ቤት፡ኣሎ፡ዝብሃል,ትሓቲቱ፡ድሃዩ፡ሲኢኖም፡ስድርኡ፡ብከምዚ፡ካኣ፡እየ፡ናይብሓቂ፡ፈቴያ፡ከም፡ንዕኡ፡ኮይና፡ዝተደርፈት፡ተሰሚዓትኒ፡ክሳብ፡ሕጂ፡ካኣ፡ኣይተረክበን፡እዚ፡ሓውና፡ሶ፡ኣጀኩም፡ይብለኩም፡ዛኪ፡ሓወይ፡ናይ፡ክፍሎም፡ካኣ፡ንጸበ፡ኣለና።
@ፍቅሪለዋህፍቀሪጥዑም
ኣብዚ ኣለዉካ ሰብ ሕልና ኣጆኩም ከወግሕ እዩ ጭራ ብርሃን
@debeshordinary6230
@debeshordinary6230 3 года назад
Eza derfi betami lebeka tetenkef thank you so much Brother💚💚💚
@motherfather2996
@motherfather2996 7 лет назад
ዛኪ ሓወይ ኣብታ ትቅጽል ደርፍካ በዓል ሓሽፈራይ ኣብ ናቅፋ ዝርከብ እንዳ ኣቦይ ሩጉም ዝብሃል ቤት ማእሰርቲ እዚኤን ቡዙሕ መንእሰይ ዝተሳቀየለን እየን ካባይ ጀሚርካ ኣብዛ ናይ ሕጂ የለዋን።
@متفائل-ذ2ظ
@متفائل-ذ2ظ 6 лет назад
winta keren : enty mergem eyu eritrawi rekibwo zlo kulatna sijn timna
@merihbeyene6845
@merihbeyene6845 7 лет назад
ኣነ እንዲዒ ነዞም ናይ እስርኣየል ብምንታይ እየ ደመስግኖም ጠፉኢኒ ኣሎ ኣምላክ ያኣሓግዝኩም
@delshomgebremichael5447
@delshomgebremichael5447 7 лет назад
Waww Zaki btaemi xbqu sraha zsmea music qexlo Chura bandi ahokun eske anvesatat hade nealti kwegh eu........?
@abelfishaye1628
@abelfishaye1628 7 лет назад
Seb tefeni Alo ab gezae meretu kisab hiji mismae zeyeqarexskuwa zaki kebdeka tebelei music gena dima kisema eye Thanks zaki
@aygremkumyehwat8529
@aygremkumyehwat8529 7 лет назад
Chura bandi hasab libkum ysmerlkum like eske habuni ni zaki tiftyu
@mebrahtutesfamichal2621
@mebrahtutesfamichal2621 7 лет назад
nice misic zaki hawey keribu eyu kwegh ajoka tray so kslwo chura band jeganu
@wahazitfutsum2691
@wahazitfutsum2691 Год назад
ኣታ ነዛ ደርፊ ከምዚ ኸማይ ዶ ክሳብ ሕጂ ትሰምዕዋ ኣለኹም ኣሕሕሕ ዛኪ ኣንበሳ like እስከ ሓቡለይ 🎧🎤🎻🎺🎸🎷🎶🎼🎵
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Год назад
ክንዱዙይ ይንፈርስቲ ትሃንጽ እበር ኩንዱዙይ ቤት ማኣሰርቲ ይህነጽ ህግደፍ ኣረሜን😭😭😭
@tsegafelegehiwot9047
@tsegafelegehiwot9047 10 месяцев назад
​@@robelmajor5256እዚ ኩሉ ዝተፀወዐ ናይ እሱርቤ ኣስማት ድዩ
@robelmajor5256
@robelmajor5256 10 месяцев назад
@@tsegafelegehiwot9047 Ewe
@Mayawi_1
@Mayawi_1 7 месяцев назад
​@@tsegafelegehiwot9047ewe ezi keman kabti bzuh whud eyu😃
@yacobtesfalem5117
@yacobtesfalem5117 7 лет назад
ዛኪ ወዲ ህዝቢ እንቃዕ ብሰላም ተመለስካና ሓላለይ፡ ጅግና ወዲ ህዝቢ፡ ብልጽቲ ናይዚ ዓመት ደርፊ ናይ ብሓቂ ዝነኣድ ስራሕ። እቲ Like እንዳ ገበርና ምትብባዕ ናባና ጊደፍዎ።
@alemhailay2423
@alemhailay2423 7 лет назад
ኡፍፍፍ ከብድካ ትብልዕ ሓደ ኤርትራዊ ሓወይ እዩ ብውሽጢ መስመር ልኪለይ ሊንኩ!! አጀኩም አሕወተይ ንሕና እውን ዳርጋኩም ኢና ዘለና ሕወሓት ኢና ህግደፍ አምላክ ደኣ ዕድመኦም ይሕጸሮ¡¡¡
@alemhailay2423
@alemhailay2423 7 лет назад
saron Gezai አሜን ማዕርይ ልቦና ይሃቦም ንክልቲኦም ውድባት!
@whatwhat9625
@whatwhat9625 6 лет назад
ናይ ባሓቂ ጅግና ዛኪ ሓወይ ወዲ ህዝቢ ናይ ባሓቂ ከብድካ ትበልዕ ደርፊ ኣጆካ ኣላ ሓንቲ ማዓልቲ ንዕወተላ
@habeshlove6190
@habeshlove6190 7 лет назад
ዋውውውውውው ዘኪ ሓወይ አንታይ አሚ ክብለካ ኣጆካ መመሊስካ ሰዊድ ዝሓወይ ናተይ ነዚ ጨፍላኪ ስራት ዝከነ አደይ አድካ አልና ከም ናቲፎ ሰለ ናሚም ኣጆካ ዛኪ ሓወይ ንኣተይ መመልስካ ሰዊድለይ ❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍 ኣጀኩም ኩሉኮም ጪራባንዲ ደቂ ህዝቢ ዝከንኩም
@ተስፋጽባሕ-ዸ6ጠ
@ተስፋጽባሕ-ዸ6ጠ 7 лет назад
ዛኪ ዛኪ ዛኪ ዛኪ ጅግና ወግነይ ኣየወ እቲ ከርፋሕ ናብራ እሱሩቤት እወ እቲ ከማ ከብድና ብጥሙዩ እግርና ብዑሩቁ ሓፍ በል ኣብሩኽ መሬት ሓዝ ካብ ጸልማት ዝከፍኣ ሂወት ንሕናስ ወጺናዮ እቶም ዝተረፉ ንዓና የማስሎም ማራ ከብድካ ትበልዕ ደርፊ ማራ የ ዘድንቀካ ዛኪ ኣስሊ ቆጽሎ ወገነይ
@jonandebrjan9644
@jonandebrjan9644 7 лет назад
Zaki hawey ajoka tesfa gber ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍☝☝👍
@ዳዊትወዲማይራህያዳዊትወዲ
ዋውውውው ዛኪ ዓርከይ ኣታ ንዓኻስ ብምንታይ እሞ ክገልጸካ ኢየ ግደፍ ሎሚ እቲ ቐደም እዉን ኣብተን ዉሕዳት ዓመታት ብዓይነይ ዝርእየካ ዝነበርኩ ጊዘያት እዉን ብ ለውሃትን ትብዓትን ዝኣምነልካ ዘነበርኩ ግዱስ ሰብ ኢኻ ስለዚ ኣጆኻ በርትዕ በርትዕ ኣብ ቀጻሊካብዚ ንላዕሊ ኮንካ ክርእየካ ዘለኒ ተስፋ ክገልጸልካ ይፈቱ
@danield.gdaniel3650
@danield.gdaniel3650 7 лет назад
waww Nice music zaki beal metkel
@myhouseisdirty672
@myhouseisdirty672 7 лет назад
ዛኪ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ከብድኻ ትበልዕ ደርፊ
@tesfa30
@tesfa30 7 лет назад
I m always proud of u my dear zaki u are one of the best star in our life. Go on our best
@Jhoni5
@Jhoni5 5 месяцев назад
ናይ በሓቂ ደርፊ ዛኪ ሓወይ ግን ንመን እያ ተደሪፋ እባ ንገሩኒ Pleass
@girmatelk8457
@girmatelk8457 7 лет назад
ንስካን ኣነን ኢና መናእስይት ተስፋ ውጹዓት፡ ኣቦታትካ ብምቁዛም ኣይኮኑን ኣረኪቦምካ ናጽነት ሃገር ጠንጢንካ ኬድካ ካብ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን ዓመጽቲ፡ ምቅጻምዛም ጠባይ ኤረትራውያን ኣይኮነን ስመስላካ ዝግባኣካ ዝካለካ ምብርካት ንሃገርካ እንበር።
@WEDIEYOBERi
@WEDIEYOBERi 7 лет назад
ohhhh ናይ ብሓቂ ከብደካ እትበልዕ ደርፈ ዛኪ ብዓል ጥዑም ድምጽ ።ካብካስ ብዙሕ እና ንጽበ ፎርሳ keep it up...
@kidanemeng5800
@kidanemeng5800 7 лет назад
ክቡር ሓው ዛኪ ብሓቂ ፍጹም ጽቡቅ ስርሕ፡ እቲ ዝብሃል ኢልካዮ ኢንዲኻ ኣጆኻ ካብዚ ንላዕሊ ስራሕ ከምትሰሕ ውን እምነትና ጥራይ ዘይኮነ ሙሉእ ብቅዓት ከምዘለካ ምስክርነት ዘድልዮ ኣይኮነን። GOD BLESS YOU BRO WITH YOUR LOVEY FAMILY!!!"
@filetesfay7285
@filetesfay7285 7 лет назад
Wawwww zaki hawey habibi asil
@muhursolomun6036
@muhursolomun6036 7 лет назад
ብሓቂ ገላጺት ደርፊ ንህልው ኩነታትና ትገልጽ ያ ዝራኣየ ዓይኑ ይብራህ ክንብል fb መራእዮ ተሰኢንዎ ዓሕ
@gerietesfalem7670
@gerietesfalem7670 7 лет назад
Ewae Ata ezi wedi enber meglexi senelu zaki so weiter machen wonderful Musik
Далее
New Eritrean Music 2019 yemane barya feriheki ye
7:51