ኣብ ቅድስት ቤተ ክርስትያንና ኣብናይ መንእሰያንት ጉባኤ ብጸሎት ድሕሪ ምኽፋቱ ነዚ ጉባኤና ባርኮ ጎይታና ብዝብል መዝሙር ይኽፈት። ስለዚ ኩሉ ክፈልጦን ከመስግነሉን ዝግባእ ስለ ዝኾነ፥ ብቐረባ ንምርካብን ኩሉ ንኽለምዶን ብምባል ዝተዳለወ መዝሙር ኢዩ።
10 окт 2020