Тёмный

Eritrean Tewahdo mezmur Dyaqon Enbakom(እዚ ቁርባን ክቡር ዩ "") 

God is love(ኣምላኽ ፍቅሪ እዩ )
Просмотров 4,7 тыс.
50% 1

Опубликовано:

5 окт 2018

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 13   
@MebrehitMahari-fj4rg
@MebrehitMahari-fj4rg Месяц назад
This is your son and I like the music i love it
@MebrehitMahari-fj4rg
@MebrehitMahari-fj4rg Месяц назад
This is your kids this is cool and good
@tsrtidemewez7305
@tsrtidemewez7305 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🙏💐💐💐💐💐💐💐💒💒💒💒💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@danielmichael9221
@danielmichael9221 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ለይኩን ለይኩን ለይኩንን ብልቢ ልብካ ትሰብር መዝሙርር
@luulahaile7829
@luulahaile7829 2 года назад
Amennn egzabiher tsegu yebzhalka hawey
@tesfalemghebreslasie8022
@tesfalemghebreslasie8022 Год назад
qale hiywet yesmaelna.
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 Год назад
Amen amen Amen zimare melaekti yesmealna egziabher amlak xegue yebzehelka hawina ⛪️ 💒 🙏 👏 ⛪️ 💒
@danielmichael9221
@danielmichael9221 2 года назад
ኣምላክ ጸጉ የብዝሃልካ
@weldensiemebrahtu
@weldensiemebrahtu Год назад
ዝማረ መላኽቲ የስማዓልና ፍቁር ሓውና እዛ መዝሙር ክንደይ ትጥዕም ❤❤❤❤
@shishayberhane6518
@shishayberhane6518 2 года назад
🌺🌹🌹🌹🌹🌹
@mimzidk
@mimzidk Год назад
እዚ ቁርባን ክቡር`ዩ ፍጹም ሰማያዊ (2) ከይመስለና ተራ አይኮነን ምድራዊ (2) ኦ ከመይ ዚበለ ኣፍ ኢዩ ዚቂበሎ ኦ ከመይ ዚበለ ስኒ’ኸ ዝሓይኮ ኦ ዚበለ ከርሲ ኢዩ ዚጾሮ ነበልባል አሳት ፉጹም ዘቃጽል’ዩ ብንጽህና ኮይኑ ንዘይተቀበሎ ሰንከልከል ዘብል ዝጎደእ ውን’ዩ እዚ ቁርባን ክቡር`ዩ ፍጹም ሰማያዊ (2) ከይመስለና ተራ አይኮነን ምድራዊ (2) ኣምላኽና ርህሩህ ሓዳግን መሓሪን ብብዝሒ ምሕረትካ ሓጥያትና ኣይትረአ(2) ኣሜን ኣሜን ኢልና ተቀቢልና ኣለና ብድፍረት ዘይኮነ ብ ፍርሓት ቀሪብና እዚ ቁርባን ክቡር`ዩ ፍጹም ሰማያዊ (2) ከይመስለና ተራ አይኮነን ምድራዊ (2) ከነክብሮ’ሎና ብንጽህና ኮይና ፍጹም ኣይነቅሊሎ ከየቃጺለና (2) ከምዚ ትርኢዎ አዚ ቁርባን ስርዓቱ ከም ከልእ ኣይኮነን ዚተቀደሰ ኢዩ እዚ ቁርባን ክቡር`ዩ ፍጹም ሰማያዊ (2) ከይመስለና ተራ አይኮነን ምድራዊ (2) ሱራፋኤል ቹሩቤል ጸወርቲ መንበሩ ምትሓዝ ኣይከኣሉን ፈሪሖም ን ኽብሩ (2) ንሕናስ ተመጊብና ሂወት ውን ረኸብና ብ ነብስን ብስጋን ሂወት ውን ኮነልና(2) እዚ ቁርባን ክቡር`ዩ ፍጹም ሰማያዊ (2) ከይመስለና ተራ አይኮነን ምድራዊ (2)
@DebreQusquam
@DebreQusquam 2 года назад
መቸም ካብ ኣምሓርኛ ምግልባጥ ኣይትቅደሙን

Далее
Men Aloni Goytay
6:58
Просмотров 39 тыс.
Orthodox tewhado mezmur #ቲ'#ሓቀኛ #ሰላም
5:40
Eritrean orthodox tewahdo mezmur  kulu baka kone
7:20
Yefqrekaye
6:14
Просмотров 211 тыс.