Тёмный

ERIWOOD - New Eritrean Video 2021 *ህየሳ ግጥሚ * ከመይ'ለ Infinity ጌጋታት ዘለዋ ሕደማ 

ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Подписаться 108 тыс.
Просмотров 108 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

26 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 582   
@Weldayhadgu93
@Weldayhadgu93 3 года назад
ተዛርብና ኮ ብዙሕ ግዜ ወዲ መምህር ሓያል ሃያሳይ ምካኑ ደንደን ከኣ ሓያል ወዳሳይ ምኻኑ😛 ብዝኾነ ኣይትጥፍኡና ቀጻሊ ምጹና እዞም ብየእዛና ዝላገጹ ዘለዉ ክሳብ ካብ ጥበብ ርሕቆም ካልእ መዮኦም ዝቅጽሉ ።
@Meron268
@Meron268 3 года назад
ብጠዓሚ ደስ ዝብል ኣረዳድኣ ኣቃራርባ ኣለካ ቅጽሎ ናይ ወዲ መምህር ህያሰ ሓቅነቱ ነጺርልና
@samitesfie5857
@samitesfie5857 2 года назад
Nay wedi memhr dea entay haqi nexirulka
@T-Jrom
@T-Jrom 3 года назад
ናትካን ናይ ወዲ መምህር ጅግናን ተመሳሳሊ ኢዩ ዘሎ።ወዲ መምህር ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ። ሓሶት ዝለመደ ሓቂ እንተ ነገርካዮስ ዝጸረፍካዮ ይመስሎ ኢሉ ወዲ መምህር።ሓቂ ስለ ዝነገሮም ዝጸረፎም መሲልዎም ከነኣእስዎ ፈቲኖም።
@WediNega
@WediNega 3 года назад
ኣማኒኤል በርሀ ኣብ ዘለካዮ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ:: ኣብዛ ደርፊ ብዙሕ ኣካቲዓ እያ እሞ እቲ ፍርዲ ካብ ክቡር ስነጥበባዊ ኤማ ረኪብናዮ ኣለና:: #ዳኒ ወዲ መምህር ክህይስ ከሎ ብትብዓቱ ንኤማ ይመሳሰል ዝያዳ ክቕጽሎ ኣለዎ:: #ደንደን ውን ስለ ዝተማሃርካዮ ጥራሕ ዘይኮነስ ነቶም ስነጥበባውያን ንክትነቅፎም ዓቢ ፍርሒ ኣለካ:ስለዚ ነቶም ሰባት ዘይኮንካስ ነቲ ትሕዝቶ ክትነቅፎ ምካንካ ምስ ውሽጥካ ትባዕ ክብለካ ይደሊ ዝያዳ ከም ናእሽቱ መጠን ግን ካብ ኣያኩም ኤማ ተማሃሩ::
@Tiktokmezmurchristian
@Tiktokmezmurchristian Год назад
💯💯💯
@teageshabtom2764
@teageshabtom2764 3 года назад
ጅግና ኣማኑኤል በርሀ ሓቂ ተዛረብካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዘለኻዮ
@wediadikala1245
@wediadikala1245 3 года назад
Kemakan kem Dani seb ybzuhu abzaelem!!!!! Misay disemamae ab tahti 👍👍✌️✌️✌️✌️
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 3 года назад
ኣይበልናን ኢንዶ። ደንደን በል እስከ አቲ ኣቦ ህያሰ እንሆ ሕጂ መልስ። ደኒ ወዲ መምህር ደኣ ደሓን እኮ ኢሉ። ኤማ ግን፡ዋላ ምስ ካብ ማይ ዉዕይ ከምዘይትሓዪሽ ኢዩ አሉና። ሓቁ ኢዩ ከኣ። Thanks Amanuel Berhe. ክብርን ሞጎሲን ይግባካ። ስልቲ ዕብየት ትግርኛ ቲልካዝገበርካዮ ከየድነቁኩካ ከሓሊፍ ኣይደልይን። ዳኒ ወዲ መምህር ከኣ ናይ በሓቂ ነቶም ምስ ደንደን ኮይኖም ኣፍሉጦካ ዘይተረዶም ሕጂ በሪህሎም ይከውን። በርቲዕ ኣጆካ ዳኒ ወዲ መመሕር ።
@ንዮበሎምተኽላይ
@ንዮበሎምተኽላይ 3 года назад
እዚ ወዳሲ እባል Eri-Tv ሳክት ዩ ን ዳኒ ናይበሓቒ ክማጎት ብሰንኪ'ዛ ደርፊ እንተሓሲቡ፣ ሕጂ ከኣ ን ኣማኔል ክማጎት ክንጽበዮ አና ኣይኮነን'እዚ ናይ ፖለቲካ ድፊኢት ዩ ዘዛርቦ ዘሎ
@ንጽባሕንሕናእናነጸብቓ
ኣብ ኣስመራ ኮንኻ ሓቒ ብምስኻርኻ! keብርኻ ንበር ከምቲ መየኻ ዝክበርኻ(ሓላፍነት)ዝተሰማዓኻ !ኣብ ህወትኻ/ ሓደራka ዓወት /ቅሳነት ንምነየልka። እዞም ንእስ ወለዶ ካብቲ ትግርኛ ጥበብ ምስማዕ ዝራሓቕና(ሓላፍነት ዜይስምዖም ደረፍትን ሓደምትን ስለ ዝተክበቡ እዮም ኣጽልኦምና እሞ! ሓግzeና ዳኣ እንዳ ሃየስኻ ክሰርሑ ዝክእሉ እንተ ተወልዱ እንበር! እዞም ዜሰማዕናዮ ሰርሕና እሎም ዝንየቱስ ዘርክብሉ ኣይመስሉን።
@user-ps1lo3gp8u
@user-ps1lo3gp8u 3 года назад
Bhaki ane wn kmuu yhasib neyre zgerm akerarba gn kabhasabu mnik aybelen ezi abriesi zelewo aflto tebae wn eyu
@lion9733
@lion9733 3 года назад
ማይ ውዑይ ኣፍሊሑ እዚኣ ጸብሒ ኢያ እኮ ዝብለና ዘሎ ምስ በለ ዝሰሓቀ መን ኣሎ 🤣🤣
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 года назад
ክክክክክክ
@ruthh1755
@ruthh1755 3 года назад
Kkkkkk
@yoyo-dg6od
@yoyo-dg6od 3 года назад
@Amar Mahmoud deret albo giega ke infinty zrekebo msknay
@haremecho2215
@haremecho2215 3 года назад
ሞይተ በል ኣነስ ጨውን ዘይትን የብላን ክክክክክክክክክ
@notime12m
@notime12m 3 года назад
Kkkkkkk
@ኩሉዩእቲምንባር
@ኩሉዩእቲምንባር 3 года назад
እቲ ሓቂ ንጽቡቅ ምምጻእ ምባል ዩ ከም ኤማን ወዲ መምህርን ከኣ ንጥበብ ብግቡእ ክስራሕን ክዕረን ኣገደስቲ ኢዮም እቶም ደንደን እትብሉ ዝነበርኩም ብግቡእ ሕጂ ተረድእዎ ዳኒ ሰባት ዘይኮነ ጥበብ ብግቡእ ጥበብ ስርሑ ኢሉ ደንደን ከኣ ክፍቶ ለመጭ መልሓስ ኣይድሌናን ዩ 44።
@haremecho2215
@haremecho2215 3 года назад
ዳኒ ሃያሲ ደንደን ወዳሲ ኢዮም ክክክክክክክክ
@namihabtom2831
@namihabtom2831 3 года назад
@@haremecho2215 🤣🤣🤣🤣🤣 haqi
@awetberihkdb17
@awetberihkdb17 3 года назад
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ኣጋላልጻ ኩቡር ሓወይ ዳኒ and ኣማኑኤል👏💯👌
@Efidelu7
@Efidelu7 3 года назад
ኣማኒኤል በረሀ ሓቀኛ ንሞይኡ የሕሊፉ ዘይህብ ደንደን ክላከል እዩ መጽዩ እምበር ተፍእዎ ኣይኮነን ።
@alemdesta39
@alemdesta39 3 года назад
Nay denden eti zkefe kea nay Amaniel adnaki eye amaniel eyu natey araya do gel zbels ezi Amaniel abuzuh agtami semieyo aloku kab denden gn wedi memhr eyu zkerb nab Amaniel.
@h.klearnchannel8490
@h.klearnchannel8490 3 года назад
ወዲ መምህር ብርግጽ ቡሉጽ ሃያሲ ሙካኑ ይበርሃልካ ።
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
ጽቡቕ ኣለኻ ኣነ ወዲ መምህር ንፉዕ ሃያሲ እዩ እለ ተዛርበ ነይረ ኣብቲ ናይ ደንደን ክንደይ በትሪ እዩ ዓልብኒ።
@samiapp5324
@samiapp5324 3 года назад
ብራዎ ወዲ መምህር ኣንበሳ ናይ ኣናብስ ዩ ፡
@samiapp5324
@samiapp5324 3 года назад
@@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ ክክክክ ሓቂ እንድዩ ጸሊኡ ሰብ ዓርከይ ፡ እንበር ንሱ ዳኣ ወርቂ እንድዩ
@henoktesfalem5644
@henoktesfalem5644 3 года назад
ምሳኻ ኣለኹ
@ሌላምስህልዋትሕማምልቢ
H.k klae dhul wedi memhr nfue tezarabi or nedari eu zbahl eber bkiat kone aflto zbahl yeblun bzuh sle dzareb gn felat kemzkon geiru ykerb nebsu eu zetalila zelo
@ykealoshekaseven3354
@ykealoshekaseven3354 3 года назад
ወዲ መምህር ሲዒሩ !√
@724-m8j
@724-m8j 2 года назад
Hi is far smart gay i I appreciate him
@Eritrealifey
@Eritrealifey 11 месяцев назад
​@@724-m8jሰክት ገይ ዋሒድ
@BiniWeldu
@BiniWeldu 9 месяцев назад
​@@Eritrealifeyteregabi wahid ehi haqu edyu
@zielundaufgabe210
@zielundaufgabe210 3 года назад
ኤርትራ ኤርትራ ክትከውን ከማካ የድልያ ኤማ ናይ ዳኒ ወዲ መምህር ውን ሓቅነቱ በሪሃ ደንደን ናይ ዝተማሃርካ ዘይኮነስ ናይ ዝተባዕካ ዩ በሉለይ ሓቂ ንምንጋር ትብዓት ትሓትት ኤማ በሎም ደርፊ ዘይኮነ ስነ ጥበብ ከማን ተስተማቀርና
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 3 года назад
እንታይ ቅጭል ኢልኩም፤ ወደሳ ዝፈቱ ሰብ እንተድኣ ሃልዩ፣ ናብ ነሽነሽን ናብ ደንደን እስማዒልን ክኸይድ ኣለዎ። ዝብል ዘረባ ዳኒ ወዲ መምህር ዶ ቅጭል ኢልኩም😅😅 #mahder_production #ወዲ_መምህር ሓያልን ብቁዕ ምልከት ናይ ቋንቋን ኣለዎ ኢልናኩም ኣይሰማዕኽሙን❤🙏
@eri-kid1779
@eri-kid1779 3 года назад
ጽቡቅ ህየሳ ኤማ ነብሲ ካብ ናይ ዳኒ ብዘይፍለ ሃይስካያ ደንደን ክኣ ካብዚ ተማሃር ንፉዕ ከለካ ከይብሉኒ ኢልካ ኣይትሰከፎም።
@mierafzekarias2380
@mierafzekarias2380 3 года назад
Dani wedi memher kalay ema u tebliku mechem ayganinkun malet wela dea bekatom yeflale ember dani wedi memher kem ema u neti haki keybluni elu ayhabon u
@nevergiveup8554
@nevergiveup8554 3 года назад
እዚ ሓያል ሰብ አዩ ኩሉ ግዜ ባ ኣምጽዋ
@fasilgirma4365
@fasilgirma4365 2 года назад
Nay bhaki 💯💯💯💯 xbuk agelaltsa
@eritreantiktok3289
@eritreantiktok3289 3 года назад
ኤማ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ... Eri wood ጽቡቅ መደብ ተዝከኣል ውን ሰሙን ሰሙን ቀጻሊ ተተቅርቡልና ደስ ምበለና go head ቀጽልዎ
@filz4461
@filz4461 3 года назад
ኤማ ደኣ ናይ ዳኒ ትንተና ዝፈተዋ እዩ ዝመስል።
@robi7719
@robi7719 3 года назад
ይፉቶ እዩ ዉን ዋእ ኣታ ዳኒ ኮ ኣዚዩ ቡሱል ሰብ እዩ ምስ ዕድሙኡ ሪእካ ሲ ኣዚዩ በሊሕ መንእሰይ እዩ
@lion9733
@lion9733 3 года назад
Nay eritrea Internet imo tfelta endika msh dani ksemie n family natu kduwul keman bzuh edl yeblun gn dani xbuk kemzelo bezi nay wedi teregagix
@kesetebahlbi1028
@kesetebahlbi1028 3 года назад
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ኣጋላልጻ ኩቡር ሓወይ
@gomida1552
@gomida1552 2 года назад
ኤማ ብጣዕሚ ጽቡቅ ህየሳን ትንታነን ሂብካና። ኣብ ልቦም የሕድሮ።
@jaynjonas
@jaynjonas 2 года назад
ኣነ ከምዝርድኣኒ ጸገማት ኣብ ግጥምታትና 1ይ. ናይ ቁጠባ ጸገም 2ይ. ስስዔ 3ይ. ናይ ግጥሚ ቤት ትምህርቲ ዘይምህላው። ልክዕ ከምዚ ብዓል ባርነባስን መሓመድ ዕስማንን ምስ መሳርሕቶም ኣብ ሙዚቃ ሃገርና ዘይሕልል ጻዕሪ ዝገብርዎ ዘለዉ ልክዕ ከምኣቶም ኣብ ግጥምታት ዝግደሱ መምሃራን የድልዩና ኣለዉ። ምኽንያቱ ኩሉ ነገር ብትምህርቲ ከይተደረዐ ዝግበር ቀጻልነት ኣይህልዎን ኢዩ።
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 Год назад
Ema the great 😃 really nice 👍👍
@Afowerki07
@Afowerki07 3 года назад
ዳኒ ወዲመምህር ካባኻ ዩ ተማሂሩ መስለኒ። ድፍረትኩምን ትብዓትኩምን ኣዚየ ኣድኒቀዮ። ኣማኑኤል በርሀ ድማ ቡሉጽ ሰብ። ቀጽልዎ።
@DonDon-sb8iv
@DonDon-sb8iv 2 года назад
Wala ko entegone, ezi seb natu tewehbo des zbl tewhbo alewo- gele aynet keman
@ትኩል-እምኒ
@ትኩል-እምኒ 3 года назад
ነዛ ደርፊ መጀመርታ ወድመምህር ኣብ ላባራቶሪ ኣእትዩ ምስፈትሻ፡ እዛ ደርፊ ጥዕና የብላን ኢሉ ነጊሩና። ደንደን ክኣ ብጊድኡ ኣብላባራቶሪ ኣእትዩ ምስፈተሻ ፡ ሕማም ዝባሃል ዘይብላ ብዓልቲ ምሉእ ጥዕና እያ ኢሉ ነጊሩና። ኣማኒኤል ክኣ ብጊድኡ ነዛደርፊ ኣብ ላባራቶሪ ኣእትዩዋ፡ እንተኮነ ኣማኒኤል እዛ ስራሕ እዚኣ ብኩሉ ነገራ ሂወት የብላን ሬሳ እያ፡ንሬሳ ክኣ ትቀብሮ ኢካምበር ንክጨኑ ኢልካ ኣብግዳም ስለ ዘይትገድፎ፡ቀቢረያ መጼ ኣለኩ ኢሉ ኣርዲኡና ። ስለዚ ነቶም ጥዕና ኣለዋ ትብሉ ዝነበርኩም ጽንዓት ይሃብኩም።
@michaelmichael5955
@michaelmichael5955 3 года назад
Seltene abraha ነዛ ናትካ ጽሕፈት ዜማ ወሲኹ እንተ ዘምጸኣልና መመስገናዮ ነቲ ገጣሚ 👉ስለ ጽቡቅ ኣገላልጻ ቃላትካ ነመስግን
@ዓለምጸዋር-ለ1ከ
@ዓለምጸዋር-ለ1ከ 3 года назад
🤣😂🤣🤣
@nattyab8280
@nattyab8280 3 года назад
Kkkkk natka hyesa kief alewa
@senaitesfamichael7639
@senaitesfamichael7639 3 года назад
Amanuel enjera alem blae wedey anes meas eyu zhysa ybil neire eti zgerm denden gin kiwudsa teraeyu ezi ferah denden
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 3 года назад
Nska kwman abzihkala ember Amas ab kebri aywieln eye. Keymexet kela eya moyta zblena zelo
@highlightsest_afro
@highlightsest_afro 3 года назад
ኣማኒኤል! ብመጀመርያ በቲ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፥ እተቕርቦ ፥ ንኡድ ኣበርክቶ፥ ኣድናቆት ኣለኒ። ቀጻልነት ክህልዎ ድማ ተስፋ ይገብር። ብምቕጻል ኣብ ህየሳ ዘለኻ ብቕዓት( qualification) ካብ ቀደም ብሬድዮ - ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ካብ ዝካታተለካ ዝነበርኹ'የ። ግን ሓደ ነገር ካብ ዘተሓሳስበኒ፥ ከምኡ'ውን ዕብር ኢሉ ኾይኑ ዝተረኣየኒ ነገር እንተልዩ፥ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ጥበብ ንዝነጥፍ መንእሰይ ሃገርና እዩ፥ ንኣብነት ሓንቲ ጥበብ ኣብ ሽወደን እንተተፈጢራ፥ ኣብ ኤርትራ ከኣ ንሳ ትድገም። ብመሰረቱ ጥበብ ክንብል እንከለና እንታይ'ዩ? ጥበብ ማለት ቃል ብቃሉ ሓድሽ ገጽ ናይ'ቲ ንቡር'ዩ ። እዚ መንእሰይ ከም ኣብ ጥበብ ዘሎ ሰብ፥ ናይ ካልኦት ስርሓት ክጠልብ ዘይኾነ፥ ክጣበብ እዩ ዝግብእ ዝብል'ዩ እዩ ርድኢተይ። ካልእ ምስቲ ዘለኻ ናይ ነዊሕ ተመኹሮ ኣብ ዓውዲ ህየሳ፥ ናትኻ ፍሉይ ኣንግል ክህልወኻ፥ ከምኡ'ውን ቅድሚ ሕጂ ብካልኦት ዘይተብሃለ ኣርእስቲ ከተቕርበልናን፥ ሓደ ሓደ ካብዚ ውጽእ ብዝበለ መልክዕን ትሕዝቶን ንህዝቢ ከተቕርብ ውን ኣይጽላእን እዩ። ብዝተረፈ ስለ'ቲ ወርቃዊ ግዜኻ የቀንየልና!
@atchanel6181
@atchanel6181 3 года назад
እንቃዕ መደምደምታ ገብርከላ ወዲ ምምህር ከኣ ኩሉ ኤርትራዊ ቀድንቆ ይግባእ ምንልባት ካብ ኣማኒኤል ትማሂሩ ክኽውን ይኽእል እዩ
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 3 года назад
Men Amaniel iyu bro ?
@atchanel6181
@atchanel6181 3 года назад
ኣማኒኤል በርሀ ስነጥበባዉ ከምኡ ውን ሃይሲ ንብሎ ኣስመራ እዩ ዘሎ እዚ ሕጂ ንመበል ሳልሳይ ግዜ ሃይስዋ ዘሎ ወዲ እዩ
@semereabraham3349
@semereabraham3349 3 года назад
Thank you 🙏 ኤማ ሓውና & ዳኒ ስለቲ ሞያውን ትብዓትን ዝተላበሰ ህያሳኹም sorry ደንደን ሓውናስ ከምዚ ክሰርቅ ኣትዩስ ተሰኪፉ ከመይ ኣምሲኹም ሰብ ገዛ ኢሉ ዝብልዎ ጌርዋ 😜
@LM-dk4ue
@LM-dk4ue 2 года назад
Luqmx eilu koynu ysmeaka Ane kemdtrtr gn freweyni bhuga loqmexmex eilka dika kezibka hiwet zrala eila zleaketo loqmax amselu yu zmesl haha
@ሰላምእየዝምነ-ኘ7በ
@ሰላምእየዝምነ-ኘ7በ 2 года назад
ወዲ መምህር ሓቀኛ ሃያሲ ብምኻኑ ኣራጋጊጽና የቕንየልና ኤማ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣጋላልጻ, ናይ ሕጂ ስነጠባብውያን ሃገርና ብሓይሊ እዮም ክደርፉ ናብ መድረኽ ዝኣትዉ ይመስለኒ,
@ybeltsommulue73
@ybeltsommulue73 3 года назад
ነቶም ዘየበርከትና በል ኣብመውዳእታስ ኣመስጊኑና
@hagerey672
@hagerey672 3 года назад
😂😂😂
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 2 года назад
ወዲ ሓወቦይ ቅጭን ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ንፈጣሪ: we love you so much from 🇺🇸 .
@samisami8754
@samisami8754 2 года назад
Sdedi Wedi haweboy aytbeli kkkkk faka
@oldtrafordmanunited9935
@oldtrafordmanunited9935 2 года назад
From USA ትብል ሲ ኣመሪካዊ ዲኻ?
@habtomweldegebriel
@habtomweldegebriel 3 года назад
Dani brillant bhaki thank you. Ema well done
@ፈታዊሰብ
@ፈታዊሰብ 3 года назад
የቀንየለይ ሓወይ ቡልጽ መልሲ ሂብካኒ ዳኒ ወዲ መምህር ከኣ ቀጽሎ እየ ክብለካ ዝደሊ እንተ ደንደን እሞ ወዳሲ ጥራይ ሙካንካ ሕጂ በሪህለይ ኣሎ ምስ ዳኒ እንተዘይ ተሃላለኽካ ይሕሸካ መክንያቱ ንሱ ቁኑዕ መንገዲ እዩ ሕዚ ዘሎ ።
@robeltekle6822
@robeltekle6822 3 года назад
ናይ ወዲ ትኩል ወሊዕ ኢዩ ዘሳዕስዕም ዘሎ ዳኒ
@bereketgrmay7790
@bereketgrmay7790 3 года назад
ክብረት ይሃበልና ብራዘረ ነዞም ክልተ ትዓርቕ መልሲ ብምምጻእካ የመስግነካ።ወዲ መምህርን ደንደንን ከኣ ገጋታቶም የዐርዮም ብዝሰፈሐ ክሰርሑሉ ይምሕጸን
@setesete2724
@setesete2724 3 года назад
ወዲ መምህር ወላ ሓንቲ ጊጋ የብሉን ልክዕ ከምዚኣ እዪ ኢሉ ደንደን እዪ ተጋግዪ ዘሎ
@mierafzekarias2380
@mierafzekarias2380 3 года назад
@@setesete2724 dani wedi memher xbeuk u zelo aser nay ema u hzio zelo qorax tebae u n hmak xebuk aybelin u so kemzi zelewo tray u kkxil zelabiwo
@hagerey672
@hagerey672 3 года назад
Nska kab gegaka temahar. Wedi mdmhri tegagu zbeleka men eyu?
@Sellu5956
@Sellu5956 3 года назад
You are right thanks for your information 🙏🇪🇷😍
@habenhaile3047
@habenhaile3047 3 года назад
ስለ ዘየበርከትካ ንመስግነካ" ኤማ ብሓቂ ገላጺት ኣባሃህላ። ብፍላይ ኣብዚ photogenic ዝበልካያ ሃምቦፍ ከርእዩ ጦቕ ኣቢሎምና። እተን ደቅንስትዮ'ውን ምሽፋን ክብረት ምኻኑ ክርደአን ኣለዎ። 'ምበር መሳርሒ ይጥቀሙለን ኣለዉ ሓቕኻ Anyway ንሕና ክኣ ንዓኻ "ስለ ዘበርከትካልና ነመስግንርካ ኣይትጥፋኣና።
@abrahamberakiabrahamberaki1730
@abrahamberakiabrahamberaki1730 3 года назад
ወዲ መምህር ድኣ ምስ ጫሙኡ ክሓድር እዩ ኣነ እኮ ብቀደሙ ደጊፈዮ እየ ኔረ ብጣሚ ጽቡቁ እዩ ካራ ምስ ካራ እያ ትበልሕ ዳኒ ደንደን ነንሕድኩም ተማሃሩ ካብ ኤማ
@ዓለምጸዋር-ለ1ከ
@ዓለምጸዋር-ለ1ከ 3 года назад
🤣😂🤣😂
@robirobi-fs6od
@robirobi-fs6od 3 года назад
ካራ ብካራ'ያ ትበልሕ 👌🏽 ጽብቅቲ ኣባሃህላ'ያ እቲ ሓደ ክሕጎስ እቲ ሓደ ስለዝተጋገየ ዘይኮነስ፡ እቲ ሓደ ብቡሉጽ ስሩሑ ክሕበን እቲ ካልእ ከኣ ካብ ጌግኡ ታኣሪሙ ብኻል ብሉጽ ስራሕ ክሳተፍ ክጽዕር ተስፋ'ገብር። Thank you ኤማ❣️🇪🇷
@arongebremical6835
@arongebremical6835 3 года назад
dani neska kulu geza bulux eka ajoka bartei xeray foresa 💯 ❤ 🤙 👌
@hailezghigebrengus547
@hailezghigebrengus547 2 года назад
መምህር ዳንኤል ክብሪ ይግብአካ። አማን ድማ ሰለቲ ትንታነኻ የቐንየልና!
@awetberihkdb17
@awetberihkdb17 3 года назад
ማይ ውዕይ ኣፍሊሑ እዩ ኮ ጸብሒ እያ ኢሉና 🤣🤣🤣 መይተ👏👏🤣
@namihabtom2831
@namihabtom2831 3 года назад
Ane keman shaq moyte 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@fightforyourfreedom5657
@fightforyourfreedom5657 3 года назад
I don't know who you are before. But you are different & amazing. Your words are so powerful.
@amangrmay7162
@amangrmay7162 3 года назад
ዳኒ & ኤማ great job🥰 ደንደን ትርር በል ኣታ ወዲ
@habenyohannes3682
@habenyohannes3682 3 года назад
ስለ ዘየበርከትካ ነመስግነካ ። ነዞም ብምልኦም ስሚ ጥበብ ኣብጹሑለይ ፕሊስ
@eritrea6227
@eritrea6227 3 года назад
God job ema hyasa ab Eritrea zelwu haysti kekonu alwom ab daga zelwu ddddd teray 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
@nobel2112able
@nobel2112able 2 года назад
ኤማ ብጣዕሚ ፈቴዮ ሕደማካ፥ ወላኻ ደረፍቲ ቅድሚ ምድራፎም ደጋጊሞም ነቲ ግጥሚ ከስተማቕርዎ እዮም ዝብል እምነት ተዘይሃለወኒ ካብ ደጊም'ሲ ዒብ እባ ይገብሩ ይኾኑ እንተወሓደ ሓንሳብ፥ የግዳስ ዓባይ ብግዕሲ ዕያውታ ሒዛ --------- ይኮነና ኣሎ። ብዝኮና ኣድንቂካ ምኻነይን መደባትካ ኣዜ ከምዝከታተሎን ክገልቀልካ ይፈቱ። ሓንቲ ነገር ግን ደጋጊምካ ትጥቀመላ ቃል ኣላ "ጠሪሽ ኣለኩ" ንምኻኑ ጠርሽ ትግርኛ ድዩ ከምዝመስለኒ ክብ ጨርሼ ዝብል ናይ ኣምሓርኛ ዶ'ኣይኮነን።
@teamrgomida7834
@teamrgomida7834 3 года назад
ተሪር ቀልዓለም ዘይብሉ ህየሳ። ተስፋ ይገብር ክርዱኡኻ።
@samisami8754
@samisami8754 2 года назад
Kla ayrdwon eyom Nmntay enjerana asikana kblwo eyom kkkk
@delayixubuk6965
@delayixubuk6965 3 года назад
እታ ኤሪ እሳት ጡዑይ ዝሓስቡ ከምዘይተምጽእ ሩድእ ኮይኑ እቲ ደንደን ዝብሃል ውን ለማጭ መልሓስ ሒዙ እንተ ኪኢሉስ ንወዲ መምሁር ከውድቕ እዩ መጽዩ ካልእ ዕላማ የብሉን ስለዚ ኣጀኹም እቶም ብቅንዕና ንሓቂ ትሰርሑ ከምብዓል እዚ ሓውና ከምኡ ውን ወዲ መምሁር።
@ንዮበሎምተኽላይ
@ንዮበሎምተኽላይ 3 года назад
Erisat = EriTv style in exile.
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ 3 года назад
ኤማ ኣዚና ኢና ነመስግን ወዲ መምህር ሓያል ሃያሲ ከም ዝኾነ ኣፍሊጡ ደንደን ድማ ሓያል ወዳሲ😂
@erimother5294
@erimother5294 3 года назад
Kkkk wegani kakanka delayi selam kitkewin aytiklin eka haki kab eu wexika tirkeb.
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ 3 года назад
@@erimother5294 ጽሕፈትካ ይርደኣኒ የለን ክቡር ሓው ደጊምካ ወላ ሓገዝ ሓቲትካ ንጹር ጽሓፎ ምስ ናይ ይቅሬታ ግን።
@setesete2724
@setesete2724 3 года назад
ኤማ ተባዕ ሃያሲ ቀጽሎ ወዲ መምህር ጂግና ተባዕ ከም ኤማ ደንደብ ሎክሳስ ወዳሲ ተማሓየሽ ትባዕ
@kubrommicheale1236
@kubrommicheale1236 3 года назад
ህየሳ ሰብ ከይብለኒ ኢልካ ኣይኮነን ቀጽሎ ጥራይ
@milliontlahun2442
@milliontlahun2442 3 года назад
ጹቡቅ ህየሳ ሓወይ ቀጽሎ ኣይትጥፋኣና
@Fthi_Nhzbi
@Fthi_Nhzbi 3 года назад
ማይ ውዑይ እኮዩ ኣፍሊሑ ጸብሒዩ ኢሉና kosile
@linjomay-mayo3612
@linjomay-mayo3612 3 года назад
Moyte
@ghezaehabtay3692
@ghezaehabtay3692 3 года назад
Kakkkk
@saymonshow6708
@saymonshow6708 3 года назад
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣጋላልጻ ኩሉ ግዚየ ብትብዓት ከይፈረሐ ዝገልጽ ሰብ ሓቀኛ እዩ እንዳ ወደስካ ምጽራፍ ግን ከይብሉኒ ምባል ወይ ከይጸልኡኒ ኢልካ እንዳ ፈረሐካ ኢካ ትሰርሕ so ኩሉ ግዝየ ኣቅርብዎ
@Yownas-yz8ku
@Yownas-yz8ku 9 месяцев назад
Nice job ❤❤❤❤❤❤❤❤
@awethabte9045
@awethabte9045 2 года назад
ብጣዕሚ ንፉዕ
@tesfuhaile7219
@tesfuhaile7219 3 года назад
ቃላት የብለይ ዝገልጽ ንስርሓካ ብጥዓሚ ጽብቅ ኣጋላልጻ ብፍላይ ካ ንናይ ትግርኛ ደርፍታት ። ን ዳን ንስካ ዳኣ ምህርካዮ ከይትከውን ።ኣብ ዘለኩሞ ኣምላክ ይባርኩም።
@musiearegay765
@musiearegay765 3 года назад
😂😂እዛ ናይመወዳእታ ደስ ኢላትኒ፡ (ስለ ደየበርከትካ ነመስግነካ)ዋውው ናይባሓቂ ካብ ክንደይ ጠቢባንን ኪኢላታትን ዝተኸልዎ ጥበብ ምዕናው፡ ኢድካ ምቕካብ ውን ሓገዝ እዩ። በርትዑ ሃየስቲ ጹቡቕ ስራሕ።
@reduabdu177
@reduabdu177 3 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝድነቅ ጥበባዊ ህየሳ
@amanueltewelde436
@amanueltewelde436 3 года назад
Ny bahki xubuk aglalxa Dani Ema xubuk kinsemi kemzi Gerkum yerwom👍
@rabababamrabababam5500
@rabababamrabababam5500 3 года назад
ኣማኒኤል ትብዓትካ እኳ ምስ ዳኒ ትማሳሰል ኢኻ ትግሪኛ ግን ዳኒ ይመድረሉ 100% ። ደንደን ፡ ትብዓት ፡ሓቂ ፡ትርሕቆ እያ ወዳሲ ክኸዉን እዩ ኬፍ ዘለዎ ።
@eritreanadeytebareki5959
@eritreanadeytebareki5959 3 года назад
Denken eyu haki Zizareb
@ኤልያስሃይለ
@ኤልያስሃይለ 3 года назад
ምምዳር ሲ ህየሳ ጌርካዮ ፖውውውው
@teamealem3824
@teamealem3824 3 года назад
ደንደን ሳክት ዩ
@arugualasmara3731
@arugualasmara3731 3 года назад
Neaba wedi memhir nfue kkewn ykiel endyu ms ema gn aywedadern eyu b/c ema malet abo hyesa eyu kab qedem edhir tketatelo nierka ab radio dmxi hafash kemu wn ab gazata hadas eritrea
@yonasmisghina8261
@yonasmisghina8261 3 года назад
fearless,brutal reveiw keep the good job man. tumb up .
@ዳዕሮምካን
@ዳዕሮምካን 3 года назад
መጀመርያ እንቃዕ ብደሐን መጻካ ድሕሪ ነዊሕ ይሪኤካ ስለ ዘለኩ እየ ብምቅጻል ሄለን መለስ ነዛ ግጥሚ ክትቅበላ ኮላ ደቂሳ ድይ ኔራ ዝበልካዮ ሐደ ነገር ከረጋግጸልካ ነዚ ወዲ ገጣማይ ንሳ እያ አጋግይቶ ምክንያቱ ክትደርፍ እምበር ክትመሚ ዓቅሚ ከም ዘይብላ አብ ቅድሚአ ዝነበረት ደርፋ ሰሚዕናያ ኢና ፡ናይ መርዓ ባህላዊ ዜማና ብ በረከት ወልዱ ተሰኒዑ ዘያማይ ዝተባህለሉን ብ ሱዚኒኖ ዝተገጥመት ናይ ዳስ ደርፊ ሒዛትልና ምስ መጸት ዝቀበጽናያ ቡዙሐት ኢና ኔርና ። ስለዚ ናይ ቀደም ደርፍታታ ብዓበይትን ኪኢላታትን ዝተሃንደሱ ደአምበር ፡ ብ ብቅዓታ ዝተፈጥሩ ከም ዘይ ኮኑ ንጹር እዩ ። አብ ክሳድ ቶም ዓበይቲ ደረስትና ተሐንጊራ እያ ነታ ዝነበረት ሄለን ትመስል ኔራ እምበር ። ካብኦም እግሪ ምስ የሕጸረት ሲ ሐቀኛ ምስላ ተጋሂዱልና ወዲ ዓበይቲ ።
@Efrem289
@Efrem289 3 года назад
ወዲ መምህር ከፊሉዋ ኢዩ ክብሉ ኢዮም እቶም ዘይተዋሓጠሎም
@linjomay-mayo3612
@linjomay-mayo3612 3 года назад
Lazm weyane haaaaa
@shewitsgem2653
@shewitsgem2653 2 года назад
Helen merit harima
@filimonmedhanie1720
@filimonmedhanie1720 2 года назад
ኤማ & ዳኒ ኣናብስ ኣጆኹም እዚ መይቱ ዘሎ ደርፊ ክትመልስዎ ናብ በቱኡ ተስፋ ይገብር።
@ProfesayMejer
@ProfesayMejer 3 года назад
"ቀመም የብላን በቃ" ኤማ ወሳኒ ሃሃሃ
@ጽዮን-ደ5ኰ
@ጽዮን-ደ5ኰ 3 года назад
እንጀራ'ዝጊ ብላዕ
@LOVE-yw3tv
@LOVE-yw3tv 2 года назад
Edme yhabka tray 🇪🇷😎👈❤️
@yessss3451
@yessss3451 3 года назад
Betami jigna
@surafielghebrehiwet866
@surafielghebrehiwet866 2 года назад
Eriwood Tomas eti BG simple kikewin alewo nsu aykonen agedasi aman kikolih sile zelewo solid color kikewin kem eti text zelewo ab green screen kitsieliwo zbelexe EU camera DMA ETA fit zele trah ekilti eya ETA side zela ab qexali tetialiywa melekti sile zeybila kaliea wihdet btaemi xbuq kabzi n laeli post production kinxbe ena aman DMA aytihmeq ziema zihiyis DMA atebabialna thanksz
@berostv8610
@berostv8610 2 года назад
Akerarbaka Mara eka kef tbeni
@teamehaile1801
@teamehaile1801 11 месяцев назад
ዳኒ ወዲ መምህር& ኤማ ናይባሓቂ መማህራን❤❤
@crownstore4897
@crownstore4897 3 года назад
Betami nefue
@tedrosfishaye9942
@tedrosfishaye9942 2 года назад
Great Ama keep it up
@rufaelabrehe1197
@rufaelabrehe1197 2 года назад
Powww tebaitay agelalxa ema qexilo kemaka kea yibzhu 👍💯💯💯
@keepitmakehistory2313
@keepitmakehistory2313 2 года назад
Nay bhaqi mesarhi eyom zitqemlon👍👍👍
@idoalwaysforbeter5619
@idoalwaysforbeter5619 3 года назад
ነዚ ደንደን ዝባሃል ሃያሳይ እባ እዛ ናይ ኤማ ዝብላ ዘሎ ንጎሩልና። ንወዲ መምህር ከምዚ እባ ክስታይ እባ ዝብሎ ዘሎ።
@johnlove4061
@johnlove4061 3 года назад
ባሓቂ ንስኻ ጻድቅ ኢኻ።
@ሓይሊቃል
@ሓይሊቃል 3 года назад
Kkkk ንስካ ከኣ ቁዱስ ኢካ ቡሩክ ፍጥረት
@alenadema8334
@alenadema8334 3 года назад
Ya nay bahaki hakena yu🥰
@berakigebremedhn1224
@berakigebremedhn1224 2 года назад
Nice nice amatey nay behaki eka mehegos pleace qexlo bejaka
@tewishew1799
@tewishew1799 2 года назад
Hayal sebe yediliyena neru terekibika kexilelu etekilika kulu nay eritran tigiran hayiso bejaka miniti nisemai kitimo 🙏🥰
@ሰይፈናይልበይ
@ሰይፈናይልበይ 3 года назад
ብነብሱ ደንደን ወዳሲ ምስ ስነ ጥበባውያኑ ኮይኑ ንወዲ መምህር ከውድቅ ክትንክፍ ሓሲቡ እምበር ዳኒ እኳ ነጊሩ ኢዩ ኤማ'ውን ካብዚ ናይ ወዲ መምህር ዝፍሊ ሓሳብ ዝፍሊ ኣይኮነን ኣንበሳው ከምዚ ጌርኩም ዳኣ ነዞም ናይ ሎሚ ስነ ቅንጠብጠብ ገስጽዎም ኣባኹም ኢዩ ዘሎ ጥበብ ብዓል ኤማ ዳኒ ወዲ መምህር ቀጽልዎ
@biniboy2135
@biniboy2135 2 года назад
Good
@helwannaomi9489
@helwannaomi9489 2 года назад
abzi hiji gize kemka seb haki ziftu eyu zdli zalo tebarek marey❤🙏🏽
@THEREISNOTOMORROW-p5v
@THEREISNOTOMORROW-p5v 3 года назад
የቀንየልና ኤማ. ኣይትጥፈኣና.
@መርከብወለዶታት
@መርከብወለዶታት 2 года назад
የቀንይልና መምህር
@ሰላም-ጘ3መ
@ሰላም-ጘ3መ Год назад
አማ መስሓቅ አገላልጻዩ አነስክስሕቅ ኢለየ ዝሰምኦ❤ ዳኒ ከአ መንእሰይ ከሎ አቢ ድዛረብ ዘሎዩ ዝመስለኒ እዚኦምስ የክርእካ❤❤❤ ኤማ❤ ዳኒ😂
@aaronlid9451
@aaronlid9451 3 года назад
ዓቡይ ወዲ መምህር, ( ማይ ኣውዒዩ ጽብሒ ኢሉ ሂብና )
@elianamicheale5060
@elianamicheale5060 3 года назад
Dani and ama smart xebuk srah kexilwo nic job
@tedrosgebremaryam3101
@tedrosgebremaryam3101 2 года назад
Yekenelna kbur haw amanual xibuk mebrhi kexilo bhalina abotu kimlesi 👍
@efii2324
@efii2324 3 года назад
Powww,ዝድነቅ ተንተና ናይ ብሓቂ
@drarberhane3253
@drarberhane3253 3 года назад
ንወዲ መምሁሩ መምሁሩ እኻ እለ ዶ ክድምድሞ፡ ምኽንያቱ ኣብ ገጽካ ዘሎ ናይ ጥበብ መሳጥነት ናይ ብሓቂ!!
@sidetkertet6545
@sidetkertet6545 2 года назад
Ama ambesa keep it up
@tekleyohanes8798
@tekleyohanes8798 3 года назад
ኤማ ማለት እቲ 6 ጋንሾ ዝተሰፈየ ብሰንኪ ሓቂ ምዝራቡ እዩ።እቲ ናይ ባሓቂ ሃያሲ ማለት ካኣ ኣድልዎ ዘይብሉ ንኩሉ ብሓደ ዓይኒ ዝርኢ ከም ኤማ ክክውን ኣሎዎ።ኤማ ነታ ብዙሕ ሰብ ዘይፈትዋ ነታ ሓቂ ፈረጥ ኣቢሉ ኣንትዕ ኣቢሉ እዩ ዝነግረካ።ቀላዓለም ዝባሃል የሎን ኣብ ህየሳ።የቀንየልና ኤማ
@ariamnoahamaniel3373
@ariamnoahamaniel3373 3 года назад
Supper talented guy
@onedayentertainment2470
@onedayentertainment2470 3 года назад
"ፍቕረይ ብዓልቲ ፍዛዛ ገዲፍክኒ ኬድኪ ን ዓረዛ እሞ ከኣ ኣብ ግዜ ኣኻዛ" ክክክክ ክንህይሳ ና ንሕና ከኣ።
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 3 года назад
Fzaza malet etay malet eu
@onedayentertainment2470
@onedayentertainment2470 3 года назад
@@selotesfagabir8988 ከባድ ሕቶያ። ብግምተይ ግን ካብ ምፍዛዝ ዝተወስደት ከይትከውን። ፍዛዛ- ፍዝዝ ዝበለት።
@yishamhabtom7057
@yishamhabtom7057 3 года назад
bzaza yu ilu bzaza malet keA aderye adetatna ab rsen shfn zebalu
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 3 года назад
@@onedayentertainment2470 kkk bzkone fzaza aykonen bizaza eu zbl zelo bizaza malet t ka adrye wey ka sharba eu beti nay kedem abahahila
@emnetfrekalsi2795
@emnetfrekalsi2795 3 года назад
ኣማኑኤል በርሀ ብሉጽ ስራሕ ከምዚ ኢልካ ምምጻእካ ብጣዕሚ ዘገርም ኢዩ ጥበብ ህየሳኻ ይሰስን
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 3 года назад
እቲ ዝሕዝኒ እንታይ ደዩ እቶም ደርፍቲ ጽግዒ ናይ ደንደን ምሓዞም እዩ ካብ ብዓል ኖሆ,,,, ጂርካ፡ክሎም፡ሕማ ጥበብ እዮ ትርጉም እንታይ ምኻኑ ዘይፍልጡ ኤድት ሻዕብያ ሓስብ ሒዞም፡ ይእዛና እኮ ኣባልሺ"ሞ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
ይገርመካ እዩ ክንደይ ተማጉተ እየ ደንደን ሃያሲ ዘይኮነን ወዳሲ እዩ ኢለ።
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 3 года назад
@@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ ክክክክ ጽቡቅ ኣለኻ ። ግን ቅያር ዓንደብርሃንን እዩ ኢልካ ወስኸላ ብዙሑ ዘአማሳል ኣለዎም
Далее
Страшная Тайна Светы Кемер !
33:04
Ванька пошел!!!! 🥰
00:18
Просмотров 681 тыс.
Страшная Тайна Светы Кемер !
33:04